ኣፍ ከሳሲና ክዓጹ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

Ойын-сауық

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ መዝሙር ዝተዳለወ ሓድሽ መዝሙር
ኣፍ ከሳሲና ክዓጹ
ጸላኢ ሰናይ ከሕፍር ኣፍ ከሳሲ ኽዓጹ
ቅዱስ ቃል ምስጋና ኣብ ኣፍና ጎይታ ከንብር መሪጹ
ብዓቢ ምሕረቱ ብልሳን ዝጠብዉ ሕጻናት
ተኣምር ግብሩ ኣግሃዶ ብኣና ብኣና ናጽላ ዕሸላት
ምስሊ ተቐሪጹ ኣብ ማህጸን ጽንሲ ከይተሰርዐ
ነፍስን ስጋን ተዋሂዱ ብኣፍልጦ ልቢ ከይተረትዐ
ካብ ማህጸን ቀዲሱ ሓርዩኒ ንኽኸውን ነቢ
ንኣህዛብ ምሂረ ክገብሮም ናይ እግዚኣብሔር ህዝቢ
ኣብ ማህጸን ብሓጎስ ክዘልል ኣእግረ
ብልምልሙ
ገና ዓይነይ ከይተኸፍተ እዝነ ስጋይ ብጽሙሙ
ንጎይታ ናይ ኣምልኾ ክሰግደ ንድንግል ናይ ጸጋ
ዓይነ ልቦናይ ከፊቱ ብምሕት ቱ ብዘይ ዋጋ
ሆሳዕና ኣብ ኣርያም ብስም ጎይታና ንዝመጸ
ኢልና ንኽብሩ ክንዝምር ቲ ብሃም ልሳና ኣድመጸ
ኩሉ ዝኾነልና ካብኡዩ የለን ዝኾነ ካባና
ካብ ረበናት ዘይተረኽበ ሕጻናት ቅኔ ጎሲዕና
ኣቱም ዓበይቲ ወለዲ ፍጹም እንተዘይ ተመሊስኩም
ብንስሓ ተሓጺብኩም ከም ሕጻናት ተዘይኮንኩም
እቲ ባሕሪ ሓዊ ኣይስገርን ዩ ብምቑጻር ዕድመ
ናይ ጽድቂ ኣርኣያ ኩኑና ዓይነ ብርኪ ከይጠለመ

Пікірлер: 69

  • @mahberemariamisrael
    @mahberemariamisraelАй бұрын

    ኣፍ ከሳሲና ክኣጹ ጸላኢ ሰናይ ከሕፍር ኣፍ ከሳሲ ኽዓጹ ቅዱስ ቃል ምስጋና ኣብ ኣፍና ጎይታ ከንብር መሪጹ ብዓቢ ምሕረቱ ብልሳን ዝጠብዉ ሕጻናት ተኣምር ግብሩ ኣግሃዶ ብኣና ብኣና ናጽላ ዕሸላት ምስሊ ተቐሪጹ ኣብ ማህጸን ጽንሲ ከይተሰርዐ ነፍስን ስጋን ተዋሂዱ ብኣፍልጦ ልቢ ከይተረትዐ ካብ ማህጸን ቀዲሱ ሓርዩኒ ንኽኸውን ነቢ ንኣህዛብ ምሂረ ክገብሮም ናይ እግዚኣብሔር ህዝቢ ኣብ ማህጸን ብሓጎስ ክዘልል ኣእግረ ብልምልሙ ገና ዓይነይ ከይተኸፍተ እዝነ ስጋይ ብጽሙሙ ንጎይታ ናይ ኣምልኾ ክሰግደ ንድንግል ናይ ጸጋ ዓይነ ልቦናይ ከፊቱ ብምሕት ቱ ብዘይ ዋጋ ሆሳዕና ኣብ ኣርያም ብስም ጎይታና ንዝመጸ ኢልና ንኽብሩ ክንዝምር ቲ ብሃም ልሳና ኣድመጸ ኩሉ ዝኾነልና ካብኡዩ የለን ዝኾነ ካባና ካብ ረበናት ዘይተረኽበ ሕጻናት ቅኔ ጎሲዕና ኣቱም ዓበይቲ ወለዲ ፍጹም እንተዘይ ተመሊስኩም ብንስሓ ተሓጺብኩም ከም ሕጻናት ተዘይኮንኩም እቲ ባሕሪ ሓዊ ኣይስገርን ዩ ብምቑጻር ዕድመ ናይ ጽድቂ ኣርኣያ ኩኑና ዓይነ ብርኪ ከይጠለመ

  • @Sara-tb4ty
    @Sara-tb4tyАй бұрын

    ከምቲ ንህጻናት ዝመረጾም ንዓና ካኣ ምእንቲ ህጻናት ክብል ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @senaitsamuel5744

    @senaitsamuel5744

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @amlesomgoitom6722
    @amlesomgoitom6722Ай бұрын

    እዚ ፍረቅዱስ እምነት ፍረ ቅዱስ መስውእቲ ብሓቂ ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ወድና ከኣ ብጸጋ ናብ ዝላዓለ ክብሪ የብጽሕካ ማሕበረ ማርያም ዓስቢ ቅዱስ ጽዕራ ፈረ ደቃ ትምገብ ኣላ እግዚኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ኣሜን።

  • @senaitsamuel5744

    @senaitsamuel5744

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @kbromtekliya5062
    @kbromtekliya5062Ай бұрын

    ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ህጻናት ደቂ እመብርሃን ። ኣምላኽ ብጸጋን ብጥበብን የዕቢኹም ።

  • @AmanGebremedhen-ey5tg
    @AmanGebremedhen-ey5tgАй бұрын

    እልልልልልልል እልልልልልልል፡እልልልልልል ዝማሬ መላእኽት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩሙ ንጹሃን ህጻናር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lt8cz4mc7d
    @user-lt8cz4mc7dАй бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤ ክቡራተይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💘💘💘💘💘💘💘💐💐💐💐💐💒💒💒

  • @FrehiwetAndemariam
    @FrehiwetAndemariamАй бұрын

    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ፍቁራት ህጻናት ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም ❤

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010Ай бұрын

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጎይታ ዝመስከረልኩም ንጹሃን ህጻናት ቁጽሪ መላእክት ይግበርኩም።❤

  • @user-wu5ih1ru3q
    @user-wu5ih1ru3qАй бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ደቂ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ክስብ መወዳእታ ፍጻሜኩም የጸብቀልኩም ።

  • @ambesjon3075
    @ambesjon3075Ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን ፍትዋት ህጻናት ብጸጋን ጥበብን ይዕቢኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ❤ !!!

  • @NegassiNebai-wm5me
    @NegassiNebai-wm5meАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤❤❤እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትክን/ኩም ይባርክ❤❤❤❤Holly kids God bless you forever ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mq6qi7gb5s
    @user-mq6qi7gb5sАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤❤❤❤❤ጾኮት እመ ኣምላክ ዘውትር ኣብ ዝርያኹም ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rchigal585
    @rchigal585Ай бұрын

    ኣሰይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጸጋ እግዚአብሔር የዕቢኹም❤❤❤❤🎉🎉

  • @biemnetykealo7883
    @biemnetykealo7883Ай бұрын

    +++ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሔር ናብ ዝልዓለ ጸጋ ክብ የብልኩም +++

  • @tsehayeandom2816
    @tsehayeandom2816Ай бұрын

    ዝማረ መላእክት ይስም ዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም

  • @samuelhailemichael2799
    @samuelhailemichael2799Ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቁራት ሕፃናት ደቂ እመብርሃን❤❤❤❤

  • @tube-pk3gk
    @tube-pk3gkАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ። ኣምላኽ ብጸጋን ጥበብን የዕቢኹም ፍቱዋት ህጻናት❤❤❤❤❤

  • @haileabeyob9312
    @haileabeyob9312Ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም አምላኽ

  • @CHILDRENSROOM-jl4pc
    @CHILDRENSROOM-jl4pcАй бұрын

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፍትዋት ሕጻናት።

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata8578Ай бұрын

    ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣምላኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dejenhagos2682
    @dejenhagos2682Ай бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ማ/ማርያም። ድያቆን ዳኒኤል ❤

  • @goytomghebremlkaelzarekurs4549
    @goytomghebremlkaelzarekurs4549Ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን ብጥበብን ብጸጋ ይዕበይኩም

  • @user-zo1ti7yq2e
    @user-zo1ti7yq2eАй бұрын

    Aseyyyyyy Elllllllllllllllll ዝማሬ መላእክቲ የስምኣልና ይሕዋተይ መኣረይይይ ❤❤❤❤😘😘😘

  • @user-lq8bw1lm8e
    @user-lq8bw1lm8eАй бұрын

    ዝማሬ መልኣክቲ ይስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jdt6fter414
    @jdt6fter414Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእቲ የስመዐና🎉🎉🎉🎉

  • @user-el2yq1tc9h
    @user-el2yq1tc9hАй бұрын

    ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤

  • @user-rm1zd9tl6n
    @user-rm1zd9tl6nАй бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @GoitomAlem-ey6yj
    @GoitomAlem-ey6yjАй бұрын

    ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና 🇪🇷❤️ ቡሩኻት አብ ቤቱ የዕብኹም

  • @FhhYuy-ze3vj
    @FhhYuy-ze3vjАй бұрын

    ቃል ሕይወት ዝማረ መላእኽት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ህጻናት ደቅና ብጸጋን ብጥበብን የዕቢኹም ኣምላኽ ኣሜን

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane8444Ай бұрын

    ተባረኺ ብሩኻት ህጻናት

  • @senuberhe3045
    @senuberhe3045Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት ዝማሬ መላእክት የስማኣልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም። 🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹🌷🌷🌷

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata8578Ай бұрын

    ❤❤❤❤ amen❤❤qq zmare,melakti yesmaalna❤❤q

  • @abebateklab7089
    @abebateklab7089Ай бұрын

    Amen amen amen qalehiwet ysmalna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338Ай бұрын

    ፅሩያተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እናዳዘመርኩም እና ወደስኩም አብ ቤቱ የንብሩኩም❤❤❤

  • @ftsumzeray7866
    @ftsumzeray7866Ай бұрын

    Amlak zmarikum yqebel asey danial weday xegaka ybzah❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-np6gd3su8b
    @user-np6gd3su8bАй бұрын

    Zmare melaekt yesmealna kburat mahberna. Amlak selamu yebzh.

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane3289Ай бұрын

    Zmarie melaekti yesmealna ftwat hxanat xegeu yebzehalkum amlak nlbi zmst aexmti zeresrs mezmur ❤❤❤

  • @merhawidesale1596
    @merhawidesale1596Ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ዕድምን ጥዕናን ይሃብኩም ።❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236Ай бұрын

    Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotkum egzabher amlak ybark ftwat hxanat

  • @yonasgheremeskel9897
    @yonasgheremeskel9897Ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፍቁራት ህጻናት

  • @BrkithdshHdsh
    @BrkithdshHdshАй бұрын

    ዝማረመላኣክትይስመዐና❤❤❤❤❤❤

  • @tigistikeshi4062
    @tigistikeshi4062Ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም እቲ ቦታ ደስ የብለካ ፍልሰታ መጽኤ ቀዳመይቲ ዕዶትተይ አብአ ኔራ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ መን ምስመሃረና ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uu2zi5fg7k
    @user-uu2zi5fg7kАй бұрын

    amlak tsegu yebzhalkum mukuratey❤❤❤

  • @mchotmahari7771
    @mchotmahari7771Ай бұрын

    አሜን

  • @Giday-dz8wt
    @Giday-dz8wt26 күн бұрын

    Amen Amen Amen❤❤✝️✝️✝️

  • @AlemNeguse-yi9vj
    @AlemNeguse-yi9vjАй бұрын

    Amen amen amen

  • @hagostesfa2416
    @hagostesfa2416Ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️xegiu yebzhalkum amen

  • @user-zx5ot7wj7f
    @user-zx5ot7wj7fАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Amen Amen Amen

  • @rahelafewerki-xi7kq
    @rahelafewerki-xi7kqАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-vo8dy1bc9j
    @user-vo8dy1bc9jАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitsamuel5744
    @senaitsamuel5744Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Giday-dz8wt
    @Giday-dz8wt21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤ አልልልልልልልልልልልልልልል

  • @Giday-dz8wt
    @Giday-dz8wtАй бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-sp3qb8ex2x
    @user-sp3qb8ex2xАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aaabbb253
    @aaabbb253Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @end4973
    @end4973Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @gere6yesef220
    @gere6yesef220Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-st3yk8km3k
    @user-st3yk8km3kАй бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @end4973
    @end4973Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @awetashebr9167
    @awetashebr9167Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zo1ti7yq2e
    @user-zo1ti7yq2eАй бұрын

    Aseyyyyyy Elllllllllllllllll ዝማሬ መላእክቲ የስምኣልና ይሕዋተይ መኣረይይይ ❤❤❤❤😘😘😘

  • @Smreot
    @SmreotАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhasteklesion7850
    @trhasteklesion7850Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @merhawiestifanosgebrehiwot6935
    @merhawiestifanosgebrehiwot6935Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selamsemere970
    @selamsemere970Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі