4ይ ክፋል ምግላጽ መጽሓፍ መስፍን ሓጎስ

Ойын-сауық

4ይ ክፋል ምግላጽ መጽሓፍ መስፍን ሓጎስ

Пікірлер: 52

  • @tadhab3092
    @tadhab30924 ай бұрын

    Jesus is the way the truth and the life "

  • @miletebahta7184
    @miletebahta71845 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ገበን ገሩ እናፈለጥኩም ስለምንታይ ዘይትኸስዎ ኣብዓዲ ሕጊ እድዩ ዘሎ

  • @risomlegese387
    @risomlegese3875 ай бұрын

    መስፉን ሓጎስ ናይ ባዶ ሰለስተ (03) መዳናገሪ መጽሓፍ እዩ ጽሒፉ።

  • @weldaymehari3392
    @weldaymehari33924 ай бұрын

    በዓል መገዲ ከይከይድ የዕነኒ በዓል ዕዳ ከይዓዲ የዕነኒ፡ ሕጂ ካብ ዘይ ብቕዓት ኢልካ ምምኽናይ ሰባት በሊዕካ ከም ኣራዊት

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32825 ай бұрын

    ልክዕ ንኸምስል እምበር ሰብ ከኣ ከይተሃላልኾ እምበር ሕጂ እውን መስፍን ሓጎስ ኣብዚ ወጻኢ ኮይኑ ከም ሕዱር ሕማም ኮይኖም ነዚ ዝቃለስ ዘሎ ህዝቢ ብትንትን ንምእታው ዝሰርሕ ዘሎ ደጋፊ ናይ ኢሰያስ እዩ ኢለ እየ ዝርእዮ።

  • @miletebahta7184
    @miletebahta71845 ай бұрын

    መዋረዲኡ ጺሒፉ እዚ ቀታሊ ሰብ ክንደይ ብሉጻት ሰብት ኣጥፊኡልና ውሉድ ወለዶና ኣብ ጽንተት ወዲቅና ረሳሕ ታሪኽ ንደቁ 💔💔💔😭😭🤮🤮

  • @really825
    @really8255 ай бұрын

    Eziom da naxenet kemxu zikonu seb kbesabsu eyom tselifom

  • @ghirmaymichael7156
    @ghirmaymichael71565 ай бұрын

    እሞ ድሩዕ እንተሎ ዘይትሓትዎ ንድሩዕ ኣጥፍእካስ ታሪኽ ምጽሓፍ እዚ ገበን እዩ እውን😮

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32825 ай бұрын

    እሞ ብዛዕባ እቶም ዝቐተሎም እንተ ጽሒፉ ድኣ ነብሱ እንድዩ ከጋልጽ። እቲ ንዕኡ ዝትንክፍ እንዳ ሰገረ እምበር ኩሉ ሙሉእ ብምሉ ክጽሕፈልና ኣይክእልን እዩ። ግን ነቲ ንሱ ጽሒፉዎ ዘሎ ዝቃወም ድማ ሓደ ሓቀኛ ጽሓፊ ኣብቲ ቃልሲ ዝነበረ ክርከብ ኣለዎ።

  • @diborakingofkings3234
    @diborakingofkings32345 ай бұрын

    ደም፡ሰብ ተደሪሩ ዝሓደር ሰይጣን እምበር ፡ደም ሰብ ተደሪሩ ዝሓድር ሰብ የለይ፡ ሰብ መግቢ እዩ ዝድረር።

  • @bltblt2473
    @bltblt24735 ай бұрын

    ሻዕብያ ዓዋሉ.

  • @Hanny-Love
    @Hanny-Love5 ай бұрын

    Wey gud…..

  • @fesehawold238
    @fesehawold2385 ай бұрын

    I am from Hamassien. In 1976, the EPLF Halewa Sewra accused me of being a symphonizes of 'MENKAE." I admitted that I was. They accused me of praising Mussie and Yohannes and I said that I praised them only for their character during their time in college.

  • @user-lz7nv6gp5u
    @user-lz7nv6gp5u5 ай бұрын

    ታደሰ ኪዳነ ሎሚ ዲካ ናይ ብሓቂ ኣውራጃ ክምዝነበረን ጽቡቅ ገሪካ ትፈልጥ ኢካ ክሳብ ሒጂ ከም ዘይ ፈለጥካ ኮንካ ምዝራብካ ገሪሙኒ

  • @ghirmaihaile7910

    @ghirmaihaile7910

    5 ай бұрын

    What is the problem though

  • @user-lz7nv6gp5u

    @user-lz7nv6gp5u

    5 ай бұрын

    @@ghirmaihaile7910 ተደሰ ኪዳነ ጽብቅ ገሪካ ትፈልጥ ኢካ ኣውራጃውያ ሙኮኖም ብዓል መስፉን ሓጎስ ኩሎም ጀነራላት ካርነሽም ድሕሪ ጉጅለ 15 ምእሳር ኩሎም ደቂ ኣኮሎግዛይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ዝነበርሩዎ ናብ ሲቢል ክፋኖዉ ተገይሮም ተኣሲሮም እዚ ኩሉ ግፍዒታት እቶም ዓበይቲ ኣያታት ኣከለጉዛይ ትፈልጡ ኢኩም ፈራሓት ስለዝኮንኩም ኢዩ

  • @dhstl2696
    @dhstl26965 ай бұрын

    ኣቶ መስፍን ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ረኺቡስ ኣብ ክንዲ ጌጋኡ ተረዲኡዎ፡ ጌጋ ሕሉፍ ተመኩሮ ሓቀኛ ታሪኽ ዘዘንቱን ይቕሬታ ዝሓትትን፡ እንታይነቱ ሓቢኡ ናይ በይኑ ናይ ዘለኣለም ሓወልቲ ኣብ ኤርትራ መታን ክስራሓሉ ታሪኽ መስሪሑን ምሂዙን ይሓልፍ ኣሎ። ዓገብ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32825 ай бұрын

    ብደዐ፡ ንዕቀት፡ ጸርፊ ሕጨጫ ኩሉ ግዜ ብሻዕብያ እዩ ዝጅመር ኔሩ። ከይተሰለፍና ገባር ከሎና ንኣሽቱ ከሎና ኢና መዚንናዮም። ካብ ዘረባኦምን ምንቅስቓሳቶምን።

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle89284 ай бұрын

    Mesfun hagos ms eseyas koynu kedey nxuhan zetfe eyu

  • @gm5215
    @gm52155 ай бұрын

    ቀጠፍጠፍ ህግደፍ ዘይፈልጥ የለን እንተሎ ናይ ፖለቲካ ተልመዴን ዩ

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh87755 ай бұрын

    ዘገርም እዩ እቱ ምምላኽን ባርነት ብእዋኑ ብጊሓቱ እዮም ጀሚሮሞን ሪዒሞሞን ወይ ጉድ ውልቃዊ ነጻነትካ ዘይዓቀብካን ዘየውሓስካንስ ንነጻነት ህዝቢ ክትጋደል ክትቃለስ ፍጹም ዝካኣል ኣይነበረን መስደመም እዩ። ሰብኣይ ምስ ዕጥቁ ከም ቖልዓ ይህረምን ይግረፍን ዓጃይብ ዘብል እዩ።

  • @user-me8bs6wp7k
    @user-me8bs6wp7k5 ай бұрын

    እንኮ ከም ሓሙስ (መስፍን ሓጎስ )ከም ዚኦም ኣብ ኣፍሪቃ በጻብዕ ዮም ዝፍጠሩ ::

  • @Hlina848
    @Hlina8485 ай бұрын

    Mesfin hagos neti tark kalsi Eritrea keyxehaf kelklwo zelo sriat mesfn akmu xihfu alo bzikone gn tefetawi lebzeben texeyka eka zeleka kndi nab sriat eseyas miklas kalsika mstekawemti eyu koynu zelo yehezn.

  • @hailetewolde4040

    @hailetewolde4040

    5 ай бұрын

    ኣብ ስኮነ ናይ ዝሓለፉ መንግስታት ማእሰርቲ ከምኡ ኢዩ ። ኤርትራ ንምህናጽ ሃናጺ ኣገላልጻ እንተኣንተትገብሩ ምሓሸ። ኤርትራ ንምፍራስ እውራጅዊ መልክዕ ተትሕዝዎ ኣሎኩም። ስለምንታይ ነዚ ወለዶ ቅላትን ምሉእ ሓስባትን እንዳፈንጨልኩም ትብርዝዎ ኣሎኩ። ሓድሽ ናትኩም እንተተበርክቱ ምሓሸ።

  • @Hlina848

    @Hlina848

    5 ай бұрын

    @@hailetewolde4040 መን ኢዩ ብኣውራጃ መቃቅሉ ንኹሉ ኣይተሕብር ብዝኾነ እስኻኸ?

  • @alemtekeste5757
    @alemtekeste5757Ай бұрын

    Hi ohhhhhh my God. Booooogggg beeeeellle. About. Hagooos. Mesffen. Old fashion. For. 1970. Expiar

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh87755 ай бұрын

    እንታይ ዝበለ ናይ እንስሳ ዘረባ እዩ ታ ዚ

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62395 ай бұрын

    ባባ መኮነን እንቋዕ ከሎ ጌና ብንጉሆኡ ካብ ዓዋሉ መሪሕነት ህግደፍ ተፈለኻ እዝጊሄር ኣማኺሩካ። እንተኾነ ግን ዝገረመኒሲ፡ ሕልፈት ወይ ዕረፍቲ ናይ መምህር ተስፉ ዘውደን ናይ ወርቁ ዘርኣይን ከይሰማዕካ ምጽናሕካ ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ፈኑ ኮይኑ ተሰሚዑኒ! ደሓር በጃኻ ሕድሪኻ ሕድሪ ስላሴ ባባ መኮነን *ወላሂ* ኣይትበል! "ወላህ ዝብልን ተውላሕ ዝብልን" ኣይትእመን ይብሉ ወለድና።

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    5 ай бұрын

    ናይ መኮንን ካብ ሻዓብያ ናብ ጀብሃ ምኻድ ከም " ካብ ሓርኢ ዘሊልካስ ናብ ጽሕጻሕ " እዩ ክበሃል ይከኣል😅

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    5 ай бұрын

    @@hailewolde1816 ኣህጉራዊ ሰራቒ ቴምበናይ ወዲ መድህን በራድ ዕድለኛ'ዩ ብዙሓት ዘዝፈሰዎ ፈሲ ዝቑሕሙ ባራዩን ኣግልገልትን ሰዓብቲ ምርካቡ። ባባ መኮነን ካብ ሻዕቢያ እንተዘየምልጥ ዕጫ ናይቶም ኣሽሓት ኣብ ሓለዋ-ሰውራ ዝሓቐቑ ደቂ ኣከለ ኮይኑ ምተሰወረ ኔሩ።

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    5 ай бұрын

    @@tomasmogos6239 እሳማማዕ !! ኢሳያስ ናይ ብሓቂ ዕድለኛ ሰብ እዩ ። ክፍኣቱ ገዲፍካ በሊሕን መስተውዓልን ሰብ እውን እዩ። በዓል መኮንን ግን ናብታ ዝጠፈሸት ውድብ ከይዶም እንታይ ፈይዶም? ሕጂ ከኣ እንዳ ቆዘሙ ይነብሩ ኣለው🥲

  • @negasisereke8011

    @negasisereke8011

    5 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @user-he5on3dz5w
    @user-he5on3dz5w5 ай бұрын

    Wow!! This is an outlet ( Tefetami show) for gossip of regionalism against one.....

  • @Meszzarabi

    @Meszzarabi

    5 ай бұрын

    Liar. ! ኪድ ንፋለስጢን ዱዓ ግበረላ ያ ዓቢድ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32825 ай бұрын

    ሓቁ ገብራይ ተወልደ ጀብሃ ሓራዲት እያ እንዳበሉ ድኣ ከመይ ጌሮም ንቖልዕቶም ከዕቁቡሎም ኣሚኖሞም። ገብራይ ኣብ ጁባና ላማ እዩ ዘሎ ክብል ከሎ እቲ ሻዕብያ ትብሎም እዩ መሊሱሎም። ኢሉዎ እንተኾይኑ????? ሻዕብያ ግን ንናይ ጀብሃ ናይ ህዝቢ መደበርን ናይ ጽባሕ መደበርን ብመዳፍዕን ረሻሻትን እንዳ ሃደኑና እዩ ዝዝከረኒ ። ንመን እዮም ጻጥቃናት ክኾኑሉ ዝፍትኑ። ጀብሃ ኣብዚ ትገልጽዎ ዘለኹም ዓመታት ኣብ ህዝቢ ዝኾነ ጭካነ ይኹን ግፍዒ ትፍጽም ኣይነበረትን። ሻዕብያ ዝብልዎን ዝገብርዎን ዝነበሩን ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣእምሮና ኣሎ።

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift77235 ай бұрын

    መስፍን ሓጎስ ጅግና ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd4 ай бұрын

    መስፍን ሓጎስ ካብ ኢሳያስ ግፍዓኛ ብምንታይ ይፍለ?

  • @tesfalemhaile8917
    @tesfalemhaile89175 ай бұрын

    ጽሊኢ ኢዩ እበሪ ጪቢጢ እተ ሃሊዩ ክትከሱ ነሪኩም

  • @miletebahta7184
    @miletebahta71845 ай бұрын

    ተደራቢሹ እዩ እዚ ደርቡሽ መመሊሱ የሕመካ ናይዞም ረስሓት ስራሕ ኤረትራዊ ምኻንካ የሕመካ 😭😭😭🤮🤮🤮💔💔💔💔

  • @negasisereke8011

    @negasisereke8011

    5 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @miletebahta7184
    @miletebahta71845 ай бұрын

    ፈሊጥናዮ ኣለና 21 ክፍለዘመን እዩ በዚኦም ዝደናገር የለን ኣብጥቃና ክቀርብ የብሉን መርዛም ሰብኣይ

  • @user-nm2ir3qi9x
    @user-nm2ir3qi9x5 ай бұрын

    Ane zigermeni ezi zihatit delo behayli awrajawi kigebro n mesfin Hugos yxi er mihilawi eyu duhul n balu ate hasasibiu zeykeyere ab sidet datekemete hasawi kid ab eritrea atika hitet B ginbarka tiyit me ateweka hasawi

  • @goitomteklu6681

    @goitomteklu6681

    5 ай бұрын

    ደንቆሮ ኢኻ ንስኻ ወድዛ ቱኻን ርእሱ ንሱኮ እቲ መስፍን ዝጸሓፎ እዩ ዘንብበልካ ዘሎ በጊዕ ነጅስ።

  • @ghirmaihaile7910

    @ghirmaihaile7910

    5 ай бұрын

    መስፍን ዝጸሐፎ አንብብ ግና ደንቆሮ ኢኻ ትመስል

  • @dhstl2696

    @dhstl2696

    5 ай бұрын

    ክቡር ሓው፡ ኣብ ክንዲ ትጻረፍ ንምንታይ በቲ ትፈልጦ ሓቂ ጌርካ ዘይተረድኣና? በጃኻ ካብ ከም'ዚ ዓቕሚ ጎደል ኣገባብ ንርሓቕ። የቐንየለይ

  • @dhstl2696

    @dhstl2696

    5 ай бұрын

    ክቡር ሓው፡ ስለምንታይ ትጻረፍ? ብዛዕባ'ዚ ትፈልጦ 'ንተሎካ ኣረድእ። ካብ ኣፍንጫኻ ኣርሒቕካ ክትጥምት ኣይበቓዕካን። ነቲ ጌጋ ትብሎ ብጭቡጥን ብ ኣብነትን ዝተሰነየ ሓበሬታን መግለጽን ሃበንና። የቐንየለይ​@@goitomteklu6681

  • @boezteame6935
    @boezteame69355 ай бұрын

    Fault founder, he is better than you . Who does not work shout a lot.

Келесі