No video

"ኣብ ኤርትራ መንግስታዊ መዋቕር ዝበሃል የለን! ቃለ መሕትት ምስ ኣክቲቪስት፥ ፀሓፊ ፥ ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ_Mulgeta_Tuemzgi

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ
#mulugeta_Tuemzgi
#Eritran_Activist_Mulgeta_Tuemzgi
#ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ

Пікірлер: 1 000

  • @Brakhe_Show
    @Brakhe_ShowАй бұрын

    ናይ ፀሓፊ ሙልጌታ ጥዑምዝጊ መጽሓፍቲ ክትረኽቡ እትደልዩ ወገናት በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም እስራኤል: +0532290242 ኣዲስ ኣበባ:+251 95 394 5521 +251 90 989 9639 መቐለ:+251 96 262 6136 +251 93 536 2280 ኢንግሊዝ:+44 7908 305158 ሆላንድ:+316 86341965

  • @user-xk9vj3de6s

    @user-xk9vj3de6s

    Ай бұрын

    @@Brakhe_Show ኣየድልየናን ኢዩ መተራስ ይገሮ ንገሪዩ

  • @jemalabdulkadir9141

    @jemalabdulkadir9141

    Ай бұрын

    Mexhafkha kitchenette ekha n'Mekele kedekha hassot gedeff .

  • @jemalabdulkadir9141

    @jemalabdulkadir9141

    Ай бұрын

    Sirken Amex dekey anstyio B'Eritreawey zefexeme gifeei yelen zfexemowo nibski fetishe bebehade wun yewoxe alow nabenet haxaweyenen zyngotaten endakeleto hulof halefom nay bete emenet nebret keyterefe zserekon zamexun ahwotkey eyiom .

  • @MerhawitIsaak

    @MerhawitIsaak

    Ай бұрын

    ​kkkkkkk

  • @user-ic1wo4kg3f

    @user-ic1wo4kg3f

    Ай бұрын

    እግዚኦ ካብ ትግራይ ዝኸፍእ ሽግር ኣብ ኤርትራ ኣሎ? ምዃን መስራቲ ብርጌድ ንሓሙዱ ካብ ኮንካ ዘገርም ኣይኮነን 🤫

  • @-se9hk
    @-se9hk29 күн бұрын

    ኣዋይይይይ በረርርር በርርርርርር ንስኻስ ኣቡu ትረፈ 😭😭😭😭

  • @DanielMinasie-zk7ji
    @DanielMinasie-zk7jiАй бұрын

    Medhin please bring people who are optimistic about Tigray and Eritrea, we are tired of those live in Darkness. People of Tigray and Eritrea love and peace.

  • @sunrise3179

    @sunrise3179

    Ай бұрын

    Shatup please

  • @BahreNeGash

    @BahreNeGash

    29 күн бұрын

    @@sunrise3179 Go to school & learn how to spell English, instead of wasting your time barking on KZread. .

  • @MEAZAMontez
    @MEAZAMontezАй бұрын

    ዋይ አታ ንዚኢ ዲኩሞ ሰብ ቆፂሪኩሞ ከም ዓቢ ጋሻ ጊሪኩሞ ተቀቢልኩሞ ዋይ ትግራይ ሰብ የቢላን ማለት እዩ

  • @whoami29188
    @whoami29188Ай бұрын

    ኣብ ጎኒ ሰራዊተይ ትብል ኔርካስ ግልብጥ ኢልካ ድማ ሕጂ ካልእ ሰብ ኰንካ ሁሩግ።

  • @user-nq8ev7bz6k

    @user-nq8ev7bz6k

    Ай бұрын

    Kab shiyuT intay t'tsibe ?! Eda qelele !😂 🤣 🤕

  • @maremare1976

    @maremare1976

    29 күн бұрын

    ተጋሩ ማለት ጸላእዩ ዝፈቲ እዩ 😡

  • @hfszshhm

    @hfszshhm

    25 күн бұрын

    ዓሻ ኩሉ ግዜ መሕፈሪ የብሉን እንታይ ኢዩ 'ኸ ጠገለ ዘይቡሉ ገመል ዓይነት ገጽ ሩባዩ ኸዚ ዓንጓር

  • @abynabimerhawi4765
    @abynabimerhawi4765Ай бұрын

    ጽቡቕ ኣጋላልፃ ብዛዕባ መንነት. ኤርትራዊ መንነቱ ዓቂቡ እዩ ዘሎ

  • @woldaislassie2930

    @woldaislassie2930

    Ай бұрын

    😂😂😂

  • @mowdave9578

    @mowdave9578

    Ай бұрын

    @@abynabimerhawi4765 fake eyu melhasu nay eritrea aykonen tegetimu eyu

  • @eriblood803

    @eriblood803

    29 күн бұрын

    ​@@woldaislassie2930 😅😅😅 1 million agame ab tihti gudgad alewu...ab kereba ghize keterkibom ika

  • @oqubaykifle9554
    @oqubaykifle9554Ай бұрын

    ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ

  • @temesghen9252
    @temesghen9252Ай бұрын

    ተጋሩ ግን ናይ ብሓቂ ፍትሓውያን ኢኩም።እዚ ሰብ እዚ ኣብቲ ትግራይ ኣብ ሽግርን መከራን ዝነበረትሉ ግዜ ምስ ስርዓት ህግደፍ ወጊኑ ኣንፃር ትግራይ ደው ዝበለ እዩ ነይሩ።

  • @eri-binit6226

    @eri-binit6226

    29 күн бұрын

    @@temesghen9252 ሓሶት ጭብጢ እለካ?

  • @eri-binit6226

    @eri-binit6226

    29 күн бұрын

    ሓሶት ጭብጢ ኣለካ?

  • @temesghen9252

    @temesghen9252

    29 күн бұрын

    @@eri-binit6226 ጭብጢ ድኣ ኪድ ኣብ ሶሎ ሜድያ ኣሎካ ኢንተርቪው ዝገበሮ ኪድ ስምዓዮ።

  • @temesghen9252

    @temesghen9252

    29 күн бұрын

    @@eri-binit6226 ጭብጢ ትብለኒ ድኣ ከድካ ስምዓዮ ኣብቲ ኣገልጋሊ ህግደፍ ሶሎ ሜድያ ከይዱ ኢንተርቪው ዝገበሮ.

  • @user-vw6oo7nv4u
    @user-vw6oo7nv4u29 күн бұрын

    ተጋሩ ሲ ምዓስ ኢኩም የሕዋትና ዝክንኩም ብሐቂ እስከ መሉስልና አበይ ነርኩም ንዓመታት ብስንኪ መራሕትኩም ክንከራተት 90 ሽሕ ህዝቢ ክስጉግ ብሐቂ ጽሎኦና ብሐቂ ፍተውና ምሳኩም ግን ጉረቤት ጥራይ ኢና።

  • @sinatekle7846

    @sinatekle7846

    25 күн бұрын

    ጎረቤት ብጎረቤቱ ድሕሪ ሱዳናውያን።

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    23 күн бұрын

    ባዕልኹም ተጋሩ እና ትብሉ ባዕልኩም ማዓዝ እና ኣሕዋት ኮይንና ትብሉ ዋይ ግርምባ 😅😅😅😂😂

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    23 күн бұрын

    ​@@sinatekle7846 ባዕልኩም ተጋሩእና ትብሉ መልስኩም ጎሮቤትና ትብሉ😂😂ንሕና ባራዩ እሳያስ ስደተኛ እና ንፈልጠኩም ምስ ይቖረታ

  • @user-ro9nv6vu2m
    @user-ro9nv6vu2mАй бұрын

    አታ ዓሻ ሓሳዊ መጺኡና ትምህርቲ ድሌት ነይሩዎስ ናበይ ከይዱ መልሲ ካብ ሰማዕቱ መድህነይ ድማ ብዛዕባ መሔከሚ ዝሳአኑ ትድኤፍ ብዛዕባ ተቀቲለን አዒንተን ዝወጽኣ ህጻውንቲ ደቂ አንስትዮ ብዛዕባ ፖለቲካ ወያኒኪ ግበሪሪ ዝሓፍተይ ኤርትራ ን27ዓመት ዕጽዋን ክባን ዝባሃል ዚ ሕጂ 2ዓመት ዕጽዋን ክባን ተገሩና ኢልኩም ዓጸቦ ሒዝኩም ዘሎ ገዛኩም ምጽራይ ምሓሸኩም ተጋሩ ንስካ ዓሻ ድማ ናይ ባድላን ካራበታታን ዩ ዶ በልካ ብጾትካ ውን ባድላ ሲኢኖም ንኪሮስ ለለለለ ለይ ስዓብዎ

  • @frewgebremedhinabraha819
    @frewgebremedhinabraha819Ай бұрын

    ሰላም መድህን። ንስራሕኺ ዘለኒ ናእዳ ከምዘሎ ኮይኑ እዚ ሰብ ብኸመይ መቐለ ከም ዝኣተወን ብኸመይ ናብ መድረኽ ከም ዝቐረበን ኣይፈልጥን። ግን ኣብቲ እዋን ፀበባን ህዝብና ብመዝረ ተኣኪቦም ጀኖሳይድ እንትፍፀሞ እዚ ሰብ ሓደ ግዘ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ናይ ሻዕብያን ናይ ፅንፈኛ ኣምሓሩን ሰይጣናዊ ጥምረት እናወደሰ ብስኻር እንትስዕስዕ ተዓዚበዬ ነይረ። ስለዚ ናብ መድረኽ እተቅርብዮም ሰባት ፈለማ ግቡእ ናይ ድሕረ ባይታን ናይ ሎምን ተግባሮም ምፅናዕ ፅቡቕ ይመስለኒ።

  • @anmeb6220

    @anmeb6220

    29 күн бұрын

    መድህን ክፈትዋ ዝገብረኒ፡ ሰባት ናይ ቀደም ታሪኾም ርእያ ንሓሳቦም ኣይትፍንፍኖን እያ። ሰባት ብናይ ቀደም ስርሖም ንኸይዓዉ መታን በዳሂ ሓሳብ ሒዛ ብምምጻእ ድማ ንኽምዕብሉ ትሕግዞም። ስለዚ ክትምስገን ዝግበኣ ሰብ እያ።

  • @mulualemayehu6576

    @mulualemayehu6576

    28 күн бұрын

    መድህን ትዕድሞም ሰባት አብ ህ/ሰብ ዘይፍተዉ ከም እዮል ዝበሉ ባንዳታት እያ ትዕድም ።መንግስቲ ትግራይ ድማ ሱቕ ኢሉ የእተዎም።ኤርትራ ይጭወዩ ይብል አሎ ግን ተጋሩ ዝጭወዩ ዘለዉ አይተዛረበን ።መድህን አይኮነትን ፈቒዳትልካ ትግራይ እያ ፈቒዳ

  • @user-xu2hl8ll5k

    @user-xu2hl8ll5k

    28 күн бұрын

    ​​@@anmeb6220ni Beala zeymabelt si seb nikimbiulu nabzi temseo wey gud😂😂😂😂😂😂😂😂klete denakur tirah tetahizom keytefu

  • @sinatekle7846

    @sinatekle7846

    28 күн бұрын

    ሻዕውያ ብዛዕባ አፍሪቃ ምሕሳብ ካብዘቋረጾ ቅሩብ ግምት የብልካን

  • @yoab1584
    @yoab1584Ай бұрын

    መድህን ጡጦ ሃብዮ

  • @seluTigraweyti
    @seluTigraweyti29 күн бұрын

    ዝሓተቶ ሕቶ ገዲፉ ዘይሓተተቶ እዩ ዝምልሰ እዚ ወዲ ደሰ ኣይበለንን ፅልኢ ትግራይ ኣለዋ ኣይፀረየን ?

  • @zefengorhawaria8526

    @zefengorhawaria8526

    28 күн бұрын

    👍💯

  • @user-et9cw4tu3q
    @user-et9cw4tu3qАй бұрын

    ብሉጽ ሓሳብ ሙሌ መድህን ዝሓሰበቶ ሰራዊት ኤርትራ ጆኖሳይድ ፈጺሙ ሓደ ህዝቢ ኢና ክትብል ኢያ ዓዲማትካ ምኽንያቱ ከምኡ ዝብሉ ዓማዊል ጥራሕ ኢዮም ዘለዉዋ።

  • @user-vw6oo7nv4u

    @user-vw6oo7nv4u

    29 күн бұрын

    ነታ አብ ኤርትራ ትግራዊነት አሎ ዶ ዝበለቱ እውን ጽቡቅ መልሲ እዩ ሂብዋ

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480Ай бұрын

    እቶም ኣብ እስራኤል ዝነበርኩም ነዞም ሽቃጦ ሕጂ ንቃላዕዮም ሓዳራኩም

  • @kuduskiflay-fd9nn
    @kuduskiflay-fd9nn29 күн бұрын

    Thanks mulie and jornalist medhn

  • @SelamShalom419
    @SelamShalom41928 күн бұрын

    ደስ ዘብል ብሱል ኣዘራርባ። እዚ ሓውናስ ብዙሕ ኣወንታውያን ወይ ኣነቓቐሕቲ ዘረባታት ተዛሪቡ ወይ ብዙሕ ጽባቐ እንዳሃለዎ ክንሱስ፡ ንምንታይ ብዙሕ ሕማቕ ጽሑፋት ይርኢ ኣለኹ ኣብዚ ኮመንት ከይተገረምኩ ኣይተረፍኩን። እቲምንታይስ፡ ነቲ ዝሓለፈ ናይ ኩናት ኩነተ-ኣእምሮ ናብ ዲፕሎማስያዊ ፍታሕ ነምጽኣሉ መንገዲ ንምጻእ እዩ ዝበለ። ብዘይካዚ ዝሰልጠነ ፖለቲካዊ ኣካይዳ ንህነጽ እዩ ዝበለ። ዶስ ከበሮ ኩናት ዝድስቕ ኢኹም ተድንቑ። ወይስ ነቲ ደረጃ ንቕሓት ናይዚ ሓውና ስለዘይበጻሕኩሞ እዩ እቲ ሽግር። ኣንቱም ሰባት ኣህዛብ ሓሚሞምና። ወይ ሰብ ደቀይ። ኣነ ንባዕለይ ኣብዚ ዝተዛረቦ ብዙሕ ናይ ኣራኣእያ ፍልልያት እኮ እንተሃለወና ግን ካኣ ብሱል አብ ስነ-ሓሳብ ዝተሞረኮሰ ርእይትኡ ከየድነቕክዎ ክሓልፍ ኣይገበረንን። ብዝኾነ Let we be optimistic!,! ወደሓንኩም።

  • @tigerlion8011
    @tigerlion8011Ай бұрын

    ኣንታ ሙሁር ደንቆሮ ቃላትካ ኢዩ ጥራይ ሙሁር ኢየ ዝብል ዘሎ እንበር ሞንጎ ሞንጎ ኢካ ሓንሳብ ኤረ ሓንሳብ ካኣ ትግራይ ትግራይ ትጻወት ስለዚ ከምዚ ከማካ ኣጣፍኦኦም ከይ ተፈለጠ እዮም ዝጠፍኡ

  • @user-zy5ts8su4u

    @user-zy5ts8su4u

    29 күн бұрын

    Zeyrdaka mhur eye behalay beqa

  • @Chmchm-f4y
    @Chmchm-f4yАй бұрын

    ANTA HASSAWI BELAE KLTESGA zgezakayo geza ktrie keda menaeseyat eritra ms agame konka kitketl wedi shermuta

  • @hadgu2562
    @hadgu2562Ай бұрын

    ኣብ መቀለ ዚገዛአካዮ ገዛ ኪትሪኢ ዶ ከድካ

  • @wenititewelde9012

    @wenititewelde9012

    Ай бұрын

    ፋሉጡ እዚ ድአ

  • @rahwa7401

    @rahwa7401

    Ай бұрын

    @@hadgu2562 yes

  • @HeriHerr

    @HeriHerr

    Ай бұрын

    Ya felitkayo aleka zarkey 🤣🤣🤣 ember nhna ertrawyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ab tgray zegonabh yeblnan

  • @rahwa7401

    @rahwa7401

    Ай бұрын

    @@HeriHerr ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️yes 100%❤️

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484

    @tsadeydelaytifkernselamn5484

    29 күн бұрын

    @@HeriHerr kla dedeb yetrf ab tegrays ab melae alem do tezerkum aylkumn hukot nehna nehna ktblu bgura belu mewalkum ab sedet bleyu ab terah makorkum 😂😂

  • @user-xe6hv8bt1n
    @user-xe6hv8bt1n29 күн бұрын

    ወስላት መሳርሕን መሳለጥን ናይ መድህን ቁ50 ካብ ምኳን ግዳ እቲ ዘውጻኣካ ምኽንያት ብሓቂ ዘይትገልጽ ውስኽ

  • @arontesfay7978
    @arontesfay7978Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣምሰሉ ሓሳዊ መዳናገሪ ኢካ ዘረባ ስለ ዘጸበቅካ ትግይሮ ነገር የለን ንስካ ብኣውራጃን ብምክፍፋልን ዝተቓማጣዕካ ዓሌታዊ ሙሉጌታስ ንህግ ክትጸርፍ መልሓሰና ከዳሚ ናይ መልሓስ ዓንተር ትሽክዖ ሰብ የለን ኣብ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጸላእቲ ዝኮኑ ሜድያታት ክትልፍልፍ መግለጺካ ኢዩ ዓጃው ስቅ ኢልካ ተዛሪብካ ምካድ የለን ኩሉ ስኑድ ኢዩ ኣብ እዋኑ ክትሕተተሉ ኢካ ግዜካ ተጸበ ንስካ ዕስሌታዊ ኣውራጃዊ ንነብስካ ክምዚ ካልእ ጌርካ ተቅረባ ንስካ መቃልስቲ በየነ ኢካ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱን ደጋፍን ምካንካ ዝደናገር የለን ትግራይ ትዕወት ኢካ ህግ.ህግደፍ .ሻዕቢያ ንስካ ትገልጾ ኣይኮነን ከዳሚ ረሳዕ ከዳዕ ኢካ። ዓወት ንሓፋሽ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @rokitekale8280

    @rokitekale8280

    28 күн бұрын

    @@arontesfay7978 mealtka texbe tbil qal higdef entay kon tkewn tebirehelna tkewn do?

  • @KfKidane-mv6yx
    @KfKidane-mv6yxАй бұрын

    Gohafe

  • @fthawitabraham4195
    @fthawitabraham419525 күн бұрын

    Tsibuk hasab Mulie hawna,Medhin haftna win tsibuk medeb.💙💙💙💙. 💛❤💛❤

  • @naboobsprit5638

    @naboobsprit5638

    13 күн бұрын

    @@fthawitabraham4195 ሐመድ ብላዕ ቆማል ነጃይስ ግዜኩም ትከስሩ ኣለኩም እምበር ኤርትራዊያን ክትኮኑ ኣይትክእሉን ኢኩም ረሳሐት ጋዕጋዓት

  • @senaitfessahaye6307
    @senaitfessahaye630729 күн бұрын

    Mulgeta you have very good ideas. I hope our people will have the same you have ideas will divolp

  • @mulugetatumuzghi

    @mulugetatumuzghi

    29 күн бұрын

    🙏❤🙏

  • @lemlemghiwot5085
    @lemlemghiwot5085Ай бұрын

    Men ke zibihal izi ke weyza eritranas🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 weridiwa 😂😂😂😂😂 zezimexe enda chama 50 kuxiry yenazezu men tebelukas nen tibil esika ke 😂😂😂😂 dikala malelit kitikewin aleka filut iyu

  • @Ourvision971

    @Ourvision971

    Ай бұрын

    Ezi nay sheqete sebe eyue,welqawi rebaha zedeleye abe engda hezbi Eritrea teseqlu agjefu kekules zetser zelo sebe eyue jewjewa yebhalu kemzeyom sebat😂😂😂😂😂

  • @tesfalemabreha7461

    @tesfalemabreha7461

    Ай бұрын

    እንታይ ፈሊጥና ኢልካና ኢካ እንሀለካ ብዕራይ ዲ ዩ ሰብ እኮ ጥፊእና😂😂😂😂😂

  • @YikaTube

    @YikaTube

    Ай бұрын

    Abzi enda 55 ziatwu fulut eyu ewayy wedi ab gunbah medhin hasad

  • @user-ng9tm6nx1b

    @user-ng9tm6nx1b

    Ай бұрын

    He is an Agame pretending Eritrean

  • @user-zy5ts8su4u

    @user-zy5ts8su4u

    29 күн бұрын

    Baelu yfelt

  • @abdelhafizmohammed4725
    @abdelhafizmohammed4725Ай бұрын

    melat 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷 hgdef nzealem dew ybelelna

  • @Sami-id7ni
    @Sami-id7niАй бұрын

    Sk bel hasawi ki

  • @yacobzerabruk2221
    @yacobzerabruk2221Ай бұрын

    ጆኖሳይድ ብ ኤርትራ ተጌሩ ኢልካ ተቐቢልካዮ ማለት ዲዩ ኣታ ዓንጃል?

  • @amoreamore-o4b
    @amoreamore-o4bАй бұрын

    Nmntay elama eyu abzi medrke mexiyu interview zegebre zelo eti ajenda amo ka hade sbilawi gen kab meziom mes ahwatkum ahin mehin zey tebahlu

  • @samueltewelde7281
    @samueltewelde7281Ай бұрын

    Hizbi Eritrea nibret ayteweseden dyu 1998 adetat ketilu zerifu hizbi tray ,meraya nay meninetu ka ab Sdra haftu yketel alo

  • @samiapp5324
    @samiapp532426 күн бұрын

    ሙሌ መምህረይ ተባዕ ናይ መንእሰይ ደላይ ጽቡቅ ቀጽል መድህን ካኣ የ የቀንየልና ፡ እዞም ትጻረፉ ዘለኩም ካኣ ሓሳብኩም ሃቡ

  • @Wedinega60
    @Wedinega60Ай бұрын

    ዓሻ ገረብ ዓርከይ sefifkaya

  • @91ERI
    @91ERIАй бұрын

    ለተመድህን ብዛዕባ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘይበጻሕክዮ ዓቢ ሚስጥር ሓድነት፣ ሃገራውነት ፣ልዑል ብልሕን ርሰ ተአማማነትን ፣ ዲሲፒልን አሎ። ብናትኪ አእምሮ ብልሒ ክትርድእዮ 1000 ዓመት እንተዝዋሃቡኪ ውን ኣይትበጽሕዮን ምክንያቱ ዱስኩል ሓንጎል ስለ ዘለኪ። ንኣፍልጦኪ ኤርትራ 9 ብሔራት ደቂ ነገስታት ቐይሕ ባሕሪ ንንውንና ሃብታም ሃገር እያ።

  • @freweiniteklemariam8055

    @freweiniteklemariam8055

    29 күн бұрын

    @@91ERI abey kirdiea ezia,50 kusri chama 🐍🐍🐍

  • @yadomabreha5547

    @yadomabreha5547

    29 күн бұрын

    Buhakeyi tu atuhsusbaka kub kulseka zejunewo guhaf😅😅😅😅

  • @fitsumhabtom2572

    @fitsumhabtom2572

    28 күн бұрын

    Gugmangu atababya zbedelo trkimrki bado xirfi xerfi xerfi .

  • @91ERI

    @91ERI

    28 күн бұрын

    @@fitsumhabtom2572 አዚለ! ዝጸሓፍካዮ ክርድኦ አይካልኩን You should go to school to learn proper ways of writing.. is this the way you and Letemedhn come through?

  • @alexanderbirhane4611

    @alexanderbirhane4611

    26 күн бұрын

    1000 years zwesednas nhna Ertrawyan daa ... bhade aregit sebay knrgrx, zeroena ktefie. you are pointing your finger on Her Excellency Journalist Medhn... as it goes the rest of your fingers are pointing to you.

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552Ай бұрын

    ጉዳይ ኤርትራ ንኤርትራውያን ግደፈዎ ንሰካ ወዲ አከሱም ኢካ ጎዳይ ትግራይ ተዛረብ

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726Ай бұрын

    ኤርትራዊ ብዛዕባ ትግራይ ክዛረብ እንተኾይኑ፣ (ምናልባት እዩ 'ዚ) ቃላት መሪጹን፣ ንምዕባለ ከባቢኡ ዝምልከት ኣዝዩ ነዊሕ ጠመተ ዘለዎ ትንተና ናብ ንትግባራዊ ዘአንፍት ብክልሰ ሓሳባዊነት ዝተመርሐ ተግባር እዩ ዝትልም። ኣብ ብናይ ተጋሩ ዝርአ መደባት ግን ኣዝዩ ድሑር ንቕድሚት ዘየሰጉም ጥጅእ ፊውዳላዊ ኣተሓሳስባ ዝመልኦ ድሑር ስነ-ሞጎት ዝሓዘ እዩ። ንምሳሌ ሙሪሕነት ህዝባዊ ግንባር፣ ቀንዲ ጸገም ስሉስ ዓለማዊት ድሕርቲ ኣፍሪቃ፣ ስኒት ፈጢራ ንቕድሚት ዘይምስጓማ፣ ተጻብኦታት ደጋዊ ሓይሊ ኣጸቢቑን ጸሚቑን እዩ ዝርደኦ። እዚ ኤርትራዊ መሰል ትግራዋይ ሰብ ግን፤ ኣፍሪቃውያን ስለምንታይ ሓቢሮም ክምዕብሉ ዘይምኽኣሎም በታ ዕንጭቑሊት ሽክንኡ ጌሩ ብምግራም ከስተማስልን ክገርሞን ይርአ። ኣብየት ፍልስፍና!!! ሰ...ይ ኮቲ!! ካብ ምባል ሓሊፍካ ዝባሃል የለን።

  • @bete1491
    @bete1491Ай бұрын

    ዓባይ ጓል ዘግፋሓላ እንበር ዘጽብበላ ኣይ ትረክብ ናይዚኣ ዋጋ ውን ክትከፍልዋ ኢኩም!

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036Ай бұрын

    Oh anti haftey nai adiki sheger alo mesleni so nai tegrai zaitserhi

  • @TheBerihu

    @TheBerihu

    Ай бұрын

    ናብ ዓዳ እዩ ከይዱዋ።

  • @EritreaOnly
    @EritreaOnlyАй бұрын

    ቅያር ክሮስ😅

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zjАй бұрын

    መትከል አልቦ ሰብ፡ ካብታ ናይ ኣግኣዝያን ሕማም ኣይሓወየን

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878Ай бұрын

    ኣታ ሓወይ እዚ ሓደ ሓደ ተውጸኦ ዘለኻ ቃላት ሲ ኣጠራጢርካና።

  • @habtek820
    @habtek820Ай бұрын

    Bro when she asked you about what the eritrean military did in tigrai you should have told her that wegnane did in Eritrea in war 1998-‐---2000.

  • @EvenTekle-bc1jj
    @EvenTekle-bc1jjАй бұрын

    Aet gehaf mestk beal Bin hagr yexwa nesk hagr teyt mekamk hari aenst

  • @tesfalemabreha7461
    @tesfalemabreha7461Ай бұрын

    ድዛረብ ብዕራይ መልመጺ ብያቲ።

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284Ай бұрын

    ሙሉገታ ኣብ ብዙሓት ውድባት ከም ዝነበርካ ሓጅግን ከምዘይብልካ ትገልጽ ኣሎኻ ውድብን ጥርናፈን ዘይብልካ ድኣ ምልፍላፍካን ምትንታንካን ፍልስፍናን ትርጉም ዘሎካ ኣይመስለንን ብውሕዱ ኤርትራዊ እንተድኣ ኮንካ ብወያነ ኣብ ርእሲ ኤርትራአውያን ካብ ኢትይጵያ ንብረቶም ክሰርቁን ክወርሱን ከም ኣቕሓ ክድርብይዎምን ኣብቲ ውግእ ዝነበረሉን ንብረት ኤርትራውያ ክሰርቁን ኣብ ኣሕዋትና ዘውረድዎ ምግሳስን ዓመጽን ዘይ ምቅላዕካን ኤርትራውነትካ ኣብ ሕቶ ዘውድቕ እዩ።ኣብ ምድሕን ከም ጋሻኣ ምቕራብካ መንነትካ መርገጺኻን ዘብርህ እዩሞ ህዝቢ ይፍረፍካ።

  • @Hagerawi25
    @Hagerawi25Ай бұрын

    Hasawi iyu

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst4072Ай бұрын

    Thank u for bring insightful men.. please bring also Amhara and other East Africans ethnic groups.. we need to talk and resolve our issues.. 🛖💪🏿💗🧠

  • @ambesgerberhane1154
    @ambesgerberhane1154Ай бұрын

    ማዓልኩም ክልተ ኣባጉምባሕ

  • @user-pf1ls8fh3y
    @user-pf1ls8fh3y29 күн бұрын

    እስካ ሰላም ኣሎ ትብል ኣለካ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ማህለት 😢❤ ከ ድኣ መን ኣበይ ቀቲሎማ ሓሳዊ ለክባጥ

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596Ай бұрын

    Anta zengi mehremi beray..mekelle do kerebateka kab asmara..??

  • @mowdave9578
    @mowdave9578Ай бұрын

    Zerebaka keman nay eritrea aykonen eritrawi eye tibl leyba kid mekeleka tsibuk aloka baelina alonayo nay eritrea

  • @hailuweld
    @hailuweld28 күн бұрын

    ናይ መራሕቲ ጸገም እንተዘይኮይኑ ብናይ ሕዝቢ ወገን ፍጹም ጸገም የለን ኣብ ዛላምበሳ ዝነበረ ብዓይነይ ርአዮ።

  • @yonassemon1628
    @yonassemon1628Ай бұрын

    ቦጅባጅ ፈራህ ክንዲ እምባ ትኽውን ናይ ፈራሐት ዘረባ 10 ግዜ ክልቲኦም ሻዕብያን ወይንን ኢልካ ወዲእዋ እዛ ላም እንታይ ትወልድ ትኽውን ወይ ተባዕታይ ወይ እንስታይ ክክክ ዝዓይነቱ መልሲ

  • @wedixeoada4006
    @wedixeoada4006Ай бұрын

    Seb zqetel zsereqe meAkebiom AB Ethiopia Ayom zAkebu meknayatu Ethiopia nay qtlet nay srqi eiu

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel849029 күн бұрын

    ኣብየት ላግጺ 😂😂 ኣብ ግዜ ኩናት ንመን ይድግፍ ኔሩ እስኪ ሕተትዮ 😂

  • @B-syi8jj
    @B-syi8jjАй бұрын

    ሕጂ ጽቡቕ ጌርካ ኣግሂድካዮ።

  • @Loditeka9097
    @Loditeka909728 күн бұрын

    ካብ ትጽብተይ ንላዕሊ እየ ረክበካ ሙሌ ነመጻኢ ተስፉ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074Ай бұрын

    ከበይ ኢኺ ተረኽቢዮም እዞም ሃጺን መጺን😂😂😂😂😂😂🌴🇪🇷🇪🇷🌴

  • @user-zz1cb7ph4o
    @user-zz1cb7ph4oАй бұрын

    Ab adika indika zeleka weyal

  • @michaelkt4669
    @michaelkt466929 күн бұрын

    ዋውውው ዘገርም' ዩ።ሙሌ ካብ ሓደ ጸቢብ ናይ ኣግኣዝያን ስነ ሓሳብ ወጺኻ ኣብ ከምዚ ሰፊሕ ሓሳብ ስለዝረኣኹኻ ደስ ኢሉኒ።ንትብዓትካ ውን much respect ።መድህነይ ግን ንናይ ኣግኣዝያን ናይ ነዊሕ ዝጠመተዶ ገለዶ ኢልኪ ክይጥምዝ ዝያ ዝሓሰብኪ ድሕርቲ ሓሳብ ግን ኣብ ኢድኪ ሓውያትኪ።እንተተረዲኣትክስ ኣብ እዝንኺ ደርጕሕልኪ ኣሎ።ወያነን ሻዕብያን እምበር ህዝቢ ኤርትራን ትግራይንሲ ባእሲ ወይ ጽልኢ ስለዘይብሉ ዕርቂ ኣየድልዮን እዩ።

  • @haypfdj1st
    @haypfdj1stАй бұрын

    Entay Habetsekum Men Eyu Eritrawi geyruwo Hassawin Leqlaqin Eritrawi yellen Ezi Gunuf Hassawi Dia Men Eritrawi Geyrwo Hassad Qomal. The closest he can get is Tigray Agimka Alleka bella gera Eya Tmtsineka! Akelet

  • @akberethabte3105
    @akberethabte3105Ай бұрын

    መድህን ደንቆሮ ናይ ዓድኪ ዘይትገብሪ ንመንእሰይ ኤርትራ እናምጻኪ ኣብዘይምልከተኪ ኣይእተዊ ኤርትራ ኔርትራውያን

  • @sabahaile4297

    @sabahaile4297

    27 күн бұрын

    ህግደፍ ኣብ መሬት ትግራይ ኢትዮጵያ ክኣቱ ኮሎ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢትዮጳውያን ክትብል ኔርካ ።ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ኣትዩ ሰለዝነበረ ጉዳይ ኤርትራ ኔርትራውያ ክትብል ሕፈር ኣንታ ባራይ!!!!!!!!

  • @anmeb6220

    @anmeb6220

    27 күн бұрын

    @@akberethabte3105 መድህን ጥራሕኩም ከተትርፈኩም እያ። መንእሰይ ኤርትራ ብልቦና እምበር ብሓይሊ ክትገዝኦም ዝከኣል ኣይኮነን። ተጋሩ ኢና ዝብሉ መንእሰያት ዝስስኑ ዘለዉ፡ ካብቶም ደናቑር ደገፍቲ ሻዕብያ ንምህዳም እዩ። ፍቶ ጽላእ ትግራይ ካልአይቲ ገዛና እያ። መድህን ድማ ሓብትና እያ።

  • @kbringoyta3338
    @kbringoyta3338Ай бұрын

    Kakakakakak men khafrelka u beka megaberia tkonu alekum adka tfetu tekonka ab goni hzbn mengstn eritrea ktkewn aleka izi kemechmech zereba u hawey

  • @habtomgebray9871
    @habtomgebray987128 күн бұрын

    Game over 🇪🇷

  • @sofoniasdaniel5547
    @sofoniasdaniel554728 күн бұрын

    መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ፡ እዚ ከዳዕ ገላዕታ ኣብታ ጸልማት ግዜ ዝጠለሞ ከምኳኑ ዘይፈልጥ። ተጋሩ የውሃት ኢኩም፡ ኣምላኽ ደኣ ባዕሉ ግርህናኩም ርእዩ መጻኢኩም ብርሃን ይግበረልኩም እምበር ኤርጥሪን ጠላም ገልብጥ ከም ሰፍኢ እዩ።

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270Ай бұрын

    Athsawit bedhin athelem nekifa atbazhi serawit eritrean🇪🇷abi mekele ayatwun abadwa sere rama zalbesa nerom nesom kecet hemik aygbirn ieyu hsawit medhin

  • @Desyet
    @DesyetАй бұрын

    ክክክክ ሙልየ እንታይ ትብላዕ ኣላ ዲያ ኣብትግራይ ሎቅማጽ😅😅

  • @user-we6qj5tx7o

    @user-we6qj5tx7o

    Ай бұрын

    እንታይ ፍልጠት ስለዘለኪ ኢኺ ሎቕማፅ ትብሊ?

  • @abdelhafizmohammed4725

    @abdelhafizmohammed4725

    Ай бұрын

    awhidatlu mish lemali wesikela aleku 😂😂

  • @Eritreashikor

    @Eritreashikor

    Ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @eritreaasmera414
    @eritreaasmera414Ай бұрын

    ነዊሕ ሰብ ልቢወይ ስረ ይሓጽሮ ዝባሃል ብግብሪ ሪኢና

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom592227 күн бұрын

    Good job

  • @habteghebre785
    @habteghebre785Ай бұрын

    Kalsi gedifeyo elka nerka hji kea kemtekalasay tizareb aleka lekbat nska lekbat mergexi albo ab dege konka fthi aymexien eyu tbl nerka hji kea bmelhaska tekalasay

  • @delayselam4490
    @delayselam4490Ай бұрын

    Good Job Brakhe Show

  • @tesfutesfaytewelde-ey4mv
    @tesfutesfaytewelde-ey4mv29 күн бұрын

    Wow wow lomi zbelexe Eritreawi abza chanel aqribki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mulugetatumuzghi

    @mulugetatumuzghi

    29 күн бұрын

    ❤🙏❤

  • @alexanderrussom3043

    @alexanderrussom3043

    28 күн бұрын

    Xemaem eka mesh entey kem zebel zelo keysemaeka comment aytexaehf kkkkkk Newhi seb lebi yehaxero way kae kidaen yehaxero

  • @habtomgebray9871
    @habtomgebray987128 күн бұрын

    Game over 🇪🇷 game over 🇪🇷 game over 🇪🇷 game 🇪🇷 game over 🇪🇷 💪

  • @haben8627
    @haben8627Ай бұрын

    Eritraweyan yehiwatina eina nibil belet, 80,000 eritraweyan niskum segekumom nibtetom zerefkuim atuim hasadat,Amlak nay edikum hibkum lome

  • @EritreaOnly
    @EritreaOnlyАй бұрын

    ቅያር ኪሮስ ተጋሩ ንቅሑ ባዕልኩም እንዶ ሰብ ክኑ😅😅😅መጻወቲ ኣይትክኑ ነብስኩም ክኣሉ

  • @abrahaalemayehu4170
    @abrahaalemayehu417026 күн бұрын

    ግብረሰዶማዊ ሙሉ ጌታ ዓድና ከበላሹ ብሚስጥር ኣትዩ ብጣዕሚ የሕዝን

  • @michaelnegash8292
    @michaelnegash8292Ай бұрын

    Bravo sultin atehasasba.zedlyena

  • @mulugetatumuzghi

    @mulugetatumuzghi

    Ай бұрын

    ❤🙏❤

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash5135Ай бұрын

    አንታ ሙሌ እንስሳ ድአ ምሳኻ እንድዬም ዘለው አብ ሰደት ኮይኖም እምኒ ዝድርብዩ ዘለው እታ ብዛላምበሳዶ ዓሰብ ትብላ ዘለኻ ሰቅ ኢልካ ሕልሚ ደርሆ እያ ብዕራይሲ ዝበልዖ ሳዕሪ እምር ነቲ ጸድፊ አይርእዬን እዩ ዝባሃልሲ እዛ ናትካ እያ።

  • @nomoneynoproblem7890
    @nomoneynoproblem789029 күн бұрын

    I Wanna visit Tegray but I don't know how safel is it ? guys I'm from Eritrea 💙 love you Tegaru my people's

  • @grmayasfaha2090
    @grmayasfaha209029 күн бұрын

    ኣዝዩ ዝናኣድ ቃለ ምልልስ

  • @mulugetatumuzghi

    @mulugetatumuzghi

    29 күн бұрын

    🙏❤🙏

  • @user-qz2my3zd4q
    @user-qz2my3zd4qАй бұрын

    ናይ ዓለምና ዓሻ🤣🤣😂😂

  • @user-ng9tm6nx1b

    @user-ng9tm6nx1b

    Ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @EfremFBI1.

    @EfremFBI1.

    29 күн бұрын

    @@user-qz2my3zd4q ዕሽነትካ ፈሊጥካ ኣብ መጽሓፍ ምስፋር ዉን ሓይሊ የድሊየካ ኢዩ ኣንብቦ እቲ ምጽሓፍ ዕሽነትካ ኣላሊ

  • @yonastekle1848

    @yonastekle1848

    29 күн бұрын

    Nay Africa Halay Eyu......kkkkkkk

  • @user-qz2my3zd4q

    @user-qz2my3zd4q

    29 күн бұрын

    @@EfremFBI1. 🤣🤣😂😂 ግስ ነጅስ መዓስ ኣብ ወረቀት ዝጸሓተርካ ኮይኑ። ኪድ ኣብ ማይ በጽቢጽካ ስተዮ ናይዚ ብዕራይ ሓውካ።

  • @SuperMobly
    @SuperMoblyАй бұрын

    ሰበይቱ ጓል መቐለ ዕባይ ኣስመራ እያ።

  • @user-ng9tm6nx1b

    @user-ng9tm6nx1b

    Ай бұрын

    Nisu keman agame iu

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    23 күн бұрын

    ​@@user-ng9tm6nx1b ማዓልካ ሓሳዊ😂😂

  • @fitsumhabtom2572
    @fitsumhabtom257228 күн бұрын

    Gazietegna 💯 💯 ❤❤

  • @fitsumnegusse9662
    @fitsumnegusse966226 күн бұрын

    Cheaham Adgi

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480Ай бұрын

    ናይ ኣዶሊስ ስልጠነ ክ ኣበይ ምስ ክደና ኤርትራውያን

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fvАй бұрын

    ሀለውለው

  • @tgeb6431
    @tgeb6431Ай бұрын

    For someone who doesn't like politics of insult, this man spent quite a long time talking a whole community down just during this interview. True colours can not be glossed over. He has made some good points about dialogue and reconciliation, however. Point about national service is agreeable.

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh23 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @ERIMAS962
    @ERIMAS962Ай бұрын

    Ezom kemziom do gemirom meblom qelele thanks tehabom sebat zebalu zeneberu do hadimu etopya atu

  • @habtemariammebrahtu6947
    @habtemariammebrahtu6947Ай бұрын

    If your spirit is with tgray that means you are tigraway,

  • @user-ng9tm6nx1b

    @user-ng9tm6nx1b

    Ай бұрын

    Not his spirit his whole 2 meter body is Agame

  • @redbag3453

    @redbag3453

    Ай бұрын

    & what is wrong with that? ወዲ ጋሕባ😮

  • @eriblood803

    @eriblood803

    29 күн бұрын

    ​@@redbag3453 kondaf agame 😅😅😅

  • @habtemariammebrahtu6947

    @habtemariammebrahtu6947

    25 күн бұрын

    @@redbag3453 no there is nothing wrong with that but he doesn't have to say I am fighting for eritean, that's a lie,

  • @habtomgebray9871
    @habtomgebray987128 күн бұрын

    Game over 🇪🇷 game over 🇪🇷 game over 🇪🇷 gihila hasawi ati egri meqerqear gn mealtki texebyi game over game over 🇪🇷 game over 🇪🇷

  • @MRG87248
    @MRG87248Ай бұрын

    ከመይ ድኣያ እዚኣ ጉዳይ ንእስራኤል ክምለስ ይክእል ኢዩ ማለት ድዩ ዋላ ጠቅሊሉ ወጽዩ ምኽንያቱ ኤርትራዊ ክምለስ ኣይክእልን ኢዩ ዶ ንበይኑ ተቀቢሎሞ ኢዮም?

  • @smtsegai6085

    @smtsegai6085

    Ай бұрын

    His nationality is ethiopea so he has a chance to return to israel.

  • @Sawa-tv7cb
    @Sawa-tv7cbАй бұрын

    ለኽባጥ ትብል ጉጅለ ጀምር ረሳሕ ታሪኽ ።ዓጋመ

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    23 күн бұрын

    ባርያ ረሳሕ ታርኽ ሓማሴን😅😮

  • @NaodAwet-bt2tz
    @NaodAwet-bt2tzАй бұрын

    ኣየ ሙሌ ነፊርካስ ነፊርካስ ኣብ መድህን ብጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝዓወረት

  • @Ae91scd
    @Ae91scdАй бұрын

    ሐደሐደ ጊዜ ዂናት መጸውዒ ሰላም እዩ ! አርቲስት የማነ ባርያ"

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu350727 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @zerabrukhagos
    @zerabrukhagosАй бұрын

    ኣነ ኣብ ፖለቲካ ዓልም የለኩን፡ትብል ነይርካ ሕጂ ፒዝነስ ኣለዋ ድዩ ናብ ኩሉ ጠብሎቅ ጠብሎቅ ትብል

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838Ай бұрын

    Very interesting interview

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335Ай бұрын

    እዚ ወዲ ክጸልኦ ዝነበርኩ። ወዲ 17 ከሎ እዩ ወጺኡ ምስኪናይ ንእሽቶ ስለ ዝኮነ እዩ ብዙሕ ጌጋታት ዝገብር።

  • @ambesgerberhane1154
    @ambesgerberhane1154Ай бұрын

    ላግጺ ደይትገድፍዎ ንደቂ ዓዶም ቀቲሎም ኣዋልድ ህጻውንቲ ዓሚጾም ገንዘብ ሓውሉ ዝባህሎ ዓድ ስ ሙሉእ ናጽነት ይስማዓኒ ትብል ግደፉ እንዶ ሓቂ ተዛረቡ ደቂ ቲ ዓዲ ብስጋኣት እንዳ ነበሩ ናዓኻ ሙሉእ ናጽነት ተስሚዑካ ለውዳዕ ሓሳዊ😮😮😮😮

Келесі