Келесі
- 1:21:29
- 16 М.
- 14:32
- 18 М.
- 00:32
- 32 МЛН
- 7 күн бұрын
- 41:27
- 170 МЛН
- 9 күн бұрын
- 00:18
- 23 МЛН
- 24 күн бұрын
- 00:20
- 31 МЛН
- 13 күн бұрын
- 6:00
- 3,6 М.
- 25:33
- 25 М.
- 19:38
- 1,1 М.
- 17:35
- 20 М.
- 11:48
- 4 М.
- 23:12
- 4,8 М.
- 17:26
- 569
- 00:32
- 32 МЛН
- 7 күн бұрын
Пікірлер: 266
በጃኩም የሕዋት ክተባባዕ ዝግብኦ መምህር እዩ ነተባባዓዮ ንመሃር ከኣ ።
ክብሪ ይኩን ንስላሴ ክብሪ ይኩን ንስላሴ ይክበር ይመስገን አምላከ ሙሴ ይክበር ይመስገን አምላከ ሙሴ ።ቃለ ሂወት የስምዐልና ። ፀግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ
@aill8641
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@helenkahsai1824
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@merhawiberhane3900
4 жыл бұрын
Eta Link Nayza Mezmur Eba Tsige Haftey Plssss
@etizmkahbegzabiherdeaymeka1747
4 жыл бұрын
@@merhawiberhane3900 kzread.info/dash/bejne/a4WDxaR7nrq6n9I.html Abzia atika dhri ትንሳኤ smaya kbur haw
ከማካስ 1000 መማህራን የብዝሓላ ኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ ዝወደይ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብራት አሕዋተይ ደስ ዝብል ት/ቲ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከልኩም ክብር ሓውና መምህር ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ጅግና
@xhdjjdjdjdjdheje6322
Жыл бұрын
አልልልል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ካብ መዓር ዝጥዕም ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 🤲 ደቂ ተዋህዶ እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ኣብ እምነትና የፅነዐና 🤲🤲 ክብሩ ሓውና 2ይ ክፋል መዓስ ክትስደልና ኢካ
@user-uv7qp4ms2e
4 жыл бұрын
Msnay yqrieta enda belku...eta profile tetqyrya mhashe haftey….nay seytan mlkt eya...degime msnay yqrieta...
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ኩቡራት ኣሕዋትና ዋው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ፕሮግራም ከምዚ እናገበርኩም ንመናፍቓን መልሲ ሃብሉና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም
ክብሪ ይኩን ንስላሴ ክብሪ ይኩን ንስላሴ ይክበር ይመስገን አምላኬ ሙሴ ይክበር ይመስገን አምላኬ ሙሴ እልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና አሕዋት እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም
Enqae bselam nab kbur beal hosaena abxehana 👏👏👏 Forsa yehwat endatemeharna n kmhrena subscribe ngberelu nezi kbur hawuna🙏
@user-mc5ho4vs2e
4 жыл бұрын
አሜን እንካዕ ሓቢሩ አብፅሐና እሺ ክንገብር ኢና
@missuyemanateysedatsdii6143
4 жыл бұрын
Amen amne amen hawey
@romanande169
4 жыл бұрын
Amen amen amen yhbiru kbur Hawna
@user-pg1nl1mg4v
4 жыл бұрын
Ok natu hawey🙏 amen
ብጣዕሚ እግዚኣብሔር ጸግ ኡ የብዝሓልካ ተባዕታይ ወተሃደር ናይ ኦርቶዶክስ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና !
በሓቂ ኣዕጽምቲ ዘለምልም ትምርቲ ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና
የቀንየልና መ/ር ቃል ሂወት የስመዐልና ጽቡቕ ከምዚ ገይሩ ዘምህር ቡዙሕ ስለዘይኮነ እዩ ሕብረተሰብ ናብ ካሊእ መሰረት ዘየብሉ ዝወድቅ ዘሎ ። ቀጽልዎ ሂወት ዝኮነ ትምህርቲ እዩ እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏
ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ክቡራት ኣሕዋት ፀግኡ የብዝሐልኩም ኣብ እምነትና የፅንዐና ካብዚ ንላዕሊ ክትምሁሩና እግዚኣብሔር ኣምላክና ቁዱስ ፍቃዱ ይኩን ዕድመ ን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርከልካ ፈጣሪ ብሩኽ ሓወይ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
አቤቱ ክብሪ ማለት ከምዚይ እዩ እቲ ሓታት እውን ብጣዒም ናይ ሰብ ክብር ዘሉዎ እዩ ዝማሃርካና እና ዝመከርካናን ሓውና ፀጋ እግዝአብሔር አብዙሑ ይባርከልና ንሕና እውን ሰምዕና ብልብና ክሓድር ናይ እግዝአብሔር ቅዱስ ፍቃድ ይክን አሕዋትና ቃል ህይወት የስመአልና
ጀጋና ተዋህዶ ነዊሕ ዕድመን ጸጋን ይዓድልኩም አምላክ ክብራት መምሃራና🙏💝💝
ኣሜን ቃለሂወት መምህር ስልጣን ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልካ
ቃለ ህይወት የሰመእልና ክብር መምህር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ወው ብጣዐሚ ደስ ዝብል ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ🕯🕯🕯⛪⛪⛪
ተመስገን መፂእካ አምላክ ይሓልውካ ነዊሕ ዕድመውን የፅግብካ ካብ ክፉእ ይከልልካ ንቀፃሊ አይፈለየካ
ቃለ ህይወት የስመዐና ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🤲🤲🤲❤️❤️❤️
@helenkahsai1824
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ጸጋ የብዛሓልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ
@nazretadmokom1203
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስማዓልና እዚኣቢህር ጸጉኡ ይብዝሕልካ ክብር ሐውና
Amen amen. Amen ab selotkom zekorona burukat zerie
Deki tewahdo eta zeytnawex haymanot alekum do subscribe eba ngberelom netebabiayom nezom yehwatna brukatey edmekum edme matusala yigbero neana khshena 🙏💒❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ከማኻ ዘበሉ መማህራን የብዝሓልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሓልኩም እግዛብሔር ኣምለክ ሙቁራተይ
Amen amen amen kal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏❤ hawena edmen teanan yehabkua fetari
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን እንዃዕ ብዳሓን መጻኩሙ።
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna diakon hawey egziabher amlak xegau yebzhalka edmen tenan yhabka buruk hawey
ክርያላይ ሶን ክቡር ሓውና ስልጣን ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ በርተዐልና ደኣ እዞም ሓደ ሓደ ብፊስቡክ ዝዛረቡ ዘለዉ ሸለል በሎም ምክንያቱ ኩሉ ፅቡቕ ክዛረበልካ ኣይትፅበን ኢኻ እዚ ፍሉጥ ነገር እዩ ። ንስኻ ግን ትባዕ ፅናዕ ክቡር ሓውና ብፍላይ ንመናፍቕ ፍቱን መድሃኒት ስለ ዝኾንካ ብዝተረፈ ሰሙነ ሕማማት ብሰላም የፈፅመና ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብፅሐና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሊወት የስማዕልና የሕዋትና ናይ ዘመነ ኣገልጉልትኩም ኣምላክ ይባርኮልኩም።
amen amen amen ቃለሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ዪባርከልካ
ቃል ህወት የስመዓልና ክብራት ኣሕዋትና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ክብሪ ይኩን ንስላሴ ክብሪ ይኩን ንስላሴ ይክበር ይመስገን አምላኬ ሙሴ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ቀል ሂወት የስማልና ብሩካት የሕዋት እግዛቢሀር ናይ ኣጎልጎሎት ዕድመኩም ይባርክ
Sean feltet netefe alona mefto tekalu koynena twahdo zelalem tenber qal hiwet yesmealna Kebur Memher bezuh nemhar zelena❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን ፀጋውን ያብዛልሽ
ክብራ ይኩን ንስላሴ ይክበር ይመስገን ኣምላከ ሙሴ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራተይ ጸጉኡ የብዘሐልክም ክቡራነይ🕊🕊🕊
Selam selam selam kburat yehwat eway sultan hawunas anqa da teweledkalna amlak tsegak yebzhalka tebarek da brkey askas amen amen amen kale hiwet ysemalna bzaba azi nay hmamat ka wes da abllena bazba klaylaso
አሜን(፫) ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልካም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ክብርቲ ኣሕዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ ፊጣሪ ኣሕዋተይ 👏👏👏 እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ይስመዕልና ፀግኡየብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲🤲✝️🕯️
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብራት አሕዋትና ፀግኡ ይብዛሕ አሜን
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና በሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ዞመሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ሰልጣነይ ለ ነዓካ ዝወለደት ማህፀን ብሓቂ ዝተባረከት እያ ከማካ ዝበለ የብዘሐልና ልኡል ፈጣሪ
ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኹን፡ ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓዉና።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልና❤❤❤❤
amen amen amen kale hiwet yesmealna ayne lubonana ykfetelna amen amen amen
Btaemi tehagisna ena neti tium kal egziabiher knsemie zebkiana egziabiher xega ab lieli xega yiadlkum memharana
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት የሕዋትና እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ድማ ዝማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ቃል ሂወት የስመዖልና አሜን አሜን አሜን
ቃል ህይወት የስማዕልና ኩቡራት የሕዋተይ
ኣሜን፫ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ኣሕዋተይ ዘመን ዕድመኩም ይባርክ እግዚያብሄር ኣምላክ ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ቅድስቲ ተዋህዶ ብሓቂ ፅቡቅ ትምህርቲ ኣጆኩም በርትዑ ተዋህዶ ትንበር ንዘለዓለም ኣብታ ቅድስቲ እምነትና የፅንዐና ዝተሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላኽ እመ ብርሃን ትባርኩም ክብረ ንፈጣረናን መድሐኒናን እየሱስ ክርስቶስ ናይ ዘለኣለማዊ ሰማያዊ ኩቡር ኣቦና ይኹኖ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen (3) 🙏🏼🙏🏿🙏🏽❤
ቃል ሂወት የስማአልና ኩቡራት ደቅና እድመን ጥእናን ያሀብኩም
ቃል ህይወት ያመዐልና እዚ ሓዉና
Temesgen amlak kemakum yebzhulna burukht yhawetey egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum temesgen amlak
ኪላላይሶን ኪላላይሶን ኪላላይሶን ፡ ክብሪ ይኩን ንስላሴ(3)ይክበር ይመስገን ኣምላከ ሙሴ ፡ ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ጸጉ የብዝሕ ደቂ ተዋህዶ ፡እመብርሃን ኣብ ኩሉ ጉዕዞና ምሳና ትኩን ፡ኣሜን
ቃለ ሂወት የስምዐና ሕጂ ኢና ዝረከብና ተባዕ ተውሃዳዊ ኣርትድኩስ ኣበይ ኣለኩም ኣቱም ስዓብቲ ክርስቶስ ኣቤት ኣብ ጸርፊ ተዝከውን ማ ሚልዮናት ምኮንኩም ኣምላክ ናብ ልብኩም ይምለስኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን kal hewat yasmalna egzabhar amlk xago yabzahlka🙏🙏🙏💒💒💒
ቃል ሂወት የስማዓልና
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራት መማህርና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna kbur memhr hawna Egziabiher tsegu yebzhalkum
አንካዕ ብሰላም መጻኹም ክብራት ኣሕዋት ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
Amen amen amen xegu yebzhalkum yhewat artohodox tewhad nizelalem tinber 🙏🙏🙏
🙏❤️⛪️❤️🙏 እቲ መደብ ጽቡቕ እዩ: ግን ብዝያዳ ንጹር ድምጺ ንተኸታተቲ ንኽበጽሕ እቲ ንሓውና ዝሓቶ ዘሎ ሓውና ስልጣን ክዛረብ እንከሎ ናትካ ሙዩት ( Mute) ግበሮ: ብኸምኡ እዩ ድምጺ ዘይንጹሩን: ዝደጋገም( ኢከው( Echo) ዝገብር ዘሎ:: ስለዚ ክትሓቶ ወይ ክትዛረብ ከለኻ ጥራይ Unmute ግበራ:: ሓደራ ንምስምዑ ኣሰልቻዊ ከይከውን::
Amen amen amen kale hiwet yesmalna kburat memahran yehwetey xegu yebzhalku amlak
Amen kal hiwet yesmealina amlak azizu tibebu yhabka
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወና። ጸግጉ የብዝሓልካ ፈጣሪ።
ስልጠነ ሓወይ መምህረይ እዚ ትምህርት ከም በሓዱሽ ሼር ግበሮ ብዩትቨካ
Amen amen amen kuli hiwet yesmana ahwatey xega ybzehlku egzabher amlak
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ቓል ሂወት የስመዓልና። ሓደራ በጃኩም ቐጽልዎ ።
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna yehwat egziabher amlak xegu yebzhalukum
Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna Hawna Sltan Amlak Mskuluna Ykun Kuburat Yehwat
በሓቂ ቃል ሂወት የሰማዓልና ፀጉኡ የበዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተና👏👏
Amen Amen Amen Amen Amen Amen
kale hiwet yesmelna kubrat yehwatey tewahado na nzelalem tber Amen
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kbur hawna sltan qdus egziabiher amlak xega yeadlkum
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐለኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ
Amen🙏🏻🙏🏻🙏🏻 kale hiwet yesmaalna ahwat xeguu yebzahalkum
ቃለሂወት የስመዓልና ሰልጠነ እግዚአብሔር ኣምላኽ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ : ክብሪ ይኹን ንስላሴ (2): ይኽበር ይመስገን አምላከ ሙሴ(2):አሜን ።
Amen amen amen kale hiwet yesmalena xegu yebzhalka hawey
ቃለ ሂወት የስመዕልና ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna ahwat 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️
ቃለ ሂወት የስመዓልና
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ኣምላክ ይባርካ ካባካ ብዙሑ ትምርቲ ኢና ንምሃር ዘለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ምሳካ አኩን
ፀግኡ የብዛሓልኩሙ እዝጋኣቤሄር የሕዋተይ
በእውነት ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ የቀንየልና ቃለ ሒወት የስማዓልና ጸግኡ የብዘሓልካ ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣሕዋት ተዋህዶ ለዘላለም ጸኒዓ ትንበር ።
Amen Amen Amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና ክብርን ኣሕዋተይይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xegu
Kibur hawna sultaen egzeabhier tsegieu yebzealka. Ellllllllllllllllllllllll! Zmare melaekti yesmealna! Amennnnnn!
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Qale hiwet yesmalna brukat deqi Tewahdo yehwateyyyy des zebl nlbi ❤ zeresrs tmhrti. Tewahdo melsi alewa 😇⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
አሜን 🙏እግዚአብሔር ኣምላክ ፀአጋኣ በረከቱ ይብዝሃልካ ⛪️💒⛪️
AmennAmen Amen kale hiweti yesimiana
ቃለህውት ይስምዓልና ደስ ዝብል ትምህርቲ እግዚአብሔር ልሳነ ጥበቡ ሂብካ እዩ እሞ ክብሪ ንእምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና ኩቡር ሐውይ
thank you memhir qal hiwet yesmiana
Amen Amen Amen ♡♡♤♤♤♡♡♡♤♡♤♧♧, Esrat zfthlu, himumat zhawili, busat zerklu, ygberela Amlak Amalki Eyese kurstos Abo kulu ftre. Klal yemalna kburat ahiwat.
ቃለ ህየወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣይዘኩም ቀፅሉሉ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሰናይ የስመዐልና በሓቂ ካብ መዓርን ፀባን ዝጥዕም ናይ ነብሲ ምግቢ እዩ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀግኡ የብዘሓልኩም ኽቡራት ኣሕዋትና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩንም ይቐድሰልኩምን አሜን ነዓና ድማ ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ዝሰማዕናዮ 30 60 100 ሰናይ ፍረ ክነፍሪ እግዚአብሔር አምላክና ሰናይ ፍቓዱ ይኹነልና አሜን 🌿🌿🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት ይስምዕልና ፀጉኡ ይብዝሕልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ ጥዑም ምግቢ ተመግብና🙏🙏🙏