18 June 2024

By artist Getachew sihul ኣሞራይ

Пікірлер: 6

  • @milkiassamsom7304
    @milkiassamsom730415 күн бұрын

    ጽቡቕ ክእለት እዩ። ትሸይጥ ዲኻ ? ወይ ካበይ ክገዝእ ይኽእል እባ ሓብረኒ

  • @alemfivetube

    @alemfivetube

    15 күн бұрын

    No ኣነ ኣይሸይጥን: ናይ ዓዲ 4 ዓይኑ እንተደሊኻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወይ ባህርዳር ትረኽቦ: ከምዛናተይ 6ወይ 7 ዓይና እንተደሊኻ ካብ ቬትናም ወይ ህንዲ ክተልእኽ ትኽእል

  • @YergaTesfay-tm9kz

    @YergaTesfay-tm9kz

    9 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @alemfivetube

    @alemfivetube

    9 күн бұрын

    @@YergaTesfay-tm9kz የኽብረለይ ሓወይ

  • @milkiassamsom7304

    @milkiassamsom7304

    5 күн бұрын

    @@alemfivetube እሞ እቲ ናይ ብዓል ህንዲ ናትና ሙዚቃ ክትጻወተሉ ይከኣል ድዩ? እቲ እስኬል ሓደ ዓይነት ድዩ?

  • @alemfivetube

    @alemfivetube

    4 күн бұрын

    ሰላም milkias እቲ ናይ ህንዲ 6 ዓይኑ ሻምቦቆ ብዙሕ ስኬል ኣለዎ ትግርኛ ምፅዋት ዘኽእለካ ግን እቲ መንፍሒኡ ብጎኒ እዩ ብቕድሚት ኣይኮነን: ብጎኒ ምዃኑ ድማ ኣዝዩ ኸቢድ እዩ ክትፃወቶ:: ርካሽ እዩ ካብ ኣማዞን order ግበሮ እንታኣብዩካ ብዙሕ ኣይትጣዓስን: እንተኸማይ ዝመኽረካ ግን 6 ዓይኑ ናይ ቬትናም ሻምቦቆ ይሕሸካ ብቕድሚት ዝንፋሕ that’s the one I am using

Келесі