ድጋፍኩምን ሃናፂ ርኢቶኹምን ኣይፈለየና ፈተውቲ ሻምቦቆ ባህሊ ትግርኛ
❤❤❤❤❤
ጽቡቕ ክእለት እዩ። ትሸይጥ ዲኻ ? ወይ ካበይ ክገዝእ ይኽእል እባ ሓብረኒ
No ኣነ ኣይሸይጥን: ናይ ዓዲ 4 ዓይኑ እንተደሊኻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወይ ባህርዳር ትረኽቦ: ከምዛናተይ 6ወይ 7 ዓይና እንተደሊኻ ካብ ቬትናም ወይ ህንዲ ክተልእኽ ትኽእል
❤❤❤❤❤❤
@@YergaTesfay-tm9kz የኽብረለይ ሓወይ
@@alemfivetube እሞ እቲ ናይ ብዓል ህንዲ ናትና ሙዚቃ ክትጻወተሉ ይከኣል ድዩ? እቲ እስኬል ሓደ ዓይነት ድዩ?
ሰላም milkias እቲ ናይ ህንዲ 6 ዓይኑ ሻምቦቆ ብዙሕ ስኬል ኣለዎ ትግርኛ ምፅዋት ዘኽእለካ ግን እቲ መንፍሒኡ ብጎኒ እዩ ብቕድሚት ኣይኮነን: ብጎኒ ምዃኑ ድማ ኣዝዩ ኸቢድ እዩ ክትፃወቶ:: ርካሽ እዩ ካብ ኣማዞን order ግበሮ እንታኣብዩካ ብዙሕ ኣይትጣዓስን: እንተኸማይ ዝመኽረካ ግን 6 ዓይኑ ናይ ቬትናም ሻምቦቆ ይሕሸካ ብቕድሚት ዝንፋሕ that’s the one I am using
❤️🥰 ክፍሊት እናሓትትካ እምበር ጥዕምቲ እያ
ክነፍሕ እምበር ጥብ ዘብል ኣይራኣኹን 😂😝
❤
🎉🎉🎉
Thank you sahbi
ሹክረን ጅደን 😝
ትዝታ
Thank you ኣኹይ ሰቒር
Пікірлер