Zereit Grmay:New Eritrean Music 2022 | ሓንኳሮ | Zeresenay Ghrmay ~ Hankwaro
#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
Пікірлер: 1 200
ተዓወት ዘርኢ ሰናይ ይበል ይበል ትሕዝቶ ወዲ ኤረይ ብጣዕሚ ደስ ድብል ጽብቕቲ ስራሕ 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
@hameyqalbeymishizbey2018
2 жыл бұрын
YA NAY BIHAKI
Nay gziena bereket mengstabb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@Fikrehager
2 жыл бұрын
He sounds like our wonderful and powerful fathers like Bereket and Wedi Gebru.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
الفنان الكبير والمحبوب زرء سيناي واصل كل الشعب الارتري بيحبك انت فخر وكنذ للوطنا.....
@user-fv6cv9ef6h
2 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@salihomardin670
2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😳✌️✌️✌️✌️✌️✌️
ልቢ ዝትንክፍ ዘርኢ ሰናይ ሐውና አንበሳ:ኤርትራውነትና ክቡር መንነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞
እምባሕ በል ዘርኢሰናይ ግርማይ ግርማ ይሃብካ 🇪🇷🐪🇪🇷 ወዲ ሓላል መሬት ጹቡቕ ስራሕ ኣጆና 🇪🇷💪🇪🇷 ።
@rahwagezana
Ай бұрын
እምባሕሕሕሕሕሕሕ 🐄🐮🐄🐂🐂
ወዲ ግርማይ ሓወይ እዛ ደርፍካስ ምስትምቃር ምጽጋብ ሲኢነዬ ኩሉ ቃላትካ ኣብዛ ደርፍካስ ናይዞም ሓሳዳት ጎሮቤት ኣብ ኣእምሮይ ይስኣል እሞ ቆለጭ ይብለኒ ብሰንኮም ብሉጻት ኣሓትን ኣሕዋት ከፊልና ከምዚኦም አይነት ሓሳዳት ንሕዝቢ ኤርትራ ኦይጎነፎን ምዚኦም ሽሕ ጊዜ ሰላም እንተመጸውን ዶባትና ሓጹር ክግበረሉ ኣለዋ ንዚኦም ፈጺምካ ክትኣምኖም ኣይትክእልን።
ወዲ ግርማይ ጥዕም ድምጺ ወናም ኤረትራዉ 💕ከዛርብና እንዲም ደሎም ።
ዘርኢ ሰናይ 🇪🇷👍❤️💪👌🇪🇷👍 ወዲ ኤሬይ
💒💖🕌👑👑Ertirawi kubur meninet 🇪🇷
ዘርኢ ሰናይ ብሓቂ ሰናይ ከም ስምካ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ገና ክተዛርቦም ኢኻ።
ኤርትራ ንዘለኣለም ትስሓቅ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ዋውውውውውውው ዘርኢት ይበል ስራሕ ጅግና ኣጆኻ ከምዚ'ዩ ኤርትራውነት ናይ ሓሳብ ፍልልይ ንቡርዩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኩሉ ግዜ ክዕንብብን ክስስንን ክነብርዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ!!! ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zerit jigna I proud you brother.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God blessed you brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጀግና ወዲ ኤረይ ከመይ ዲኻ መሕጎስ🇪🇷🙏
ወዲ ግርማይ ብሓቂ ግርማ ሃገሩ ወዲ ጀጋኑ ጅግና ኢኻ ሞ ኤርትራውነት ከውድቅ ዝብገስ ክወድቅ ድማ ግድንዩ።💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪👌👌👌👌👌👌💐💐💐💐
ወዲ ኤሬይ ጅግና በሎም በሎም ነዞም ብዓል ዜሮ ዜሮ 0️⃣💊0️⃣💊
Wedi Girmay: WOW! what a lyrics! What a voice! What a song! I don’t know how many times I listened to this song. Thank you for this great song.
@fjdyrhdfgfudjrhgrh897
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልው
@yenieere5690
2 жыл бұрын
Me too may God bless Eritrea and her people wherever they are Amen!!!!!
@brktiabraha2643
4 ай бұрын
Good job brother we are eritran
ከምዚ ትመስለኒ ኣይነበርካን ኣብ ልዕሌኻ ካልእ ስእሊ ኔርኒ ኣይትሓዘለይ 🙏🙏🙏ጅግና ኢኻ 💪 💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ባዓል ስሑል ጎሮሮ🎙👌🏻👌🏻 ቀጽሎ ኣጆኻ ካባና ዝድለ ሕተት ኣብ ጎንኻ ኣለና ናይ ኣባልነት ግበረላ ዝደለየ ክሕግዝ ንስኻ ካኣ ብዝበለጸ መታን ክትመጸና♥♥♥ ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simondebesay193
Жыл бұрын
Zare wedi 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@freweynihedgu2782
Жыл бұрын
ዘርኢት ተዓወት ወዲ ኤረይ 🇪🇷❤️🌹
@user-tg6gw8fv6r
Жыл бұрын
ንጅግና ጅግና ምባል ሓቅነት እዩ። እስከ ንዘርኢት ጅግና በሉለይ
ዘርእሰናይ ጀግና ወዲ ኤርትራ ኣጆካ ኣንበሳ ኒሕና ንተኣካከብ ምድረ ሓሳዳት ዝጠፍኣሉ ግዜ እንቃእ ኣብቃና❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ኣታ ጀግና እንታይ ኢይ ዝገብረካ ንዓካስ you are proud Eritrean man
ወዲ ግርማይ ያሆ💪🏿በሎም እስከ ነዞም እሾኽ ዓጋም ዝኾኑ ጎረቤት!!ክትድቅስ ክትትስእ ኤርትራ🇪🇷 ኣይትረስዕ!!🇪🇷🇪🇷
ዘርኤሰናይ ሃጋራዊ፣ Nationalist ረጅል ወጠኒ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና መንደላይ ጅግና ዋርሳይ ምስ ይከኣሎ እንከለዉ ምንቕ ምባል ዘበት ቶንኮሎም ሸርሒታቶም ናብ ነብሰም ከም ማይ *ላፋ* ግልብጥ!!!!
ወዲ ኤረይ ጻፅዳ ፅድመንጥፅናን ይሃብካ ፈጣሪ
መርዞም ነጺጎም ንሳቶም ተጸይቆም(ትግራይ) ኤርትራውነት ክቡር መንነት ጽቡቅ ስራሕ ዘርእሰናይ 🇪🇷❤️🇪🇷💪❤️
Wedi Geremay anbesa belom nezom shenfela eray mry ERITREAWI KUBUER MENENT ❤️❤️❤️😘😘😍 beautiful song well done 👏👏👏👏👏
ዘርእሰናይ ናይ ህማመይ ዕድመን ጥ ዕናን ይሃብካ ፈጣር በሎም ኢዞም ሩጎማት ጎረበት 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️❤️❤️❤️⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐
@ztigefittiwi4033
2 жыл бұрын
Ajoka Wedey Maarey Edimen Tiina Yahabika🙏🙏🙏🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfabrhangebremedhin299
2 жыл бұрын
ዘር ኢት ጥዑም ድምጺ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣብ ትኮዶ ጉዕዞ ካ ዕወትን ኣሳሉጡ ይምነየልካ ኣብታ ክብረት መንነትና ዝኩነትሃገርና የታኣካክበና
ዎውውውውውው ደጋጊመ ሰሚዓያ ምጽጋብ አብያትኒ አቤት ጥበብ ወዲ ኤረይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@salihomardin670
2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍
ከም ናይ ቀደምካ ብሉጽ ስራህ አድመን ተናን ይሀብካ ኤርትራ ሰብ ኣለዋ ብ ሀቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ገረማ መጎሰ ዘለካ ዑውት ወዲ ዛም ጀጋኑ ዕደመን ጥዕና አምነይልካ ትዓወት
ወዲ ግርማይ ከም ልበይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣሎ እው ኣሎ ኤርትራውነት ኹቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👈 እግዚአብሔር ዝባረኻ ኤርትራና ማንም ኣይትንክፋን ኢዩ ንዘልኣለም ከኣ ተሓፊራን ተኸቢራን ክትነብር እያ ብደቃ 💪👈
ወዲ ግርማይ በዓል መትከል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ata eskas kemey dika jigna hageawi kemaka ybzhu bro I'm proud to be eritrea 🇪🇷 awet nhafash💪 zelalemawi zkri n swatna 🙏🏼
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️💖💖💖💖🙏🙏🙏
ትዓወት ወዲ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
ወዲ ግርማይ 💯%👌
Wedi grmay jgna nice job ambesa kexlo ab gonka alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nkdmit
Viva wedi Erie, you are our treasure. Hero the son of heroes 👏 💙 🙌 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I'm proud to be Eritreawi kubur mennet 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🦁👌💪🇪🇷❤
I am proud of you 👍 zerit germay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelhaile6045
2 жыл бұрын
I never listen like this song.speciali the word what he anouced know Senkitwom by tommorw they will be eaten totaly.viva zeriet.
VIVA ZERISENAY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Proud to be Eritrean1🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት ይሃብካ ዘርእሰናይ፡ ፍረ ጻማኻ እትርእየሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኰበን።
Welcome ❤️🇪🇷🇪🇷❤️✊
Good job wedi Grmay proud of you 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anta abey neyre ksab hji zeyfelto ezi zeresenay zbhal arha wedi erey nay bhaki semiekayo zeymno ezi dmxun hrmetun gitmun kexlo eske zerit hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏❣
ኣንቲ ኤርትራ ኣለናልኪ ቤላ ወዲ ግርማይ ጅግና ❤🇪🇷💪
ዘርኢ ሰናይ ይበል ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ አሚላኽ ንኤርትራ ሃገሪ ከኣ አሚላኽ ይባርኽ
ልክዕ ወዲ ገብሩ ጥዕምካ ጡዑም ደርፍ ኣብ ግዝአ ኣጆኻ ቐጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና እወ የለን ዝደፍራ ንአዛ ዓዲ ሰማእታትና
Very powerful, proud of you wedi Grmay and I'm proud of to be Eritrean.
Wedi Ghirmay jegana adi welda temkani 🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi Ery welolo ❤ 💙 💚 💛 wedi Grmay ya hoooooo ❤ 💙 💚 💛 Eritrea for Eritreans 💕 💕 💕
ወዲ ግርማይ ሓቢቢ ትበል ጥዕምቲ እዋናዊት ዜማ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ዘርኢሰናይ ከምወትሩ ብሉጽ ስራሕ።i hope we go to our country together. All Eritrean be hold hand by hand.what every our difference idea's. We are Eritrean .Eritrea first before All.
@asmeraeritrea
2 жыл бұрын
Yes🇪🇷💪
Blessed & proud to be Eritrean Awet Nhefash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
No 1 Eritrean national artist zeresenay keep it up go on.
ኣሰይ ዘሪት ግርማይ ተሓቢነ ሓውካ ሙካነይ
Ambesa wedi Ambesa zerit 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ትዓወት ኣንታ ልሳን ውጹዕ ::👍👍👍👍👍
ተዛረብ ጅግና ❤ መግለጺ የብልናን ዓወት ንህዝቢና ✊✊✊🇪🇷❤️❤️❤️
ዕልልልልልልል ዋርሳይ ሓየት ኤርትራዉነት ክቡር መንነት 🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ዕልልልልል🇪🇷✊️::
ወዲ ግርማይ ሕቡን ኤርትራዊ:: ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Zare our great man we Are with you brother God bless Eritreana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ መግለጺ ሲኢነልካ ወዲ ግርማይ ሓወይ
@sulemanmohamed3453
2 жыл бұрын
🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇💔💔💔💔💔💔💔💔💔
Bravo!!! Beautiful song. Proud Eritrean❤️🎉🍾 🇪🇷 Very fitting to the TPLF lost
Another great song from our brother . Thanks for the song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓሽ !! ወዲ ግርማይ ብሓቂ በዓል በረኸት መንግስተኣብ ንፉዕ ተካኢ ረኺቦም !! ኣጆኻ ህጠር እንባሕ በል::
@nolawi30com88
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓሻ!!
@themadman5763
2 жыл бұрын
@@nolawi30com88 nay behaki geldam jebjeb meakoru
@bemnetsbhatu976
2 жыл бұрын
Nay behaki forsa tray nkdmit deki erey
@nahomrezene7917
Жыл бұрын
@@nolawi30com88 ዓሽ አዩ ኢሉ ዓሻ ኣይ ኮነን ክክክ
@nolawi30com88
Жыл бұрын
@@nahomrezene7917 ተረድእኑ!ኣሎ
እዋይይይይ ኤርትራውነት! ጸባ ስተ ናይ ብሓቂ ጅግና ፈታው ህዝቡን ሃገሩን ጽላል መንነቱን ኢለካ ኣሎኹ ወዲ ግርማይ ሓወይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊነትኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌷🌹🌷🌹🌷👍
የቀኔና ዘሪሰናይ ንኸከማይ ብዙሑ ዘይፈልጡ ትምህር ዘለኻ!💯👍🙏👋
መን ዲካ ንስካ ኣንታ ጅግና እወ መን ዲካ ንስካ ኣንታ ዋሕስ ኤረና ብድምጽካ ጌርካ ትገልጸልና ፍቅሪ ሃገርና ነዚ ዝደቀሰ ዝመስል ኣበሳ ወዲ ሳሕል ናቅፋና ይዋኣዮም ኣከብዶም ኣቲካ ንጸላእቲና ብትንትን ኣቢልካዮም ከም ደቂ ሕድርትና መቃብሮም ምፋሓር ጀሚሮም ኣብ ዓዲ ጋና ኣሰር ኣለካ ኣሰር ጀጋኑ ኣቦታትና ዉረስ ተዋራስ ጸላእትና ነጥፊ ጌርና ከምዘይምለስ ተግባራም ኣይልከፍን ኢዩ ከም እሾክ በለስ ኢልካ ሓቢርካና ዘርእና እወ ዘሪኢ ኤርትራና ተወፋይነት ብተግባር ኣብ ቅድሚት ግንባር መን እሞ ኣሎ ከማካ ናሓቂ ከም መድፍዕ ዝተርተሮ ንኩላ ኣዉጺእካያ ዓሰርተ ብዘሮ እታይ እሞ ክብለካ ኢየ ስም ሲኢነልካ ንግዝኡ ወላ ሽም ንህቢ ክብለካ እወ ሽም ንህቢ ክብለካ ወዲ ሓላል መሬተይ እንዲካ ጋሳ ናይ ህዝብና ናይዚ ወለዶ ስለ ዝኮንካ እንበር ይርደአኒ ኢዩ ከምዝንእሰካ ዓቅሚ እካ የብለይን ክገጥም ናዓካ ግን እንታይ ክገብር ሚሒር ስለ ዘፍቅረካ ደስ ኢልኒ ባዓቅመይ ክገልጸካ ኣይተስተዋሕዳ ኢካ በሉ እስከ ዳሓን ኩኑ ደቂ ኤረይ ኣብ ዘለኩሞ ሰላም ሃልዉለይ ካብ ሓዉካን ኣድናቂካን ፊሊ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግእጥሚ ዘርእስናይ ሓወይ ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይ
ባሕ በል 🇪🇷ኤሪትራዊ🇪🇷 ወዲ ግርማይ 🇪🇷ያሆ ናይ በሓቂ ይበል ❤ግጥሚ ዜማ ይበል 🇪🇷ወዲ ገብሩ🇪🇷 ካልኣዩ ገዲፉ።።።።።።።።።።።።።።።።።።
Thank you wedi Girmay for your outstanding and great Eritrean patriotic song. long live our beautiful Eritrea🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
Ata anbesa meglexi sinelka viva wedi grmay jgna 🌿🇪🇷🌿🏋♂️
Yes yes yelen zetenkifa Eri Adi jeganu.very touching song.Eritrea will Rise 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank you zerisenaye good job 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
Zerye jgna sebays kemaka tekone enber 🇪🇷💯🤴🏻✅
ወዲይ ግርማይ ሓወይ አንካዕ ደሓን መጻካ፡በዓል ስሑል ጎሮሮ፡ ሓንቲይ ዉን ከምዚኣ ወስከና
@hameyqalbeymishizbey2018
2 жыл бұрын
TAWALIH WEDI EREY NEBSI
widi ግርማይ yahoo ተዓወት ሻረ like ንሓግዞ ደቂ ኤሪይ 🇪🇷🇪🇷 1ሚልዮ ነብጽሓያ 🇪🇷🙏
ወዲ ግርማይ መግለጺ ስኢነልካ በቃ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ካብ ነንሕድሕድ ዝበልጽ ስራሕ ፡ ወዲ ኤረይ ጅግና ኤርትራና ዕድሌኛ እያ ኣለናላ ክኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ተዓወት ወዲ ግርማይ ይበል ትሕዝቶ ብጣዕሚ ጽቡቕ 🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
ጽልኢ ወያነ ንኡስ ወለዶ እውን ኣርኪብናሉ ብግህዶ ሪኢናዮ ኣቦታትና ዘሕለፍዎ ኣምበሳ ወዲ ኤሪ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘርኢት ጅግና ጀጋኑ፡ በሎም እዞም ጠላማትን ተንኮለኛታትን! መርጎም ስንቆም።
ዋው 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወዲ ገብሩ ኣውሪሱ❤️
Wadi Erey 🇪🇷💪💪🇪🇷💪💪💪
ኣጂኻ ወዲ እረይ በዞም ባዓል ትግራይ ትዕወት ከይትዳሃል በሎም በሎም ህጆሞም ህጆሞም ንከም ባዓል ሰይጠነ፡ባዓል ጎታን
happy Sunday zerasenay Eritreawi kubur menent for ever 🇪🇷♥️🙏🐫🇪🇷♥️🙏🐫🇪🇷♥️🙏🐫
ሰም ይመርሕ ጥዋፉ የብርህ እዩ Zeresenay ::
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዘርኢሰናይ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹⛪️🕌
LONG LIVE ERITREA 🇪🇷
Wedi Girmay jigna, well done as asual, keep going
Gena zeywxe alewo wedi Grmay kezarbuka eyom deliyom 💪🇪🇷💪🇪🇷. Nhna zlewesnalon 33zurya senkitomm haki Ambesa zeritno 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ዘርሰናይ ግርማይ ኣንበሳ ዝንኣድ ኣቃራርባ ኣጆኻ ወዲ ኤረይ ።
ዘርኢ ኣንበሳየ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቀጽሎ። ወዲ ኤርትራ ጻዕዳ።❤️🙏🇪🇷🕌🇪🇷🙏❤️⛪️💚❤️💙🇪🇷🙏❤️
🇪🇷ዘርኢት ኣጆኻ ብርትዕ ዜማኻ ኣዚዩ ሓያልን ሃገረውነትን ሰሚዕኻ ዘይምኖ እዩ'ሞ ቀጽል🇪🇷።Peace and prosperity for Eritrea🇪🇷
Zersenay grmay tebae hagerawi ajoka enkula rarae abilkaya juntan seabtan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ግርማይ ኣጆካ ተዓወት ጅግና አለካ ኣለኩ
Your song are always so powerful and amazing message proud Eritrawy!!!!well done.
Eritrean 🇪🇷 💘 keep your 👍 great work Zeriet
Good Job Zersenay Hawey We are so proud of you wedi Erey Eritrea Zibele Tekebiru Yenber Thank You so much for the Nice Tune 🇪🇷🙏🏾❤️