erritrean new song zeresenay grmay NEZOM DOBOKONAY(ነዞም ዶቦኾናይ) Nooh entertaimant 2021

Фильм және анимация

ሰላም ኣፍቀርቲ ስነ ጥበብ ብትገብሩልና ብትህቡና ሪኢቶን ብትገብሩልና ምትብባዕን እንዳመስገና
እባርከስ ንዓኩም የዛናግዑ ዝበልናዮም መደባት ሒዝና ንመጽእ ኣለና ከም ቀደምኩም ምትብባዕኩም ኣይፈለየ.
CopRaight Nooh entertaimant@@@@@

Пікірлер: 1 000

  • @wedieritsaeda5041
    @wedieritsaeda50413 жыл бұрын

    እምባሕ በል ወዲ ግርማይ ጅግና ኣጆካ በሎም ርእሲርእሶም🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞👍👍👍

  • @ksadadishurum4426
    @ksadadishurum44264 ай бұрын

    Eritreawi kubur mennet enkoe Eritreawi konku🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊

  • @samisebey6738
    @samisebey67383 жыл бұрын

    ሓየት ወዲ ኤርትራ ንፋዕ 🇪🇷 ኣጆካ።

  • @lulumu4576
    @lulumu45763 жыл бұрын

    ናይ ብሐቂ እዋናዊት ዜማ ወዲ ኤረይ ጅግና አቦ ጥበብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @adhanomnegusse6517

    @adhanomnegusse6517

    2 жыл бұрын

    Impressive voice lyrics nationality song thank you

  • @hbhbhbhb9676

    @hbhbhbhb9676

    2 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👌✊✊✊✊✊👌👌👌👌👍👍👍👍👌👌✊✊✊💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯

  • @user-pm6kl7vh4q
    @user-pm6kl7vh4q3 жыл бұрын

    ሽምካ ሰናይ ስራሕካ ሰናይ ግጥምኻ ሰናይ ዜማኻ ሰናይ እንታይ ክወጾ ጽቡቅን ሓቀኛን ስራሕ

  • @lifeisbeautiful1250

    @lifeisbeautiful1250

    3 жыл бұрын

    I listen to him 1000 times

  • @kifleguesh6526

    @kifleguesh6526

    3 жыл бұрын

    Nay bhaki haweyyyyyyy

  • @user-yg3fg9ep6s

    @user-yg3fg9ep6s

    3 жыл бұрын

    ጸርፍኻ ግናይ ወስኸላ ናብ መንደቕ ኣጸጊዑ ኩስትር ኣቢሉና ክሓስም።

  • @alenalkieritrea3862

    @alenalkieritrea3862

    3 жыл бұрын

    @@lifeisbeautiful1250 ወላ ኣነ

  • @wedierubtupacwedierub9209

    @wedierubtupacwedierub9209

    3 жыл бұрын

    Sah kelam kelimka I like you

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery2423 жыл бұрын

    ብራቮ ዘርሰናይ ሓውና ጅግና ኣጆካ በርትዕ ❤️💪🏿🇪🇷🇪🇷❤️💪🏿🇪🇷❤️❤️🌹🌷💪🏿💕🇪🇷❤️

  • @kiflemariamwoldu4524
    @kiflemariamwoldu45243 жыл бұрын

    ኹሉ ግዜ ሰናይ እዚ ወደይ ድምጽኻ ናይ ነብያት ምዝሙርካ ናይ ካህናት ግጥምኻ ናይ ኣርካናት ካብ ቀደም ሓያል ኲናት እሰይ እሰይ ዘርኢ ሰናይ ወደይ መዝሙርካ ይዓምብብ ቃላትካ ይተኸላ ኣብ ልቢ መንእሰይ

  • @OmarAhmed-nr2bc
    @OmarAhmed-nr2bc3 жыл бұрын

    ጅግና መንእሰይ ጽሩይ ኤርትራዊ ነዚዮም ኣጽሚ ስውኣትና ረጊጾም ዝነገስ ንጉስና ዝብሉ ፈተውቲ ነብሶም ንጥቅሞም ዛሃድሩ ኣስማኣዮም ዘረሰናይ ከምሽምካ ዘርእካ ዘይትረስእ ጅግና ወድሃላል

  • @mebrahtuabay4339
    @mebrahtuabay43392 жыл бұрын

    ዋኣው ኣበይ ታሓቢእካ ነርካ ዘርእሰናይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ድምጺ ጽቡቕ ዘይማ ኣካ ገበርካሎም ነዞም መስዋቲ ኣሕዋቶም ኣሕስሮም ንባዓል ደመኛ ወያነ ዝንእዱ ዓወት ንህዝብናን መንገስቲ ኤርትራ ሰናይ ቀጽሎ ።

  • @germaymebrahtom436

    @germaymebrahtom436

    2 жыл бұрын

    ስውእ ግቡኡ ፈጺሙ ። ተጋዳላይ ግን ውልቃዊ ናጽነቱ አብ ሜዳ ተመንጢሉ ባርያን ግልያን ኮይኑ ናጽነት ንኢሰያስ አሕሊፉ ዝሃበ ንህዝቢ ኤርትራ ሓደ ዓበይ ስጋ ለበስ ሸጣን ካብ ሳሕል ናብ አስመራ አምጺኡሉ ተጋዳላይ ዕላምኡ አይወቀዔን ደም ዝተኸፍሎ ባርነት እዩ አምጺኡ።

  • @SM-yn4ql
    @SM-yn4ql3 жыл бұрын

    ብሓቂ ረኺብካዮም ፍረ ዘይብሎም ደቦኹና!👏🏾👏🏾💗💗

  • @HANIBAHLINAMEDIA
    @HANIBAHLINAMEDIA3 жыл бұрын

    ከምቀደመይ ክግዕር ስለ ህዝበይ ሓግዝኒ ክራረይ ብሓቂ ዘርእሰናይ ዓርከይ ጽቡቅ ስራሕ አጆና ክወግሕ እዩ

  • @merkebnohmedia

    @merkebnohmedia

    3 жыл бұрын

    ሃኒ ናይ ባሓቂ ብሽም ኖህ ኢንተርታይመንት ከመስግነካ ይፈቱ።

  • @mametberhane2166
    @mametberhane2166 Жыл бұрын

    ናይ ኣናብስ ኣንበሳ ኢካ ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኩላትና ኣብታ ክብርቲ ኤርትራና የራክበና ኣምላኽ ወዲ ዞም ጀጋኑ🙏

  • @mebrahtomgebremariam4924
    @mebrahtomgebremariam49243 жыл бұрын

    ጸባ ሰተ ጸባአሰትካና ጂግና ወዲ ጀጋኑ እባሕ በል አጽገባ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና ወድጀጋኑ።

  • @GualEri13

    @GualEri13

    6 күн бұрын

    🇪🇷🙏

  • @selamtsegay7762
    @selamtsegay77623 жыл бұрын

    ጥዑም ድምጺ አሰሚዕካና ቃና ኢንጂነር አስጎዶም ይጥዕም ድምጽኻ ጌርካሎም ነዚኦም ፈከርቲ።ጥዕና ይሃብካ

  • @user-bo3sh6up2b
    @user-bo3sh6up2b3 жыл бұрын

    መሪሓባ ወደባት ተባዓተይ ወድ ግሪማይ ባዓል መትኸል ኣጀና ጥራይ ቀሪብና እና 💪💪💪 💪💪💪 💪💪💪

  • @yemanegebreyohans5980
    @yemanegebreyohans5980Ай бұрын

    አታ ተፈታዊ ሐወይ ዘርሰናይ ጀግና ጻእዳ ወዲ ኤሬ ፈታሪ ጥዕናን ሰላምን ፍቅሪ ዕድመ ይሐበኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @Kbret183
    @Kbret1833 жыл бұрын

    ዘረኢ Eritrea አለካ ኣለኩ, አዞም ጋርማ ☆አምበር ደበኹናይ .

  • @senayselemun1665
    @senayselemun16653 жыл бұрын

    Kemzi yu Eritrawi ata naylbey hawey, wedi Erey, shiden elekaleku wede bat,wedi ta halal meriet.👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆🎆

  • @yewhansmichael6819
    @yewhansmichael68193 жыл бұрын

    ቅኑዕ ኤርትራዊ ! 👍👍👍👍 🌺🌺🌺🌺 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bereketsolomon620

    @bereketsolomon620

    2 жыл бұрын

    ኣቤት ቅኒት ኣቤት ግጥሚ ይበል ኣምላኽ ይሓግዝካ ስነጥበብካ ይሰስን

  • @selemawitghide7634
    @selemawitghide76343 жыл бұрын

    Zerisenay hawey semie mexigab sineya yibel gtmi yebel zema yebel gororo Amlk mulu tina yehabka zeben hiwetka burk yekun eza derfka lbey tenkifatni nay bahki Dankeschön

  • @senaytezareb5842
    @senaytezareb58423 жыл бұрын

    ዝኸበርኩምሰማዕቲ ዘለኒ ኣኽብሮት ህዝበይ እንዳገለጽኩ፣ኩሉ ትገብሩዎ ምትብባዕ ዝያዳ ተስፋን ሓይልን ዝህብ ዮሞ፣ ዝያ ክሕይል ተስፋ ይገብር ካብዚ ዝበልጽ ሒዘ ክመጸኩምይትስፎ። ልዕሊ ኪሉ ህዝብን ህዝባውነትን ከይተበረዙ ንክነብሩ ናይኩልና ቃላሲ ኣድላ ዪ ዩ ።ብተወሳኺ ዛስራሕ ኣብሓጺር ግዝየ ስለዝተሰርሐት ብዙሕ ጉድለት ክህልዋ ግድን ዩ፣ ከምዚ ዘለቶ ኩውንቲ ንክትኮውን ኩውንቲ ዝገበሩ ሰባት ኣብዚ ኣስማቶም ተጠቂሶም ንዘለዉ ሰባት ብስም ኩቡር ህዝበይ ኣመስጊነ ንኣመስጋኒ ይህብ ።ዘርእሰናይ ግርማይ ተዛረብ የቀንየለይ።

  • @robeltesfahans8123

    @robeltesfahans8123

    3 жыл бұрын

    xubuk derfi kexilo abi gize eyu tesfa abi zikoroxinalu eka mexika degfita tekawemita bendera tebezih ala ember yexbuko eyu zebli kilbi ente tigbrela gini mara mixebeket thanks

  • @senaytezareb5842

    @senaytezareb5842

    3 жыл бұрын

    ኣጆኹም ተስፋ ኣይንቁረጽ ኣብዝቅጽል ንኩሉ ክንድህሦ ኢና።

  • @michealalem2

    @michealalem2

    3 жыл бұрын

    ዘርእሰናይ ሓወይ ከም ስምካ ቡሉጽ ስርናይ ናይ ሃገር እካ በርቲዕ ጸምእና ኣለና እሩወና ምኪኤለ ኣለም(ወንከብ)

  • @misgnagebru1942

    @misgnagebru1942

    3 жыл бұрын

    ዘርሰናይ ስቡክ ብታሚ ደስ አይልኒ ፡ ሂድርካ ኣብ ኤርትራውነትን ዘተኮረ ከም ህዝአ ናብ ፊክረን ሚክቢባርን ሲራህ። በአፍላይ ካኣ ኤርትራውነት ዘአንቢብ ስራህ። ተዋሪድና አይና በዞም ሃገሮምን ታርይኮምን ገዲፎም ናይ ትግራይ ሃተው ኪብሉ ዚወሉ ዘልው።

  • @fkreestif2502

    @fkreestif2502

    2 жыл бұрын

    Senay hawey xlal kunena eske mensey ykefaflwo alewu n eritrawnet sbek b dem abotatna ahwatna zmecmxet hagery dew tbelely

  • @user-ii6kx4ko1g
    @user-ii6kx4ko1g3 жыл бұрын

    ባሓቂ ንስካ ዘርእና እወ ዘሪኢ ኤርይራና ትብል ባዕለይ ዋና ነዚ ለዋህ ህዝብና ናዛ ደም ጀጋኑ ዝፈሰሳ ሃገርና ከም ዓዲ ገሊኦም ዘይተቀበልናያ ብማና ጀጋኑ ከፊልና ቡሉጻት ደቂ ሃገርና ዘዉዲ ዝሰቀልና መን ኢዩ እሞ ከማና ሕጂ እዉን እወ ናሓርነትና ክንቃለስ ኢና ኣጀኩም ደቂ ኤሪ ኣለና

  • @yosiefhaile7107
    @yosiefhaile71072 жыл бұрын

    Zemenawi wedigebru, jigna wedi Abotatu. Keep forward

  • @yonasyonas8306
    @yonasyonas83063 жыл бұрын

    ሰሚዐ ምጽጋብ ዝሰኣንክዋ ደርፊ። ሳብስክራይብ ንግበረሉ ይሕዋት ካብዚ ዝበል ሒዙ ክመጽእ።

  • @merkebnohmedia

    @merkebnohmedia

    3 жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ኩቡራት የሕዋት

  • @ereyadey5695

    @ereyadey5695

    3 жыл бұрын

    ነዚ ዘይገበርና ንመን ክንገብር ያጀማዕ

  • @arongebremical435

    @arongebremical435

    3 жыл бұрын

    Ya nay behaki zaresnay jegna ab eritrea darfei tasmeiu ab rodeio waghta bexame feqrei hezbei zalka eka emo ajoka bartei xeray foresa hantei maltei ala selam ::

  • @samisebey6738

    @samisebey6738

    3 жыл бұрын

    ብዓጀባ እምበር

  • @mengsdebesay3868

    @mengsdebesay3868

    3 жыл бұрын

    Zeresnay jegna seb si bhagru thamme iyu enbet

  • @kelatitewelde3533
    @kelatitewelde35333 жыл бұрын

    ዘርእሰናይ ጀግና ናይ ኣቦታቱን ኣያታቱን ዝወሰደ ንስነጥበባዊ ዑቅባጋብርን ስነጥበባዊ የማነ ባርያ ዝተካእካ ጀግና ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና።

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32823 жыл бұрын

    Thank you ☺️👍👍👍 ባንዴራ እንዳማቶም ዘምበልብሉ እወ በላዕቲ ክልተ ስጋ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ

  • @kidanemedhanie5970
    @kidanemedhanie59703 жыл бұрын

    ብሓቂ ኣብ ባይታ ዘይወድቕ ገላፂ ወርቂ ግጥምን ዜማን ! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ ዕዉት ወዲ ኣቦታቱ ! ከማኻ ሕልናን ሓቦን ፣ ፍትሕ ሓቅን ሰኒቆም ነዚ ወረጃ ህዝብና ዘስንቁ መስተውዓልቲ የብዝሓዮም !!!

  • @GualEri13

    @GualEri13

    6 күн бұрын

    🇪🇷🙏

  • @menkemeritrawitade4514
    @menkemeritrawitade45142 жыл бұрын

    Enber zeresenay anbesa jgina belom belom reisom reisom kemtemen kiqitiqetu alewom embahi bel wedi Erei jgina Eritrean forever

  • @tedrosghebrtsion7297
    @tedrosghebrtsion72973 жыл бұрын

    ኣቤት ስራሕ። ሓራም!! ምራኽ ሂበካ ኣለኩ። ተዓወት

  • @kelatitewelde3533
    @kelatitewelde35333 жыл бұрын

    ኣጆካ ዘእሰናይ ብቀደሙ ስድራካ ዘርኢሰናይ ኢሎምካ ስም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ ክብሉ ወለድና ከምዚ ምስረከቡ እዩ። ግበረሎም ነዞም ጋህታፋታት ብዓል ጆን ከምኡ ካልኦት ከድዓት ትግራይ ትግርኚ ዝብሉን ኣምሓራ ዝናፍቁን፡ ክጻረፉ ላይፍ ዝኣትዉ።

  • @Hzbawit
    @Hzbawit3 жыл бұрын

    Perfecte message to all Eritrean👌Keep on your exellent work wedi Eriey🇪🇷💕👈🏅

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane19783 жыл бұрын

    ጸባ ስተ ሰባ ኣስቲኻና ብጣዕሚ ጽቡቅ ዜማ ጽቡቅ ግጥሚ።

  • @mehariwoldoyohannes8542

    @mehariwoldoyohannes8542

    3 жыл бұрын

    MEN-KEM ZERE NBER KBER ZERU NATEY PROUF.......TEZAREB.....AMBAH BEL W-LUD HAW JEGANU LONG LIVE AJOKA WSEDO , AMBAH W-LUD NEBRE .....ZEY-TEW-HATLU HAMOT HARMAZ YSTE....F.CANADA

  • @damitsegay5349

    @damitsegay5349

    3 жыл бұрын

    ንስኻ ሓደ ካብቶም ዝዝልፎም ዘሎ ሰባት ኢኻ

  • @dejendeju9655

    @dejendeju9655

    3 жыл бұрын

    @@mehariwoldoyohannes85427llllllllll

  • @yaredalem1102

    @yaredalem1102

    2 жыл бұрын

    @@mehariwoldoyohannes8542 sq

  • @selambahta145
    @selambahta1453 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃልኪዳናይ ክራረይ ከምታ ቀዳመይ ክጽዕር ሓግዝኒ ሰለ ህዝበይ ኣየወ ነብስኻ ዘቀጥቅጥ ቅኒት ከማኻ ይብዝሑ

  • @hgushiwet8801
    @hgushiwet88013 жыл бұрын

    በዕጽምቲ ስዉኣት ስኖም ዝስቕስቑ እወ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ከም ወትሩ ዘርሰናይ

  • @alaytmael2576
    @alaytmael25762 жыл бұрын

    Wedi girmay jigna hamibel nay Eritreana bitami ena nifetweka nedinikeka wedi Erey bial xinua metkel. 👍🏽🇪🇷 ❤

  • @user-ks6kx8fm5r
    @user-ks6kx8fm5r2 жыл бұрын

    ዘረኢ ሰናይ ጡዓም ድምጹ ጅግና ወዲ ኢረይ አጆኻ ቀጽሎ ኤረትራዊነት ኩቡር መንነት፣፣🇪🇷❤❤❤❤👍👍👍😍😍😍👑👑

  • @kibromberhe2193
    @kibromberhe21933 жыл бұрын

    Who listen 5 times for a day, much respect for singer

  • @erisun1278
    @erisun12783 жыл бұрын

    ብሓቂ ረኺብካዮም ፍረ ዘይብሎም ደቦኹና

  • @berhaneredie5297

    @berhaneredie5297

    3 жыл бұрын

    Marhaba wedi eriy

  • @estefanostesfay5354
    @estefanostesfay53543 жыл бұрын

    ጅግና ወደባት፡ ብቕያን ታሪኽን ሓርበኛታቱ ዝሕበን።

  • @BtctoMoon101

    @BtctoMoon101

    8 ай бұрын

    Intay imo Wedi berad telimu eyu😢

  • @negashberhe4738
    @negashberhe47383 жыл бұрын

    ተዓወት፡ ተዓወት፡ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ደርፊ፡ ኣምላኽ የሓግዝካ

  • @yasminabrha5556
    @yasminabrha55563 жыл бұрын

    ዘርእሰናይ ጅግና! በጃኻ እባ ነዞም ጸልማት-መጻኢን ዘርጋዝያንን ሓንቲ ከምዚኣ ደርፊ ድገመልና!

  • @various-typical-classic-ar3614

    @various-typical-classic-ar3614

    Жыл бұрын

    N Agaizian dea entay kewxealom

  • @ghirmayweldeyesus5293

    @ghirmayweldeyesus5293

    4 ай бұрын

    ወዲ መድሂን በራድ ጸማቂ ስዋ ገዝኣ ኣብ መቀለ ተምቤን ፈራስ መራስ ፍግራ ኣብኡ ትውዕል ምስ መድሂን ስዋ ክትቀድሕ ተገቲራ😂😂😂😂

  • @peacelove2741
    @peacelove27413 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሥነጥበባዊ ጅግና ደረፋይ

  • @wttm7266
    @wttm72663 жыл бұрын

    Btami gobez Zerit jigna ajoka ajoka aytimt aytmit 💪🏽💪🏽💪🏽🙏🏻🙏🏻🙏🏻😍😍😍

  • @michaelandemariamk3004
    @michaelandemariamk30043 жыл бұрын

    እዋናዊት ዓቢ መልእክቲ ዝሓዘት ዜማ ያ ጽብቕቲ ስራሕ ቀጽሎ።

  • @habtemariamtekie3531
    @habtemariamtekie35313 жыл бұрын

    ኣበት ስብእነት ኣቦ ስነ ጥበብ እንታይ ኽወጾ ብልጽ ናይ ብሉጻት ኣጆካ ቐጽሎ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካብካ ዘሪኢት ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes85423 жыл бұрын

    WINNER- 2022..ONE OF ALLBESTER.MOTIONAL GIFTED & REAL MANICALL YUO * TIGER Z.SENAY WAWALOM FROM CAN.

  • @issakberhane4908
    @issakberhane49082 жыл бұрын

    Zeresnay hawey xifuf sirah i proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍💯 haqena tebe eritrwa

  • @danielestif8689
    @danielestif8689 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤ tezk'El Nobel Haqi mshelemkuka , Hanti keyetrefka nezom bkebdom hager zshetu gelixkayom. Thank you bro. !

  • @tesfuberhe438
    @tesfuberhe4383 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ጥበብ ። ከም በዓል ዘርእሰናይ ክትሰምዕ ከለኻ ልዕሊ ሙሩጽ መግቢ ትሰርዖ ዜማታቶም ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ግርማይ ።

  • @ybrahhabte1267

    @ybrahhabte1267

    3 жыл бұрын

    Bhaqi sihl wielkayom zeybelhu

  • @mehreteabbelay8692
    @mehreteabbelay86922 жыл бұрын

    እንበር ኤርትራዊ ጽጋባ ራዛ ናይ ኣቢኡ ሓዛ በሎም ደኣ ነዞም ለሓስቲ መዓኮር ትጋሩ

  • @michaelokbatsion2137
    @michaelokbatsion21373 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ልብኻ ዝትንክፍ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ቁኑዕ ደራፋይ

  • @akberetasefaw5629

    @akberetasefaw5629

    2 жыл бұрын

    Abesa wedi eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtomnayzgi3750

    @habtomnayzgi3750

    2 жыл бұрын

    Eza derif ezia niwlud weledo miharit Edimen tiena yihabika zersenay

  • @eritreashikoradijeganu2039

    @eritreashikoradijeganu2039

    2 жыл бұрын

    teAwet teAwet wedi erey ajekum ajena ❤❤❤❤

  • @yoditzemichael9830
    @yoditzemichael98303 жыл бұрын

    Bravo 👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐

  • @musieghebremichael1970
    @musieghebremichael19703 жыл бұрын

    Aman B aman ZerE Senay. Excellent music and timely message, keep it up brother

  • @jesusismypover4939
    @jesusismypover49393 жыл бұрын

    ዎውው ጅግና ኢለካ አለኩ ኤረትራውነትካ ዘበራብር ደርፌ ቀጽሎ ብእልፌ አግአዚንን ትግራይ ትግሪኛ ጽሚምና ኢና ኒርና

  • @yordayordayaorda1879
    @yordayordayaorda18792 жыл бұрын

    Nay bhaqi zersenay hawey nay Abotatu zwerese Teawet wedi Arey haben hager

  • @helentekle2822
    @helentekle28223 жыл бұрын

    ብሩክ ሃወይ ጥዑም ደሃይ ጅግና አጆና ክንዕወት ኢና

  • @SaRa-ku3ch
    @SaRa-ku3ch3 жыл бұрын

    ኣንበሳ ኤረትራዊ ዘርሰናይ❤👍🌹🌹

  • @isaberhane
    @isaberhane3 жыл бұрын

    Nice 👍 thanks Zeresenay Girmay gigna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @mahmeniomer
    @mahmeniomerАй бұрын

    ሓየት ወዲ ኤረይ መን ሞ ካማኻ ዒድመን ጢዒናን ናዓኻ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @newyear1949
    @newyear19493 жыл бұрын

    ነብሪ ወድ ኤረ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣለና ኣብጎንኻ ስሑል ጎሮሮ።

  • @emiseni331
    @emiseni3313 жыл бұрын

    ልቢ ዝትንክፍ ደርፋ😥Thank you💕🇪🇷

  • @dawitmahru3127
    @dawitmahru31273 жыл бұрын

    Xubuk srah wedi Grmay ewanawi gelaxit kulu ,ayttfana trah ye kbleka ddeli Nezom glet ente terediuwoms nenatom gearkalom aleka Well Dan Good job ♥

  • @jonnyjonnyjonny1251
    @jonnyjonnyjonny12513 жыл бұрын

    ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣጆካ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ሙሉእ ፋሚልካ

  • @hagoswelday6293
    @hagoswelday62933 жыл бұрын

    ኣብዚ ኣለካ ኤርትራዊ ደርፊ ጅግና ሰብኣይ ሲ ብዛዕባ ዓዱ አንተሓመመ እዩ አምበር ኣዲኦም ገዲፎም ሓትንኦም ዝንፍቁ ክንሰምዕ ተዋሪድና ኢና ቀኒና የቀንየልና ከማካ ይብዙሑ ብዓዶም ዝሓስቡ

  • @mogosthankyoumoretekle8283

    @mogosthankyoumoretekle8283

    3 жыл бұрын

    ጅግና ጅግና ጅግና ናይብሐቄ

  • @alenalkieritrea3862

    @alenalkieritrea3862

    3 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ

  • @ybrahhabte1267

    @ybrahhabte1267

    3 жыл бұрын

    Xbuq srah belom tray Nezom kahdamat

  • @majorbrhane5891
    @majorbrhane58913 жыл бұрын

    Zerresenay hawey jgena edmen tenan yhabka fetari ab Hiwet tenan ab srahka ka asalito ymeneyelika amlak selam yewrdelna ember hokon kebden koyna Zerresenay hawey wedi wuxia hizbi ❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes85423 жыл бұрын

    ZEY-HLEL PROUD MYSOULBRO PERFECT, REAL BLOOD IHOPE TOHAVE A COFFEE LIKE YUO FROMCANADA.

  • @hailzghihadish5822
    @hailzghihadish58223 жыл бұрын

    ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ።እዋናዊት።እንጀራ እዝጊ ብላዕ ዘርእሰናይ ግርማይ

  • @sarahtesfai4740
    @sarahtesfai4740 Жыл бұрын

    Very touching song ❤❤❤🌹🌹🌹💪🏿💪🏿💪🏿

  • @milukumilukumilukumiluku9982
    @milukumilukumilukumiluku99822 жыл бұрын

    ወዲ ግርማይ ኣንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @yosiefmhretab4617
    @yosiefmhretab46172 жыл бұрын

    Nay bahaki nezom sheyetti adom reesom tzebt....nufue hayet wedi Eritrea 🇪🇷

  • @djkf7797
    @djkf77972 жыл бұрын

    Hero wedi ኤር nay behaki xbuk srah ajoka

  • @geromogerhi8387
    @geromogerhi83873 жыл бұрын

    ለምጽ ወዲ ግርማይ ከም ዘፋሮ ንኩሉ ይበል ነዞም ናብ ክልተ ጻሕሊ ኢዶም ዝሰዱ ናቶም ሂብካዮም 💪💪💪💪💪💪💪

  • @KL-yq9pf
    @KL-yq9pf2 жыл бұрын

    እምበር ኤርትሬዊ🇪🇷❤ ንፉዕ ደራፋይ ጥራሕ ዘይኮንካስ ሐቀኛ ናይ ሕሉፍ ታሪክ በርባሪ፣ ንዝታከሱ አባራባሪ ፣ንተባዕ ዘይሕለሎ ፈታዊ ሃገረ አትራሪ፣ 💪🇪🇷❤✌️

  • @sabaamanuel8501

    @sabaamanuel8501

    2 жыл бұрын

    ዘርእሰናይ ኣልካ እንታይ እዮም ዝብሉኻ ዘለዉ ብኦል ሰልጠነ

  • @tsegeredahanse9275
    @tsegeredahanse92755 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ኣታ ጅግና ናይ ኣባታቱ ዘወሰደ ቀጽሎ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ጸላእትካ የጥፈኣልካ ፈተውትኻ የብዘሓልካ ኣብሂወትካ ጥዕና ኣብመናባብሮኻ ቅሳነት ሰላም ዓወት ይሃብካ መልኣኽታት ምሳኻ ይኹኑ ኩሉ ደርፍታትካ ኣዝዩ ኢዩ ጡዑም ቀጽሎ ቀጽሎ ኣታ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂

  • @user-gf7bi5rg5d
    @user-gf7bi5rg5d12 күн бұрын

    አምባሕ በል ወዲ ግርማይ ጅግና አጃካ በሎም ርእስርሶም ❤❤❤❤

  • @weinifre8265
    @weinifre82653 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ፍትሓዊ ሓቀኛ ጥበብ ኢኻ ፡ሰሚዕካ ዘይትምኖ

  • @sugartem1
    @sugartem12 жыл бұрын

    The song gives me shivers down my spine,, very sad to see our people divided,, and the worst part is when our own people armed with words to attack us (Eritrean) and try to discredit our history. Thanks and I’m glad my name is Senay!!!

  • @merkebnohmedia

    @merkebnohmedia

    2 жыл бұрын

    Thanks senay

  • @ZYosef-sd7wu

    @ZYosef-sd7wu

    2 жыл бұрын

    No worries, there are always few moments when there are lowlives among people, even among the noble and heroic peoples of Eritrea. Eritreans have so many nationalistic and heroic people, like Zeresenai, who rise up. My people, dare to struggle, dare to win!!!

  • @animalworld5296

    @animalworld5296

    2 жыл бұрын

    it is very sad to see Eritrean having a mental proxy war over Ethiopia internal affairs. some loving abiy like he is the second coming of a messiah and the other side acting more tigray than the tigrians them self.

  • @alganeshmosazgi9158
    @alganeshmosazgi91584 күн бұрын

    ዝገርም ተፈጥሮ ወዲ ሐላል መሬት።ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💐💐💐💐💐💐💐❤️❤️👍🏾👍🏾👍🏾

  • @Johnhumera
    @Johnhumera Жыл бұрын

    Nay Artst Hagos gebrhiwet zemi gerka seraki tekal Talyan

  • @auntieyoutube5375
    @auntieyoutube53753 жыл бұрын

    Zeresenay amazing songs and meaning full of knowledge and highly intelligent & the crate music and words exctuactel as our grandfather's culture absolutely brilliant , contuene please .bless you for ever and help us!!

  • @habtomberhane5425
    @habtomberhane54253 жыл бұрын

    ሕማም ሕዝካ ምሕዳር ጸላእኹም በሎ ተብትቦ ጅግና ኣጆካ ኣጆካ❤❤

  • @sasamalet6864
    @sasamalet68642 жыл бұрын

    Pow pure eritrawi hji astemakireya eza derfi tewat wedi eri

  • @zerayembaye3964
    @zerayembaye39642 жыл бұрын

    tewet eleka aleku bzey kelalem ajoka kexlo zersenai anbesaye

  • @user-jq7ef2xo7w
    @user-jq7ef2xo7w3 жыл бұрын

    ኣዋይ ደርፊ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ኣበይ ሞ ነዓካስ 100 . 000 ላይክ ምሃብኩኻ ነይረ ሓንቲ ላይክ ትፍቅጥ ኮይና እምበር ኤረትራ ንቅድሚት

  • @tesfuberaki2776
    @tesfuberaki27763 жыл бұрын

    ዘርሰናይ ግርማይ ኣንታ ጅግና ሓርበኛ ናይ መን ደኣ ክትወስድ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ እንገራ ዓለም ብላዕ

  • @medhanetesfay1314
    @medhanetesfay131411 ай бұрын

    Gobez wedi Ghirmay,kab hawka Brgied nhamedu❤

  • @Adam-hw8ed
    @Adam-hw8ed2 жыл бұрын

    Ajoka wedy girmay Bitamy Bitamy excellent 👌

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82823 жыл бұрын

    ፍትሓዊ ምኻንሲ ምስኻ ዝፍጠርን ዝነብርን ምኻኑ ዘርእሰናይ ግርማይ ኣብነት እዩ፡ ሎሚ'ውን ብሰብኣውነት ንፍትሒ ህሰው ክብላ ይነብር ኣሎ፡ ኣጆኻ ንበሎ ንስዓቦ ምእንቲ ሰላም ክንረክብ፡ "የቐንየልና ዘርእሰናይ!!!"

  • @Adam-hw8ed
    @Adam-hw8ed2 жыл бұрын

    اغنية هادفة جدآ تسلم 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯 beautiful one I'm so glad to hear this 🙌

  • @younasberhe635
    @younasberhe635Ай бұрын

    Zerisrnay haway you are the best for your country Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-il8ce8mv4h
    @user-il8ce8mv4h2 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ዓደይ ናፊቀ ኣነ በቃ መዓስ ዩ ክሓልፈልና ንዓናስ ወደይ ካብ ስደት ንሃገርና ክንምለስ 😭😭

  • @amirstudio3753
    @amirstudio37533 жыл бұрын

    ኣበይ እሞ ክሰምዑ ጸማም ዝኾነ እዚኒ ሒዞም ብዝኾነ ብሉጽ ስራሕ፣ ገዛኻ ብዕኑኡ፥ ገዛ ጎሮቤትካ ኩሮት ምውታፍሲ ኣይግድን።

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    3 жыл бұрын

    ኣየናይ ኢለሞ። ኣማኑአኤል ኣሰና እዚ ህበይ ከደናግሮም። ሽኳ ሰብ ከይከዉን

  • @user-rq9ju3sr9s
    @user-rq9ju3sr9s3 жыл бұрын

    ኣየ ጥበብ ዛሬ!እንታይ እሞ ንሕና ሓሰዉትን ሆይሆይ ብሃልቲ ኮይና ነቶም ተብዓትን ዋና ጥበብን ገዲፍና ናብቶም ንህዝቦም ገዲፎም ናብ ጎረቤት ከይዶም ለለ ክብሉ ዝዉዕሉ ንዉድስን ነዕብን, ናብቶም ፍቕረይ ክሳደይ ሓሚመ እዝነይ ተደጊመ ዝብሉ ንጎዪ ኮይና!ኣጆኻ ህጠር ዛሬ ሓወይ ❤❤

  • @mhaymanot1290

    @mhaymanot1290

    3 жыл бұрын

    Good point👍

  • @ybrahhabte1267

    @ybrahhabte1267

    3 жыл бұрын

    Ata jigna nsikas

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete71793 жыл бұрын

    Aye ewe hakika zeterefe yelen kulu elkayo eka sheshilletom terifom jigna terifu nab bereka . Hiji ka mexeom mis Ethiopia yehshena zeblu teteleom tegadalay nere enabeluka? Hiteteley eba Abti Kalsi da niemen mitfae eyu neru elamaka.??? Ente Niska Zeresenay Girmay Aman bi aman wedi hizbi eka ezea naka.❤🇪🇷❤👍👍👍

  • @senaitbereket9301
    @senaitbereket93013 жыл бұрын

    Wedi Eri jigina belom iske 😍🌹🇪🇷🥰

  • @saronabraham6950
    @saronabraham69503 жыл бұрын

    Very great Eritrean hero. Keep it going !

  • @mebrahtuabay4339
    @mebrahtuabay43392 жыл бұрын

    እገርም እዩ ገበርካሎም ናቶም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae14062 жыл бұрын

    Bitaami tsibuki sirahi wedi ereyi abesa ajoka ketsilu aidimeni tsianani yohabika 💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐪🐫🇪🇷🐫🐫🐫🌟🌟🌻🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @osmanannati5926
    @osmanannati59263 жыл бұрын

    Well done Keep it up 🌹🇪🇷👏👏👏 ابشر ابشر ابشر

  • @desaleweldeslase1140
    @desaleweldeslase11403 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ነቲ ሃሲስና ዝጸንሐ ጥበብ ወለድና ውልዕ ኣበልካዮ ሰይይይይይ!

Келесі