እያሱ በርሀ በኣካል ክረክቦ ይደልይ ነይረ!

እያሱ በርሀ በኣካል ክረክቦ ይደልይ ነይረ? | Eyasu Berhe Music

Пікірлер: 408

  • @hagushahiyab4747
    @hagushahiyab4747 Жыл бұрын

    ሃብሮም ዝሓወይ ፈጣሪ ብርሃን ኣእሙሮኻ ይባርኽ ትድነቅ መንእሰይ ።🎉እስከ ኣብ እስራአል እትርከቡ ኣድነቅቲ ናይዚ መንእሰይ ላይክ ብምግባር ኣብዛ ኮመንት ድሃይ ግበሩሞ ነተባብዓዮ ትግርኛና ነዕቢ ኤርትራዊ ሓውኩም እስራአል🎉

  • @sgry8020

    @sgry8020

    Жыл бұрын

    ❤🥰🥰🙏

  • @hfhguy-8088

    @hfhguy-8088

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @senaysms622

    @senaysms622

    Жыл бұрын

    ¹p0😊😊❤

  • @Brurey

    @Brurey

    Жыл бұрын

    ❤🙏🏽ክበረልና

  • @mekonnenyifter9689
    @mekonnenyifter9689 Жыл бұрын

    ስልኪ ቁፅሪ አቕምጡሉ ክንረኽቦ ንስኻትኩም እውን ብጣዕሚ ክትምስገኑ ይግበኧኩም ሃለቃ ድማ አጆኻ በርትዕ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    ካላአይ መደብ አሎ አብኡ ተዘርጊሑ አሎ አድራሽኡ

  • @arsemashishay7845

    @arsemashishay7845

    Жыл бұрын

    Fetari brhane yfterelka

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 Жыл бұрын

    I can't stop 😭😭😭😭😭😭😭 ንመጻጉ ዝፈወሰ ክርስቶስ ኢየሱስ ይፈውስካ መዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n Жыл бұрын

    አምላክ ቅዱስ ገብርኤል ዓይንኻ ይብረሀልካ ዛሓወይ ማዓረይ😢

  • @mimitekulu7296

    @mimitekulu7296

    Жыл бұрын

    🙏🥰😢

  • @user-gg8uc2ck5m

    @user-gg8uc2ck5m

    Жыл бұрын

    አሜን🙏🙏😍😍

  • @Abraha-zr4bl

    @Abraha-zr4bl

    3 ай бұрын

    Edmeka ynwah

  • @yonasgebre1250

    @yonasgebre1250

    Күн бұрын

    ኣሜን

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 Жыл бұрын

    ጽቡቅ ክእለት ኣጂካ ቀጽለሉ!ግን ኣብ መንፈሳዊ መዝሙር ተተድህብ ክንደይ ንመቀረ ማለት ኩሉ ክእለትን ፍልጠትን ዘማላእካ እካ!ተጋሩ ኣብ መንፍሳዊ መዝሙር ኣዚና ዝደከምና ኢና እሞ እዚይ ሓፍ ንምባል ተትጽዕር ብኩሉ ምስጋናንን ክብረትን ንረከንብካ ምስይቅሬታ!!!

  • @user-pe3wd4vc9d
    @user-pe3wd4vc9d7 ай бұрын

    I'm from Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷🙏 I have a huge respect for this guy❤❤❤ Very talented man.

  • @aliiwayu

    @aliiwayu

    4 ай бұрын

    😢😢😢😢❤❤❤

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f Жыл бұрын

    ዋው ድምጺ ገለ ዓይነት ዝሓወይ ኣምላክ ከኣ ብርሃን ዓይንኻ ይክፈተልካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየልካ ማዓረይ👏💖😍❤

  • @user-gc3ve9ho5t
    @user-gc3ve9ho5t Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ብርሃን ዓይንኻ ይኽፈተልካ ክብር ሐወይ🙏🙏🙏💔

  • @Natuya.yemane9295
    @Natuya.yemane9295 Жыл бұрын

    Bravo well done brother may God bless you ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-jf6mp6ow4b
    @user-jf6mp6ow4b Жыл бұрын

    ኣሰይ ሓወይ ናተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነይ ብርሃንካ ይክፈተልካ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m Жыл бұрын

    ኣሰይ ዛሓወይ ማዓረይ ዓይኒ ብራሃንካ ይክፈተልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብራሃን ያሃብካ ማዓረይ ❤❤❤

  • @mylovmama8363
    @mylovmama8363 Жыл бұрын

    ጎይታዋይይይይ ትቓባሊ ሕድሪ😢😢 እመብሪሃን ብሪሃ ን ዓይንኻ ታብረሀልኻ ❤

  • @yeman-or5yc
    @yeman-or5yc Жыл бұрын

    ንስኻ ሙሉእን ቡቁዕን ሰብ እዃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብዝላዓለ ደረጃ ከምትበፅሕ ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ

  • @yordiyordi1961
    @yordiyordi1961 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣር ማዓረይ♥♥♥💛💛💛💊💊😢😭😭

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 Жыл бұрын

    ኩቡር ሓወይ እግዝኣብሔር ብርሃን ዓይንኻ ይክፈተልኻ🙏😥

  • @amennasr3191
    @amennasr3191 Жыл бұрын

    ዝገርም ድምጽዩ ዘለካ እያሱ ዳርጋ ዘይሞተ በርሃን ዐይንካ ይክፈተልካ ፈጣሪ ዝሐወይ ❤❤❤

  • @user-dy4ly4is1b
    @user-dy4ly4is1b Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እምብራን ዓይንካ ትክፈተልካ ማዓረይ

  • @fshatsegay1025
    @fshatsegay1025 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዝገርም ብቅዓት እዩ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @user-ow6ed9iu2u
    @user-ow6ed9iu2u Жыл бұрын

    ዓይነ ብርሃንካ ይክፍት ሓወኒ❤

  • @cfgs4436
    @cfgs4436 Жыл бұрын

    ቡሉፅ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @sfhgdssgbfds7941
    @sfhgdssgbfds7941 Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይኒካ የብርሃልካ ሓወይ ማዓረይ 🙏🙏🙏

  • @GoytomHagos-qt3qe
    @GoytomHagos-qt3qe4 ай бұрын

    የቅኔልና ብሩክ ሓውና ተረካቢ ሕድሪ ምቁር ዝኮነ ድምፂ ኣለካ ተባረክ ፈጣሪ ዓይንካ ይበረሀልካ::

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 Жыл бұрын

    አምላክ ብርሃን ዓይንካ የብረሀልካ ክብር ሓዉና ብጣዕሚ ብሉጽ ድምጺ አለካ የቀንየልና

  • @madmad2695
    @madmad2695 Жыл бұрын

    ዕድመናን ጥዕናን ይሃበኻ እግዚእብሔር ኣምላካ ዝሓዉይ ምዓራይ❤❤❤❤❤❤

  • @rree-ji8ke
    @rree-ji8ke Жыл бұрын

    ምንም መግለፂ የብለይን ንዓኻ ዝኸውን ንብዓት ጥራሕ 😭😭😭❤️❤️❤️

  • @helenhelen792
    @helenhelen792 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ብርሃን ይዓድልካ ማዓረይ ጎቦዝ እካ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @hambarxaeda1492
    @hambarxaeda1492 Жыл бұрын

    ኢያሱ በርሀ ብኣካሉ ኮይኑ ይስማዕኒ ኣጆኻ ዝሓወይ ጅግና ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ። ትግርኛና ክትምዕብል ውን ባህገይ'ዩ ዘበሄረ ሰሜን ትግርኛ'የ።

  • @user-iz7dl4ov4t
    @user-iz7dl4ov4t Жыл бұрын

    እመብርሃን ብርሃን ትዓድልካ ክቡር ሓወይ 😢

  • @bashatube8986
    @bashatube8986 Жыл бұрын

    ብሓቂ ንፉዕ ስነ-ጥበባዊ እዩ ፡ ዝምልከቶም ጠመተ ይሃቡሉ!

  • @khdg9783
    @khdg9783 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝሓወይ ፁቡቁ ድምፅ ሰምዕኻ ዘይ ሙኖ❤❤❤❤❤❤

  • @hadishyowhans7417

    @hadishyowhans7417

    Жыл бұрын

    Nifue derafay

  • @user-up6qm2lb7v
    @user-up6qm2lb7v Жыл бұрын

    ማዓረይ ተቐባሊ ሕድሪ ኣምላኽ ብርሃን ዓይንኻ ይኽፈተልካ ንኡስይ

  • @GueshTesfay
    @GueshTesfay22 күн бұрын

    ብጠዓሚ ዉርይ ድምፃዊ እዩ በይዛኹም ንሓግዞ i love it❤❤❤

  • @TeklayAthopi
    @TeklayAthopiАй бұрын

    ተባዕ ትግራዋይ እመብርሃን ብርሃን ዓይንካ ትክፈተልካ ኑኡስ ሓወይ

  • @hyih.n845
    @hyih.n845 Жыл бұрын

    ዕሸለይ ኣምላክ መዳሃኒኣለም ብራሃን የሪእካ ማዓረይ🙏❤🙏

  • @embayeberhanekiros8239
    @embayeberhanekiros8239 Жыл бұрын

    Perfect singer of the day!May we help him to encourage.

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e Жыл бұрын

    ከምዚኦም ዝበለ ክርኢ ከለኩ ከም ባዓል እያሱ በረሀ ዝበሉ ኩሎም ጀጋኑና ከምዘለዉ እየ ዝሪኦም❤❤😢

  • @sameralibis6724
    @sameralibis67249 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @nanunanu4996
    @nanunanu4996 Жыл бұрын

    ዓደይ ተመሊሰ ንመርዓ ተበቂዐ ከፅወዐካ እየ ቃለይ❤

  • @2pacshakur721
    @2pacshakur721 Жыл бұрын

    What talent Ğõď bless you ❤🇪🇷

  • @bitwededjigna6028
    @bitwededjigna6028 Жыл бұрын

    ኣምበሳ ወዲ ትግራይ። ጥዑም ድምጽኻ፣ ኣጆኻ ቀጽሎ።❤💛❤👌👌👌

  • @user-yr5wp7kp5n
    @user-yr5wp7kp5n Жыл бұрын

    ዓለመየ ዓንካብርሀንካ እ/ገዝብሄር የብአሀልካ አምን

  • @genetmamu1512
    @genetmamu1512 Жыл бұрын

    ዝሓወይ በዓል ብሩህ ልቦና ለገርም ጥበብ እዩ ተደኒቅና ቀፅለሉ ኣብ ቀረባ ኣብ በሪኽ ጀረጃ በፂሕካ ክንሪኤካ ንደሊ ኢና።

  • @makitigraweyti1623
    @makitigraweyti1623 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መዓረይ እግዚአብሔር ድማ ትሓስቦ ኩሉ ይምላኣልኻ🙏😘🥰

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 Жыл бұрын

    ብሱል ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓይኖም ናረአዩ ልቦም ዝተደፈኑ ኣለው እንተ ንስካ ግን ምርኣይኳ ተተሰኣነካ ብሩህ ልቦና ዓዲሉካ እዩ ዝሓወይ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ በፂሕካ ክንሪአካ ተስፍ ኣለና ከም መምህር ብርሃነ ሃይለስላሴ መዓረይ ቃልየብለይ ንዓካ ዝገልፅ🙏❤😍😍😍😥😥

  • @senayttegrawyt5182
    @senayttegrawyt5182 Жыл бұрын

    ኣምላክ ብርሃን ይግበረልካ ሓወይ❤❤❤❤

  • @danielhailemariam5971
    @danielhailemariam5971 Жыл бұрын

    እዚ ናይ ሙሉእ መሳርሒ ሙዚቃ ክንደይ ይውድእ? እዚ keyboard and electric kirar ክንደይ እዩ ዋግኡ?

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 Жыл бұрын

    ማዓረይ ቀፅለሉ ብዓል ብሩህ ልቢ አጆካ ወዲ ትግራይ

  • @TTM111
    @TTM111 Жыл бұрын

    ሕሉፍ ኣለሙ❤ ኣነውን ይፎትዎ!!! ፀላእትና ኸመይ ኸም ዝሓሩ ሙዚቅኡ ኽሰምዑ።

  • @ghmn-eq9vi
    @ghmn-eq9vi Жыл бұрын

    እግዚብሔር ኣምላክ ብራሃን ዓይኒኻ ይኽፈተልኻ ወዲነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senigaltigray2656
    @senigaltigray2656 Жыл бұрын

    እሰይ ዝሓወይ ብርሃን ዓይንካ እመ ኣምላክ ትኽፈተልካ💔💔😢🙏

  • @euagsghzej9013
    @euagsghzej9013 Жыл бұрын

    መግለፂ የብለይን ትዕድልቲ እዩ ብቁዕ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘሓወይ

  • @merigalmeles109
    @merigalmeles109 Жыл бұрын

    መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏❤

  • @maramihari6453
    @maramihari6453 Жыл бұрын

    ኣነ ናይ ትግራይ ደረፍቲ ናይቶም ዓበይቲ ኢየ ዝሰምዕን ዘደንቅን ብፍላይ ናይ ኪሮስን ናይ ኢያሱ ካብ ናይ ሎሚ ግን ብዙሕ ኣይሰምዓምን ኢየ ውን እዚ ቆልዓ ግን ፍሉይ ክእለት ኣለዎ ድምጹ ናብ ኩሉ ኢዩ ዝቅይሮ ናይ ኩሉም ክደግም ይክእል ኢዩ ኣብ ሽቃቅ ኮፍ ኢለ ወዲኤያ ብጣዕሚ ንፉዕ ትምህርቲ ግን ግድን ክትምሃር ኣለካ ካብ ጽቡቅካ ዝምነ 🇪🇷🇪🇷 ሓውካ

  • @brhaneye9521

    @brhaneye9521

    Жыл бұрын

    ትምህርቲ ምስ ተጀመረ ክመሃር ይኸውን 😔ሀዚ ዳኣ ትፈልጦዶ የለኻን ኩነታት 😕

  • @htmhtm781
    @htmhtm78110 ай бұрын

    Thoroughly enjoyed the presentation. He is definitely talented. Thank you.

  • @GebreAsfaw-go5kb
    @GebreAsfaw-go5kb6 ай бұрын

    Long live bro you are the great singer like our father hero eyasu berhe

  • @SelamLove-fm3zh
    @SelamLove-fm3zh Жыл бұрын

    ማዓረይ ❤❤❤❤ ድንግል ማርያም ብራሃን ትክፈተልካ ዝሓወይ ማዓረይ

  • @agneritra420
    @agneritra420 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝነኣድ ድምጺ ኩፉት ድምጺ ኣለካ 💐

  • @mebrahtomgebru8459
    @mebrahtomgebru84599 ай бұрын

    Such a superb artist man! God bless him🙏🙏🙏

  • @user-io7ou3xq2f
    @user-io7ou3xq2f8 ай бұрын

    እመ ብሪሃን ዓይነ ብሪሃን ትክፈተልካ😢

  • @wezamkedn7603
    @wezamkedn7603 Жыл бұрын

    ኣጆኻ ቀጽል ጎቦዝ ዝሓወይይ እግዛብሄር ኣምላኽ ብርሃን ዓይንኻ ይፈተልካ 🙏♥️♥️♥️♥️

  • @abelgere601
    @abelgere601 Жыл бұрын

    Selam Tuwfit media, nezi hawna bkemey knhgzo nkel? Number tele tethbuna xbuq nieru, thanks 🙏🏿

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    ካላአይ ክፋል አሎ ምስ ሓዉ ዝተገበረ ቃለ መሕትት

  • @berryfamily2846
    @berryfamily28464 ай бұрын

    😢😢😢ትግራዋይ ሉቡ ዓይኑ ጅግና አጀኳ❤❤❤

  • @user-zg7bw6or4c
    @user-zg7bw6or4c Жыл бұрын

    እግዚብሔር ኣምላክ ብርሃን ዓይኒካ ይክፍትለካ ጀግናየይ💞💞🙏

  • @filimonkidu6000
    @filimonkidu6000 Жыл бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ዝድነቅ ከእለት ኣጆካ ዘ ሓወይ ፈጣሪ ከኣ ብርሃን ይዒንትካ ይከፈተለካ🙏

  • @user-vy2nm1hn1u
    @user-vy2nm1hn1u Жыл бұрын

    ልበ ብርሃን ሓውና ቀፅለሉ አብየት ድምፂ❤️💛🥰🥰🥰🥰

  • @YdhshsjYshahai-gq1vj
    @YdhshsjYshahai-gq1vj Жыл бұрын

    ጎይታዋኒ እመ ብራሃን ፃሓይካ ተብረሀልካ ብሩኸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምቁሩይ ❤❤

  • @tsigehinsa8553
    @tsigehinsa8553 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ማዓረይ💛❤️

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay263711 ай бұрын

    ጎበዝ እዚ ሓወይ! ዋናኡ ልበ ብርሃን ምዃንኳ'ዩ፤አብ ልደለኻዮ ትበጽሕ ድማ ናይ ኩላትና ሓገዝ የድሊ።

  • @wezamkedn7603
    @wezamkedn7603 Жыл бұрын

    ኣጆኻ ቀጽል ጎብዝ ዝሓወይይ እግዛብሄር ኣምላኽ ብርሃን ዓይንኻ ይፈተልካ 🙏♥️♥️♥️♥️

  • @rhgkgduuy1475
    @rhgkgduuy1475 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ቡሉፅ ኣጆካ ወድቶም ጀጋኑ ሰብ ስረ ነበራታዓዮ

  • @mekonenghebre8477
    @mekonenghebre8477 Жыл бұрын

    አገናዕዝወደይ አርሐ ዝኸውን ብንእሽትኡ ይፍለጥ ኢዩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @merihyohanns2585
    @merihyohanns2585 Жыл бұрын

    ኣምላኽ ይሓግዝካ ጡዑም ድምጺይ❤❤❤❤

  • @medhanehaile349
    @medhanehaile349 Жыл бұрын

    መን ድዩ ሓላፍነት ወሲድዎ ነዚ ናይ ሓዉና ዘርግሕዎ ዘሎ ብዙሕ ሰብ ናይ ቴሌ ናበሩ ይሓቱ ኣለዉ ግን ዝምልስ የለን

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    ሐዚ መደብ ሰሪሑሉ አሎ ካላአይ ክፊል አብ ትውፊት ሚድያ አዳራሽኡ አሎ

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij199 Жыл бұрын

    ጎይታዋይ ኣጆካ ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምፂ ኣለካ ተጋሩዋይ ሃየ ኢድካ ኢድካ ኢልና ንሓግዞ❤❤😊😊😊

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk Жыл бұрын

    Waww abet dmtsi haweynatey I Love you ❤️ from Eritrea bejakum Tele nazi hawna habuni bejakumm

  • @sabethiopian4657
    @sabethiopian4657 Жыл бұрын

    You're so amazing & talented young man .👨🏽‍🦱Wish you all the very best✊🏾🤙🏾

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c Жыл бұрын

    ሓወይ ማዓረይ ብዓል ቻነል ግን ብዙሕ ሰብ እኒኦ ስልኪ ዝብል ልምንታይ ኣብ ታሕቲ ዘይተቅምጠሉ ኣድራሽኡ

  • @haregutekle4056
    @haregutekle4056 Жыл бұрын

    Beautiful song god bless you. Son ❤❤❤❤🎉

  • @mashogher
    @mashogher6 ай бұрын

    ዳግማዊ ተጋዳላይ ኢያሱ በርሀ በርትዕ በሉለይ !!!!

  • @maam6096
    @maam6096 Жыл бұрын

    Powerful and you wonderful ...

  • @chalkao5071
    @chalkao5071 Жыл бұрын

    What an incredibly gifted child! He certainly is prime example in defiance against physical limits.

  • @serawitkiflom6126
    @serawitkiflom6126 Жыл бұрын

    Great talent This guy has multiple voices a natural ability to do well and has great artistic talent I can called it a man of many attractive voice talent

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 Жыл бұрын

    ማዓረይ አምላኽ ዝሳአኖ የለም እሞ የብርሃልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @bisrattsegay7397
    @bisrattsegay7397 Жыл бұрын

    መዓረይ ጅግና አካ ቀፅለሉ

  • @sgry8020
    @sgry8020 Жыл бұрын

    እረ ቁፅሪ ስልኪ ብምንታይ ይርከብ እፍፍ ደጋጊመ ሰሚዐ ምፅጋብ ሲኢነዮ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💋💋🥺🥺🥺✍️🙏

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    ካላአይ ክፍል አሎ አድራሽኡ

  • @tombreezy308
    @tombreezy308 Жыл бұрын

    God Bless You My Brother 🙏

  • @birhanegm1080
    @birhanegm1080 Жыл бұрын

    ጡዕም ልሳኑ ኣጀዃ ናብ ፅቡቕ ደረጃ ክትበፅሕ ኢኻ ❤❤❤

  • @ukeeats7828
    @ukeeats7828 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ አነ እውን ናይ ሕሉፍ አለሙ አድናቂ እየ

  • @HaileabMokenen
    @HaileabMokenen28 күн бұрын

    ብርሃን ይሃብካ ሓወይ

  • @user-wt7fn6qb2z
    @user-wt7fn6qb2z Жыл бұрын

    ጎይታዋይ ቅድመካ ኣነ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይንካ የበረሀልካ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ብርሃንካ የብርሃዮ ብዓል ብሩህ አእምሮ❤dagmay Eyasu😰

  • @jyy7434
    @jyy7434 Жыл бұрын

    ክብሪን ሞጎስን ን TDf ጀጋኑ ✊❤💛❤💛❤

  • @Mebrat33
    @Mebrat33 Жыл бұрын

    ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ እምበር እንተይ ክወፀካ ቡሉፅን ሙሩፁን ኢካ:: ሰላም ናዓካን ንትግራይን::🔥🇻🇳❤️🔥🇻🇳❤️🔥🇻🇳❤️🔥🇻🇳❤️🔥🇻🇳❤️🔥🇻🇳❤️🔥🇻🇳

  • @Tekletube
    @Tekletube Жыл бұрын

    ስልኪ ቁፅሪ ናይዚ ክቡር ሓወይባ ትሓባበሩኒ ክቡራት አሕዋተይ

  • @lululove9761

    @lululove9761

    Жыл бұрын

    You have perfect voice My good bless you ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @maryking5540
    @maryking5540 Жыл бұрын

    ኣምላክ ዓይኒይ ብርሃንኻ ይኽፈተልኻ ዝሓወይ

  • @gerezgiheraregawi2529
    @gerezgiheraregawi252910 ай бұрын

    Visionary one

  • @getagessesse1580
    @getagessesse1580 Жыл бұрын

    You are very talented! Keep up the good work. Sky is your limit

  • @SrvSrv-zy7ws
    @SrvSrv-zy7ws Жыл бұрын

    በርትዕ ጅግና

  • @user-ei1mb1pi5w
    @user-ei1mb1pi5w Жыл бұрын

    ዓይኒ ብርሃንካ ፈጣሪ ይክፈተልካ ዝሓወይ ምን ጎደሎ የብልካን አቤት ብቅዓት💊💊💊

Келесі