ዘማሪት ትርሐስ ገብረ እግዚአብሔር ሓድሽ መዝሙር | ንሴብሆ ለእግዚአብሔር | Zemarit Tirhas Gebre Egziabhier New Album
Музыка
Nsebho CD#4 New Album Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id16186...
Apple: itunes.apple.com/album/id/1618...
Spotify : open.spotify.com/album/2GOajj...
Destegna Negn CD#1 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id14214...
Apple: itunes.apple.com/album/id/1421...
Spotify : open.spotify.com/album/6I7IKI...
Amazon: www.amazon.com/Destegnea-Nege...
Yetekefete Ber CD #2 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id14526...
Apple : itunes.apple.com/album/id/1452...
Spotify : open.spotify.com/album/6uvwKZ...
Kemzefekedkayo Yequn CD# 3 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id15087...
Apple : itunes.apple.com/album/id/1508...
Spotify : open.spotify.com/album/6TOAt6...
itunes.apple.com/album/id15087...
Timecodes
0:00 - Intro
0:05 - ብምስጋና
10:30 - ንሴብሆ
18:45 - ንዓኻ ጥራሕ
26:15 - ክዝምረሉ
33:50 - ምስጋና
38:35 - ክንደይ
43:40 - ኣፅዋርና
48:42 - ኣኽእለና እምበር
57:33 - እህህታ
1:07:50 - ሰናይ
1:11:50 - ኣበይ ኣሎ
1:19:23 - ኦ ምሕረትካ
1:24:48 - ተወሊዱ
1:30:04 - አማኑኤል
Пікірлер: 615
ትትግርኛና ፅን ኢልካ ክፅምዖ ክምቅር ደቂ ሃገር ትግራይ ዝኮንኩም # 👍# ከይገበርኩም ከይትሓልፉ
@smkle7079
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልአከት የሰምዑልና ዛሓፈተይ ኣምላከይ ምሕረተከ እደ ልኣክሉና 🤲#🤲🙏
@alganeshbahre8598
Жыл бұрын
Yes it’s beautiful I live in America and my co workers hear me talking on the phone they would say your language sound is so beautiful
ብሕቂ ኣዕጽምቲ ዘለምለም መዝሙር እዩ ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ! ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኺ ዝፈትወኪ ሓፍተይ! ኣብ ቤተ መቅደሱ የንብርኪ!!!
@yaamahaar9245
2 жыл бұрын
1:19:00 ናይ መን መዝሙር እያ?
@user-ny6lh6ds6j
2 жыл бұрын
አሜን ድያቆን ሓውና
@ermimike9517
Жыл бұрын
P😊p
@genetbirsh1242
9 ай бұрын
ኣሜን
@MnasieSolomun
6 ай бұрын
ምስጋና ነቲ ዝተሓርደ ዉዳሴ ነቲ ዝተሓርደ ሽብሸባ ነቲ ዝተሓርደ ገንሸል አምላክ ይኹን አሜን ብሓቂ ምስጋና ይብፀሓዮ ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐና ሰሚዕካ ዘይምኖ ጥዑም መዛሙር
እዚ ዝመስል ብቕዓት ተወሂብኪ ነቲ ዝሃበኪ ከተመስግንሉ/ክትውድስሉ ምርኣይ ክንደይ ሓጎስ ይፈጥር መስለኪ ቀጽልዮ እግዝኣብሄር ሽሙ ይመስገን💖
ብሓቂ ልብኻ ዘረስርስ ጥዑም መዝሙር እዩ ክብርቲ ሓፋትና ዘማሪት ቲቲዬ ብዕድመን ብጥዕናን የንብረና እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡን ምስጢሩን እናገለፀልኪ ይክድ ። እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና😘♥
ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኪ ፍጻሜኺ ፍጻሜ ቅዱሳት ኣዴታትና ይግበረልኪ እግዚኣብሄር ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና።
ዝማርየ መላእክት የሰመዕልና ብሓቂ ንሴብሐ ለእግዚአብሔር ደስ ዝብሉ ዝማርየት እዮም እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኩም የብዘሕልና ክብራት ዘማርያን ኣሕዋትና ሙሉእ ኣዳምፀዮ ብፍላይ ብልፅቲ ዘማሪት ሓፍትና ትርሓሰይ ግን ሓደ ሓደ ቃላት እንኤውስ ይከብድኻ ኣብ ስምዒትካ ጥራሕ ገለ ዝብላ ከም ሐሳብ እዩ ርኢቶ ምውሃብ ፅብቅ ስለዝኾነ
እንኩዋን ወደ ወገኖችሽ ተመልሰሽ ለመዘመር,ለማመስገን አበቃሽ እህታችን በርቺ እመብርሃን ፀጋውን ታብዛልሽ🙏❤💛
@user-wh2zn8cs5d
2 жыл бұрын
ወዴት ሄዳ ነበር ተናገረች እኮ ተሃድሶ እንዳልገባች እንዳልነበረች
@zufannegassi5563
2 жыл бұрын
Zerfie meslash new mamaye trhas gebrezigiAbaher tbalalech
@queenbeletu2265
2 жыл бұрын
@@user-wh2zn8cs5d እኔ ለማለት የፈለኩት እንኩዋን ወደ ትግራይ ኦርቶዶክስ መጣሽ ማለቴ ነው
@queenbeletu2265
2 жыл бұрын
@@zufannegassi5563 የሰው ሃሳብ ሳትረጂ አሰተያየት መስጠት አይከብድም እህቴ
@abuchiabuchi750
Жыл бұрын
sa
ደስ ዝብል... እልልልል ትርሀስዬ መአር እንኳእ ደስ በለኺ ፃምእ ረሀፅኺ ፍሬኺ አምቢቡ ህጂ ሙሉ አለበምኺ ተዘርጊሁ; "ዝማሬ መላዕኽቲ የስመዓልና!!! "
ሰናይ ጌሩለይ ነዓይ ዝብል ግጥሚ ፅሓፉለይ ቡሩካተይ ኣብ ፆሎትኩም ድማ ዘኩሩኒ ፉቁራተይ
እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦናኪ ይክፈተልኪ እደመ ጥዕና ያሃብኪ ካብዚ ዝዓቢ ሃፉቲ የለን እሞ ንእግዚአብሔርኪ በዚ ዝሀበኪ ፀጋ ዘምርሉ ሃፉተይ
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኪ ትርሓስይ ሓፍተይ ኣቤቱ የጽንዕኪ
ዝማሬ መልኣክቲ ያስመዓልና ፀጋኡ ያብዘሓልኪ ሓፍትና ብርቱካን
ዕልልልልልለልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍቲና ኣብ ቤቱ እናገልገልኪ የንብርኪ ብርክተይ እግዚአብሔር ንሃገርና ትግራይ ምሕረቱ የወርደልና 🙏
@amaneynatey9781
2 жыл бұрын
😊😊
@heavenbrehane7160
Жыл бұрын
😘😘🙃😘😘
@mxlala868
Жыл бұрын
ኣሜንንንን
ንሴብሆ ለእግዚኣብሔር ስቡሃ ዘተሰብሃ ኣልቦ ዘይብሎ ዘንተ ኣህሰምከ ወኣልቦ ዘይብሎ ዘንተ ኣሰነይከ ንሴብሆ ለእግዚኣብሔር ስቡሃ ዘተሰብሃ ከም ዝፈቐዶ ይገብር ከም ዝሓሰቦ ይፍጽም ኩሉ ሰርሑ መስተንክር ፍጹም ብማንም ዘይምርመር ኪኖ ትንገልጾ ሓያልዩ እግዚኣብሔር ኣዝ ንትሑት ካብ ምድሪ የልዕሎ ንዕቡይ ትሕት የብሎ ንብዱል ፍትሒ የውጽኣሉ ከም ሰብ ኣይኮነን ዘዳሉ ብሓደ ዩ ዝጥምት ማዕረ ንኹሉ
@BirrrFinancialContents
Жыл бұрын
ዝማረ መላዕኽቲ የስምዕኺ ብዕድመን ፀጋን የንብረልና ክብርቲ ሓፍትና :: እዛ ናይ መዝሙር ግጥሚ ንላዕሊ ፒን ግብርልና።
ጸጋኡ የብዝሓልኪ ዘማሪት ትርሓስ ሓብትና ፈጣሪ ዘመንኪ ይባርክ ደስ እዩ ዝብለኒ መዛሙራትኪ ክሰምዕ ልቢ ዘረስርስ🙏😥😥 ንእግዚኣብሔር ስብሃት ይኹኖ እመ ኣምላክ ወላዲቱ ጽላላ ተንብረልና ኣሜን(3)🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ እናዘመርኪ እናወደስኪ የንብርኪ እግዚአብሔር ✝️✝️✝️💟 እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልል ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ ይባረኽ ዝማረ መላእክት የስመዐልና። ትንሳኤ ትግራይና ጋህዲ ክኸውን እዩ
ኹልሻእ ደስ ዝብል ዝተባረኸ መንፈስ ቅዱስ ዘቅርብ ጥኡም ልሳን ዝተባረኸ መዝሙር ህሊና ዝሰርቅ ምስ እግዚአብሄር ዘቀራርብ እዩ "ዝማሬ መላዓክቲ የስመአልና ከለኹ አብዚ ዝተሳተፍኹም ዘማርያን ትርሀስ,ቡርክታዊት, ወዘተ ኩልኹም ልንሰሀ ዝፅውእ መዝሙረ እዩ ተባረኹ!!! " ዝማሬ መላእኽቲ የስመአልና ቡሩኻት!!!!!
እልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልል እሰይይይይይይይይይ እንኳዕ ደሰሰሰሰሰ በለኪ ትርሓሰይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡን ጥበቡን የብዘሐልኪ ካብዚ ንላዕሊ ክተገልግሊ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ክብረተይ እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐና
እዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልኪ ትርሓስ ሓፍተይ ኣብ ቤቱ ናዘመርኪ ንበሪ🤲 ተጋሩዋይ በይዛኩም ላይክ ሼር ንበለላ😘
ትርሓስ ሓፍትና ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አቤቱ ያፅንዕኺ ክብርቲ ሓፍትና
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን አሜን እልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክ እግዚአብሔር አምላክ ትርሓስዋይ🙌🙌🙌❤❤❤
አሰይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም እናዘመርክሙን እናዘመርክሙን የንብርኩም ክብራት ኣሕዋት
አሜን! አሜን! አሜን!🙏🙏🙏ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ ገብረ እግዚኣብሄር! ምስቱ ጡኡም ድምጽኺ ክጥእም እግዚኣብሄር ኣብዝሑ ኣብዝሑ ነዊሕ እግመን ጥናን ያሐብኺ! አሜን!!🙏❤✝️🌹✝️🌹✝️🌹❤❤❤🌹🌹✝️✝️✝️
እልልልልልልልልልልልልልልልል እስይ ክንደይ ይጥዕም ድምፅኪ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ የንወሐዮ ኣሜን ፫
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መለእክት የስመዐልናፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምለክ ንዘላለም ኣብ ቤቱ የንብርኪ ዘማሪት ትርሓሰይ ብሓቂ ክንደይ ደስስስ ይብል ምስቲ ምቁር ድምፂኪ
Amen Amen Amen zmare melakto yasmalina Aseyyyyyuu Egzabiher amelak Tsgae yebzehelki Tirhasey afitey nay bahaki aatsemtka zelmlem👏👏👏🕊🕊🕊⛪✝️♥️♥️♥️♥️😍😍😍😍😍😍
ኣሰይ ብሩክ ሰንበት ዝማረ መላክቲ የስመኣልና እልልልል እልልልል እልልልልልል🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🕊🕊🕊 🌿☘️🍀ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓሰይ❤️💛
እልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏👏👏
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ እግዚአብሔር ይባርኸልኺ
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና👏👏👏🌺🌹💐
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ትርሓሰይ
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልል 👏🌹👏🌹👏🌹ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ማሚየ ጓል ቅድስቲ ሃገረ ትግራይ👏😍
አልልልልልልልልልልልልል አልል ልል ልል ልል ልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ትረሓሰይ ❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃኪና ትርሓሰይ ተመስገን ሕድያት ትግራይና።
ዕልልልልልል ዝማሬ፡ማአላእክት የስመዓልና ትርሓሳ ክንዲ 100000 ጅግና
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓሰይ👏🍃🌅⛪️❤️💜💊🌺
እልልልልልልልልልልል🌻🌹🌻🌹🌻ዝማሬ መላእክት 🌿🍀🌿🌹🌿🍀🌻🍀🌻የስመዐልና ትርሓሰይ🍀🍀 ፀጉኡ 🌻🍀🌻🍀የብሐልኪ ክብረተይ ተመስገን👏👏👏
ተባረኪ ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ጥዕምቲ መዝሙር ናይ ብሓቂ መንፈስ ትሕድስ ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ኣግልግሎት ዘመንኪ ፈጣሪ ይባርክ💛♥️🧡🧡♥️♥️
ሓፍተይ ናተይ ኣምላኽ ይባርኪ ነቲ ሰናይ ግልጋሎትኪ ድማ ፀጋ በረከት ይብዘሐልኪ። መዝሙር ትግርኛ ምጥዓሙ የቐንየልና!
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና👏👏👏
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ትርሓስ ሓፍትና ጽግኡ የብዝሓልኪ
እቶም ያሬዳዊመሰረት ሂዞም ብስርአት ዝወፅኡ መንፈሳዊ መዝሙራት ብትግርኛ ህጂ ደስ ዝብል ፅርየት እነሀዙ እዮም እቶም ብዝሀት "አዕፅምቲ ዘለምልም ሰማያዊ ናይ መላእክቲዝማሬ የስመአልና ቡሩኻት ዘመርቲን ገጠምትን ዜማን ፀሀፊ ድርሰትን አቀናበርትን እቲ መዝሙራት አልፋ ኦሜጋ ይባርኸኩ ብእድመ ብጥእና አሜን!!!
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ኣብ ቤቱ የንብርኪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንሃገርና ሰላም የሃብልና🙏🏻🙏🏻🌿🌿🌿🌻🌻🌻🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት አሕዎትን ክብሪ ምስጋናን ነቲ ኩሉ ዝካአሎ ጎይታ ሰራዊት እግዚአብሔር
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍቲና 👏👏👏👏👏☘️☘️🌿🌿🌱🌺🌷🌹🌷🌷🌷🌹
እልልልልልል ለቅዱሰ እግዚያብሔር ምሰጋና ይገባል ካንቺ ገና ብዙ እንጠብቃለን🙏ትግራይ ትሰዕር❤💛💛❤💛❤💪💪💪
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልውልልል እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ ።
ኣሜን ትርሓስ ሓፍተይ ጥዑምቲ ልሳን ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና🤲😊
@samirhasamirha7380
Жыл бұрын
አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና
እፍ😲 ደስ ክብል ትርሓስየይይ ዝያዳይ ዝማሬ ቅዱሳን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዛናተይ ዝማሬ ናይ ቅዱስ ያሬድ ዘተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ናትኪ እውን ይቃበለልኪ ዝያዳይ ❤ ደሞ እንቋዕ አብፀሐክም /ክን ንልደታ ማርያም❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ቲቲ ሓፍትና🙏🙏🙏❤️💛
እሰይ ጥዕምቲ ልሳን አብ ቤቱ የንብርኪ ክብረተይ እልልልልልልልልልልልል💚🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💚💚🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመሰገን፫ ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና ቲቲየ
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ መላእክቲ ዝማሬ የስማዓና ኣሰይ ደስ ክብል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን። ተመሰገን ። ተመሰገን።
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እናዘመርኪ የንብርኪ ትርሓሰይ
አዕፅምቲ ዘለምልመ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ቲቲዬ በርትዕልና♡♡♡
እልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ ያስመዓልና ትርሓሰይ❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኦልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማረ መላእክቲ የስምኣልና ዘማሪት ትርሓስ ሃፍትና
ዓቢ ዓቢ ጊርለይ ብሓቂ ጽቡቅ ኒሪለይ ንዓይ አብ ሂወት ብዘገጠመካ።ደይ ኮነስ ብዝተገበረልካ። ዓብይ ነገር ተመስገን።ምባል ኢዩ
ዘማሪት ትርሓስ ሓብተይ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ስምዒት ብመዝሙርኪ የስተማቅሮ ኣለኩ ኣምላክ ቅዱሳን ወትሩ ምሳኪ ይኩን ጸጋ በዲበ ጸጋ ❤❤❤❤
ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ ኣነስ መዝሙራትኪ ሰሚዐ ዘይመንዎም! እግዚአብሔር አምላክ ፈፃሚት ይግበርኪ ዛሓፍተይ♥️✍️
እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ጋል እመብርሃን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዕልና ክብርቲ ሓፍተይ አግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ ፀግኡ የብዘሐልኪ ❤💛❤💛
ዘማረ መልእኽቲ የስመዕና ወኒኒት ጡዑም ድምፂ ኩሉ ግነዜ ብ ትግርኛን ብግእዝናን ተብዕኪ ክተሰርሒ ተስፋ ገበረ እግዜቢሄር ድማ ፀገኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ ኣሜን 🙏💗
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ትርሓስ ሓፍትና 🙏🏻
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን፫ዝማሬ መላአኽቲ ያስማዓልና ጥዑም ዝማሬ ባሓቂ። ኣብ ቤቱ የንብርኪ ትርሓሰይ🕊 እቲ ዓቢይ ነገር ንዕኡ ምምስጋን ዩሞ በርትዕልና ክብርተይ⛪️✝️💐💐🌷❤️❤️❤️
ዝማሬ መልአክቱ የሰመዐልና ትርሓሰዬ ጥዕምቲ ቃላ ፍረ ተዋህዶ ኣብ ቤቱ የንበርኪ 🤲❤
ልብካ ዘርስርስ መዝሙራት እግዚኣብሔር ፀጋኡ ያብዛሓልኪ ትርሓሰይ❤
_አሰይይይይይይይይይይይይይ _እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐና ትራሓስየይ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኪ ህያበይ ናተይ እግዚአብሔር ይመሰገን ናይ ብሓቂ_
ትርሓስ ሓፍትና መዝሙራትኪ ዓፅሚ ዘረስርሱ እዮም ሓደራ ንብለኪ ነገር እንተሎ ኣይትደንጉይ ብተስፋ ንፅበየኪ ኣለና ክብርቲ ሓፍትና ሓደራ ሓደራ ብሽም እግዚኣብሄር።
ዝማሬ መልኣክት ያስመዓልና ትርሓሰይ❤❤
_*አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እልልልልልልልልልልል👏👏👏🌷🌷🌷🌷🌷🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🍀🍀🍀🍀🍀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻ዝማሬ መላእክት የስመዐልና*😍_ ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ህያበይ
ምጩውቲ ጋል ዓደይ ዝማርየ መላክቲ የስመዐልና🙏🙏😍😍🙏😍😍😍😍🙏😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍
ሰም እግዚኣብሔር ዝከበረን ዝተመሰገነን ይኩን ዝማሬ መላእክት የሰመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ትርሓሰ ሓፍተይ✝️
ዝማሬ መላእኽቲ ይሰመዕልና ሓፍትና ብጣዕሚ ፅብቅ ሰራሕ እግዚአብሔር ይመስገን ዘሓፍተይ ምዓረይ❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙌🙌🙌🙌❤️❤️
ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ የዝዘሐልኺ ክቡርት ሓፍትና እከይይይ ብጣዕም ደስ ዝብል መዝሙር እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ሓፍትና በርትዕ ቀፅለሉ❤💛❤️💛
ብሕቂ ኣዕጽምቲ ዘለምለም መዝሙር እዩ ዘማሪት ትርሓሰ ሓፍቲይ ዝማሬ መለእኽቲ የስምዕኹ ዝፈትወኪ ሓፍቲይ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ከቡርቲ ትርሓስ ሓፍቲና ፀጉኡን በረኮቶን የብዘሐልኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ ክማኪ የብዘሐና ጉይታይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ዕልልልልልልልልልል ንሰብሁ ለእግዚአብሔር ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ዘማሪት ትርሓስ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብተ መቅደሱ የንብርኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይብዛሕ እምበይተዋኒ❤⛪️🥀ምንባረይ ዘስተማቀርኩዎ ብመዝሙርኪ 👏❤ተመስገን ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽ 😰
እልልል......እልልል.....እልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የሰመዐና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ቲትየ ዝተረፈ ዕድሜኪ ይባርከልኪ
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይ ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ሰላም ስድራ ሉኡል እግዚኣቢሔር ኣምላክ ባሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ዝመሬ መላኢክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ንህዝብና ናዓድና ሰላም ምሕረት የውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
ዝማሬ መላእክት የስምዐና እግዚአብሔር ፀጋን በረከተትን የብዝሐልኪ ዝሓፍተይ 👏👏👏
ዝማረ መልእኽቲ የስምዓና ትርሓሰ ሓፈተይ
እልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይመስገን ኣምላክና ሓያል እዩ ከም ሰብ አይኮነን ፣ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ዕልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ዝማረ መላኣኽቲ ያስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤💛❤💒💒💒🙏🙏🙏🌺🌺🌺
ዘማሬ ማላኤከት የሰመዓልና አሜን አሜን አሜን ጸገኡ ይብዘሓልኪ ሓፈትና 👏👏👏
ዕልልልልልልልልልልልልልልል እንዃዕ ደሓን መፃእኺ ትርሓስ ሓፍትና ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ኣብ ቤቱ የምብርኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ
ቡርኽቲ ሀፍትና ዘማሪት ትርሀስ ገብረ እግዚአብሔር መዓር እዚአ አልበም ኹልሻእ ህድህድ መዓልቲ እየ ዘድምፃ ልቢ ዘረስርስ ደስ ዝብል ናይ ህሊና እረፍቲ ዝህብ መንፈስ ዝህድስ ናይ መንፈስ ቅዱስ በረኸት ዘለዎ እዩ አዚዪ ዝተባረኸ አምላክ ዝያዳ ክነፍቅር ትእዛዙ ክንህልው ዝገብር ህሊና ዝሰርቅ ሂወት ዝኾነ መዝሙር እዩ ብ ቃለ እግዚአብሔር ዝተመልአ ላብፅድቂ ክንሀስብ ክንተግእ ዝገብረና መዝሙር እዩ ልኹልኹ አብዚ አልበም ዝተሳተፍኹም አልፋ ኦሜጋ ናይ ፅድቂ መክሊት አክሊል ይአድለኹም ተባረኹ ደቂ አደና መአራት ከለኹ ዘመርቴ!!!
Best music ever💯💯💯👌 የቀንየልና🙏🙏🙏🙏ዘላአለማዊ ክብሪ ምእንተ ትግራይ ኢሎም ክብርቲ ሂወቶም ንዝኸፈሉ🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ትርሓሰዬ እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናሸ
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💐💐💐💐💐💐💐💐💛💛❤❤❤
ዝማሬ ማልእክቲ ያስመእልና ትርሃስ ሃፍትና ካብ በት አግዛቢህር ኣያውጸኪይ ኣምላክ አና ገልገልኪይ ዘመንኪይ ይወደኣ አልልልልልልልልልል 💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
አልልልልልልልልልልልልል🌹🌹🌹🌷🌷🌷👏👏👏😘😘😘ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብረተይ ሓፍተና ኣብ ቤቱ ይፅንዓኪ እግዚአብሔር አምላክ ንሃገርና ምሕረቱ ሰላምን ይለኣክልና አሜን ፫
ኣቤት መዝሙር ኣዕፅምቲ የለምለም ናይ ኢየስሱ ክርስቶስ ወዕለት ለዉሃት የቅሬታኡ ተበጃዉነቱ ዝገለፅ ብሓቂ መዝሙር ጥራሕ ኣይኮነን ት/ቲ ዉንዩ ብርክቲ ሓፈተይ ፀጋ ክርስቶስ የብዘሐልኪ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና