Www on this film actors and actresses I appreciate to all of them. To my opinion this guy with his wife on this film very great art gifted so keep itup
@daniagualtigray55554 жыл бұрын
So proud of you Deki Adeyy ❤️💛 Ayekum Nayna
@user-fl8cv2ix2e4 жыл бұрын
Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya first Tigrinya as an identity Tigrinya as an ingenuity Tigrinya as a nation A nation of major political influence A nation of bravery and development will come soon! Much love to you tegaru Enquae nab meninetkum temeleskum
@lolamigos2381
2 жыл бұрын
የኾንይ
@ghirmayabraha88074 жыл бұрын
እዋይ ትሕትና ኣብዚ ኣሎ፡ጆን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ዓበይቲ
@kante53184 жыл бұрын
Btaemi eka tkel gobez eka wedi abeyti ajoka
@almazghaber96324 жыл бұрын
I like your answer and confident
@zaidmebrahtu29394 жыл бұрын
Tehtena zelka shkorina eika jon n u r very talented, so go head keep it up
@henokhagos17404 жыл бұрын
For real god gift more blessing
@FanusGbre4 жыл бұрын
Zeraburuk hayney& Lemlem ayney❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏
@Herimon5144 жыл бұрын
ዘራኣብርኽ በል ክትድረር
@dnadna53094 жыл бұрын
Zeraburuk ambesaa bitaemii zfetwekaa gexebahrii from eri blood brov
Пікірлер: 301
ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኩምን ዝፈትወኩምን ቀጽልዎ. ኣነ ግን ሓንቲ ንእግረመገደይ ክብላ ዝደሊ ትግርኛ ንምዕባይ ትሰርሑ እንድሕር ኣለኩም ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ኣይትጠቀሙ በጃኹም!!!!! በዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኹም ስነጥበባውያንን ተዛረብቲ ትግርኛን ❤️
@hadikatro1150
4 жыл бұрын
Joni betaimi xebuke betaimi eye zefteweka gen hati kebla zedeli kemzi abe hakiena tarike zetemorkose feilme ktetserhu ayetkelune dekume
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ዘደንቀኩም ዘረኣብሩኽ ዓይነይ ምስ ክብርቲ ለምለም ዓይነይ I🇪🇷
ትግርኛ ክንዕቢ እንዳበልኩም ብዙሕ ኣምሓርኛ ኣይትሕወሱ
ዘብረኣብሩኽ ዓይነይ ቅመም ናይ ገሬ እሙን ድራማ እኮ ኢኻ ኣዚና ኢና ነድንቐካ 👌
🥰 በጣም ነው የምወዳችሁ በተለይ ክፍል 26 😆😆😆ቀንንሙሉ ሰሰቅ ነው የዋልኩት በርቱ ትግርኛ መናገር ባልችልም እሰማችዋለሁ
@ccccf2259
Жыл бұрын
ትግርኛ ዘይትፅሕፊይ ምዕባለ ድዩ መሲልኪይ
Joni ሽኮር ኣድንቂካ ብሓቂ ብመንንትካ ንውንቅካን ጽዓሪ from,Eri
ትግሪኛ ክነግስ አለዋ ከብ ኤርትራዊ ሓውኩም።
@asmeraxada226
4 жыл бұрын
Ata wedi sharmuta aytefkusna endo
@MaikEri1
4 жыл бұрын
Kkkkk
@user-zo8ri2mr1j
4 жыл бұрын
ትግራወት ኩለና ኣሕዋት ኢና ኣጆካ ለባም ወዲ ኤሪ
@teddytvteddytv8191
4 жыл бұрын
@@asmeraxada226 arku eti xerfi amel keykoneka.
@abebaguwalmekelle2579
4 жыл бұрын
Mear afu❤
ዘብረኣብሩኽ ዓይነይ ናይ ሕማመይ
ላዛኻ መዓር ፂደና ልኾንካ መንእሰይ ! ዕደመኻ ወ ጥዒና ይለምልም!
ዘርኣ ቡሩኽ ጎበዝ
ዘርኣብሩኽ ዓይነይ! ኣታ ኣነ እዚ ወድዚ ብጣዕሚ'ዩ ዘስሕቐኒ ናይ በሓቂ ኮሞድያን ክበሃል ከሎ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ክትረክብ ብጣዕሚ'ዮም ውሑዳት! ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ዘኮነስ ዘርኣብሩኽ ዓይኖም ክብሉኻ ነይርዎም። ምኽኒያቱ ብዓይኒ ቡዝሓት ህዝቢ ፍትው ኢኻ። ኣታ በጃኹም ን ገሬ እሙን ድማ ሓደ መዓልቲ ኣቑሩብልና። ኣድናቒኹምን ደጋፊኹምን ኣብ ናይ ጥበብ ስራሕኹም ኢየ። ካብ ኤሩ!
ብስራሕ ክደኽመኒ ከሎ እኳ ገሬ እሙን ክከታተል ከለኹ ድኻመይ ይርስዖ
ዘርኣብሩኽ መክሰብ ዕድመን ጥዕናን ብስምካ like
ዘቡራኣቡሩክ ሹኮር
ጆኒ ሽኮር ብጣዕሚ ንፉዕ ተዋሳኣይ ማራ እየ ዝፈትወካ ቀጽሎ ኣጆካ
ኣያ ዘራኣብሩክ ኣጆካ ንፉዕ ኢኻ ስነ ጥበብ ተውህቦ አዩ ትምርቲ ግን ብከመይ ናብ ህዝቢ ተብጸሐ መንገዲ ጥራይ ኢኻ ትማሃር ንዝኮነ ዓበይቲ ነገራት ወዲ ሰብ ዝሰርሖም ባዕሉ ኣብ ውሽጡ ዘማዕብሎም ነገራት ኢዮም ኣብ ዝላዓለ ዓወት ዘብጽሕዎ ናኣብነት ኣነ ናብ ሓደ ከተማ ክከይድ ደልየ ኣሎኩ ኣብኡ ከይደ አንታይ ይሰርሕ ብውሽጠይ ይውደኦ ትምርቲ ዝባሃል ኣብዚ ዝሕግዘኒ አንተዳኣ ሃልዩ ብአግረይን ብመኪናን ብአንስሳ ተወጢሐ ክበጽሖ ኣማራጺ ከምዘሎኒ ይምህረኒ ማለት አዩ ስለዝስ ትምርቲ ቡዙሕ ኣገዳሲ ኣይኮነን ኣብ ዝኮነ ስራሕ ብልሒ ክህልዎካ ኣሎዎ
ዘብረአብሩኩ ዓይነይ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ ብጣዕሚ እየ ፍቱውውው ዘብለካ ምሰ ለምለም ዓይነይ
ዘብርኣብሩክ ዓይነይ
Love from Eritrea ❤❤❤🇪🇷
ሽኮሪና እባ ኢኻ
የውሃንስ (ኣቶ ዘርኣብርኹ ) ብጣዕሚ ጽቡቕ ገጸ ባህርያት ናይ ምውሳእ ኢዩ ዘሎካ ፡ኣጀኻ ካብ ዘለኻዮ ንላዕሊ ክትዓቢ ኣሎካ ።ብሓፈሻ መብዛሕትኹም ኣብ ገሪየ እሙን ትዋሱኡ ብዙሕ ተዛራቢ ትግርኛ ኢዩ ዝካታተለኩም በርትዑ ።
❤ Ye Nay Gara Emun group hochi.......Betam kemiwodewu kemizinznagni Dirama yemiketatelewu Nurulin❤❤ (Deki Jegna)
አዝዮ ዝገርም ብቃዓት ዘለዎም ተጋሩ እዮም አብ ገሬ ኡሙን ዘለው የሕዋትና ስለዚ ቢሓይሊ ፈጣሪ ኮይኑ ተራኪቦም አለው ቀፁሉሉ አጆኩም ዘማሓተይ ፉቱው ትው ድማ የብሎኩም
ዘራኣቡሩኽ ዓይነይ 👌👌👍👍 We love you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ትግርኛ ንቕድሚት💪🏽👏👏👏
ኣያ ዘርኣ ብሩኽ ትግርኛ እውን ኣምሕይሽ እንዳ በልኩም
ኣብ ትግርኛ ግን ትኹረት ግበሩ ንኣብነት "ወጣት" ካልኦትን ትሓውሱላ ኢኹም።
@shewitabraham4285
4 жыл бұрын
ferki kab zezarebewo dea amharina endiyu, kusankua dea tefiunendiyu!!
@toletulu5397
4 жыл бұрын
Akabje yemena aytrhak
ኣይ ዘራኣብሩኽ ዓይነይ ሰብኣይ ለምለም ዓይነይ ንፉዓት መንእሰያት ። ትግርኛ ኣብ ትግራይ ክትመውት ትሰሓግ ኢያ ነይራ ብቓንቃ ኣምሓርኛ ተዓብሊልኩም ኢኩም ነይርኩም። ሕጂ ግን ንትግርኛ ሓፍ ዘብሉ መንእሰያት ተንሲኦም ኣለዉ ካብቲ ዝገርም ዳሃይ ትግራይ ኣይነበረናን ሎሚ ግን ሳላ ገሬ እሙንን እንዳ ትሕሽን ዳሃይ ትግራይ ረኺብና ። ለካ ሓደ ባህልን ን መንነትን ኢና ባኣምሓርኛ ተዓብሊልኩም ጠፊእኩም ነይርኩም ሎሚ ግን ሕጉሳት ኢና።
@teklearegawi5467
4 жыл бұрын
thank you ma bro.
@ane5012
4 жыл бұрын
👍
@samrihagos6782
4 жыл бұрын
ኣይዘራአብሩኽዓይነይሰብኣይለምለምዓይነይ❤❤❤❤
@okookokmaradespahali3535
3 жыл бұрын
👍
ዘርኣብሩኽ ብጣዕሚ ንፉዕ ኣርቲስት ኢኻ ኮታስ አብኣ ዘለኹም ብሙሉእኩም እናስሓቅኩም እተምህሩ ንፉዓት ተዋሳእቲ ኢኹም ኣድናቂኹም ኤርትራዊ እየ ።
ሰይ ዘርአብሩክ እኙ እኙ ጆከር ኣቅርቡልና
ይበል ዘብል ስራሕ እዩ ሶ ሞር ቀጽለሉ
Welcome ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ
ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ህዝበይ ላዛካን ባህልካን ጥዑም💛❤👍
ንፈትዎ ሐውና ወድውቕሮ ሽኮርር ቀፅለሉ❤❤❤😍😍
ኣያ ዘብረኣብሩክ መቅሰን፡ ግን ዛ እንጀራ ምቁፃር ኩሉ ግዜ እያ ተዘክረኒ፡ ዘሎ ኣብ ገዘና እዩ ኩሉ ስራኩም ደስ ይብል ቀፅልሉ ትግርኛ ንቅድሚት
We love you 💋 zeraburk ayney 💋♥️❤️👍👌🇪🇷🇪🇷🇬🇧
ባባ ዘራብክ የቀንየልና
Ewy zerburkay kemy da zeftewka ❤️🙏🙏
ዮንናስ ሽኮር ቀፅለሉ👍
ገሬ እሙንን ኣያ ዘርኣብሩኽን ብፍጹም ዘራኽብ ዘይብሉም እዮም ። ኣያ ዘርኣብሩኽ ቡቅዕ ክኢላ ሓያልን በሊሕን ሰብ ፡ ንጥበብ ዝተፈጥረ ናይ ሰባት ሰብ
@kbecho23
4 жыл бұрын
ብርግፅ ጎበዝ እዩ ይቅሬታ ግን ምስ ካሊእ ተዋሳኢ ናፀራሕኻ ምንፅፃር ደስ ኣይብልን
We love you zerabruk ayney ❤❤❤❤❤from Eritrea
እዊይዚርኢብርኪ ዕይንይ ንእሽተይእዬ
Aya Zereabruk. Kulu Neska teserho is enjoyable. I can’t stop watching you and lemlem ayeneye. . Sealamta yebzehakum. Awet nelulkum Geri Emune abalat.
ዘብረኣብሩክ ዓይነይ ቀፅለሉ
@meharinwaye8367
4 жыл бұрын
Gobez kexlo
Ayaa Zeraburk Bhki Dese Zeble kulu Serhtka Azna Nmsegen
ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ
እጅግ በጣም የምንወደው ድራማ ነው ተዋናይነትን በትክክል ምርጥ አርገው የሚጫወቱ ጀግና ተወዳጅ ወጣቶች ናችሁ በጣም እንወዳችኋለን እናከብራችኋለን ተባረኩ።💖💖💖💖💖🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Nic zebreabruk kebax tgrina natezarebna ntgrna mneas iam from Eritrean I love trgrina film be continue tegaru ahwatey 🙏🙏🙏❤❤❤❤
Ata nsika mara shikor eka zereabruk ayneyyyyy👍👍
ፅቡቕ ቐፅልሉ።
ታይ ዓይነት ወዛል ዝኾነ ሓታታይ ,ዩ ወደይ🤔ትግርኛ ተመሃር ገስረጥ፡ ዘብረኣብሩኽ ሽኮር💖
ዘራእብሩኽ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ ቀፅለሉ
Www on this film actors and actresses I appreciate to all of them. To my opinion this guy with his wife on this film very great art gifted so keep itup
So proud of you Deki Adeyy ❤️💛 Ayekum Nayna
Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya Tigrinya first Tigrinya as an identity Tigrinya as an ingenuity Tigrinya as a nation A nation of major political influence A nation of bravery and development will come soon! Much love to you tegaru Enquae nab meninetkum temeleskum
@lolamigos2381
2 жыл бұрын
የኾንይ
እዋይ ትሕትና ኣብዚ ኣሎ፡ጆን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ዓበይቲ
Btaemi eka tkel gobez eka wedi abeyti ajoka
I like your answer and confident
Tehtena zelka shkorina eika jon n u r very talented, so go head keep it up
For real god gift more blessing
Zeraburuk hayney& Lemlem ayney❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏
ዘራኣብርኽ በል ክትድረር
Zeraburuk ambesaa bitaemii zfetwekaa gexebahrii from eri blood brov
Love 🤟 from Eritrea
🚶♀️🚶♀️🏃♀️አያይ ዘርአብሩክ ዓይነይ ሐጅስ ኒኢስኩም 💔
Muito perfeite e maravilho so esperte
👍👍👍
አያ. ዘርአብሩክ. ዓይነይ. ቀፀልሉ
ዘርኣብሩኽ ጅግና
ክንደይ ዩ ኮ ዘሎ ለይወጋአኩኩም ክክክክ ዘርኣቡሩክ ኣይነይ ብዝኮነ ነገር ሃሪከ ወይ ኣብ ዝኮርየሉ ን ዘጌ የ፡ዝሪኦ ሞ ሰሃቅ የ ዝመዉት ከምዛ ኮርነፍነፍ ክብል ዘይ ጸናህኩ 😍😍😘
we love You zebrabrk ayney💋 kfetweka jon eway ajekum berteu tegaruway❤💛
I really appreciate u...keep it up.i miss u more.
ሰላም አምላክ ምስ ኩላትና ይኹን ደቅዛ ሓላለ መሬት እና በመጀመርታ እንኳዕ ብሰላም አብፀሐኩም ንብርሃነ መስቀሉ ብመቅፃል ተጋዳላ ኣሪኤያ ተካ ደብሃል ማቻር ዓዱ ድመፅ ድሳአንናዮ 4ተ ወርሑ ዋላ ብምድያ ስእንዮ ዮውሃን አለማት ሓውይ አብ ትስርሑዎ ተስትፎ ኩሉ ንዝሓዉኻለ ድሃይ ሕተት ድስራውት ትግራይ ተጋዳላይ ኣርኤያ ተካ ካማቻር❤️❤️❤️💛💛💛እመ አምላክ ካብ ፍቁሩ ወዳ ምሕርት ትለምንልና❤️❤️💛💛
Zebroabruk ayeney atum enjira qotsari love you 🤣🤣🤣❤❤❤
ክክክክክክ ኣያ ዘርኣብሩኽ ናይ እማነይ የ ንለምነም ተርዓዋ ቢሊበይ የ ዋና ባዓልቲ እንዳ ክትኮን ኢያ
Yesssssss
ኣያ ዘበረኣብሩክ
ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ሽኮርር
Wowww Shikorrrr
wawwwwwwww asay asay asayyyyy zaberaberk ayenay 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖katsel jegen
ዘብርአብርክ ዓይነፕ
Zeraburu ayenay
My favourite actor
ዘብረአብሩካ ሸካር💋
ዘርኣብሩክ ዓይነይ ትግርኛካ ደሰ ክብል ክክክ
wawwww
great artist keep it up !!
My best comedy tigreyna
Great over 100% smart I love you to zebreabruk gereemun,joker,lemlem,beti,
ገሬ ኡምን ንፉዕ
ቀፅለሉ
ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2020 ወዲ ት ግ ራ ይ
Conterolling the KZread go tigerans 🐅💪🏾
Love
ያው ፤ እና... ብሓፈሻ አምሓርኛ ንየው በልዎ
His my number one I love him the way he played smart 😂😍😂❤️
❤❤❤
ጎበዛት
ኣብዛ ብዛዕባ ገንዘብ ዝበልኩማ ኣብ ኩለን ከተማታት ትግራይ አቶም ሃፍታማትን ኪላታት አዚ ዓውዶ ስነ ጥበብን ተሓጋጊዝኩም ሲነማታት ክፈቱ ብድሕሪኡ አቲ ዝምውልን አቲ ዝሰርሕን ድማ ዋጋ ትረክቡ አቲ አቲ ኣላይ ፕሮዳክሽን ናይቲ ጽሑፍ ድርሰታት ቅድሚ ምስርሑ ኣድማዕነቱ ይረአ በዚ መንገዲ ሰራሕን ኣስራሕ ሸያጥን ገዛአን ትኮኑ ስለዚ ኣይትሕመቁ ኣሕዋተይ አዛትግርኛ ኣብ ትግራይ መይታ ትግራይ ንትግርኛ ዝብል ሽም ተሰኪማ ግን ቆንቃ ትግርጫ የህሲሳቶ ኢልና ንጸርፈኩም ነይርና ኣብ ኤሪትራ ኮይንና ሕጂ ግን የሐጉስኩምና ጽሩይ ትግርኛ ትሰርሑን ትዛረቡን ኣሎኩም ከምዚ ናትና ከማን ሕዋስ ዘይብሉ ናይባዕዳውያን ስለዚ ኣይትሕመቁ ደቂ ትግራይ ኩሉ ታሓጋጊዝካ አዩ ከምዚ ኣብራሃም ኣ ቂ ዝቦሎ ገለ ብጉልበት ገለ ብፍልጠት ገለ ብንብረት ብናይ ሓባር ድለየት ነልማዓያ ሜሬት ዝቦሎ በይንካ ኣይስራሕን አዩ አሞ ሃየ ታሓጋገዙ
@user-du8mi4ur9b
4 жыл бұрын
Hi👍💘💘💘💘💘💘💘💘❤
Zerabreuk ayeney bruk
Zebraerke betaemi zefeteweka🌹🌹💋💋💋👌👌👌👌👌