Yemane Habte new eritrean tigrigna gospel song tsegaka\ ጸጋኻ እዩ በዚሑለይ yemane habte Official channel
Музыка
Welcome to Zemari Yemane Habte Tube Official Channel. #YemaneHabte_Like_Eagle_OnWing_Gospel_Song_Ministry #የማነ_ሃብተ_ከም_ንስሪ_መንፈሳዊ_ናይ-መዝሙር_ኣገልግሎት
This channel is the official KZread channel Tigrigna Mezmur produced by Zemari Yemane Habte ( both old and new ).
Our Vision is to preach the Gospel of Jesus Christ to all people around the world. Our Channel will be producing Gospel Songs and Teachings
To share the blessing with us and to help us please subscribe to the channel to be a partner with us and don`t forget like, share, and comment.
Connect with us on :
/ @yemanehabteofficialch...
zemariyemanehabte
Email - singer.yemanehabte@gmail.com
Tel. +41(0)79-456-62-30.
© Copyright: YEMANE HABTE Inc 2021
Пікірлер: 268
Ymun hawey blux nay amlak seb nskas enquae dea teweledka eta neaka zweledet mahxen tbarek bhaqi kbri namlak ❤❤❤❤❤❤❤
ጸጋኻዩ በዚሑለይ ጸጋኻ ምሕረትካዩ በዚሕሎይ ምሕረትካ ደው ኢለ ክመላለስ ክሳብ እዛ ጊዜ እዚኣ ብሂወት ዘመላልሰኒ ደገፍካ/ ዘዓቖረኒ/ ኣይኮነን ብኽእለተይ ብሓይለይ ኣይኮነን ብፍልጠተይ ጥበበይ መንፈስካዩ እበር ኮይኑለይ የሱሰይ ኣብዝኽድክዎ ኮይንካኒ ትብዓተይ ኣብጽምዋ ባድማ ኣራዊት ዘድህዩሉ ይእዊኻ ድማ ዝረድእ ዘይብሉ የዒንትኻ ምሳይ ኔረን ይጥምታ ደገፍ ኮይናትኒ የማነይቲ ኢድካ ጸጋኻዩ በዚሑለይ ጸጋኻ ምሕረትካዩ በዚሕሎይ ምሕረትካ ደው ኢለ ክመላለስ ክሳብ እዛ ጊዜ እዚኣ ብሂወት ዘመላልሰኒ ደገፍካ/ ዘዓቖረኒ/ ንስኻ ተዘይትነብር እወ ምሳይ ስምካውን ተዘይ ኮነኒ ጸግዒ ልበይ ኣበይ ማሃለኹ ዎ ኣምላኽይ/ሕጂ/ ገና ጼርካኒ ኣብ ኩሉ መንገደይ ተደጋጋሚ ጸጋኻዩ በዚሑለይ ገለ ናይ ቃላት ምግጋይ እተሎ ምስብዙሕ ይቕሬት / ዘዕበይትና መዝሙር ክሳብ ሕጂ ሓዳሽ እያ ናዓይ ባሓቂ ብጸጉኡ ብሂወት ኣሎና ይሙነይ ሓወይ ተባረኸለይ በረኽትና
@godblesseritrea2583
14 күн бұрын
ዩሙን ተባረኽ ብመዝሙርካ ንባረኽ አሎና።
ካብ ሃይማኖት ጀሚርና ጸጋኻ በዚሑለይ እናበልና ዓቢና፡ኣብ ዝተወሰነ ግዜ ብርሃን ምስ በርሃልና፡ምስቲ ጸጋ ምስ ተታናኸፍና እታ መዝሙር መዝሙር ዘይኮነትስ ህይወትና ኮይና፡ኣብ ሓደ ሓዳሪ ጸሎት ኣብ ኣስመራ ድማ ቅድሚ 6 ዓመት ሓደ ሓውና ምስ ምሉእ ፍቕድታት ንመጀመርታ ምስ ዘመረልና ኣዝያ ባሪኻትኒ፡ኣብ ሃይማኖት ኣብ ዝነበርናሉ እዋን ናትና እዩ ዝመስለና ዝነበረ፡ይሙን ከም ዝዘመርካልና ድሒረ ፈሊጠ፡ይወስኸልካ ብሩኽ ኢኻ፡ብሓቂ ብህይወት ዘንብረና ጸጋኻ እዩ❤❤
ብህጻንነተይ እንዳ መዳ ክመላለስ ከሎኩ ኣብ ገዛና ናይ የሙን ሓወይ በታ ቴብ ስድራይ እንድዒ እዛ መዝሙር ንዓይ ኢላ ተዘሚራ መግለጺ ሰኢነላ የሙነይ በረከትና ኢካ መመሊሰካ ተገለጽ❤❤❤❤❤ጸጋ እንድዪ በዚሑለይ❤❤❤❤❤❤❤
I can't understand Tigrigna, but I feel its message - The grace of God! God bless you!
የዒንትኻ ምሳይ ኔረን ይጥምታ....ደገፍ ኮይናትኒ የማነይትኻ❤❤❤❤
ናይ ዘፉቅራ ኣደይ ብተደጋጋሚ ትዝምራ ዝነበረት መዝሙር ኢያ❤ሕጂ ማማ ብሂወት የላን ኣብ ሰማይ ምስ ጐይታ ኣላ❤ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ የማነ ሓወይ❤
@MihretAmlak3043
23 күн бұрын
እንኳዕ ምስ ኣምላኻ ኮነት እምበር ካቡኡ ዝነጽ የለን
መጀመርታ ነዛ መዝሙር ዝሰማዕክዎ ኣቆልዑት ኮይና ምስ ደቂ ገዛዉትና ኣብ ፍኖቶ ብርሃን ብዓዉ ዝበለ ድሚጺ ኩሉ ክዝምራ ሽዑዑ ኣብልበይ ምስኣተወት እስካብ ሕጂ፣ ጽቡቕ ጌርካ ክሊፖ ምስራሕካ....ሓደ ካብቶም ቅብኣቱ ኣፍሲሲ ኣብዚ ዘመን እዚ ጎይታ ዝጥቀመሎም ዘለዉ ኣገልገልቲ ኢኻ ❤️❤️❤️ much blessings.. 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@Birhan441
27 күн бұрын
እታ ናይ ቀደም ውን ክሰምዓ ደልየ ኣብ ዩቱብ ኣላ ዶ ትኸውን ?
@SabrinaBeyeneEstifanos
22 күн бұрын
@@Birhan441 ኣይፈለጥኩን ቡሩኽ 👍
@Birhan441
22 күн бұрын
@@SabrinaBeyeneEstifanos 🙏
Yemane habte's impressive spritual song, which i have been eagerly leasening since my adolesscence inspired me the divinity of jesus .መመሊስካ ወስኽ ይሙነይ ኣይትትሓዝ ንስኻ በረኸትና አኻ❤❤❤❤❤❤
ኮመንት ጽሂፈ ኣይፈለጥን ኢየ። ሕጂ ግን ተገዲደ። የማነ ሃወይ ነስኻ በረኸት ሀዝብና ኢኻ። ብፈላይ ደማ ንዓይ ጎይታ የሱስ ከም ግሊ ጎይታይን መድሓንይን ተቐቢለ ካብ ዝጓዓዝ ጀሚሩ መዛሙራትካ ኣብ ሂወተይ በዙሕ ጽልዋ ኣምጺኦም ኢዮም። የዝከረኒ "ብምንታይ ከመስግኖ" ትብል መዝሙርካ ዘወጸትላ ጊዜ ማለት ኢዩ። በድሕሪኡ ናብ መዘምራን ተጸምቢረ ከገልግል ጀሚረ ናይ መጀመርታ ሶሎ መዝሙር ዘጀመርኩላ "ዕግበተይ" ትብል መዝሙርካ ኢየ ዝጀመርኩ። ከሳብ ሐጂ ክዝመር ደው ኣብ ዝበልኩሉ ናትካ መዛሙር አንተዘይ ዘሚረ ኣይዓግብን ። ብ ፍላይ ድማ ኢንተርቪው ናትካ ምስ ሰማዕኩ ምስ ሂወተይ ብዙህ ምትሰሳር ዘለዎ ታሪኽ ኮይኑ ረኺበዮ ኣዝየ ድማ ተተንኪፈሉን ተጸልየሉን ኢየ። ሐጂ ውን አዛ መዝሙር ናትካ ምኻና ኣይፈልጥን ኢየ ኔረ አምበር በንእስነተይ ኣብ 'መሉአ ወንጌል' ቸርች ትምሀርቲ ሰንበት አናተዘመረት ዘዓበኹላን ዘፈትዋን መዝሙር ኢያ። ናትካ ምኻና መስፈለጥኩ ስቕ ክብል ሰለዘይከኣልኩ ኢየ ። የማነ ሓወይን ኣያይን ክብለካ ከለኹ ማለተይ ኮይኑ መዛሙራትካ ኣብ ቤት ኣግዚኣብሄር ክትከልን ክዓብን ጌሮምኒ ፡ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ውሽጠይ ኽነደድ ፡ ኣብ ወዑይን ዝሑልን ሽግርን ጸበባን ኮይንካ ንጎይታ ከምዝዝመር ዘመሃሩኒ ኣብ ሂወተይ ኣቢ ጽልዋ ዘምጽኡ ህያው መሰከር ኢየ አሞ፡ መዛሙራትካ ትውለዲ የፍሪ ኣሎ ኽብለካ አፈቱ። ኣዝየ ዘኽብረካን ዘፈትወካን በረኸት ሀዝቢ ኣምላኽ ኢኻ አሞ መመሊስካ አናዘመርካ ንበር ፡ ዘመን ሂወትካን ሰድራበትካን ኩሉ የባረኽ ክብለካ ይፈቱ።
Yemun hawey kem kulu gizie tum mezmur ኣብዚኣ መዝሙር ውሽጢ ቅልጽም እ/ር ኣባይ በዚኣ መዝሙር ሪኤየ ባዕለይ ምስክር እየ ሎምውን ቃሉህያው እዩ ኣሜን የሙን በረኸትና ኢኻ ❤❤❤
ጸጋ በዚህልና ሓቂ ጸጋ የሱስ ...ዘመንካ ይባረክ ንውሽጢ ልቢ ዘጸናንእ መዛሙራትካ የማነ ሓውና ትሑት ።
Wow my favorit mezmur nesnetey azekirkana ab Asmara enda maryam n zmra neyrna 🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏 yemun hawey blessed 🙏🙏🙏
ይሙን ንልዕሊ30 ዓመት ሰሚዕናያ ዝይትምኖ መዝሙር ተባረኽ ይሙን
@aziebtesfagebriel9421
28 күн бұрын
Nay yemane nay qedem mezamur abey kirekbo ykiel
@dnww765
28 күн бұрын
❤
@samrawithaile706
28 күн бұрын
@@aziebtesfagebriel9421 ab betezion aleka
ዩሙነይ ቃንዛ ልበይ ትፍልጦ ኢኻ ተባረኽ
Amlak hiwetkan agelglotkan ybarik Yemane bruk seb .
"የበዛልኝ ፀጋህ ነው፣ የበዛልኝ ምህረትህ ነው። ቆሜ እንድመላለስ፣ እስከዚህ ጊዜ ያደረሰኝ፣ በህይወት ያመላለሰኝ ምህረትህ ነው።" ተባረክ ወንድሜ፣ ጌታ አብዝቶ ይባርክህ! ከአዲስ አበባ❤🇪🇹
Blessed Yemun Amlak azizu xegiu yebzihalka
በረከትና ኢካ የማነ ሓውና ፡ጎይታ መመሊሱ ይባርኽካ ፍቑር ሓው❤🎉
Mharetka u bezihuley btami zbark mezmur yemane blessed 😇😇😍😍 bmezamurtka bzuh tebariken texenanian ye amlak ybarka
yemane hawey xubk zegbrkaly bi amlk rekbo. Thank you God bless you wz ur family 🙏
This Song has special grace ተሳጋሪ መዝሙር
Temesgen Goyta Eway gena ab Alem keleku Zsemo zneberku.Goyta ms Rekebeni still I love your mezmur dmxka Kluy Mtnkaf ms Goyta Zetabek yu. Bereket Eritrea Yemane Kbat Melisu Anjerbibu. Natkan nay Yoni sosi mezmurkum ab wishtey atyu ms Goyta Yesusey Zetabkeni eyu. Tebarek.
ይሙን ሓወይ ብሩኽ ጐይታ ዘመንካ ይባርኽ የለምልም ንስኻ በረኸትና ኢኻ ❤❤❤❤🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💎💎💎
Amen 🙏Tebarek
Wawwwww የሙን ሓወይ ናይ ልበይ ፡ ናይ ንእስነተይ ብሉጽ ሓው ተባረኽ።
Yimunnnn our humble and blessed brother ❤we love you so much dear brother!!!
Nay behaki tsbuk srah Ymun arkey tebarek ❤️❤️❤️👍 7:26
ኣዝዩ ዝባርኽ ፍሉይ ውዕለት ኣምላኽ ዘዘክር ብጸግኡ ወ ተሰጊሩ ሜን😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nay behaki tsbuk srah Ymun arkey tebarek ❤️❤️❤️👍
Yemuney God bless you yes His grace helped us Amiennnnnn
Amennnnnnn Ewe Goyta tsegaka eyu "Dew" zebeleni. Hallelujah 🎉🎉🎉🎉. Gbu,
ናይ ቁልዕነትና፣ ናይ ንእስነትና ክሳብ ሕጂ እውን ወትሩ ዝዝምራ፣ ጸጋካ እዩ በዚሑለይ ጸጋካ 🤲 ምሕረትካ እዩ በዚሑለይ ምሕረትካ 🧎♀️ ደው ኢለ ክመላለስ ክሳብ እዛ ግዜዚኣ 🧍♀️ ብሂወት ዘመላልሰኒ ደገፍካ 🤲🤲 ተባረክ ይሙን....ኣምላክ ይባርክካ❤
Zeabyani mezumr Aemilki yabarika yeman heway Bihij eiwen Aemilki kirdeani eiyu Amen Beza mezumre Aeyrisiaun eiye kibir niaemulki yukun Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌💪💪💪💪✋🤚🖐👋🙏🙏🙏💯Aman Amlkje meski and meskum and mesna jukunlana Aman::
Ymun Hawey Memelisu Yebzhalka Behqi Hewet zkone mezamuratka Amazing your our Blessed ❤❤❤
Behaki tsegiu eyu bezihu ymun memelisu tsegaka yenjerbb abaka, tewahibkana eka Kbri neamlak ykun nsu memelisu ytekemelka teemti mezmur ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ nay behind tesgka eyu bezhni❤❤❤
Yemuney bemezamuratka enatebarekena abina zemenka yelelemelem Amen amen 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ይሙን ሓመይ መዝሙር ንእስነትና ስለ ዘስማዕካና ተባረኽ። ኩሉ ዘመን ንእስነትና ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ልቦናና ተጋሊሁ ተራእዩና። እዛ መዝሙር እዚኣ ካብተን ጊዜ ዘየእርገን መዛሙራትካ እያ። ብኸተማ፥ ብሳዋ፥ ብግምባራት፥ ንገለ ድማ ብእስራት ገለውን ብሳሃራን ባሕርን ዘሕለፈቶም መዝሙር ትውክልትን ተኣማንነትን እያ። ሕጂ ድማ ብኣዝዩ ጽፉፍን ጥዑምን መዳይ ኣቕሪብካልናሞ ጐይታ መሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ይሙን መልእኽትኻ መዝሙርካ ብዛዕባ ምሕረት ስለ ዝኾነ ኣዳራሽ ዉሽጠይ ጽን ኢሉ ይሰምዖ
Amen blessed mezamurka kabtom semie zeyxegbom xbarekelomn iyom memelisu xega yebzhalka
እዛ መዝሙር ናይ የማነ ምኳና ኣይፈልጥን ነረ ግን ምንም ተስፋ ኣብዘይብሉ ሂወት ስደት በዛ መዝሙር ንጸናናዕ ኔርና፡ ሒጂ ምስ ሰማዕኩዋ ንባዕሉ ካብታ መጀመርታ ዝሰማዕኩዋ እዋን ክሳብ ሒጂ ከምቲ ዝዘመርናዮ ጸጋኡ ምሕረቱ በዚሑልና ደው ኢልና ክንዝምራ ዘብቀዓና ጎይታ ስሙ ይክበር።
Asey kbri n Amlak ykun ❤bhankewta zxbeya zneberku mezmur ❤ eti mntay si mefeska zenekakh ,tesfa ,hayli zhb mezmur btaemi tebarike ymun hawna memeliska tebarek🙏🙏🙏🙌🙌
Yemane hawey goyta ybarkka❤❤❤❤Amman
ተባርኽ የማነ ሐውና ጎይታ ይባርካ መምሊሱ ይውስኽልካ
Blessed yumun hawey btesfa kinxibeya xenihna emo heje wun xega Amlak eyu we love you so much ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Kab hixaninetey jemire einasemaekuwo ziabeku mezmur neisnetey b kemzi serhika ketemxalina ymuney amlak ybarika ..brigix xega amlak kisab hji gasiyuna haliyuna qurina mo n xegieu mzimarka xega u slezi ymuney xegaka memelisu ysesinnnnnn....
ዝዓበናሉ መዝሙር ተባረኽ ዩሙን
ከም ኩሉ ጊዜ ጽቡቅ ስራሕ ይሙን ብሩኽ
አሜን ጸግኡ ይወስኸልካ
Wawwwww ymuney bruk delye delye zseankwa Mezmur ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Ymun hawey bruk seb kdelya zkeneku mezmur tebarek
Egziabher memelisu ybarka burk❤
የማነ ሓወይ አምላኽ ዘመን ሂወትካ ይባርኽኽ ንዓኻን ነታ ብብዙሕ ሓይሊ ዝኽነትኒ ፍትውቲ ሄሉ ሓፍተይ ምስኩሎም ደቅኻ 🎉🎉🎉🎉🎉 ብረኸተይ ኢኹም❤❤❤❤❤❤
Yemun biruk memeliska wesik, dobatka yisfah. You are our blessing
Am so Blessed with the song and the clip it reminds me what i have passed through and am now u r Blessed yimun Hawey keep shining though Jesus .
እግዚኣብሄር ይባርኽካ የማነ ሓወይ ጸጋ ኣምላኽ ይብዝሓልካ። ❤❤
ymun hawey Goita beaka geru nhzbna ksab hji ybesho alo, adey neaka kdmi nab goita mkada natka tray ktsemae yzkereni natka mezamur bteami tfetwo nera, ane kea kab shu jemire bnatka mezmur bteami eye zbarek, amlak terifen zelewa zemenatka memelisu ytekemelka. We love you.
ዩሙነይ ቡሩኽ... በረኸት ደቂ ህዝብና 💓💓💓we love you so much 🤗💕💓
Nberekt kunelna yemun hawey ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ ተባርኽና ብመዛሙርካ thank u Jesus ከምዞም ይሕዋት ዝሃብካና ❤❤❤
ጸጋኻዩ በዚሑለይ እወ የሱሰይ። ❤
Amen Amen. God bless u yimun.
Amen Amen….. Most favorite mezmur ❤️❤️❤️
የማነ ሓወይ ኣዝየ ዝፈትዋ መዝሙር ንእስነተይ እያ። አቲ ኣብ መወዳእታ ዘሎ ስእልታት ድማ ልቢ ዝትንክፍን ደስ ዝብል ምስክርነት ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ሂወትካን እዩ። ብብዙሕ መዛሙር ተባረኸልና! 🙏
GOD bless you always GOD be with your family. ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤😮❤❤❤❤❤From Canada.
ይሙን ናይ ፍቕሪ ዘማሪ፡ነቲ ኣብ ንእስነትና መን ኢዩ የሱስ ከይፈለጥናዮ እኳ፡መዛሙራትካ መሪሖም ናብ ቤት ኣምላኽ የእቱዮምና ኢዮም።ኣብ በረኻታት ኤርትራ መዛሙራትካ ብመንፈስ ተስፋ ከተማ የእትዉና ኔሮም።ዝረኣኻዮን ዝሰማዕካዮን ዝዳህሰስካዮን ትዝምር ናይ ሂወት ዘማሪ ኢኻ ዓቢ ሓወይ የማነ።ኣብ መዛሙራትካ ዘሎ መንፈስ ተስፋን ሂወትን፡ከምቲ ካብ በረኻ ንከተማ፡ሕጂ ውን ካብ ስደት ንዓድና ከእትወና፡ንመዛሙር ውሽጥኻ ዝቐብአ ኣምላኽ እሙንን ህያውን ኢዩ❤❤❤❤❤
ይሙን ብጣዕሚ ጥዑም ንመንፈስካ ዘንቅሕ መዝሙር
Yemane Our blessings ♥️🙏♥️ God bless you more ♥️🙏♥️
Blessd u brother ❤
Amen God bless you Ymun blessed
አሜንን አሜንን አሜንን አሜንን አሜንን እልልልል እልልልል እልልልል እልልልል እልልልል እልልልል
❤❤🎉 truly it's a grace of God
ዘይምኖ መዝሙር
Ymun hawey nska bereketna ika ❤️❤️🌹 memeliska fses 🙏 eza mezmur ab kaset bmsmaen, ab conferensen kem ab mulue wengel znebere tebarikna ina baka
Oooohhhh finally!!! my favorite song ever thank you so much yumun hawey for sharing us
Bereketna yemane hawey
❤❤❤ bless you 🙏 ❤
Haqi bhaqi ewe tsegeu tebarek yemane hawey
እግዚአብሔር ይባርክህ አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Blesss you yumun hawey❤❤❤
ብሓቂ ካብታ ዝሰማዕኩላ እዋን ክሳብሕጂ መመሊሳ ንጸጋ ኣምላኽ ተዛኻኽረኒ መዝሙር ይሙን ሓወይ ኣብዘመን ሂወትና ብዙሕ ብመዛመራትካ ተሳጊርና ኢና ሕጂ ውን ገና ንበረኸት ትኾነና ኣለኻ ❤❤❤❤❤❤❤
ጎይታ ብርኽ ፡ ጥዕምንትን ምቕርትን መዝሙር።
አሜን አሜን አሜን ጸጋ ኣምላኽ ኢዪ እወ፡ ይሙን ብሩኽ ተባረኽ❤
Amen Amen hallelujah ❤❤❤ tebarek Yemane bruk zemenka yibarek
Jesus bless you more and more
May God bless you more. ur our blessings
Owwwww buru nay amlak seb memeliska tegels
ብጣዕሚ ዘገርም ድራማዊ ስራሕ ናይ ብሓቂ ይሙን ሓወይ ፡ካብቶም ኣለወና ንምካሓሎም ኣቦታት ሓደ ኢካ ንስካ ፡
❤❤God bless you yemun hawey
Mezamuratka Ymuney asagiruni u amlak ybarkka memelisu❤❤❤ btaemiye zefqreka more than you ever expected!
Yumun bruk xegaka whazi eyu nzelalem.
❤❤❤❤Amen Amen Amen tebarak more than ever 🙏 🙌 ❤️ ♥️
Amen Amen tebark yemane❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
God bless you so much joy in your life ❤
ናይ ብሀቂ ብሂወት ዘበራነ ጎይታ ስሞ ይባርክ
God bless you
You are blessed Yumun.
Yumun hawey buruk zemenka yebarek hewet zelwo mezmur ❤❤❤❤❤❤❤
blessed🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰