@@titihailu058 Titi hftey ati tenke entay eyu zkewin zelo pls bmedebi sirhlu azi guday pls ane eti xgem b 2 sheneki eye zrieo bfilay ab dekenstyo afi afi mimlas alo azi zrakiwo eyu nisa sebiay nisu zblelu seati ab kedmi ayney rie mo hiji thitna kingebri adetatinas sebiay harqu mexu thit eyen zbla entay xgem
I feel sorry for those children's & mother's victim's really hurts so sad 😂 Rest in peace condolences for all family's members Proverbs 22 (ትግ) - ምሳሌ 6: ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ።
Пікірлер: 373
እንቋዕ ደሓን መጻኺ ቲቲ"! ሕማቕ ኣጋጣሚ 'ዩ ኣምላኽ ዘመኑ የጸብቐልና።
እግዚኣቢሄር ምሕረቱ የውርደልና 🙏ንሓፍትና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምታ 🙏ንሓውና ምሕረት የውርደሉ 🙏ቲተይ ንዓኺ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🤲💒
ለባም ቆልዓ ቲቲ አምላኽ ይባርኽኪ ቀጽልዮ ጽቡቕ ማዕዳ ዛጓለይ አጆኺ
እግዚኦ ማሓረና አምላኸይ አቱም ይሕዋተይ ማዓረይ እንታይ ንኸውን ኣለና ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😥😭😭😭😭😭😭
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢🤦♀️🤲⛪
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኣቱም ሰባት እንታይ ንከውን ኣሎና በተ ጸሎት ደይንመላለስ ሽግርና ክፍትሓልና።
@gjutta6669
2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና፡ ምጽውዋር ይሃልወና፡ ሓዳር ክብረት ኢዩ፡ ትርጉም ሓዳር ብምርዳእ በጃኹም ብፍቕሪ ንንበር። ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለየና።
Ya Allah anta,entay,ena nikewun zelena haftey mangeste semay yewariske tite haftey kea haqike aleki fiqad rebi eyu entay ena nigebro bejakum eritraweyan ahwatey ne lebim 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ይሕዋት እታይ ንከውን ኣለና ምሕረት የውርደና ይሕዋትና ደይኮናን ኣደ ሓብቲ ማሓዛ እኻእየን ካልኣይ ከኣ ጛል ተከደት ጛል ትመጽእ ንምታይ ሂወት መተካታ የብላን ማዓልቲ ማዓልቲ ሜታ ሜታ ዓገብ እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልና
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢⛪🤲🤦♀️
@kesanetfesehaye4463
2 жыл бұрын
Haki felitki tezarbi artrawi aikonen
@a.m.k5967
2 жыл бұрын
@@kesanetfesehaye4463 emo zahaftey wedi mntay hager eyu dea zeytnegrina?
@gilwetamlak3647
2 жыл бұрын
ድፊኢት ፣ ሰይጣንከ አብ ግምትከ
@wedsami3187
2 жыл бұрын
@@kesanetfesehaye4463 ሓቂ ቅሱ ሓደ ኣምሓራይ ኣብ ጀርመን ዓባይ ሰበይቲ ተጋሲሱ ቀቲልዋ ኤረትራዊ እዩ ኢሎሞ ሰብ ዩቲብ ሓሰውቲ እዮም ቡዙሓት ሰብ KZread::
ቲቲ ሓብተይ ናይ ሰብ ዝበለ ይበል ሰብ ከሎ ሓሳዊ ምስ ሞተ ጨናዊ ዝገበረት ትግበር ይገድፋ ይቀትላ ንምታይ ምዓልቲ ምዓልቲ ሞት ጥራይ ኣይናዮቦና ኣይናየዴና ካበይ ኦና ኣምጺናዮ
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ጽንዓት ንቤተስብ ይኹን
እውይ መስኪናይ ኣብ ሕማቅ ዊልካ ሓወይ ኣምላኽ ናብ ልብካ ይምለስካ። ነዛ ባልቲ ቤትካ ካኣ ምስኪነይቲ ሕማቅ ፈዲካያ ዉሉዱኩም ከ እንታይ ገበረትኩም ኣቱም የሕዋተይ በጃኩም ነንሕድሕድና ንፋቀር ንፋቀር ኩሉ ድሕሪ ፍቅሪ እዩ ብሓዕሚ ዘሕዝን እዩ።
Amen zheftey mhret yewrdelna
Betami yehzen, yewa weledi, Mengeste Semaye Yewarski n Mulue Sedrabet Tsenat Yehabkum, Edu Yemberelkum 🙏⛪➕🛐🙏😭😭😭
@seimweldekieal9113
2 жыл бұрын
Betami yehzen yewa weledi. Mengste semaye Yewarski n Mluue sedrabet Tsenat Yehabkum Edu Yemberelkum
Amen amen
You are right my sister God Bless You
I. Feel. Sorry. Very sad. Rest In Peace 🙏🏼🙏
You are right run run run a way
😭😭😭 🙌🙌🙌 abyetu mhretka sdedelna 🙏🙏
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣከልና ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ። ኤርትራዊ ክቡር መንነት።
ስሚኢ ቲቲ ሓብትና ሚይታ ቱርጉም የብሉን ነዚን ንዚኢን ምስ ጆን ብላሽ ዝውላ ዘለዋ ወለዶ ኣገብ ኢስክ በልየን ሓኒክና ብርትራዊነት ሓኒክና
ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ኣምላክ ምሕረት የውርደልና
Rest in peace 😭😭😭 Thbuk zereba Titi haftey GBU, kemti zbelkiyo ente bedilatka wey entetebedadilkum ykre tebehahalu wey kea kubu halifu kara zeykone gedifkaya kid zbelkiyo bitami thbuk zereba Amlak ybarkiki. Ane entay mbelku zkeal entekoynu kemzi aynet ms methe tray zeykone ab zkone gze kemzi aynet mikrin sbketin tmhrtin malet ab bible temerkisna entezwehab thbuk neru Titi haftey.
ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
Amlak ybarki you’re absolutely right RIP
Mengiste semayat yewrisa, kab kemzi yedhinena,nibteseb xinat 🙏❤
ኦ አምላክ ኣቦይ ከም ስራሕና ዘይኮነስ ከም ቸርነትካ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣቱም ኣሕዋት እንታይ ትኮኑ ኣለኩም በጃኩም ርግዕ ኢልኩም ሕሰቡ😭🙏
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔💔💔😢😢⛪⛪⛪⛪🤲🤲🤲🤦♀️
ጠንቂ ምቅታል ዘይምክብባር ፡ ምንእኣስ ፡ ድፍረት፡ ባህልኻ ምግዳፍ ክኾኑ ስለ ዝኽእሉ ካብዚኦም ተጠንቀቑ።
@selamzaid8539
2 жыл бұрын
Beqa nsu eu
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓብተይ
ናይ ባሐቂ ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻመ ንመን ከ ክጥዕም ???
እግዚኣብሄ ንሓፍትና ብየማን ኢዱ ይቀበላ ነታ ህጻን ከኣ የዕብያ፡፡ ክላትኩም የሕዋተይ ኣወዳትኩም ኣዋልድኩም በጃኩም ንከኣኣል ካብ ክሳድ ንላዕሊ ዘይኮነ ካብ ልብና ንፋቀር ንከባበር ንተሓላለ ኣብ ሞንጎና ጋግ ንከይፍተር ጸሎት ንግበር ሽግርና ጸገምና ቀስ ኢልና ብሁዱእ መንፈስ ንረዳዳእ መንፈስ ቅዱስ ዘለዎ ሂወት ከውርደልና ንጸሊ
Very well presented!
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ አቤት አቤት አቤት ኦ ጎይታ ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን ኃብና ኣታ ለበይ ገጽ አና ንከድ ዘለና ናይ ሎሚ ወሎዶ ብቋንቋ ብኣወረጃ በዓለት በኃይማኖት ተፍላሊና ለተዋዳእና ደሞ ንሰበይትካ ነታ ኣካልካ ዝኮነት ወይ ጭካነ መፈጸመታ ትንብት ንኮን እልና ኦ ጎይታ ኩላትና ደቅካ እና ሞ ተዓረቀና ይቅረ በለልና😭💔 ንሓፍትና መንግሰተ ሠማያት የዋረሳ አቱም ኣሕዋተይ አቲ ሰይጣን ዶ በሰምአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ላበልኩም አቃጸልዎይ ወይ ሰበይትካ ይትረፍ እንስሳ ኮ ዘይ ሓረድ ሰብ አሎ ዋይ ኡፍፍፍፍ😭💔 ቲቲ ሓፍተይ ኩላትክን እተብ ዘለክን ውን ፖሎትካ ሓድክን መንፈሰዊ ነገራት ሓጸረቲ ድራማታት ናመጻክን እዚ ወለዶ ሕልኒኡ ከም ዝዓረፍ ግበረኦ
ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ
Ufff Amlkiuyy 😭😭😭😭💔💔💔
U right Nay bhaki kumneger zelewo zereba..n neta haftina kea 🙏 🕊 ☮
Egzabiher ykre ybelelna haftey kemey gerna kem nhzom eka chenikuna loms yehwatna dma mengste semay yewarsen
ኣብ ዚኣ ንዳዊት አይተጸልምዮ ዳዊት ልዕለኺ ይልዉህን ይድንግጽን እዚኣ ይቅሬታ ክትሓትላ ይግባእ እንታይ የቅርብ ኣብ ማሰ ሜድያ ይከታተሎ ኢየ ኩሉ ዝምስክረሉ ኢዩ #ናይ ዳዊት ቲቪ ቅድም ረኣዮ ጽቡቅ ጌርኪ ወደሓንኪ ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ ንምሉእ ስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም !
Titi Begaki qeyryo kulugzi dina Hmaq knsemi mutsotat Ewoy heqdyu ktsmo zetsgm Ehwu quri Enitay Ena nikewni zelna 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
የሕዝን ብጣዕሚ 😭😭
እዞም ጎረባብቲ ጽቡቅ ሓዳር ነርዎም ኢሎም መስኪሮም ደለዉስ ነዞም የሕዋትና ድፈልጥዎም አይመስለንን እዩ ምክንያቱስ ጎሮባብትናስ ምዓልካ ሓደርካ ከማን አይብሉካን እዮም ከመይ ኢሎም እዮም መስኪሮም ጽቡቅ ሓዳር ከም ዝነበሮም ገሪምኒ እዩ ደሎ ድፋተዉ ነሮም ተዝኮኑስ ከም ደርሆ አይምሓረዳን ነይሩ ዘሕዝን እዩ ።ደቅንስትዮ የሕዋተይ ተጠንቀቃ ካብ ሓበሻ ደቒ ተባዕትዩ አብ ጫምኦም አብ ካልሶም ካራ ሒዞም እዮም ዝከዱ ሓዳር ይትረፍክን በይንክን ንበራ አነ ሓበሻ አብ መንገደይ እንተ ሪኤ መንገደይ ቀይረ እየ ዝከይድ ነዛ ሰላም ክብሎም እየ ድፈርሕ ዝሓለፈ ወርሒ ክልተ የሕዋትና ብሓደ አምስዮም አብ ነብሶም ካራ ሒዞም ስለ ዝጸንሑ ኽአ እቲ ሓደ ብካራ ገሩ ጠባቢሕዎ አምላክ ይመስገን ግን አይሞተን ሆስቢታል አትዩ እቲ ድቀተለ ክአ ን8ዓመት ተፈሪዱ አብ እስሪ ቤት አሎ ካብ ጫምኦም ካራ አውጺኦም እዮም ድጠባብሑ ደለዉ በጃክን በጃክን ወዲ ሐቁፍክን አይትሕደራ ሓሪደሙክን ከይሓድሩ ናይዛ ሓፍትና ደሕዝን እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ደቂ ተባዕትዮ የሕዋትና ክአ መስጣና ይውረድኩም ።
ምህረት የውረደና😭😭
እዝግዮ መሓረና ኪርስቶስ
እዋይ ዘሕዝን ኣምላከይ ይቅረ በለልና
Exactly xbuk zereba eyu himaq anfet hizu alo ezi hizbina amlak mhretu yewrdelna
ጻዕዳ ይጽናሕኻ/ኺ፥ ስድራይ ክጽውዕ ስድራኺ ንገሪ፥ ዝብል ዉርዙይ ባህልን መንነትን ጠንጢንካ ናብ ካራን ስሕለትን ምጉያይ ካበይ ዝመጸ ባህሊ'ዩ?🤔
🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
ቲቲ ሓፍተይ ነረጋግጽ ኤረትራዊ ድዩ ወላ ትግራዋይ ወላ ኣምሓራይ ዘዝቀተለ:: ኩሉ ኤረትራዊ ሓደ ኣምሓራይ 89 ዓመት ተጋሲሱ ቀቲልዋ ኣቃጺልዋ ቡዙሓት ሰብ KZread ኤረትራዊ እዩ ኢሎም ሕስሰውቲ ኢሎዮም::
@gjutta6669
2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭🙏🤲🤲
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢⛪🤲🤦♀️
ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
Eritrewyn ahwetey egzebhre amlke mehret yeerdlen
Haaaaaa Ewye Ewye Amlke mehrtu ywrdelna ffffff 😭 😭😭😭😭🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢⛪🤲🤦♀️
@fotozbele5429
2 жыл бұрын
Rip😭😭😭
ቲቲ ሓብተይ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ ኣብ ክንዲ ፍቅሪ ጽልኢ፡ኣብ ክንዲ ሓጎስ ሓዘን ኮይኑ ሂወትና።በጃኹም ኤርትራዉያን የሕዋተይ ወሎዶና ይጸንት ኣሎ ስለዚ ንለብም ናብ አምላክና ንመለስ።
@yohannesfisehaye5302
2 жыл бұрын
ከም አዴታትና ክትኮና ፈትና ዘይ እስክን አይትምሰላ.
Amlak aboyyyyy meharena gbrina hideglna, habteyyy ab yemanay eda tikebla😭😭😭😭😭😭😭
👍😭😭😭🙏🙏🙏🙏
Rip 😭😭😭
Ufff awedat Ertrawyan hmaq alewu mjeka mhrad mnxrxar flutat koynom, behakum besmab elkum nneger hdemlu
እዝግዮ መሓረና ሕማቅ ስማዕ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ እታ ቆልዓ ተደንግጸካ።
Eway haftey marey amlak ab yemanay edu yeqeblke nemelu sedra bet xenat yehabkum 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ሐሰውቲ አቤተ ክርሴትያናት አቅሽቶም ኘለቲካ ክዛረቡ ይቀሎም ካብ ክሕግዙ ወይ ኬስብኩ እም ሐገዝ ግበሩሎሞ
Hmak agatami dyablos texabiewom nmewatit haftna mengste semay yewarsa nsdrabet xnat yhabom nQetali win Egziabher Amlak nay nsha zemen yemxalu 😭
ናይ ብሓቂ ድዩ ኤርትራውያን እዮም እዞም ዝቀትሉ ዘለው ብሓቂ
@flower525af4
2 жыл бұрын
Gerimina ikua , ferihinayom kea ,Egzio meharena kirstos
ነብሲ ይማሓር።
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢⛪🤲🤦♀️
@syumnelo4525
2 жыл бұрын
@@titihailu058 Titi hftey ati tenke entay eyu zkewin zelo pls bmedebi sirhlu azi guday pls ane eti xgem b 2 sheneki eye zrieo bfilay ab dekenstyo afi afi mimlas alo azi zrakiwo eyu nisa sebiay nisu zblelu seati ab kedmi ayney rie mo hiji thitna kingebri adetatinas sebiay harqu mexu thit eyen zbla entay xgem
Nezmitt haften mengst semuy yawrsu Gena bijokn hezanm ekalam welahint tekmu yeblan az tegbra zelakin sedru eytsnbud tebalu zelika tesnbudym Eka zilka okay okay bijokn amlak mehrit yelakiln atuy kenbil kena 😭😭😭😭😭😭
Lord have Marcy 🙏
Uffffffff😭😭😭😭😭💔
😭😭😭😭😭😭
እዚ ዓሰርተ ግዜ ቀቲልዋ ዝብል ተጻረናዮ ጽቡቕ ኔሩ :: ስለምንታይ ን ኤርትራውያን ምጽላም ከይከዉን :: ደሓር ድማ ክንፈልጦ ዘለና ብዙሓት ቀርኒ ኣፍሪቃ አርትራዎያን ኢሎም ወረቐት ስለዝወሰዱ ክጻረ ይግባእ :: ን መዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 🙏
@kinglion4970
2 жыл бұрын
Yes
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። ንመዋቲት መንግስቲ ሰማይ የዋርሳ። ንስድራቤታ ድማ ጽንዓት ይሃቦም። ኣብቲ ብ እንግሊሽ ሂብክዮ ዘለኪ ኣርእስቲ ኣርምያ እታ "mather" እትብል ካልእ ትርጉም ኣለዋ። mather መዓዚድ ወይ ዓጸዲት ሰዓሪ መሽን መለት እዩ። "Mother" ኢልኪ ኣርምያ ቲቲ።
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢🤦♀️🤲⛪
Nebes yemar 😭😭💔
@user-wp3cv1cu8s
2 жыл бұрын
Men kebdki tewiqki arde eluki bkal zey tbela asawit
😭😭😭😭😭😭🙏🙏
😭💔😭💔😭💔😭💔
Rip😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Ertrawi kubur meninet weys husur meninet Divora ab goni higdef teselifkin sidetenna chinqetna tenahwho zelekin hade mealti ab firdi kitqerbu ekum Bisenkukim yehwatey yihreda yieseru alewu ageb
ዝገርም ዩ እዝግዮ መሐረና ዋው 😭😭😭😭😭😭😭
@asmerinatsegashow5129
2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
R.i.p. haftay marey bitami zeskahkih fixami .😭😭😭😭😭
😭😭😭😭💔💔💔 uuf haftey
@sarawoldu6938
2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔
N Mewatit haftna mengste semay yewarsa nsidra kea xinat yhab n.
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢🤦♀️🤲⛪
Eway egzabiher selamkan eidkan endo zergahalna, nzmetet mengste semay yewarsa
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔💔💔💔😢😢😢🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️⛪⛪⛪🤲🤲🤲
💔😭😭😭
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢🤦♀️🤲⛪
😭😭😭😭😭😭💔🙏🙏
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢🤦♀️🤲⛪
@semirahabtom9472
2 жыл бұрын
Of 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Ewayyyy mekerana ewayyyy haftey ewiy galey ewuy hmak entay ena nkewin zelena ewayyyy 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ካብዚ ዝኸፍእ መርድእ ኣሎ ድዩ።መዋቲት መን ትኽውን ?ቀታሊ መን ይኽውን?ኣዝማድና'ዶ ይኾኑ ጎረባብትና እንታይ ክንሰምዕ ኢና እናበልና ከብድና ሓቂፍና ዘለና።ሓደ ሰሙን ኡካ ክትጸንሓኣ ኣትክእላን? ከማኩም ከም ዩትበራት መርድኢ'ከ ኣሎ ድዩ?ገንዘብ በየን ትኣቱ ጥራይ ሕሰቡ
@bereketnguse1741
2 жыл бұрын
ሉሊ እዝኣስ ጽቡቅ ኣለኪ ተዘይ ተዘርገሕ እኮ ይሓይሽ
@luwammihreteab4845
2 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ንባዕለን ድላይተን ኢለን ኣርእስቲ እናሃብኦስ ስድራ ከይሰምዕ ንጠንቀቅ ኢልካ ዘረባ ኣሎ።መቸም ብጀክአን ካልእ ርእሲ የብሉን
@bereketnguse1741
2 жыл бұрын
@@luwammihreteab4845 ሉሊ እታይ እሞ ክንብል ንገዘበን ኢለን እየን ናይ ሰብ ድጋጸ የብለን ንሕማ እታ ከተስማዓልና እያ በልስኪ መሊሱ ዳ እቲ ስብ ሕማቅ ልምዲ ይኮኖ ኣሎ ንሓብትና ብየማናይ ኢዱ ይቀበላ
ንሃፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ናይ ኢዚኦም ግን ዝማሃሩ ኣይኮኑን ኣብ ትከኦም ዘይምክራብ ትራይ
Mhretu ylakelna fetari nmewati mengste senay yewarsksa
ሓቂኪ ዲቮራ ሓፍተይ ኣጆኩም ሞት ይበዝሕ ኣሎ ሞ ጸሎት ንግበር ናበልኩ ሳብስክራብ ግበሩለይ ብትሕትና ይህዋተይ ናተይ
Amlak aboy b mhretka temtena. N haftna ka mengste semay yewarsa.
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
አዋይ አታይ ምኣት ወረድና ጵልማት ዝኾነ ግዝኣ ኣውዳአመት ኮይኑስ ካራ አዝግኦ ምሀርን ኩርስቶስ ኣብኣት
Offfff oyyyyy besmam hjj si neblo tafena back 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔🤔 wey haftey betami zehizen u eritrean mehize kab hjj back ?
😭😭😭🙏🙏🙏
Ow God's Merrcy
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢🤦♀️🤲⛪
መንግስተ ሰማይ ይዋርሳ ፡ ሕማቅ መዓልቲ ውዒሎም ካብ ከምዚ ይሰውረና ።
እዞም ኣወዳትሲ ሃገር ተቃሊስና እንተዘየዕረናያ ሓዳር ግን ብመስዋእትና ከነረጋግጽ ኢና ኢሎም ዝተንሱኡ ኢዮም ዝመስሉ እዚ ኻኣ ዓጀብ ዘብልዩ ምኽንያቱ ካኣ ፖሊስ ምሳና እዮም ኢለን ዝግብሮኦ ናይ ግትርና ጠባያት ኣወዳት ካኣ መሰል ዓርሰ ውሳኔ ኢልና ተሲእና ኣለና ሓዳርናን ባህልናን ብቅልጽምና ንሕና ንዕወት
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭please eritrawian ehwatey nab libina nmiless
Oyy loms Ata walla anhina ferihna entay fgara gzie eyu wedey Ata entay ena konna .... tbebb dedliyo gzie 😭
Eway yhwatey entay meat e u ezy mengste semay yewarsa haftna ntom yhwatna ke a lbi yhabom😭😭🕯
Hafti mesiyomna zelewu kabey kemtefeteru ygermenalo ezinebsektlet ezi abertrawyan ayneberen ezom guasot eziom gen kabeynay bahliyom werisomo kabtom yeerktom tegaruyu
😭😭😭
@titihailu058
2 жыл бұрын
💔😢🤲⛪🤦♀️
I feel sorry for those children's & mother's victim's really hurts so sad 😂 Rest in peace condolences for all family's members Proverbs 22 (ትግ) - ምሳሌ 6: ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ።