እዋናዊ፡ "ኣባላት ህወሓት ኩልኹም ውድብኩም ፈሪሱ እዩ ናባና ተፀምቢርኩም ተቓለሱ" ካብ መግለፂ ኣርባዕተ ተቓወምቲ ውድባት || 24/06/2024

Support TPM by donating donorbox.org/building-a-consc...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ "ኣባላት ህወሓት ኩልኹም ውድብኩም ፈሪሱ እዩ ናባና ተፀምቢርኩም ተቓለሱ" ካብ መግለፂ ኣርባዕተ ተቓወምቲ ውድባት || 24/06/2024
• እዋናዊ፡ "ኣባላት ህወሓት ኩልኹም ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Пікірлер: 83

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v7 күн бұрын

    ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ😢😢❤❤

  • @yes-tv2yh
    @yes-tv2yh7 күн бұрын

    ጽቡቅ

  • @TamratBerhe-yf7kx
    @TamratBerhe-yf7kx7 күн бұрын

    አጆኩም ንፁር ዝኮነ ሓሳብ ሒዝኩም ቀፅሉ ኩሉኩም ውድባት አሪኡና ናብ ሓደ ዕሰሉ ምብዛሕ ፓርትታት ትርጉም የብሉን

  • @user-fw8it1cm3r
    @user-fw8it1cm3r7 күн бұрын

    Wey tigray abzi Dereja ezi do betsahki yehzn

  • @absa7495
    @absa74957 күн бұрын

    Ajokum qexilwo nay habar sirah kulu gizeye awet alewu mknyatu kab hade riesi 2 riesi ybelx .

  • @hagostesfay192
    @hagostesfay1927 күн бұрын

    ሰላም ኣሓትን ኣሓትን! እቲ ኣብ ልዕል ኣዋሊድና ኣዋሊድ ትግራይ ዝበፅሕን ዘሎ ካብ ጀኖሳይድ ዝተረፋ ኣዋሊድና ብኣሕዋተን ይቅተላ ኣለዋ እምበርክ እቶም ቀተልቲ ተጋሩ ድዮም? ንምንታይ እይም ናብ ፍርዲ ቀሪቦም ዘይፍረዱ?

  • @dc8625

    @dc8625

    7 күн бұрын

    ተፈቲሑ እቲ ዝተሓዘ ከማን ህዉሓት ዝገብሮ ዘሎ ኢዩ

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate6427 күн бұрын

    Tplf for ever ❤💛❤💛❤💛

  • @KibromTadele-yb7hf
    @KibromTadele-yb7hf7 күн бұрын

    Good Press!

  • @abrhamgoitom8525
    @abrhamgoitom85257 күн бұрын

    Ezi hiwaht zbhalu ftret kab Tigray ktefu alewom

  • @MotnaMotNatsnet
    @MotnaMotNatsnet7 күн бұрын

    "ማሕበር ደቀንስትዮ ትግራይ" ዝባሃላስ ኣጽቅጥ ኣቢለን: ዝገርም'ዩ: ቀደምውን ናይ ሕወሓት እምበር ናይ ትግራይ ማሕበር ደቀንስትዮ ከምዘየለ ይነግረና

  • @haileb1709
    @haileb17095 күн бұрын

    ስነምግባርኩም ኣስተኻኩሉ:: ከባብታት እናፀዋዕኩም ንናዕቢ ኣይትፀዉዑ::

  • @assefagebre7952
    @assefagebre79525 күн бұрын

    ❤❤❤ዝደገፍ መግለፂ ዪ

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa74845 күн бұрын

    ስነ ምግባር ንቅድም ተመሃሩ ካብኡ ንትግራይ ክትመርሑስ

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w7 күн бұрын

    ፍትሒ ይኾኖ 😭💔

  • @Azsx23-pg8ix
    @Azsx23-pg8ix7 күн бұрын

    ዝገርም እዩ

  • @Lifetips-kd9rk
    @Lifetips-kd9rk7 күн бұрын

    ይሞችኩም ንስኩም እርስ በርስ ተስማዕሚዕኩም ንህወሓት ኣርሕቅዋ ፡ውናት፡ባይቶና፡ዓረና፡ሳወት ብሓባር ትግራይ ንቅድሚት ምርሕዋ፡ካብ ሕወሓት ውን ዝተወሰኑ ሕወሱ፡ ብቻ ብቻ ንዶ/ር ደጀን ፕሬዝዳንት ሃገረ ትግራይ ጌርኩም ኣምፅኡልና።ትግራይና -ዓለምና፡፡ንኩልኩም ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ትረባረቡ ዘለኩም party ኣዚና ነመስግን።

  • @dc8625

    @dc8625

    7 күн бұрын

    💙🐝💪

  • @Mar-ov3dc

    @Mar-ov3dc

    7 күн бұрын

    ♥️💛🙏🏽

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    7 күн бұрын

    ብቻ ❌ ጥራሕ✅ ሃገረ ትግራይ ንቕድሚት🥰

  • @abebakebede1270

    @abebakebede1270

    5 күн бұрын

    አቤት ህውሃት ክተፍረኸኩም ብዘይ ህውሃት ፓለቲካ አይጥእምን።

  • @Qed-ze9qs
    @Qed-ze9qs7 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😂😂

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul7 күн бұрын

    አጆኹምአብጎንኹምአለና

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo7 күн бұрын

    መነይ ተፀዋዒ አዘ በሰበ በረተ አናታሓለወ ዘዘረፈ ሸፈታ ከኸሰሰ ወድማ ወረደ አልና ኸነቃለሰ ከነኸአል አለና አሰም ነኸሉ ሓሳበ ዕሸሸሸ አሎም አተምፅአወ የለን አለም በነዕቀተ አዮም ዘነረአወ ዘለወ

  • @mebrahtukalayu1869
    @mebrahtukalayu18694 күн бұрын

    ድምፂ ወያን ትግራይ ቲቪ በቃ ድዮም ናይ ሕወሓት ኮየኑ😂

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane78977 күн бұрын

    Estne henmeram

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch447 күн бұрын

    ዉድባት ትግራይ ካብቁዘማን ተዳጋጋሚ መግለጽን ወጺአኩም ህዝቢትግራይ ንምድሓን አተትሰርሑማሓሸ ምኽንያቱ ፍትሒየለን ክትብሉምበር ብድፍረት ንፍትሒብግስ ክትብሉ ኣይራኣናን ።

  • @berhemlash3059
    @berhemlash30597 күн бұрын

    እድኩም እዩ ዋሐጥዎ ከምቲ ንካሎኦት ትገብሩዎ እዩ ሕጅ ናብ ነብስኩም ተመልስኩም ኣሎ

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia7 күн бұрын

    remove the mafya group.but your statement is too poor.

  • @kahsayabrhak754
    @kahsayabrhak7545 күн бұрын

    በዓል ትቦቆሰ ክእለት ሃሊይኩምሰ ንኡሸቶ ሕፍረት ዘይብልኩም ናባና ተፀምበሩ ትብሉ::

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu62147 күн бұрын

    እዞም ውድባት እዚኦም ታሪኽ ጅግንነት ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕነት ሕወሓት ዝተፈጸመ ቅያ ክሒዶም ናብ ስልጣን ክሓኹሩ ዝፍትኑ ጸረ ህዝቢቢዮም። ታሪኽ ክሒድካ ዝጭበጥ ስልጣን የለን። ኣብ ምርጫ ቅረቡ እሞ ህዝቢ ትግራይ ናብ ናይ ታርኽ ጎሓፍ ክድርብየኩም ኢዩ። ንምዃኑ ግዝኣታዊብ ሓድነት ትግራይ ብኸመይ ኢኹም ክትመልስዎ። እስክ ንገሩና።

  • @danimatomatomato5172
    @danimatomatomato51727 күн бұрын

    Tplf must go

  • @aregaiw
    @aregaiw7 күн бұрын

    ኣቱም መሕፈርቲ ውድባት ንመን ጸገማት ትግራይ ንመን ኢኹም ትነግዎ ዘለኹም። ጸገማት ስለዝደርደርኩም መፍትሒ ተምጹ ትመስሉ። ዘለኣለም ንህወሓት ካብ ምርጋም መፍትሒ ትብልዎ እንተሎ ብግልጺ ዘይተቕርቡ።ተወዳዲርኩም ንህወሓት ክትስዕሩ ከምዘይትኽእሉ ስለትፈጡ፥ እዚ ኣብ ትግራይ ትርፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ከም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ክትጥቀሙሉ ትሰርሑ ከምዘለኹም ግልጺ ይኾን ኣሎ። ምናልባሽውን ኣብ ትግራይ ዝፍጠር ዘሎ ቅልውላው ናይ ካልኦት መሳርሒ ትኾኑ ከምዘለኹም ግልጺ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ። ደሓር ጸገም ምስ ሓለፈ ተሓተቲ ከምትኾኑ ክትፈልጡ ይግባእ።

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    7 күн бұрын

    ግቦኦሞ እዮሞ ዝዋፅኡ ዘለዉ ካብዚ ዝዓቢ ሓሳብ ክህሊ ኣይኽእልን ንሕና ተጋሩ ድማ ኣብ ጎኖም ኮይና ወፅዓ ህዝቢ ትግራይ ክንቃለሶ እዩ ዝግበአና። ንስልጣን ኢልካ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ክናዋሕ ምግባር እሞ ኽዓ ተቓሊሰ ስርዓት ተኺለ ዝብል ዉድብ ኣብዚ ደረጃ ምህላዉ ብጣዕሚ የሐዝን ስለዚ እንተኺኢልካ ኣብ ጎኒ ህዝብኻ ኮይንካ ተቓለሰ ህዝቢ ትግራይ እዚ ኣይሞተገበኦን ነይሩ😢

  • @aregaiw
    @aregaiw7 күн бұрын

    መሕፈርቲ፣ ደደብነት ክገልጾም ዘይኽእል ውድባት። ህወሓት ንምእላይ ዘይትገብርዎ ሽርሒ የለን። መከራ ህዝቢ ንፖለቲካ መሸቀጢ ትገብርዎ ኣለኹም፥ብታሪኽ ተሓተቲ ከምትኾኑ ክትፈልጡ ይግባእ።

  • @STAMA123
    @STAMA1237 күн бұрын

    ዝኾነ ኾይኑማ ነነብስኹምማ ሓልዉ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ኹሉ ነገርዋ እህምምምምም

  • @Mar-ov3dc
    @Mar-ov3dc7 күн бұрын

    ዓንዶም ክብረት ይሓበልና , በርትዕ

  • @user-ce3nk4dd3r

    @user-ce3nk4dd3r

    6 күн бұрын

    Banda

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha73877 күн бұрын

    ኣነ ሪኢቶ ኣለኒ ።መጀመርታ እዘን ውድባት ትግራይ ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘላ ክሳብ ሕጂ ኣይተረደኣን ዘለዋ።እተትርድኡ ኔርኩም ባይቶና ዶ ዓረናዶ ዘብል ኣይምነበረኩምን።ምክንያቱ ጸገም ትግራይ ክንዮ ኣዶሎጂ ወይ ስነ ሓሳብ እዩ።ስለዚ መጀመርታ ፖሎቲካዊ ፍልልያትኩም ደርቢኩም ከም ተጋሩ ኣብ ሓደ መጺኩም ናይ ሓባር መሪሕነት መስሪትኩም ንህዝብኩም ክትቃለስሉን ሕቆ ክትኮንዎን ይግባእ ኔሩ።ከምዚ ዘለኩሞ ብኣይዶሎጂ ኣብ ሓምሽተ ኣብ ሽዱሽተ ተመቃቂልኩም ግን ካብ ሕወሓት ዝገደድኩም ድኩማት ኢኩም ክትኮኑ። ስለዚ ምስ ሙሉእ ኣክብሮት እዚ ወሪዱዎ ዘሎ ንህዝቢ ትግራይ ቀዳማይ ተሕስታቲ ዋላ ሕወሓት እተኮነ።ግን ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ኣንጻር ሕወሓት ምካን ካብ ረብሓኡ ጉድ ኣቱ ክበዝሕ እዩ።ስለዚ ሕወሓት ንክትሰተካከል ስርሑ ምክንያቱ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ሕወሓት ብምርጫ ተሳዒራ ካብ ፖሎቲካ ትግራይ ምስ ትእለ እዩ።ብናዕብን ዕግርግርን ግን ታሪክ ራሲ ኣሉላን ራሲ ሓጎስን እዩ ክድገም እዚ ምስ ዝከውን ድማ ህዝቢ ትግራይ እታይ ወሪዱዉ ድሕሪ ባእሲ ኣብ መንጎ ራሲ ኣሉላን ራሲ ሓጎስን ኢልካ ምምርማር ኣገዳሲ እዩ ። ከምኡውን ጀነራላት ትግራይ ከምኡውን ሰራዊት ትግራይ ካብዚ ጸወታ እዚ ሓራ ክከውን ስርሑ።ምክንያቱ ዘይምስምማዕ ሕወሓት ቀታ ነቲ ሰራዊት ይጸልዎን ፈረቃን እዩ።ምክንያቱ እቶም ጀነራላት ዋላ ወተሃደራዊ ሞያ ዩኩኑ ምስ ውድብ ሕወሓት ምትእስሳር ኣለዎም።ምክንያቱ ምስኣ እዮም ተጋዲሎም ዓብዮም ነዚ ተረድኡ ብስሚዒት ኣይትኪዱ።እዚ ማለት ሕወሓት ትምራሕ ማለት ኣይኮነን።ግን ሕወሓት ብሰለማዊ መንገዲ ካብ ፖሎቲካ ትግራይ ክትእለ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ኣርባሒ።

  • @user-vh6ho6pl7d
    @user-vh6ho6pl7d7 күн бұрын

    መን እይሞ ተጠየቅቲ ልተጎጀሉ እንተሃልዮም ልምንታይ ዘይተቃሉኡ ቃልስኩም እንታይ እዩማ ፅባህ መንግስቲ ክትኮኑ እኩም ቃልሲ ዝጅመር ከዚ እዩ

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul7 күн бұрын

    ህወሓት ድበሀልካንሰርክጠፍእአለዎ

  • @Qed-ze9qs
    @Qed-ze9qs7 күн бұрын

    😅😅😅😅😅😅😅

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul7 күн бұрын

    ህወሃት ፀረህዝብ

  • @aregaiw
    @aregaiw7 күн бұрын

    ብውድባት ትግራይ ዝዋሃብ ዘሎ መግለጺ ናይ ግብረ-ራዕዱ ወንጀል እዩ ዝብል ዓብዪ እምነት ኣለኒ። ህወሓት ስለዝፈረሰት ኣባላት ህወሓት ናብ ውድባት ተጸምበሩ ማለት ትርጉሙ፣ ብህወሓት ዝተገብረ ናይ ፕሪቶሪያ ውዕል ይፍረስ ማለት ዩ፥እዙይ ማለት ድማ ትግራይ ብዘይ መንግስቲ ንዳግም ጽንተት ም ዕዳም ምኻኑ ግልጺ ዩ። ስለዚ ቅድሚ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ምውዳቓ፥ 1.ህዝቢ ትግራይ ኩሎም ሊሂቃን ትግራይን ነዞም 2. ህወሓት ግምትን ኣባላት ትግራይን ነዞም ግብረ ራዕዲ ናብ ሕጊ ከቕርብዎም ይግባእ 3. ሰራዊትን ጀነራላት ትግራይን ብውድባት ትግራይ ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ብ ኣግባቡ ክትርድእዎ ይግባእ።

  • @momonatube5905
    @momonatube59057 күн бұрын

    እዚ ረሳሕ ብደምን ህልቂትን ህዝቢ ዝነግድ ናይ ፅንተት ሓይሊ ክሳሕ ዘይተጉሓፈ ህልቂት ስቃይን ህዝቢ ትግራይ ቀፃሊ እዩ።

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu62147 күн бұрын

    ኮምሽን ምርጫ ኢትዮጵያ ዝሃበኩም ናይ ኣፍልጦ ምስክር ወረቐት ንሕወሓት ከም ውድብ ከተጥፍኡዋ ዝኣለሞ ተንኮል ተቐቢልኩም ናይ ባንዳነት ዕዮ ገዛ ምቕባልኩም ጽባሕ ዋጋ ከኽፍለኩም ኢዩ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12705 күн бұрын

    ዊዊዊ ዋይ ዘየሓፍሩ ደማሙ ወይ ጉድ ንስኻትኩምስ በሓቂ ንትግራይ ዲኹም ትቃለሱ ? ናይ ፀላእቲ አጀንዳ መሳለጢ ኢኹም ትመስሉ ህዝቢ ትግራይ ለባም እዩ ዝገብሮ ዝፈልጥ ህዝቢ እዩ።

  • @fikregebrekidan2647
    @fikregebrekidan26477 күн бұрын

    ኣየ እኒ ዓንዶም opportunities. Take my words TPLF is and will be the strongest political organization in Yigray and beyond.

  • @Mar-ov3dc

    @Mar-ov3dc

    7 күн бұрын

    I can’t believe the one who let the Genocide happened, while knowing planned and executed instead of prepared to protect to citizens, the failed TPLf ? Those ldrs should be in jail including Getachew Reda , they failed @ keep falling to protect our people. Andom is brave for speaking up and standing for what he stand for , unlike Assit Prof mresa who parroting TPLF propaganda than being challenging the old rag communist ldrs

  • @MeredKinfergb

    @MeredKinfergb

    7 күн бұрын

    Foolish No 1

  • @momonatube5905

    @momonatube5905

    7 күн бұрын

    ደናቁር

  • @MeredKinfergb

    @MeredKinfergb

    7 күн бұрын

    ሓሻክር ዕሰባት ምሩኻት

  • @kiduteklebrhane62
    @kiduteklebrhane627 күн бұрын

    ኣብ ቅድሚ ኣሜሪካ ተደራዲሩ ህልውንኡ ዘረጋገፀ ፓርትስ ህወሓት ፈሪሱ እዩ ትብሉ።ኣብዛ ስዓት እዚኣ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግፍዒ ዝፍፅሙ ወንጀለኛታት ናይ ግዜ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ ናይ ኢዶም ክረኽቡ እዮም

  • @TamratBerhe-yf7kx

    @TamratBerhe-yf7kx

    7 күн бұрын

    እዋይ ህወሓትስ መዓዝኮን ክጥዕማ ይኸውን ናይ ግዜ ጉዳይ እዳተባህለ ግዕዙይ መሪሕነት ንኸብዱ ዘቀድም ይቅፅል አሎ

  • @harounekubal8436
    @harounekubal84367 күн бұрын

    ዓንዶም ሓሰዊ ኢኻ ፦ - እዚ ዓመጽን ቅተለትን ደቀንስትዮ ድሕሪ ዉዑል ፕሪቶርያ ሀንደበት ዝተፈጥረ ዘይኮነ ፦ - ሰራዊትን መራሕቲ ወያነ ካብጠቅላላ ሰራዊት TDF ደቀንስትዮ : ካብፍርቂ ንላዕሊ ዘይተደየ ጥንሲ ዳርጋ ንሓደ ርብዒ ዝኾና ከአ ከአ ሕማም ኤድስ አሰኪሞመን ከምተመልሳ ኩሉ ዝፈሕጦ እዩ ። ስለዚ : ጆኖሳይ ዝፈጸመ ሕወሓት ወያነ ባዕሉ እዩ : እዝሕጂ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽ ከአ መቀጸልታ : ናይቀደም ተግባራቶም እዩ ። - ኩናት ካብዓቅሙ ንላዕሊ ኮይኖዎ ዝሀደመ ሰራዊት መራሕቲ ወያነ ብድሕሪት ኮይኖም ረሽኖ እንዳበሉ አሽሓት ከምዝቀተሉ ልዉን ዝሰማዕናዮ እዩ ። - ቅድሚ እቲ ኩናት እዉን ሓደ በዓልስልጣን ወያነ 50 ደቀንስትዮ ዓሚጹ ከምዘይተጠየቀ ዝፍለጥ እዩ ። ነዚ ዝስዕብ ናይቢቢሲ ሪፖርት ተመልከት ፦ www.bbc.com/tigrinya/news-52916757?fbclid=IwAR0lsGqgvfd_Dxjx7b0kHNaCCXceQ2K8C9nS2SPeKSqpGpzdgEAilBgL-Gk

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha98497 күн бұрын

    ሓቂ እዩ ሕወሐት ፈሪሱ እዩ ንስኹም ድማ ፉርሽካታት ኡኩም እሞ ምስ ሕወሓት ኾይንኩም ሓደ ሓዱሽ ጠንካራን ህዝባዊ ፓርቲ ኣጣይሹ እምበር 4ትየኸም ጣራዕራዕ ጥራሕ ኢኹም።

  • @fghdf7198

    @fghdf7198

    7 күн бұрын

    ምስ ሕውሓት ከመይ ኢሎም ክሓብሩ

  • @YosiefTsadic
    @YosiefTsadic8 сағат бұрын

    እዚ ረሳሕ ተለአአኺ ክርኢ ኮለኹ ተምላስ ይመጰኒ ዓንዲ ሑቆኻ ትሰበር

  • @Dcx-xv1qy
    @Dcx-xv1qy7 күн бұрын

    ኣነ ክሓስቦ ከለኩ ግን እዚ ኩሉ ፀገም መጭዎይቲ መቅተልቲ ምጉሓል መቀናበርቱ ንስኩም ተይኮንኩም ኣይትቀርዩን ኣቱም ሓሰውቲ ላቃምፅ

  • @kiflomaraya4264
    @kiflomaraya42647 күн бұрын

    ንህዝቢ ተስፋ ዘስንቕ መግለፂ!

  • @asefateame7026
    @asefateame70267 күн бұрын

    ኣይምኞት ተንከሲሳት

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho7 күн бұрын

    Rest In Hell .ፐለቲካ ለይፈልጡ ፖለቲከኛታት።

  • @hanaisler3325

    @hanaisler3325

    7 күн бұрын

    Seraki tplf lab gedel ye eto!!!!!

  • @MotnaMotNatsnet

    @MotnaMotNatsnet

    7 күн бұрын

    @trendy- at least they are talking about the problem Tigray is facing at this moment. But people or Cadres like you only work hard to protect a criminal organization

  • @Dcx-xv1qy
    @Dcx-xv1qy7 күн бұрын

    መቸም ንዓካን ንውድብካን ኣሚኑ ዝክተል ሰብ ክህሊ እዩ ኢለ ኣይምንይ

  • @Pamela-cb6gl
    @Pamela-cb6gl7 күн бұрын

    ካብ ኣምባገነን ናብ ስርዓት ምፍራስ ሀዚውን ናብ ፀረ-ህዝቢ ዝተሰጋገረ ጉጅለ ህወሓት ክቅበር ኣሎዎ!! ኣብርሃ ❤ - Born to be a leader ይመስል 👏👏✅❤❤

  • @user-om3io5vv1b
    @user-om3io5vv1b6 күн бұрын

    አነ ልገርመኒ አቱም ፖርትታት ሀደግዛኦ ትፍፅም ተሎ ኢኹም ቅልቅል ትብሎ? ክክክክክክክክ ጡፉኦት ሩሙሳት ሰረቀብርሀን ልባሀል ጳጳሰኹም ኢትዮጵያ ሲኦልያ ብልበሎ ዙግፍኦኞ መልሀሱ ኸዚ ዙመልሀሱ ተገልቢጣ ላብ ትግራይ መፂኡ ተጋሩ ሰርኦት ግበሩሉ ቱመልሀሰኹም ኻሊእ ልገደደ እዩ ክኾነኩም አይ ኦዶም ወያነ እያቀጠቀጥካ ነበረት ሀዚልኻ ወሲድኻያ ለለ ሀዚልኻ አምፂእኻያ ሰልጣን ያሀበትካይ ኸዚ ለለ ትውንጅላለኻ ኹሉኹም ርካሻት ኢኹም ሀጨንቲ ልሰረቁ ጀነራላት ለተኦሰሩ ኻልኦትማ መን ከኦሰሮም ? ተጋደልቲ ጠሚና ተቸጊርና ኢሎም ሰልፊ ትወፁ ተለው ልምንታይ ፖርትታል ለለኹም ሰልፊ ለትዎፁ ምሰኦም ፀግእኹም ሂዝኹም ካብልትርኢዎም ኩሉኹም ሌባቡ ኢኹም

  • @girmaytsegay864
    @girmaytsegay8647 күн бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ውድባት ትግራይ ኮይንካ ነቲ ዓፋኒ፣በዝባዚ ደም ሰታዪ ስርዓት ህወሓት በቆሲካ ክትድብሪ ተቃለስ።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob91697 күн бұрын

    ጸላእቲ ባዓላኻትኩም ኢኹም ለቋምጽ ደፈርቲ ብዓልኹም ዓመጽቲ ብዓልኹም ለያቡ ምዃንኩም ቀደም ፈሊጥና እቲ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ኤርትራ ትገብርዎ ዝነበርኩም ሕጂ ናብ የሕዋትኩም ኣቲኹም ሰምሰርቲ ጀነራላት ናይ ደህንነት ዝተደገፉ ኤርትራዊ ክትሸጡ ከለኹም ክንፈ ኣብ ብራኸ ሸው መጽዩ ግደፉ ጽባሕ ዋጋ ክንኸፍል ኢና ተባሂልኩም ትጻረፉ ኔርኩም ጆኖሳይ የለ ገለ የለ በጀካ ሓሶት ።

  • @Mar-ov3dc

    @Mar-ov3dc

    7 күн бұрын

    HGDEF ቀታሊ ህዝቢ , ሹካ ማንካ ሌባ

  • @abebadesawit8537

    @abebadesawit8537

    7 күн бұрын

    Look 😂😂😂😂 leba defari egdef

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho7 күн бұрын

    ዓምዶም አምሓራይ ኢኻ ማሀል አገር ተትኸድ ናዓኻ ፅቡቕ እዩ ።

  • @Mar-ov3dc

    @Mar-ov3dc

    7 күн бұрын

    ደም ህዝቢ ትግራይ መጢጥኩም ዘይትዓግቡ ኣረመኔ ካድረ , ሞት ንህወሓት , ቀተልቲ ኣዶ ትግራይ

  • @yes-tv2yh

    @yes-tv2yh

    7 күн бұрын

    ዋይ ድሕረት

  • @hailekirosembaye440
    @hailekirosembaye4407 күн бұрын

    ህውሃት ናይ ሚሊዮናት ውድብ ኮይኑ ብሓዊ ዝተፈተነ ውድብ እዩ ስለዚ መሰል ደገፍቲ ይታሓሎ ፡፡

  • @hanaisler3325

    @hanaisler3325

    7 күн бұрын

    50 amet Tplf gujele keteleten serekten embey kalie serah kesereh reinayo aynefelten!!!!

  • @fghdf7198

    @fghdf7198

    7 күн бұрын

    መሰልካ ዝመንጠለካ የለን ፀዋዒት ቀሪቡልካ ኣሎ ምቅባልን ዘይምቅባልን መሰልካ እዩ ብሓዊ ዝተፈተነ እትብሎ ዘለካ ግን ብሓዊ ዝተፈተነ ህዝቢ እንበር ብሓዊ ዝተፈተነ ውድብ የለን

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob91697 күн бұрын

    እታ ትምነይዋ ረኺብኩማ ኣለኹም ጆኖሳይ ኢልኩም ብዓልኹም ሰረቅቲ ብዓልኹም ዓመጽቲ ብዓልኹም መን እዩ ሕጂ ክኣምነኩም ባሃሎም እዚ እዩ ኢልና ካኣ ናብ ዓለም ብቃልኩም ከነፍልጥ ኢና 10ሽሕ ገበነኛታት ፈቲሕኻ ሚንተሪ ኤርትራ ናይ ፌደራል ከዲንካ ዝተገብረ እኮ ትሑዝ ኢዩ ጥራይ ቀጽላ ጅኖሳይ እዳለልክን ካብ ሃለስላሴ ክሳብ መለስ ዝተገብረ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ስኑድ እዩ ምጽብጻብ እንተኾይኑ ክንርአ ኢና ኣብ ልዕሊ5ሚሎን ህዝቢ ኤርትራ መቃብር ስውኣት ዝተፈጸመ ኸ መን ይርስዖ 90ሽሕ ሕብሪ ዓይኒ ዝተባሃለ ኣለኩም ብዓል ሓወልቲ መጠራ ዘዕነኹሞ ኣሎ በተክርስታን ቅዱስ ሚካኤል ዘዕነኹሞ ኣሎ ባረንቱ ዝፈጸምኩሞ ኣሎ ሰነዓፈ ዘዕነኽሞ ቤትምህርቲ ኣሎ 20ዓመት መሬት ኤርትራ ዕዳ ኣለኩም ኣይትረስዑ።

  • @Mar-ov3dc

    @Mar-ov3dc

    7 күн бұрын

    ናሳዋ ምሩቅ ቀተልቲ , ሌያቡ 🇪🇷 , ፅንተት ትግራይ ፍርዲ ከረኸበ ኣይተርፍን

  • @abebadesawit8537

    @abebadesawit8537

    7 күн бұрын

    Egdef leba you what is done by egdef is it is required

  • @etenshegezahegn2326
    @etenshegezahegn23267 күн бұрын

    ይገርም ጉዳማት ንስካትኩም ህዝቢ ትግራይ ክትበታትኑ ብህውሃት አመኽንኹም ህዝቢ ብቁሽትን ብአውራጃን ክትፈልዩ ከምተልአልኩም ፈልጥናኩም አለና ባጀት ተሰልዒልክም ካብ አብይ አህመድ ትንቀሳቀሱ ከምዘለኹ ፈልጥናክም አለና ህወሃት ህወሃት ትብሉ ዘለኩም ህዋሐት ውዕሊ ፕርቶርያ ፈራሚት እያ ኩሉ ይምልከታ እዩ ንስኻትኩም ጥኡያት ተትኹኑ ከምጨርቂ ተበጣጢሳ ዘላ አዲ በሃደ አሲልኩም አድኩም ተተድህኑ ኩሉ ሰብ ምሳኻትኩ ምኾነ

Келесі