🚨ጽጹይ ሓበሬታ! ብዛዕባ ወዲ ወርቁ ሓድሽ ነገር! ንሰበይቱ ቀቲልዋ! ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ጌራቶ! ተጠንቀቁ! ሓዳር ሎሚ! ካብዚ ንምሃር!21June2024

Комедия

🚨ጽጹይ ሓበሬታ! ብዛዕባ ወዲ ወርቁ ሓድሽ ነገር! ንሰበይቱ ቀቲልዋ! ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ጌራቶ! ተጠንቀቁ! ሓዳር ሎሚ! ካብዚ ንምሃር!21June2024
#shashutekle
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamus
‪@DadiMami‬

Пікірлер: 133

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814Ай бұрын

    ወዲ ወርቁ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7mlАй бұрын

    ሰብኣየይ ሂወተይ እዩ ንዓይ ጠኒሰ ክሓምም ምሳይ ይሳቀ ነብሰይ ይሓጽበኒ ይንከባከበኒ ሰብኣየይ ኣብ ጎነይ ተዘይህሉ ሰብ ኣይምኾንኩን 🙏🙏🙏

  • @suzisuzam5162

    @suzisuzam5162

    Ай бұрын

    Netomm komeu zeykonu sebut yu eze medeb

  • @user-love98785

    @user-love98785

    Ай бұрын

    ንኹሉ ሰብኣይ ዘበለ እያ ትዛረብ ኔራ፡ ንዓይ ውን ሰብኣየይ ኣምላኽ ዝሃበኒ በረኸተይ ሂወተይ ኣቦ ደቀይ እዩ ፡ወለደይ ካኣ ዘኽብሮም ወለደይ እዬም

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3tАй бұрын

    ወድ ወርቁ ዋ ሰበይ ብሰላም ዕረፈ ጅግና ብዓል ሙሉአ ሕልና ታይ ሞ 😭😭😭😭😭😭

  • @Yorfanhabesha
    @YorfanhabeshaАй бұрын

    ኩሉ ትገብሮ ብሉጽ ስራሕ እዩ ካብ ልቢ ኢና መመስግነካ ሄኖግ ሓዉና💙💙💙💙

  • @brhanezemo4204
    @brhanezemo4204Ай бұрын

    ሰናን ተካል ስና ጠባይካ ኣመሓይሺ መጀመርያ ወዲ ምሳኺ ክነብር ፍትሕቲ ተኪሉለን ካብዚኤን ዝወለዱ🤔🤔🤔

  • @helentekle712
    @helentekle712Ай бұрын

    Nmntay ayen hmak zizareba neza gal zsema ako aysnin au way gud😮

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_BeyeneАй бұрын

    እዘን ኣብ ሓዳረን ዘየለዋ እየን ሕማቅ ዝምህራ ዘለዋ ኩለን ባዓል ሞኒካ ኣዱ ብሌና ዳህላክ ካልእትን ሰብ የጥፍኣ ኣለዎ እዚኣ ድማ ሰብኣያ ስለ ዝበደላ እያ።

  • @meronmengstab3842

    @meronmengstab3842

    Ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_BeyeneАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻኻ ፋኒ❤❤❤

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8poАй бұрын

    ሓዳር ተኸባቢርካ ተጻዋዊርካ እዩ ከምዚ ገተርተር ትብልዮ ዘለኺ ኣይኮነን

  • @helentekle712
    @helentekle712Ай бұрын

    Aten msa aten zelewa xbuk yzareba alewa

  • @akberetkidane7358
    @akberetkidane7358Ай бұрын

    ከመይ ከ ግዜ ይረክባ ክንድሲ ሃለውለው

  • @MeronRisom
    @MeronRisomАй бұрын

    ብራቮ ፋኒ ካብ ከምዚዓይነት ኣተሓሳስባ ዘለወን ኣዋልድ ምጥንቃቅ እዩ ስድታት ክብረት ሰብኣይ ዘይፈልጣ እየን እተን ዝዛረብኣ ዘለዎ ንፉዓት እየን👍👍👍👍

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615Ай бұрын

    ኣምላክ ኣቦይ ካብ ከምዚኤን ኣዋልድ ሰዉረኒ ከምዚኤን ከየፍቅር ሓግዘኒ

  • @user-uo3or8fz8b

    @user-uo3or8fz8b

    Ай бұрын

    ኣሜን 🙏

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615Ай бұрын

    ምዚኣ ከመይ ጌርካ ሓዳር ትገብር የሕዝን እዩ

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224Ай бұрын

    Mama shashu aske ngerlna anber azen ab sdet zelewa awald zsema mesilwen seytawunti hiweten abalashyen hiwet kali seb yebalashwa alewa

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615Ай бұрын

    መርዘን ርእሲ እየን እዚኤን

  • @user-xc7bt5td2r
    @user-xc7bt5td2rАй бұрын

    ናይ ባዕለን ጸገም እየን ንካልእ ሕማቅ ዝጉስጉሳ

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615Ай бұрын

    ስነስርዓት የብለንን እዚኤን ስነስርዓት እንተዝህልወን ሰጥ ኢለን ሓዳረን ስርሐን ምገበራ ሰብኣየን ከዋርዳ 24 ሳዓት ቲክቶክ እንዳ ሓደራ

  • @almaz1448
    @almaz1448Ай бұрын

    እዛ ዕምባ ትባሃል አብ በረካ ካይና አጣል ትጎሲ ዘላ ይጥዕም ጎሮርአ ፍኣ

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814Ай бұрын

    ፋኒዋይ ለባመይ ጭንቀት እዩ ዘዛርበን ዘሎ😂እንበር ሰብኣየይ ኩሉ እዩ ንዓይ❤️

  • @melatkfle2163
    @melatkfle2163Ай бұрын

    ኣቦኺ እሞ ስድርኡ ገዲፉ ዶ ኣይኮነን ምሰዴኺ ኮይኑ የዕቢኪ እቲ ርእሳ ይሰርሕ ድዩ

  • @AnTesfay
    @AnTesfayАй бұрын

    Fara chekan kabaki ydhinene fetari

  • @HiwetBahare
    @HiwetBahareАй бұрын

    ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንፈጠሪተይ ማሌት ነደይ ነቦይ ምስ ማኒም ኣይ ዋዳድርን ኣነ

  • @melatkfle2163
    @melatkfle2163Ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ሄኖክ ሓዉና👍🤦‍♀️💔

  • @user-sv1iw2po6e
    @user-sv1iw2po6eАй бұрын

    Deki erey kab fara seb tetenkeku. Ezien Kabey zimetsa eyen

  • @regatgiegziabiher7197
    @regatgiegziabiher719720 күн бұрын

    You are right, I’m agree with you

  • @hermeladawit3608
    @hermeladawit3608Ай бұрын

    Aza tiktok zblwa antezetfiwa merefna antay au wedi keytamna elka mgusgaske

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8poАй бұрын

    ክብረት ሓዳር የብላን እዛጋል

  • @user-ty5rd6vz9l
    @user-ty5rd6vz9lАй бұрын

    Dehan bela😂

  • @WintaAraya
    @WintaArayaАй бұрын

    እዚ ትዛረቦ ዘላ ጌጋ እዩ ምስ ሰብኣየይ እንበር ምስ ስድራይ ኣይነብርን እየ እዚ ማለትግን ንስድራይ ኣየፍቅሮምን ኣየኽብሮምን ማለት ኣይኮነን ነናቶም ቦታ ኣለዎም።

  • @alemdesta454

    @alemdesta454

    Ай бұрын

    ✅።።።

  • @daniwedihager7708

    @daniwedihager7708

    Ай бұрын

    👍🏽

  • @magdarodriguez6778

    @magdarodriguez6778

    Ай бұрын

    100 % right

  • @regatgiegziabiher7197
    @regatgiegziabiher719720 күн бұрын

    Yes number one is the mother and my Children.

  • @daniwedihager7708
    @daniwedihager7708Ай бұрын

    Menseyyy😢

  • @tesfaldetmehari8497
    @tesfaldetmehari8497Ай бұрын

    ኣይትሓዙልን ስትረስ ይግብረልን ዩ ሓዳረን ፋሕ ምስ እብልኦ ነተን ካልኦት ክልክምአን ይደልያ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ

  • @Dembena
    @DembenaАй бұрын

    Wellcome fnaney 👌🏽

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez6778Ай бұрын

    Brged Nhamadu you are wonderful. ❤❤❤❤

  • @user-lg2pi9tf8h
    @user-lg2pi9tf8hАй бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ እዝሓፍተይ ብቑርባን ተመርዒኺ ከምዚ ክትዛረቢ ናይበሓቂ ዘሕዝን

  • @teshomewehazit1416
    @teshomewehazit1416Ай бұрын

    yes nay bhaqi Habibti ana Bravo 👍🏼

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4svАй бұрын

    ጥዕና ዘለዋ ኣይትመስልን እያ ከመይ ኢሉ እዚ ሓሳብ ይመጸካ ኣብ ሓዳር ተለኻ ንምንታይ ኢኻከ ወለድኻን ሰብኣይካን ተወዳድሮ😳

  • @user-xc7bt5td2r
    @user-xc7bt5td2rАй бұрын

    ዘኹርዕ ስራሕ ሄኖግ ሓወይ ፋንዋይ ደሞ የቀኔልና ስለ ሓበሬታኻ የሕዋየይ ፍትዉ እየ ዘብለኩም❤❤❤💛💛💛❤❤❤

  • @user-zs1ci9iv4r
    @user-zs1ci9iv4rАй бұрын

    Yeah fnan

  • @YordaAyenew
    @YordaAyenewАй бұрын

    ጽቡቅ ኣልርኻ ፋኒ😍

  • @Gl.f
    @Gl.fАй бұрын

    Beqa mstfetahkas bdhrey saeri aybqola niay msela

  • @zebibkesete1734
    @zebibkesete1734Ай бұрын

    Fnaney bhaki 💯❤

  • @helentekle712
    @helentekle712Ай бұрын

    ❤❤

  • @sabasabina5346
    @sabasabina5346Ай бұрын

    ኣቱም ህዝቢ ነጻነት ናይ ምዝራብ ዘይትህብወን ።ኣነ ውን ኣምላኽን ስድራይን እየ ዝፈቱ።ፍቕሪ ከኣ ፍቕሪ ኣምላኽ እዩ እቲ ንጹር ካልእ ኩሉ ሓሶት ኢዩ።

  • @reggaeworld2834
    @reggaeworld2834Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @ereyxada3562
    @ereyxada3562Ай бұрын

    Tay Zbele zereba u, lhtittt

  • @Yorfanhabesha
    @YorfanhabeshaАй бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-wn4dq1ye8c
    @user-wn4dq1ye8cАй бұрын

    ዓያሹ

  • @saladcadceed7175
    @saladcadceed7175Ай бұрын

    Eza tzareb zela Embaba tbehal hanti azya afaf gual ya. Kab klte welida kltiom bwesen yom welidomla hanti drbay nebsa zeythxeb aynet ya. Aytiemenuwen hadar mslat slezabeyen yen abzi nkalie hmaq kmhra zftna...please aytiemenuwen tesfa zqorexa yen

  • @asmerethagos8417
    @asmerethagos841729 күн бұрын

    ኢፍ አንታ አንታይዓይነት ሁዉቱት ዝኮነ ወለዶ አዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @almaz1448
    @almaz1448Ай бұрын

    ዘይሲሕባካ ወላ እቱ ላሀጂእን ዉዳት ፍረታት ጎረረኪ ይዕረይ

  • @wegahtateklay9206
    @wegahtateklay9206Ай бұрын

    Dehan dya kbret habiyomo nsebayki fqri halyot thtna shiau gbre mlsi khbeki u sheau krdaki eyu amen kem tfetwn tseriyon memzeniki eyu

  • @zerietamine5635
    @zerietamine5635Ай бұрын

    Abizi media metsikin zikewun zeykewun abiz metsiekin aytizareba kealo

  • @helentekle712
    @helentekle712Ай бұрын

    ከይተሓለልካ ትገብቶ ዘለኻ ስራሕ ምስጋና ይግብኣካ እዩ ሄኖክ ❤❤

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120Ай бұрын

    Bsenki tebayen mstegahafa ab tiktok mexen wedi keytamna ybla atal

  • @regatgiegziabiher7197
    @regatgiegziabiher719720 күн бұрын

    I don’t love my father, because he had 6 women all so I grow up with my mother and with my grandma father part of my mother::::

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8xАй бұрын

    ሓዳር ብአምነቲን ቅንዕናን ኪዲዎ ወዲኹም ጋልኩም ኒዚገጥመኪን ካኣ ሽዑ ቲሪኦኦ ቃልኪዳን ቅድሚ ኩሉ ኢዩ ኣደን ኣቦን ካኣ ነናቶም ቦታ ኣለዎም ሽግር የብሉን ከም ቢልሕኻ ኢያ ዓለም አዘን ሰባት ግን ሓንቲ ሰብ ቲመሲል

  • @teshomewehazit1416
    @teshomewehazit1416Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤Bravo 👍🏼

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8poАй бұрын

    ኣይትጋገዪ ንምንታይ ዲኺ ቃልኪዳን ትኣስርሉ

  • @user-xq3nl8ds5u
    @user-xq3nl8ds5u22 күн бұрын

    Eza gal mulue fiqrin emnetin ab sebaya ayneberan Sile zikone ya kea tefatiha Ab hadar zelwa araaeya tikikil aykonen

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8poАй бұрын

    ሓቂ ስለ ተዛረበታ ኣዉጽያታ 😂

  • @almaz1448
    @almaz1448Ай бұрын

    ደቂቀ አሥመራ ሺካሪነታት ምዝኤን ዓቢካ ነትኤን ክትሰምዕሰ ሰማይን ምድርን

  • @user-ln4jz9uf8j
    @user-ln4jz9uf8jАй бұрын

    Eza Embaba tbehal haqa ala qedamnet weladi yu ksrae delewo bdhrieu beal betka meknyatu ab giezie shgrkan tsebebaksn zhaquf zeydrbi hajoka enda bele habon hayln nktgebr buzuh mkri zlgselka. neza embeba haftna aytdhalwa haqenaya ezi kab ksadka nlaeli mzrab gdefo habesha ane ms hadarey ye deleku amlak ymesgen ab leli beal bietey lieul kbri aleni kndi sdray gin No my father and my Mother is the best my❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120Ай бұрын

    Zeystera ayen kufuat

  • @user-zs1ci9iv4r
    @user-zs1ci9iv4rАй бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731Ай бұрын

    ዓይንዝኪ ኣብ መትያት ረአዪ ታዝሃንቲ ንአሽቶ ታሓንቲ ዓባይያ ጎዶሎ ምዝኳንኪዩ አቲ ትዛረብዮ ጎዶሎዩ

  • @eyorusalemtekie2180
    @eyorusalemtekie2180Ай бұрын

    Mejemerta mera malet tay malet EU kemeu wn slemnta nmro men mesritwo bmen temesritu zblu htotat akedimki melsyom then men kem zqdm krdaki u

  • @user-hy6uq8cv7v
    @user-hy6uq8cv7vАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sebelund
    @SebelundАй бұрын

    Ms abeki daA abokin adekin wen eko , msom kenbruki aykfetwun iyom, hadar tegerkilom iyom zekbruki

  • @almaz1448
    @almaz1448Ай бұрын

    ደኣ ዘይሲሕባካ ኩለን ፍራታት

  • @KsanetTesfalem
    @KsanetTesfalem22 күн бұрын

    Ya wela ane sebayey hiwetey eyu ok hmaqey xbuk abgodney ade sene keblku absdet harise tense ka ade aye kndadeka zmexe yelen haqi slezi 2nenatom bota alewom zhafetey

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731Ай бұрын

    ቅድሚ ምዝራብኪ ፊደል ቁጸሪ ንሰብ ኣብሃደ ዘንብል ኣይአቶንዩ ከከም ገጹ ኢኻ ትፈርድ

  • @atsedefsha2930
    @atsedefsha2930Ай бұрын

    Tay zbele halewlow u dekey

  • @HeurHeu
    @HeurHeuАй бұрын

    የሰ ሐቅኪአኪ ሰብአይኻ ይክሕደካ አዪ አቦኻን አደካን ደቅካን ጥራሕ አዬም ዘይጠልመኻን

  • @user-fx2cq2
    @user-fx2cq2Ай бұрын

    ናይ ማዳመይ ሓሳብ😂 ወይ ሓዳር ሓወይ😢😢

  • @sababahta2363
    @sababahta2363Ай бұрын

    Mejemerta selam amlak neakn dhar kea enbaba ezi natki hasab neaki keman aytekmekn ezi hasabk kea 0 eina nrbho

  • @samuelhabte1470
    @samuelhabte1470Ай бұрын

    Ab alem fetari tray you zeytelimeka

  • @hermeladawit3608
    @hermeladawit3608Ай бұрын

    Awedat yehwat sle zelewuni mesleni bwedi zmexani zeyfetu

  • @hermeladawit3608
    @hermeladawit3608Ай бұрын

    Wedi werku hawuna abta zeythalf genetu yenbrka

  • @AbusabirOmer
    @AbusabirOmer24 күн бұрын

    antume sabat eza gal xubuke al kadamai ab hewatka zesrue abokan adkan eyome ne abaun adeun zayi yefeqer kekeberaki wayi keteakebera ayikaline

  • @nakuragrimay4085
    @nakuragrimay4085Ай бұрын

    ብፍላይ ኣብ ግዜ እዚ እቲ ሲሰተም ብጣዕሚ ኢዮም ኣርቂቆሞ ዘለው ብዝተፈላልየ መንገዲ ካብቶም 2 ሰብኣይን ሰበይትን ነተ ድኹም ሰብ ኢዮም ዘጥቅዕዎ ኣብነት ሰበይቲ ድኽመት ኣለዎ ኮይኑ ተመሃራ ተበሂልክን ኣይትመሃራ ስርሓ ተባሂልክን ኣይትሰርሓ ኣፍክን ከፊትክን ጥራይ ምኒን እምባእ ብዝኾነ ግን ኣብ ካንቶም ፓድካስት ብዛዕባ እዚ ሕጂ ዘሎ ዓወት ዝበሃል ብግቡእ ገሊጽዎ ኣሎ።

  • @user-love98785
    @user-love98785Ай бұрын

    ሰብኣይ ኣቡእን ኣዲኡን ገዲፉ ሰበይቲ ውን ከምኡ ኣቡኣን ኣዲኣን ገዲፋ ምስ ሰብኣያ ትጠብቕ ሓደ ይኸዉን ፡ምስጢር ሓዳር ኣምላኽ ዩ ፡ዘጋጠመኪ ናይ ክልቴኹም ትምኒት ልብኹም ኣጋጊኩም ካብ ኣምላኽ ካብ ኣቦኽን ኣዴኻ ተወሊድኪ ካብ ሰብኣይኪ መሰንገል ካኣ ኣውጺኡ ሰሪሕኪ 2ይ ውን ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር ፡ሰበይቲ ሰብኣያ ትትኣዞ ሰብኣይ ሰበይቱ ከም ነብሱ የፉቅራ ፡ወለዲ ካኣ ንደቖም በጡዑይ መንገዲ ይምርሕዎም እሞ ምስዓበዩ ካብኣ ኣየልግሱን እዬም፡ ካብዚ ኣብዓለም ክጠልመካ ዘይክእል ሓደኣምላኽ ጥራሕ ዩ።ዓንጀልጀል ኣይትበሊ ኣቦኽን ኣዴኽን እኮ ንደቅኺ ንስኽን ሰብኣክን ኢኹም፡ልዕሊ ኩሉ ካኣ ካብ ምስላታት ናይ ሰባት ዳኣረኺ ትዛረቢ ኣምላኸ ዝሃበና ምስላታት ምጥቃምን ምርዳእን ፈትኒ፡ብፍልጠት ድዮ ብዘይ ፍልጠት ናይ ሰይጣን መሳርሒ ኣይትኹኒ።

  • @yordanosredae
    @yordanosredaeАй бұрын

    Xubuq mehara bety zrdakin zeykone bety haqi qal amlak sebay abun adiu yhadig mis sebeytu ytebq kiltom hade sga ykonu yubil bzmesileki aytkida

  • @TeweldeTeklemichael
    @TeweldeTeklemichaelАй бұрын

    Nhadar tkoni aykonkn nski.

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120Ай бұрын

    Wedi werku wetru aleka ab lbna

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereketАй бұрын

    ሰብኣያ ስለ ዝበደላ ኩሎም ከሙ ኮይኖም ይስምዕዋ ኣለዉ ፈትያ ኣይኮነትን ስምዒትኪ ተቆጻጸርዮ ቀስ ኢልኪ ድማ ተዛረቢ ማዓረይ ከይትሓሚ

  • @michialeokubamichael6977
    @michialeokubamichael6977Ай бұрын

    ዘረበኣ ርዱእ እዩ ዘሎ ሸንኮለል ኣይተብልኣ ምስ ሓሳባ ተሰማሚዐ ማለት ግን ኣይኮነን ኣበሃህልኣ ሰብኣየይ እንተሞተ ዘይሞተ ሰብኣየይ ኣቦይ እንድሕር ሞይቱ ግን ካሊእ፡ኣቦ ከሚጽእ ኣይክእልን እዩ ዘረብኣ ብተዘዋዋሪ መንገንዲ ንሰብኣያ መተሓልፍቲ ሽግር፡ክኾና ትቐርቦ፡ኣላ ማለት፡እዩ ወይ ዘመን ማይ ንዓቐብ ኣርኪብና ፡ሰብኣየይ ቅድሜኻ ይግበረኒ ትብል የለን ቅድመይ ይስጠሓኻ ትብል እምበር መቸም የቕልሎ ጥራሕ ባዕሉ ፈጣሪ ኣለም፡ ንኹሉ ዓለም ሰላምን ራህዋንቅሳነትን ይሃበና፡ፈጣሪ ኣለም ኣቦይ፡

  • @Jesusey1
    @Jesusey1Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ እየን ዝገብርኦ ዘለዋ ባዓለገታት ኣዘራርብኣኸ ዘይተምሓይሾ

  • @user-nc7nq7fk5s
    @user-nc7nq7fk5sАй бұрын

    Azi hasab bkal aytredawo xbuk ala enbaba sebeay ytelm ylwet eu sdraka gen weldka yhafka kedi zeylwet zeykyer gen amlack tray eu!!

  • @galtesfe6328
    @galtesfe6328Ай бұрын

    Wey abzia zelo shnti zkone seb ka 😮

  • @Sebelund
    @SebelundАй бұрын

    Betihadewegen kea ane yirideaki iye, nski gunfty negram daA, taway sebAy kixawereki,? Abokin adekin yixaweruki ember, mekniyatu sidraki defiom kewxuki aykielun eyom.

  • @user-xc7bt5td2r
    @user-xc7bt5td2rАй бұрын

    ❤❤❤❤💛💛💛💛❤❤❤❤

  • @naevsuperstar6013

    @naevsuperstar6013

    26 күн бұрын

    💚💚❤️💛❤️💙💙

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097Ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂ny wde hgos ny wde werku endabelka texawetlom egzeabher ezy klu tgbro zelka lgxe abta weshty gzaka teto anta rugu temn ata asha hzbi krub aytmhrun dekum henok galu amhru ymrek neakatkum hlayat dema nmotn shgern geru dekikum yzktm anta hsebu nzom klte mnesyat baelu ktyliwom baelu ylmn alo kazneu kmle 😂😂

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4blАй бұрын

    Hadar zbtinu eko alwu

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8ohАй бұрын

    (ሓዳር ):ምጽዉዋር : ምትእምማን : እዩ ምስጢሩ,:: ኣነ 2 ዝፈልጠን ሰብኡተን. ምስ ሞቱወን ንዓለም ቶባእ ኢለን ኣይምሮዖን ዝበላ እፈልጥ :: ኣነዉን ንንስቲ ሓዳር ዘይቀርብ ምኩኣነይ ባዕለይ ክምስክር እፈቱ :: ኣብ ባር ሓንቲ ዝፈትዋ ሒዘ ኣይጨማለቕን እየ :: እምነት ወሳኒ እዩ ::

  • @user-uo3or8fz8b

    @user-uo3or8fz8b

    Ай бұрын

    ዋላ ኣነ ኣፍቃርየይ 5 ዓመት ጌር ብሞት ካብ ዝፍለየኒ ግን ዝኮነ ህይወት ዝምነዮ የብለይን 😢ከምዚኣ ኢለ ክመውት የ ውን ዝደሊ 😢

  • @habtemichaelgebreab267
    @habtemichaelgebreab267Ай бұрын

    አት ሐብተይ መጀመርታ ደረቀኛ አይዂኒ ። አዛራርባክ አይኮነን ንሐዳርስ ንሐሳብውን ንኽትሰምዖ ዓቅሊኻ የብብ ። ተተመርዓኽውን እተን ለባማት የሐድጋክ ። አታሐሕዝ ሰብአይ ስለ ዘይትክእሊ ክእላታት ከምዝወስዳልክ ደድሐስክዮም ፍለጥ ። አዴታትክን ፈትየነኦ አኮናን ዝምርዓዎኦ ነረን ። ወለደን የሕጽዩውን ደሕር ከአ የመርዑውወን ከአ ነሮም ። ዳሕራይ ከአ ተፋቕሮም ይነብሩ ይወልዱ ይዝምዱ ። መናብርት ኮይኖም ከኣ ይነብሩ ። አባሐጎታትክ ወይእኖታትክ ባዕላቶም አይሕጸዩን አይምርዓውን እዮምነሮም ። ድሕሪ መርዓ ይፋቐሩ ሐዳር መስርቶም ይወልዱ ዝምዱ ። ዓባየይ አደይ ምስ በዓል ቤትን ። አባሐጎይ አቦይ ምስ በዓቲ እንደኦም ሐዳር መስሪቶም ወልዶም ዘምዶም ቖሪቦም ሰግዶም ። ስለዝ አብኲሉም ቀዳምነት ሐዳርካእዩ ። ? ሕቶ እንታይ ስለዝኮንክን እንታይ አመልስለ ዘለክ ኮን ይኸውን ጠልምክ ንሐዳር ትኮኒዶ አይኮንን ? ። ካብ እሾኽ ምድሪቤት ካብ ቀናእ ጒሬበት ካጸልማት ቀትሪ ካብ ሕስምቲ ሰበቲ አድሕነን ፈጣሪ ሰውረን ፈጣሪ አባሃህላ ዘክሪ ዛጋለ ። ዘን ደቀይ ተጠንቀቓ ተጠንቀቓ 1 ሐዳርካ ንደገ ምውጻእ ፍጹም ይግባእን ኢዩ ። 90 ካብ ምእት እዘን ቲቶዀ ዝውዕላ ሐዳር ኽምስርታ ዘይከላ እሞ ክትኮና ማዕረ ከም ስኒኣድግ ንዂን ማለትን ምዃኑ ተረደአ

  • @AfariWackoSleuth.ExportedSalt
    @AfariWackoSleuth.ExportedSaltАй бұрын

    ችድ ውፃእ ዕቩድ ከልቪ

  • @sunnyday5353
    @sunnyday5353Ай бұрын

    ሓሸውየ 🤔

  • @1jdhjjxnc449
    @1jdhjjxnc449Ай бұрын

    ወዲ ወርቂይይይ ዓለምም

  • @1jdhjjxnc449

    @1jdhjjxnc449

    Ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢

Келесі