ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ

ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com/@josiassdenden...
#Wedisultan#Nahom#Eritrean

Пікірлер: 448

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden2 жыл бұрын

    Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/

  • @flimokidane8357

    @flimokidane8357

    2 жыл бұрын

    ane gn zey berhaley hde neger alo nsu ka nhom balu eu mexkum zelo nmtay zereba nay kltom zey semakum nati hade tray semekum tlflufu zeleku 2klte gze hasbkum tetzrghuwo xbuk neru mesleni ezi kone elka nsb meunjal koynu eu zsmani nay?

  • @lebanytsegay9005

    @lebanytsegay9005

    2 жыл бұрын

    ሃይይይይ ጆሰይ ሰላም እዝ ወዲ ተወሰድኒ ዝብል ዘሎ ሰሚዕዮ ግን እቲ ወሳዲ ኣብዝ ዓዲ ኣሎ ምናልባት ኽሕዞ ዝደል እንተኮይኑ ኣነ ይፈልጦ እየ ብከመይ ክረኽበካ

  • @flimokidane8357

    @flimokidane8357

    2 жыл бұрын

    @@lebanytsegay9005 hasot eu ko yblo alo balu gn rewo tm elu alo ay meleselun hawey natey

  • @zewdihadish9564

    @zewdihadish9564

    2 жыл бұрын

    Josias hawey ane keman hagizeyo aleku eizi seb zi tuy mesiluni

  • @alaminahmadibrahim1114

    @alaminahmadibrahim1114

    2 жыл бұрын

    ሰላም ጆሲ ሓውይ ከመይ ትኸውን ብኣኻ ወትሩ ሕጉሳት ኢና ብትገብሮ ሓገዛት ኣነ ፍሊሞን ይብሃል እዛ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ሞባይል ናይ ወዲ ገዛይ ኢያ። እሞ ጆሲ ሓውይ ኣነ ሓንቲ ጸገም ኣጋኒጃትኒ ኣላ ምኽንያቱ ናይ ስራሕ ኢዩ ኣገጣሚ ኣፍልጦ ኣይጸንሓንን፡ ኣብ ዚ ናይ ቀረጽ ንኸፍለሉ እሽቶይር ክላስ ማለት ኢየ ኣነ ሲንግል ኢየ ኣይተሞርዓኹን ቆልዓ የብለይ ግን ኣብ ክላስ 6 ማለት እሽቶይር ክላስ 6 ኣኽፊሎምኒ ክልተ ዓመት ሕጂ ኣገጣሚ ኮንዲግን ገረዮ እቱ ስራሐይ ካልእ ስራሕ ካኣ ረኺበ ቆጸራ ገረምለይ ኽትጅምር ትኽእል ኢኻ ኢሎምኒ ግን ጸገም ኣብቲ ናይ እሽተይር ጸገም መጽ ንምንታ ክላስ 6 ትኸፍል ነርካ ኢሎምኒ ዳሓር ኣነ ኣይፈልጥን ኢየ ኢለዮም ሕጂ ጆሲ በቃ ሕማቅ ኣለኹ ብኾንቱ ገንዘበይ 2ዓመት ክወስድዋ ጸኒሖም ሕጂ እንታይ እንተገበርኩ ይሓይሽ በጃኻ ደዊልካ ኣረዳኣኒ ሓደ ኣብዚ ጀርመናዊ ሓቲተዮ ንምንታይ ኣብዘይ ናትካ የኽፍሉኻ ጸኒሖም ኢልኒ ኣብ ፋይናንስ ኣምት ከይደ እንተ ተዛሪበዮም እንታይ ይዕሩይለይ'ዶ ገንዘብ ከ ተመላሲ ኣለኒ ዶ በጃኻ በዛ ቁጽሪ ደዊልካ እንታይ ክገብር ከምዘለኒ ሓብረኒ 015214485716 ሰላም ንዓኻ ዝሓውይ ሓደራ ግን ሕማቅ ኣለኹ ።

  • @user-jn2ic9mm2y
    @user-jn2ic9mm2y2 жыл бұрын

    ዳሓን ዝሓወይ ኣምላኽ ባዕሉ ክፈድየልካ ኢዩ ንሓዉኻ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ መዋጸኦ ይፍጠረሉ ንስኻ ግን ኣጆኻ ኣይትጨነቅ ዝሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ኣሎ እቲ ሰናይ ተግባርካ ኮንቶ ኣይጠፍእን ኢዩ።ንስኻ ግን ሓደራኻ ተሰፋ ከይትቆርጽ 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷👈

  • @galtigrinyatigrinya33

    @galtigrinyatigrinya33

    2 жыл бұрын

    How can you guys believe that guy

  • @mammaalemeujjguh

    @mammaalemeujjguh

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen haqiki

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom2382 жыл бұрын

    እዋይ ሓወይ ኣሚንካ ዝሃብካዮ እዚ ጠላም ዝብኢ በሊዕዎ ኣዛብእ ይብልዕዎ ጨናዊ ኣጆኻ ሓውኻ ካኣ ብሰላም ይውጻእ 🙏

  • @yordanosteklu4340

    @yordanosteklu4340

    2 жыл бұрын

    Ajoka fetari alo

  • @vjr7453

    @vjr7453

    2 жыл бұрын

    እት ጌጋ ናይ መን ምዃኑ ከይፈለጥና አይንፍረድ😪

  • @asterkidane2328
    @asterkidane23282 жыл бұрын

    ተጠንቀቁ ብዙሕ ቀጥፍቲ ብስም ደቂ ሰውአት ዝሽቅጡ አለው

  • @user-jn2ic9mm2y
    @user-jn2ic9mm2y2 жыл бұрын

    መድሃኒ ኣለም ዝኣመኖ ይጥለሞ ካብ ዓይኒ ኣምላኽ ዘምልጥ ኮቶ የልቦን።

  • @flimokidane8357

    @flimokidane8357

    2 жыл бұрын

    Ezi abzi zzreb zelo haknet yeblun meblei enjer eom eyo zzarebu zelewu Mknyatu nehom balu eu abzi zmlselom zelo

  • @haftialex6914
    @haftialex69142 жыл бұрын

    ኤህ ለካሚኡ ይግበሮ ኣጆኻ ሓወይ ንሓውኻ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ጽብቅ የስምዓካ ፈጣሪ

  • @vjr7453

    @vjr7453

    2 жыл бұрын

    ጌጋ ፍርድ ካብ ኣምላኽ🙏ናይ መንኦም ምኳኑ እት ጌጋ ከይፈለጥኪ ትፈርድ😪

  • @asterghebrai517
    @asterghebrai5172 жыл бұрын

    አምላክ ጻማካ ይሀብካ❤️‍🔥🇪🇷🇪🇷🙏😘

  • @aronasmera8867
    @aronasmera88672 жыл бұрын

    ኤርትራዊያን ገርህታት ኢንድኩም ኮኒኩም😭😭

  • @user-fe6wh6cw7g

    @user-fe6wh6cw7g

    2 жыл бұрын

    Ya

  • @selotesfagabir8988

    @selotesfagabir8988

    2 жыл бұрын

    Kem Eritreawi gorah hasas tenkolena ab hawu sebay kimesil zdeli ke alo dyu

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    2 жыл бұрын

    ንኻልእ ዜጋ ገርሂ ኢዩ ንሓዉ ግን ስሙ ኢዬ እዚ ኸኣ ካብ ርእሰምትሓት ዝመጽእ ነገር ኢዮ።

  • @user-gx4lk1lv1c

    @user-gx4lk1lv1c

    2 жыл бұрын

    @@selotesfagabir8988 yigermeka EU abeynay alem keynu xhifwa aytredatnin Ertrawi bizeyka ezi nifelto ab Greece 🇬🇷 alo du kaliee

  • @user-gx4lk1lv1c

    @user-gx4lk1lv1c

    2 жыл бұрын

    @@semharkahsay1946ni abnet eseyas ni ertreawyan axnitna Ni amhara kedhuno elu ka yehwatna wediwom

  • @zaidrooma8692
    @zaidrooma86922 жыл бұрын

    እዚይ እንግላድ ዘሎ ውን ናቱ ታሓጋጋዛይ ኢዩ እዚይ ሽጣራ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ኢዩ እዚይ እንግሊዝ ዘሎ ውን ገበነኛ ኢዩ እዚይ ወዲይ ምስኪን ኢዩ ተላጊጸምሉ

  • @tigrawayresahfitret156

    @tigrawayresahfitret156

    2 жыл бұрын

    Zaid rsom ezas 1 amlak eyu zfelta aytdred keytfred hawey wey haftey

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte17442 жыл бұрын

    ንሃውካ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እምላክ ስለቲ ሰናይ ዝገበርካዮ ግን እግዝኣብሄር ዕጽፊ ድርብ ጌሩ ክህሰካ ዩ ሰናይ ምግባር ኣዚዩ ጽቡቅ እዩ

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy072 жыл бұрын

    ኣጽወቲሞኻ ተጋሩ ሰርቅቲ ውዲ ኤረይ ኣጆኻ እዞም ክሕዳማት ተጋሩ።

  • @user-bs3ix1hp1r
    @user-bs3ix1hp1r2 жыл бұрын

    ሽሕ ግዜ ኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ት........ይ 😂😂☝️

  • @user-ul1hr6gm2q

    @user-ul1hr6gm2q

    2 жыл бұрын

    Halewlew ባእ ሽውያ ሕልና የብልካን ንስካ ትላገጽ ኣለካ ምሽ

  • @dkg4657

    @dkg4657

    2 жыл бұрын

    @@user-ul1hr6gm2q anta dika shwaya tbl gunufat alet

  • @user-ul1hr6gm2q

    @user-ul1hr6gm2q

    2 жыл бұрын

    @@dkg4657 በቃ ርእስካ ብጸርፍ ድዩ ዝዓቢ ዘሎ ልሳንካ ሕማቅ ይዛረብ እንበር ከይበጽሓኒ ዶ ፈርሕካ ኣተዓባብያካ ዝበደለካ ስድራካ ኣይተጽርፍ

  • @haregubereket6462
    @haregubereket64622 жыл бұрын

    ኣምላክ ይባርካ

  • @abadiasmelash6508
    @abadiasmelash65082 жыл бұрын

    ሃይ ጆሱ ሓወይ ብመሰጀር ጽሕፈልካስ መልሲ ኣይሃብካንን ይጽበየካ ኣለኩ

  • @anderbrhanabraham2828
    @anderbrhanabraham28282 жыл бұрын

    ይዋሳኣካ እዩ ኔይሩ።ጉዳይ ሓውካ ጥራይ ግበር።

  • @angesomselemon3375
    @angesomselemon33752 жыл бұрын

    ሽሕ ግዜ ይኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ኣይትፈልጣን ኔርካ ዛዓርከይ

  • @gualbahtahagos7001

    @gualbahtahagos7001

    2 жыл бұрын

    Tigraway muqanu rgtsegna dika hawey?

  • @user-fy7cu2ht9k

    @user-fy7cu2ht9k

    2 жыл бұрын

    ኣታ ሕሙሙ ኤርትራዊ እዩ ኩሉ ሕማቅ ዝሰርሕ መቸም ትግራዋይ ኢኩሙ ትብሉ ሕሙሙ

  • @greattigray5290

    @greattigray5290

    2 жыл бұрын

    ኣቱም ዲቃሉ ፍንፋናት ኩሉ ግዘ ክፍኣትኩም ናባና ተሳብቡ ኢኩም ትፍቱኑ ሑሱራት

  • @dkg4657

    @dkg4657

    2 жыл бұрын

    @@gualbahtahagos7001 profilu keyn bichan meliEwan aytriton ewur dika?!!

  • @zeromwedihamele2230
    @zeromwedihamele22302 жыл бұрын

    ኣብ ልብያ ኮይኑ ገንዘብካ ዝበልዓካ ከተማ ትራብሎስ እንተልዩ መንነቱ ክትፈልጥ ቀሊል እዩ የዕርኽትና ኣለዉ መን ምኻኑ ወድመን ኣበይ ዓዱ ኩሉ ከነጻርዮ ቀሊል እዩ።ስእሉን ስሙን ስደደልና ናይዚ እንግሊዝ ዘሎውን

  • @Kereney29
    @Kereney292 жыл бұрын

    ጆሲ ሓወይ ሰላም ንዓኻ🙏❤️ ቀጻሊ ክብለኻ ዝደሊ ኩሉ ተቅርቦ መደብ ጽቡቕ እዩ ቀጽሎ ኣነ ክብለኻ ዝደሊ እዚ ናሆም ዝባሃል ኣብ tiktok እየ ዝፍልጦ ግን ብጣዓሚ ለክባጥ ቆልዓ እዩ ኩሉ ዝገብሮ ነገር ናይ ምድንጋር እዩ ብዛዕባ እዚ ወዲ ስልጣ ዝብሎ ዘሎ ብጣዓሚ ዘሰንብድ እዩ ኣጆኻ ገንዘብ ሓላል ናብ ዘብሎ የለን። ግን እቲ ናሆም ተጠንቀቆሉ ኢኻ ብዙሕ እዩ ዝዛረቦ ንዓኻ ውን ከይዳናግረኻ ab live ብዙሕ እዩ ዝዛረብ መትከል ዘይብሉ ብሽም ኤርትራዊ እዩ ዝሽቅጥ ካብ ክልተ ህዝቢ ክውለድ ይክህል እዩ ግን ኣነ ብ ሕዋሓት እየ ዝከብር ስሚ ኤርትራውያን እዞም ጀጋኑ ኣቦታይ ሕዋሓት እዮም እዩ ዝብል ከመይ ገይሩ ወዲ ስውኡ ኤርትራዊ እየ ዝብል በጃኻ ጆሲ ሓወይ ን ዝያዳ ምርግጋጽ ሓደ ማዓልቲ ኣብ tiktok live ኣትኻ ስምዖዮ

  • @danielWeday
    @danielWeday2 жыл бұрын

    ወድይ ስልጣን ከምቲ ሰናይ ተግባርካ ኣምላኽ ይረኣየልካ :እንተ ናይቲ ዘዳናገረካ ሰብ ግን ብኡኡ ኣብሉ ይጥፉ ዓሳ ይወሓጦ ኣብትይ ባሕሪ ብጠዓሚ ረሳሕ እዩ : ወድይ ስልጣን መዋጾ ሓውኻ ይፍጠረልካ::

  • @devidrozario2898
    @devidrozario28982 жыл бұрын

    ኣጆካ ሉኡለይ ኣምላክ ናይ ኢዱ ክፈድዮ ኢዩ ፡ ን ኣሮን ድማ ኣምላክ መዋጺኦ ይፍጠረሉ

  • @danielWeday
    @danielWeday2 жыл бұрын

    ጆሲ ናይ ብሓቅይ ጽቡቕ ዝኮነ መደብ እኻ ተቕርብ ቀጽሎ::

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp2 жыл бұрын

    Eritreawan Gerih, Abet Girhnet. Nihna Eritreawan Amentin Lewahatin Ena, Abzikulu Debtsihana Dima Emnet Eyu

  • @berakiyowhans2776
    @berakiyowhans27762 жыл бұрын

    እዋይ ወዲ ባጽዕ ሓወይ ኣምላኽ ግርህነትካ ይረኣየልካ።

  • @rozinaaregay7122

    @rozinaaregay7122

    2 жыл бұрын

    ወዲ ባጽዕ ገርሂ አዩ ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab22322 жыл бұрын

    ኣምላኽ ከምቲ ዝሓገዝካዮ ኣምላኽ ይሓግዝካ ሎሚ ኣሚንካ ዘይምግራህ መደናገርቲ

  • @user-dr1yv8lq9k
    @user-dr1yv8lq9k2 жыл бұрын

    ስለቲ ሰናይ ተግባርኻ ፈጣሪ ባዕሉ ኽፈድየኻ አዩ ዝሓወይ ንስኻ ሕልናኻ ቀስቂስኻ ብምሕጋዝካ ጽቡቅ ተግባር አዩ አንተ አቲ ኣሚንኻዬ ዝጠለመኻ ግን ድሓን ንነብሱ ኣይበል ንሓውኻ ኸኣ ፈጣሪ ብሰላም የውጽኣዬ

  • @em7770
    @em77702 жыл бұрын

    እቲ ዘገርመኒ ኩሉ ግዜ ተታሊልና ዝብል ይመጽእ እሞቀጻሊ አይንማሃርን ዲና። እቲ ዘገርመኒ ካላአይ ድማ ክላእ ኤሪትራውያን አበይ ከይትበጽሑ ምባሉ ።ካንዲና ክንታለል በጹሑና ። እሞ ጽሒፎም አብ ፈይስቡክ ኢለ ዘይፈልጦም እዚአሲ መልሲ ስኢነላ አምላኽ በጃኻባ ምሕረትካ አውርደልና እምነት ትብል ቃልሲ ጠፊአ አብ ዓለም ።

  • @vjr7453

    @vjr7453

    2 жыл бұрын

    ከማኻ ሰብ ተፀግሙ ናርኣኻ ከመይ ገይርኻ ትድቅስ ሽሕ ግዜ ይጥለምኻ ንስኻ ጥራሕ ብንፁህ ልቢኻ ትሕግዞ አለካ ብድሕርኡ ፍርድ ዝፈርድ ኣሎ🙏

  • @ghennettesfagiorgis9074
    @ghennettesfagiorgis90742 жыл бұрын

    May God be with you 🙏 don't worry God be with you and with your beloved brother.! Believe me your brother you will see him soon by power of God 🙏Amen

  • @user-ty7ly5xu3z

    @user-ty7ly5xu3z

    2 жыл бұрын

    እንታይ ኢዩ እዚ ኢንግሊዝኪ ፡with with ጥራይ መሊእክዮ

  • @lamlamrouasom3990
    @lamlamrouasom39902 жыл бұрын

    ✋✋✋❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @issakabraham7663
    @issakabraham76632 жыл бұрын

    ወዲ ስልጣን ኣምላኽን ሰብን ዝፈትዎ ስራሕ ኢኻ ጌርካ። ኤርትርውያን ደኣ እንታይ ከይትገብሩ ክብሉና ሓቆም እዮም። ባዕልና ክብሪታትና ኤርትራውነትና የሕሊፋና ስለ ንህብ እዩ።

  • @user-be6cy3cw8c
    @user-be6cy3cw8c2 жыл бұрын

    እዋይ ኣታ ኣነ ከማን ኣደንጊጽኒ ብimo ኣጆካ ይብሎ ኔረ ልክዕ ኣሎ እዚ ወዲ ከምቲ ዝብሎ ኢዩ ዝብል ይገርም ኢዩ

  • @user-xq6tj5jg1y
    @user-xq6tj5jg1y2 жыл бұрын

    መዋጽኦ ይፍጠረሉ ንሓውኻ ኣጆዃ ዝሓወይ

  • @tomie8101
    @tomie81012 жыл бұрын

    ወዲ ስልጣንሓውና ንስካ በቲ ዝገበርካዮ ጽቡቅ ተግባር ብኣምላክ ምሉእ ዓስቢ ክትረክብ ኢካ እንተ እቲ እከይ ጠላም ግን ውዕሉ ሓዲሩ ክዋረድን ክነብር እዩ ንግዚኡ ተትሓብኣ ዝትሓብኣ ይመስሎ ኣጆኻ ናብዘብሎ የብሉን እንተ እቲ ሓውካ ክኣ ብሰላ ይሃሉ ብሓይሊ ኣምላክ ክኣ ክሁሉ እዩ ኣብቲ ዝዶልዮ ክኣ ብሰላም ይእትዎ ኤርትራውያን ይሕዋተይ ክኣ ካብዙይ ብዙሕ ክንምሃር ኣለና ።

  • @Efrem665
    @Efrem6652 жыл бұрын

    ልቢ ትግራይ እኪ ተባሂሉ ዩ፡ ኩሎም ተጋሩ ደኣ ሓደ ኣይኮኑን እምበር።

  • @rutayemane9397

    @rutayemane9397

    2 жыл бұрын

    ኩሎም ሐደ ዮም ቆማላት ጠላማት

  • @abrahamteklay6553

    @abrahamteklay6553

    2 жыл бұрын

    Nay tegraway tuy yelen kkkkkk

  • @fgdf3277

    @fgdf3277

    2 жыл бұрын

    😂😂😂ፁሉላት

  • @tsegaymussie4179

    @tsegaymussie4179

    2 жыл бұрын

    Yes

  • @selamrar2620

    @selamrar2620

    2 жыл бұрын

    @@rutayemane9397 ኩሉኹም ኤርጥራውያን ከኣ ዓናጅል??

  • @user-pd6xr7hj9l
    @user-pd6xr7hj9l2 жыл бұрын

    መታለሊ እዩ እዚ ኣጆኻ ንሓዉኻ መዋጽኦ ይፍጠረሉ

  • @bereketgere8188
    @bereketgere81882 жыл бұрын

    ሓቁ ዩ መኽንያቱ ፈኸራ ጥራይ ኮይና

  • @user-xq6tj5jg1y

    @user-xq6tj5jg1y

    2 жыл бұрын

    ክክክ ዘይፍክሩ ዘተግብሩ ኣለዉ ኣይትጋገ

  • @user-lf9ih4tm3i
    @user-lf9ih4tm3i2 жыл бұрын

    ዓዋናት ንመን ትሕግዙ ዘይትፈልጡ ተጋሩ ክጻወተልኩም ዝገርም

  • @luwamtewelde2767

    @luwamtewelde2767

    2 жыл бұрын

    xuruy eritreawi iu ywasae iu zelo tgraway aykonen

  • @gelulove3647
    @gelulove36472 жыл бұрын

    ኣታ አዚ ወዲ መትላል ጀሚሩ አንባር

  • @nimrodwoldeab1708

    @nimrodwoldeab1708

    2 жыл бұрын

    Tfelto eka tmesil nezi seb gn mehnaqu eyu neru

  • @yohannesghebrezgi9610
    @yohannesghebrezgi96102 жыл бұрын

    ነቲ ከምዚ ጌሩ ዘታልል ደሎ ሰብ ደረቕን ተንቀሳቓስን ስእልራቱ ሞ ዘአግሕዎ, 1 ኣብ ልዕሊ ዚ ዝዛረብ ዘሎ ሓውና ዝገበሮ ምትላልን ዝወሰዶ ገንዘብን ክሕተተሉ, 2ይ ድማ ንድሕሪ ሕጂ ከይቅጽሎ ነቲ ምትላልን ካልኦት ውን ኮምኡ ንኸይገብሩ መግትኢ ንኽኸውን

  • @user-bp5ut2zf3u

    @user-bp5ut2zf3u

    2 жыл бұрын

    ኣነ ከም ዝመስለኒ ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ዝኮነ ክትዉስን ኣይርኪእልን ምኽንያቱ ሎሚ ዘይተንግረ እንበር ዘይተገብረ ስለ ዘየለ ሃዲእካ ምስማዕ የድሊ ቕድሚ ስእልታት ምዝርጋሕ ምክንያቱ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ካልእ ትስምዕ ኣብ ካልኣይ ክፋል ከኣ ካልእ ጉድ ይመጽእ So ድብልቕል እዩ ዘሎ፡ኩሉ

  • @user-xv6vg7ot9g
    @user-xv6vg7ot9g2 жыл бұрын

    ኣጆካ ኩቡር ሓወይ ዘዉጸካዮ እግዚአብሔር ይተከኣልካ ሓዉካ ከኣ አብስለው ም ይእትዉ ከማና የማስሎ ኩቡር ሓዉ

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im6 ай бұрын

    ሰላም ጅሲ ሓውና እዚ ወዲ ጽብቅ ጌረ እየ ዝፈልጦ ኣጋጣሚ ኣብቲ ሰዓቱ ኣይርኣክዎን ነዛ ቪዶ

  • @user-rs1rl5qj1l
    @user-rs1rl5qj1l2 жыл бұрын

    ሕጂ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ኣነ 1600 ዶላር ከፊለ ኣውጺአዮ ሓወይ ካብቲ አንዳ 55 ዝብሃል ከቢድ ዩ አቲ ማአሰርቲ ብኽንደይ ክልተ ወርሒ ገንዘብ ኻብ ዘውርዶ ሕጂ ግን ብሓይሊ ኣምላኽ ወጽይለይ ስለዚ ደቂ ዓድኻ ትፈልጦም ትሃልዮም በጃኻ ከፊልካ ኣውጻዮ ከቢድ ዩ አቲ አሱር ቤት ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሉ 🙏

  • @elianachannel1175

    @elianachannel1175

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen mewaxio yefterelu miskinay

  • @habtomay67
    @habtomay672 жыл бұрын

    tegaru resahat qomalat

  • @rigbetesfay6422
    @rigbetesfay64222 жыл бұрын

    ኣይትፍረድ ከይ ትፍረድ ዱዩ ዝብሃል ምስ በዓል ሓቂ ይኹን መድሓናለም 🙏

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa36942 жыл бұрын

    ሓቁ እዩ ነንሕድና ስኒት ሰለዘየብና እዩ ከምኡ ኢልካ ዓባይ መለእኽቲ እያ ሕጂ እዩ በጃኩም ንሕሰበሉ

  • @galtigrinyatigrinya33

    @galtigrinyatigrinya33

    2 жыл бұрын

    How can you guys believe that guy

  • @dkg4657

    @dkg4657

    2 жыл бұрын

    @@galtigrinyatigrinya33 zeyEmun slezkonka seb aytiAmnin niUkat

  • @banakelab5659
    @banakelab56592 жыл бұрын

    Ata ezi tgrawa eu abzi libya alo

  • @akiabrham7726
    @akiabrham77262 жыл бұрын

    Amlakey temzgen fetari terkibu 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @snitmichael6040
    @snitmichael60402 жыл бұрын

    ልምዲ ስርቂ ናይ ዘለዎም፡ከምዚኦም፡ኢዮም እቲ ጸገም ዘለዎ ሰብ ንከይሕገዝ ምኽንያት ዝኾኑ ዘለዉ ሰራቒ ፡ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ግን ተስፋ ጥራሕ ኣይትቁረጽ ጽቡቕ ብምግባርካ ጥራሕ ሃብታም ናይ ኣእምሮ ሙዃንካ ፍለጥ ጽቡቕ ዝገብር ከኣ ካብ ኣምላኽ እንበር ካብ ሰብ ኣይኮነን ዓስቡ ዝቕበል

  • @helenberhe9624
    @helenberhe96242 жыл бұрын

    Weyyyyy gud

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 Жыл бұрын

    You did good job brother he is going to get his punishment someday. And it’s a lesson for you be careful next time. Thanks for sharing your story you are good person thanks.

  • @kbrateklemariam6894
    @kbrateklemariam68942 жыл бұрын

    Ajoka zhawey 😭😥

  • @Spatolina
    @Spatolina2 жыл бұрын

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @user-fy7cu2ht9k
    @user-fy7cu2ht9k2 жыл бұрын

    ኣቱሙ ሰባት ሕሙማት ኢኩሙ ይመስለኒ ኩሉ ሕማቅ ዝሰርሕ በቃ ትግራዋይ ኢኩሙ ትፈልጡ ኤርትራውያን እንዶ ግዳይ ኣይትገዱን ናይ ይሕዋትኩሙ ኩሊት ትሸጡ ገበርቲ ጉድ ተጋሩ ከማካትኩሙ ዓይነት ኣይኮናን ሕሱራት ብሽም ተጋሩ ኣይትፃወቱ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮በላዕቲ ይሕዋቶሙ

  • @davedavo9983

    @davedavo9983

    2 жыл бұрын

    ትም በሊ ቲ ነፍጥ

  • @genetteklemengesha9164

    @genetteklemengesha9164

    2 жыл бұрын

    Ykebabelulom nerom. Srki deia hangi iabakum endyu zelo. Eritrea deia selam ember.

  • @genetteklemengesha9164

    @genetteklemengesha9164

    2 жыл бұрын

    Ati sdi kulitki tbezbez iay nskum endikum kab measker chewikum tshetwom etom zerei natkum zelewom Eritreawyan eina behalti keia

  • @user-fy7cu2ht9k

    @user-fy7cu2ht9k

    2 жыл бұрын

    @@genetteklemengesha9164 ስቅ በሊ ሰታይት ደም ይሕዋታ ስቅ ኢልኪ ኩሊት ይሕዋትኪ ሽጢ ፀንባዓ ተረፍ ጥልያን ጓል ደርጊ

  • @mimiteme7675

    @mimiteme7675

    2 жыл бұрын

    ንሱስ ትሕሽዎ ደኣ እዚ ንሪኦ ዘለና ድዩ ወላድ ካልኦት ተጋሩ ኣለው 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @brhinefrem9273
    @brhinefrem92732 жыл бұрын

    Bjakum Eritreawyan gerhenet yehasina alo

  • @amlesetsemera5174
    @amlesetsemera51742 жыл бұрын

    Zehaweyi ajeka

  • @melashfrowini240
    @melashfrowini2402 жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @franchiseBGeld
    @franchiseBGeld2 жыл бұрын

    Ane keman 4500 tebelie aleku bdelali

  • @akirzemen8389
    @akirzemen83892 жыл бұрын

    🤔🤔😱😱

  • @danitesfamcael7537
    @danitesfamcael75372 жыл бұрын

    Danke dir Jo❤️❤️

  • @munirmg6467
    @munirmg64672 жыл бұрын

    ودي سلطان حبيبي انت انسان طيب ربنا يكثر من امثالك ..... منير ابن مصوع

  • @zetamful
    @zetamful2 жыл бұрын

    To help someone is good but we have to know frist. Money is dirty !!.You help him 6 month you are very kind by now becarful .

  • @mumeryoutube5903
    @mumeryoutube59032 жыл бұрын

    Josiass please, for how long we acting like this? Must have an evidences before doing anything. Understand the problem, but there many users in a twist way so we need to be careful a.nd have evidences. Josiass, bless you.

  • @filixigab5876
    @filixigab58762 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ንስኻ ኣምላኽ ዘውጻእካዮ ይተክኣልካ ቅንዕናኻ የድምቆ ንሓቅነትካ እንተ እዚ ርሙስ ግን ኣብ ሊብያ ኮይኑ ከምዚ ክገብር ፈጣሪ ውን ልብኻ ኢዩ ዝርኢ።

  • @afrikasud3646
    @afrikasud36462 жыл бұрын

    Bejakhum amet hawkha Geber

  • @waltahager9609
    @waltahager96092 жыл бұрын

    Ajoka ezi hawey

  • @minyaweldegaber8905
    @minyaweldegaber89052 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temesgenasrat3266
    @temesgenasrat32662 жыл бұрын

    Welcome

  • @rezenemebrahtu1753
    @rezenemebrahtu17532 жыл бұрын

    Ask the ground it will tell for it self.

  • @user-uo5pn2dk4c
    @user-uo5pn2dk4c2 жыл бұрын

    ajoka zhawey bzgebrkayo kytitas xbuk eka gierka bezi tefiu delo genzeb wen bejka ykun ajoka amlak xbuk gbrka riu hawka bselam kewxalka yu 🙏❤

  • @Titi_tom_jerry
    @Titi_tom_jerry2 жыл бұрын

    Josi hawey sorry kemey gerika nay hade demixi tesemi mejemerta nay keliteom mesimai yehayesh🙏

  • @tesfa7382

    @tesfa7382

    2 жыл бұрын

    Dewiluli Eyu gn ayteqebelon

  • @eastafricainformation2825
    @eastafricainformation28252 жыл бұрын

    ነቲ ሸር ዝበሎ ፈለማ ክትሕዞ ኣለካ ቤተሰቡ ንገረኒ ብሎ

  • @amanuelmengsteab5384
    @amanuelmengsteab53842 жыл бұрын

    Alet tegraway zelewo dea entay kemen

  • @ffdfddssfyddhdd4704
    @ffdfddssfyddhdd47042 жыл бұрын

    😱😱😱😱

  • @okubaybeyene9441
    @okubaybeyene94412 жыл бұрын

    ጽቡቅ ዝገበርካ ሓወይ ብ ኣምላኽ ርከቦ እንተ እቲ ወዲ ግን ኣበይ ሞ ከይጠቅሞ ለኪምዎ ክጠፍእ ኢዩ

  • @EmaShow
    @EmaShow2 жыл бұрын

    Ezi tebelo zeleka josi haqi nekfelet eti wedi Nahom malet eyu vidoe serihu sel zelo keme zeywealo habiru alo emo neseka kea behanesab amexayom::

  • @melestesfai8946
    @melestesfai89462 жыл бұрын

    ሓወይ ናተይ ንሓውኻ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ገባሪ ኩፉእ ክኣ ናይ ኢዱ ይሃቦ ፈጣሪ ባዕሉ።

  • @divoramedia
    @divoramedia2 жыл бұрын

    አብዚ ነገር እዚ ግን ከመይ ገርካ እካ ሳልሳይ ኣካል ዘይብሉ ኣብ መድያ ከምኡ ትገብር ክንደይ ካብ 100 እዩ እቲ ሓቂ

  • @user-bp5ut2zf3u

    @user-bp5ut2zf3u

    2 жыл бұрын

    Ya እዚ ከብድ እዩ እዚ ዝክሰስ ዘሎ ሰብ ሕጂ እንታይ መረጋገጺ ኣለኩም ስእለይን ስመይን ጠቂስኩም ተበለስ መን ይሕተት እዚኣ ከባድ እያ ብሓቂ

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin66132 жыл бұрын

    እዛ ኣብ ኣስመራ ናይ ጁባ ዝነበረት ኣብ ደጌ ኮይና ስርሓ ትቅጽሎ ኣላ

  • @binigoytom7660
    @binigoytom76602 жыл бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ነገር ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ፈጣሪ ሰለ ዝበለ ትግራዋይ ትስዕር ኢሉሞ ብኸምዚ ዓነት ነወንጅሎ ኢልኩም ካብ ታሓስቡ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስኽ ውን ፅብቅ እዩ ሓሰውቲ ወሻልኽ ሰብ ጀርመንስ ንባዓልኹም ድራር ዘዪትፀግቡስ ንሰብ ክትሕጉዙ ወደይ ዘይትስተር ምሽሙሽ

  • @shikorinashikorina2085

    @shikorinashikorina2085

    2 жыл бұрын

    ሙሹሙሽስ ባዕልካ

  • @asilesalih7603

    @asilesalih7603

    2 жыл бұрын

    wedi sharmuta nay jerman sirihna ina ninebir komal

  • @naomialex5614

    @naomialex5614

    2 жыл бұрын

    Nbaelka tslei zeleka eka tmesl chbti aleni eilu ms meregagetsieun selun metsyu endareakayos kemey eilka wenjilwo tbl aleka... tfelto entelika aghidka tezareb

  • @user-kl6mm6et4o

    @user-kl6mm6et4o

    2 жыл бұрын

    Natu tehababari eka nska hji flut bezararbaka tflet

  • @sweetlifesweetlife5336
    @sweetlifesweetlife5336 Жыл бұрын

    ኣቀዲመ ንትገብሮ ዘለካ መሃሪ መደብ አመስግነካ። ብምቅጻል ኢሞ ወይ ዋሳፕ ቁጽርካ ክትገድፈልና ንደሊ ኣሎና።

  • @smartcityfool
    @smartcityfool2 жыл бұрын

    ካብ ሊብያ ቡዙሕ ከባቢ $6500 $5000 ናይ ሐገዝ ሕቶ ይረአ። አዚዩ ዘጠራጥር ኢዩ ካብቲ ፕሮፋይል ጀሚርካ ክሳብ ብዝሒ ናይ እቲ ገንዘብ ኩሉ ተቐራራቢ ኮይኑ።

  • @Bisha504
    @Bisha5042 жыл бұрын

    eska tgedd tgraway teamn

  • @digegoitom4687
    @digegoitom46872 жыл бұрын

    Tigraway aytiemennnn

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane62792 жыл бұрын

    ጥልመት ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ናይ አቦኦም እዩ ደቂ ኤረይ አይትገርሁ እዚኦም መታለልቲ እዮም

  • @okbaywehab4580
    @okbaywehab45802 жыл бұрын

    Selam hawey Narey Hiji dewlele kihgzeka Eye

  • @ghirmayteame8964
    @ghirmayteame89642 жыл бұрын

    እዙይ ዘርየካ እንተ ሃልዩ ሓቁ እዩ ኤርትራውያን፡ክብል ።ንስኻን ከዚኸማኻን ዛኣመሰሉ፡ሰባት ዮም፡ነዛ ሃገር ዘጽርፉ ዘለዉ ።ኣብ ዓዲ ዘሎ፡ጽጉም፡የሕዋትኩምን ቤተ ሰብኩምን ሓግዙና እንተ ዝብሉኹም፡ዋላ፡ቕርሺ ኣይትህቡን ።፡ኣብዚ ግን ተጸጊመ ኢሉኒ፡ዋላ፡ገለ እንዳ በልኩም፡ሰልድኹም፡ተጥፉኡ ወዲ ሰብ ቀዳምነት ንመን ይሕገዝ ክፈልጥ ይግበኦ

  • @yonaskeshi1863

    @yonaskeshi1863

    2 жыл бұрын

    ልክዕ ዝብላዕ ዘረባ ኣብዚ እዋንዚ ዝኾነ ሰብ ሕስው ኣቢሉ እንዳነብዐ ቡዙሕ ምኽንያታት እንዳቕረበ ሓግዙኒ ክብል ይኽእልዩ ጥንቅቕ ምባል ጽቡቕዩ

  • @eritgray3602

    @eritgray3602

    2 жыл бұрын

    ኣንታ ሰብ እንታይ ዓይነት ጽሑፍ ትጽሕፍ ኣለካ ተጸጊመ ንዝበለ ምሕጋዝ ከመይ ዲካ ትፈልጥ ወይስ ነዚ ሓጊዘዮ ዝብል ዘሎ ሰብ ትፈልጦ ዲካ ኣካል እቲ ኣብ ዓዲ ዞሎ ሓውካ ገለ ምሕጋዝ የድልዮምብ ትብሎም ዘለካ ኣካል ናቶም ደይኮነን

  • @mitslaltadiwos9397
    @mitslaltadiwos93972 жыл бұрын

    Hi

  • @abaditsolomon4006
    @abaditsolomon40062 жыл бұрын

    ኣጀካ ዝሓወይ ንሓውካ ካኣ መውጽቲ ይፍጠረሉ

  • @romanande169
    @romanande1692 жыл бұрын

    Josi hawey beteseb zeyblu yelen kab mntay du tefetiru eti wtsue hawna gin mewatso yfterelu kindey mesakin shigr kfethu kblu zbdelu bzuhat eyom

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts4772 жыл бұрын

    Egzeabher kirediaka eyu ajoka

  • @habenkahsai5794
    @habenkahsai57942 жыл бұрын

    Akhhh Ertrawi zrekhbo zelo 💔 ati Eru adey frdkhi ba habi 😭

  • @eastafricainformation2825
    @eastafricainformation28252 жыл бұрын

    ብሮ ተጋጊኻ ዓቢ ጌጋ መን ምኻኑ ከይፈለጥካ

  • @dkg4657

    @dkg4657

    2 жыл бұрын

    Wedi swue elu hagizwo. Wedi telam eta nay abou keytiterf elwamber

  • @fanusgebreadonay5798
    @fanusgebreadonay57982 жыл бұрын

    eqa dehan maxka josi abi seb amlak ayena lubona yehabo entay yebehal koynu kab magedi xegam nab megedi yeman yemlasana amlak nu kuluna

  • @mussieberhe7240
    @mussieberhe72402 жыл бұрын

    Kemezi zeblkay zektam,u betsb zebhal yeblun gena hati zetgremku nahom kemezi kegber ay texbekuwom ebr betami meskin seb u ane keme zefelto abe libya dema betami u kertet zebl zelo 2016 u dema ne libya atu

  • @user-dr1yv8lq9k

    @user-dr1yv8lq9k

    2 жыл бұрын

    ጊዜን ስደትን ባህርያት ናይ ሰብ ይቀያይሮ አዩ ዝሓወይ

  • @sebkbur6019
    @sebkbur60192 жыл бұрын

    ትግራዋይ ተመን ለይቲ እዩ ኢልናኩም ብዙሕ ግዜ። ኤርትራውያን ኣይትሰምዑን ኢኹም። ብፍላይ እዚ ናይሕጂ ሙሽሙሽ ወለዶ። ሓደ ወጃብ ረሻይዳ ን30 ብበትሪ ከብኪቡ ኩሊቶም ክሓርዶም ከሎ ዕላማ ኣለኒ ድላዩ ይግበር ዝብል ጅሉሕ ወለዶ። ሓቁዩ እዚ ዓጋመ ኤርትራውያን ሙሽሙሻት ክብል

  • @jesusismylord732

    @jesusismylord732

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ !!!

  • @user-fe6wh6cw7g

    @user-fe6wh6cw7g

    2 жыл бұрын

    Haki

  • @user-ez4zu9uk3l

    @user-ez4zu9uk3l

    2 жыл бұрын

    ካብ ማዓዝ ዳኣ ዓጋመ ኮይኑ😁😁

  • @user-fy7cu2ht9k

    @user-fy7cu2ht9k

    2 жыл бұрын

    ውቁዓት ኤርትራውያን ሓውኩሙ ኤርትራዊ እዩ ናብ ትግራይ ኣይተፀግዕዎ ሕሙማት

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay78552 жыл бұрын

    To sad i

  • @helenberhe9624
    @helenberhe96242 жыл бұрын

    Zeynsemo yeblnan

  • @wedikern9081
    @wedikern90812 жыл бұрын

    Hji nay zi hawina mis semue kdwlulka ekoni

  • @ibrahimmehmud8748
    @ibrahimmehmud87482 жыл бұрын

    55 dea zkefea bet measerti nay behaki himaq shela eyu

  • @aronasmera8867
    @aronasmera88672 жыл бұрын

    ማራ ተገርህካ ሓወይ

  • @salamasa3794
    @salamasa37942 жыл бұрын

    ኣይ ዘይ ረእና ኣይንፈርድን

Келесі