ጸላኢ ክቐትለካ ክመጽእ ከሎ እንታይ ክትገብር ኣለካ? / ሥልጣን ከሰተ

Ойын-сауық

Пікірлер: 287

  • @Mesimesi-ir4vt
    @Mesimesi-ir4vtАй бұрын

    እንኻዓ ብሰላም መፅኣካ መምህር ስልጣን ሓዉና

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535Ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና ክብር አቦዋና ፍጽም ምሕረቱ ይልኣከልኩም 🤲🕯

  • @user-et5dm4bm7m
    @user-et5dm4bm7mАй бұрын

    እንኻዓ ብሰላም መፅኣካ መምህር ስልጣን ሓዉና❤❤❤

  • @user-hl6mh4ve6j

    @user-hl6mh4ve6j

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-jd9yc7oq3m
    @user-jd9yc7oq3mАй бұрын

    ኩቡር ድያቆን ቃል ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ካብ ኩፉእ ይሓልካ ፈጣሪ❤❤

  • @user-ce2jq4eb5i
    @user-ce2jq4eb5iАй бұрын

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1xАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ብሓቂ ደስስስ ክብል ስብከት ተባረክ🙏❤

  • @MillionGoitiom-ln6dc
    @MillionGoitiom-ln6dcАй бұрын

    በጃኻ ቀጽሎ ብዙሕ ትምህርቲ ትህበኒ ኣለኻ ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቁር ሓውና❤❤❤

  • @user-cx7kx2do8j
    @user-cx7kx2do8jАй бұрын

    ቃል ሂወት የስምዕኻ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ግራይ ከምኡ ስለ ዘይገበርና እዩ ቤተክርስትያናን ነዲዱ ህዝብና ተሓሪዱ ህዝቢ ከይ ፈተወ መስሊሙ ሎም ሽግር ኮይኖምና ኣለዉ

  • @solomonbb1377

    @solomonbb1377

    Ай бұрын

    Nay behaki, nemetsai ewin kennemeharelu eyu zegebeana, akonen tarikna tarik hezbe habesha nebere kekewin eyu

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hyАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡርመ መምህርና አንኳዓ ዳሓን መፃካ አመብራሃን ምሳካ ትኩን 🙏🙏🙏

  • @user-zd3pw9dv8lmara
    @user-zd3pw9dv8lmaraАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ስልጣን 🙏🙏🙏

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7fАй бұрын

    Bhaki kale hiwet yesmalan❤ ab mexhaf kudsna wey emnetna zelena aredadea kenebi tgebro zeleka tsari blebi nemesgen hawey tsegu yebzhalka 🙏

  • @okubugebrekidan491
    @okubugebrekidan491Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዕልና ኩብር መምህር ሓዉና ስልጠን

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100Ай бұрын

    ክብሪ ይኹን ለስላሴ ክብሪ ይኹን ለስላሴ ይኽበር ይመስገን ኣምላኽ ሙሴ አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤

  • @user-pk7ek9px8s
    @user-pk7ek9px8sАй бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ፉቁር ሓወይ እግዛቢሐር ኣምላክ ካብ ኩፉእ ይሓልዉካ ቀፅለሉ በርትዕ ኣጆካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @helentkabomengstuyhhsiy7668
    @helentkabomengstuyhhsiy7668Ай бұрын

    ምሕረት የዉርደሉኣምላክ ምምህር ዘርኡ😊

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዕልና ኣብ ልበይ ዝነበረ ሕቶ መሊስካለይ ስልጣን ሓውና

  • @awetandebrhan4709
    @awetandebrhan4709Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ነቦና ዕድመ ጥዕናን ይሃበልና!!!

  • @senaitabrahadesta8485
    @senaitabrahadesta8485Ай бұрын

    ስልጣን ሓወይ እቃኣ ብሰላም መጻእካ ንኣቦና ካኣ ምሕረት የውርደሎም ፈታርይ

  • @eyobielwelday-st2lk
    @eyobielwelday-st2lkАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር ስልጣን ሓውና ኣምላኽ ጸግኡን በረኸቱን የብዝሓልካ

  • @Edula-qq5jo
    @Edula-qq5joАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ

  • @fdg761
    @fdg761Ай бұрын

    ሰላምኻ ይብዛሕ ሓወይ❤❤❤ እግዚብሄር ካብ ኩፉእ ነገር ኹሉ ይሓልኻ ዕድመኻ ነዊሕ እንጀራኻ ሰፊሕ ይግበረልኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሓወይ

  • @samerabb1026
    @samerabb1026Ай бұрын

    እንካዕ ሰላም መፀእኻ መምህር ስልጣን❤❤❤ባቅሓ ቃል ህይወት ያሰመዐልና

  • @Lilti-se1rc
    @Lilti-se1rcАй бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዐልና ሓወይ ናተይ ❤🙏

  • @HermonHermon-wm8ps
    @HermonHermon-wm8psАй бұрын

    ❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና

  • @user-zd2hb7uo9b
    @user-zd2hb7uo9bАй бұрын

    ኣሜን "3"🙏 እንዃዓ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ❤❤❤🎉🎉

  • @FilimonMehari-zg4zv
    @FilimonMehari-zg4zvАй бұрын

    አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ጽቡቅ ገርካ ኣብሪህካለይ ኩሉ ክኣ ተረዲእኒ❤🙏

  • @user-ul4gt1cp3t
    @user-ul4gt1cp3tАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ክብርና መምህር ፀጋ የበዘሐልካ 🙏

  • @merhawithayle8010
    @merhawithayle8010Ай бұрын

    Betami zhugos tewhedo malet kemzi eye enqa tewhedo konku abay tmherti eya edemen tanan yhabeka

  • @user-rm7nd5et4k
    @user-rm7nd5et4kАй бұрын

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏♥♥♥♥♥

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5eАй бұрын

    እንኮዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ

  • @user-dm8hn6ut6p
    @user-dm8hn6ut6pАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና🙏🙏❤❤❤

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITVАй бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ናይ 40 ሰባት መንፈሳዊ ሓይሊ ይሃብካ ፈጣሪ ኣንጻር ናይ --------- ንለባም ኣምተሉ ኢዩ ?

  • @user-oc3xp2ix2w

    @user-oc3xp2ix2w

    Ай бұрын

    👍👍👍❤❤❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshiАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሰልጣን ሃውና

  • @fishalegebreyosus862
    @fishalegebreyosus862Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ከምዞም ኣቦና ክንከውን እንተኺልናስ ክንጸድቕ ምዃና እንታይ የጠራጥራና'ሞ-ከኦም የማስለና።ክብሪ ድማ ንዓኻ ሥልጣን ሓውና ምእንታኣን ክንረብሕ ጎይታ ይሓግዝካ ክብል ይፈቱ።

  • @user-uv9rw3zv1l
    @user-uv9rw3zv1lАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7hАй бұрын

    ናይ ኩሉ ሰብ ሕቶ መሊስካ ኣነ ውን ይጠራጠር ምስ ዝኾነ ሰብ ከኣ ንካትዐሉ ነርና ነናይ ባዕልና መልሲ ኸኣ ንዛረብ ነርና ሎሚ ግን ተመሊሱልና ተባረኽ

  • @user-pz3wg3dr6j
    @user-pz3wg3dr6jАй бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህር ና❤❤❤

  • @user-bz4jj8wg2h
    @user-bz4jj8wg2hАй бұрын

    Ameen❤❤❤ Amlak ymesgen bhaqi nxrti eya eza mezmur

  • @user-qz6mu5xh6q
    @user-qz6mu5xh6qАй бұрын

    Amlak mlue mhret yewrdelom Amenn

  • @bhi8499
    @bhi8499Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን፫ ቃል ህይወት ያስመዐልና❤❤💖💚💚💖😘🙏

  • @user-qv4wl5se2b
    @user-qv4wl5se2bАй бұрын

    ታኣየም መናፍቅ ዝብልዎም ዘለዉ ስልጣነይ መብርሂ ሃበና❤

  • @SamuelSolomon-ez9rs
    @SamuelSolomon-ez9rsАй бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃላ ሂወት የስመዕልና ❤❤❤

  • @AnnoyedChess-mi7xp
    @AnnoyedChess-mi7xpАй бұрын

    እሜንእሜንእሜንቃልህያውትያስመዕልና

  • @gajk5445
    @gajk5445Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @asmeretandom8154
    @asmeretandom8154Ай бұрын

    Amen Amen Kale hewit yesemalna brukey hawena 🤲🤲🤲

  • @alemdesta454
    @alemdesta454Ай бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ፍጹም ብክርስቶስ ክቡር ሓውና ስልጣን እዞም አቦና ሓቀኛ ሃይማኖቶም እንታይ እዩ!? ማለት ንስጥሮሳዊ እዮም ዝብል ኣሎ ነይሮም እውን ኢልካ ኔርካ ግን ተተብርሀልና ንክልቲኡ ይኣምነሉ እየ ውን ኢሎም ዝብል አሎ "አብዚ አነፂርካ /ኩም ትፈልጡ ተሃሊኩም ሰናይ ልህዝብና " ግን ምስቲ ምውቀዖም ዘተሓሕዝ የብሉን ማለት ተዋህዶ ተዘይኮይኖም ይወቅዑ ገለ ከይመስለኩም "እቲ ዝለዓል ዘሎ ሕቶ አቦታትና ክንፈልጥ ስለ ዘለና እንበር📚💙

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694Ай бұрын

    ኣሜን ቃለሰናይ የሰመዐልና

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6lАй бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ስልጣን ሓዉና በጃኻ ኩሉግዜ ምጻእ ኣይትጥፋኣና ናትካ ትምህርቲ ክሰምዕ ከለኹ ዝበለጸ ኣብ እምነተይ ክጸንዕ ሓይሊ ዪኾነኒ ስነምግባር ክርስትናይን ባህለይን ብተግሳጽ ክትምህረና ከለኻ ካቡኡ ንኸይወጽእድማ ብርትዐ ዪህበኒ እሞ ኣይትጥፋኣና ፈጣሪ ጸጋኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏🙏🙏👏👏

  • @solomonbb1377

    @solomonbb1377

    Ай бұрын

    Amlak yehgezena hawey

  • @user-xd3wu2nc6q
    @user-xd3wu2nc6qАй бұрын

    Amen 🙏 qal hiwet yesmalna memhrey

  • @samuelyohannes7149
    @samuelyohannes7149Ай бұрын

    ❤ zeaigb tmhrti u memhrey , sele qalu amlakna eyesus krstos ymesgen Amen 🙏🙏🙏

  • @user-pu6uf1sv1q
    @user-pu6uf1sv1qАй бұрын

    ኣሜን ❤❤ኣሜን 🎉🎉🎉🎉ኣሜን

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3qАй бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ የብዝሕ🥀🕊

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9bАй бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ 💖💖💖

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣነይ ናይ ስደትና መምህር ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏♥️

  • @user-mj3xk4vo2w
    @user-mj3xk4vo2wАй бұрын

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen egzabher mseom ykun mhretu ylaekelom

  • @Hwetomoluh
    @HwetomoluhАй бұрын

    big love hawey

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8eАй бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኩቡር መምህሪና ፀጉኡ ያብዘሐልካ እግዛብሔር ኣምላኽ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-lk9ov1px9j
    @user-lk9ov1px9jАй бұрын

    አሜን፫ ቃል ህይወት ያስመዐልና አቦና እግዚአብሔር ይፈውሶሞ

  • @warrihabesha
    @warrihabeshaАй бұрын

    እከይ ዝገበረካ 4ተ ዕጽፊ እከይ ፍደዮ፣ የማነይቲ ገጽካ ዝጸፍዓካ፣ የማናይን ጸጋማይን ጽፍዓዮ። ቤትክርስትያን ዝደፈረ፣ ድማ ዕጽፊ መቅጻዕቲ ክወስድ ኣለዎ። ከምዚ ኢልካ እንተዘይገይርና ግን ክንጠፍእ ኢና።

  • @mebratgidey9354
    @mebratgidey9354Ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kubur memhrna khateka deleye ezi wedi sga seb belie dehine zble kemey

  • @user-pk7ek9px8s
    @user-pk7ek9px8sАй бұрын

    እንኳዕ በሰላም መፃእካ ጅግና መምህርና❤❤❤

  • @user-yl7cz9kj3i
    @user-yl7cz9kj3iАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sarasarha7302
    @sarasarha7302Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🙏🙏💒💒💒

  • @solomonbb1377
    @solomonbb1377Ай бұрын

    Nay behaki hezbi tenikeh aleka kebur haw Seltan kal Hiwet yesmealna

  • @berhaneweldemichael2201
    @berhaneweldemichael2201Ай бұрын

    ወላዲት አምላክ አይትባሃልን ኢያ እዮም ዝብሉ ንቅድስተ ቁዱሳን ወላዲት አምላክ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም

  • @alambrhane9305
    @alambrhane9305Ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmeelna kubur memhire 👏👏👏

  • @user-jb4rn4uv5s
    @user-jb4rn4uv5sАй бұрын

    ቃለሂወት የስምዓልና ፍቁር ሐዉና ነቦና ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም ❤

  • @eyob951
    @eyob951Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና፡

  • @user-ot4st7eu9v
    @user-ot4st7eu9vАй бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tmАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሰላም መፃእካ ክቡር መምርና ፀገኡ የብዘሐልካ👏😍😍😍😍

  • @user-wg3rk7xw7k
    @user-wg3rk7xw7kАй бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ፈጣሪ ካብ ኩፍእ ይሓልካ ዲያቆን ሓዉና ❤🎉🎉

  • @ediebeidu9889
    @ediebeidu9889Ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet Yesmalna my sweet brother God bless you ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352Ай бұрын

    ኣቤት ትሕትና😢😢😢

  • @danielaraya1779
    @danielaraya1779Ай бұрын

    ቃል ሂወት ይስማዓና ❤

  • @SadSad-ke9ul
    @SadSad-ke9ulАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ፫🤲🤲

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7hАй бұрын

    ኣሜን ኩብር ሓወይ ተባረኽ❤

  • @SurprisedFishingRod-om9um
    @SurprisedFishingRod-om9umАй бұрын

    ሰላም ከመይ ክቡር ሓወይ ቁፅርካ ደልየ ነይረ ፀጉኡ ይብዘሐልካ እግዚአብርሔር አምላክ👏👏👏

  • @user-xi5iw7mr4c
    @user-xi5iw7mr4cАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7xАй бұрын

    _ቃል ህይወት የሥመዐልና መምህረይ💐💜_

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676Ай бұрын

    AMEN AMEN AMEN QALE HiWET YESMEANA KBR MEMHRNA❤🙏

  • @JhdHhhd
    @JhdHhhdАй бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐል ክብሪ መምህሪና🙏🙏

  • @Medihnhagos-ur9nd
    @Medihnhagos-ur9ndАй бұрын

    አምላከ ሙሴ እዩ እኮ እኔስ ተረድኢኒ ናይሩ ከቅድሙ እና ምጥያቅ ፅብቅ እዩ ቃለ ህይወት የስመልና

  • @kiflayteklebrhan2714
    @kiflayteklebrhan2714Ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ መምህር ሱልጣን ብዛዕባ እዞም አቦና ትምህርቶም ምስ ናይ አርቶዶክስ ተዋህዶ ሓደ ዓይየነት ትምህርቲ አየምህሩን ናይ ምንፍቅና ትምህርቲ እዮም ዘምህሩ ድንግል ማርያም ወላዲት ሰብ እምበር ወላዲት አምላክ አይኮነትን እዮም ዝብሉ እና ከመይ ጌርና ደኣ ክንክተሎም ንክእል???

  • @ghebrebrhanfshaye8011
    @ghebrebrhanfshaye8011Ай бұрын

    B.dgame qal hiwet yesmealna bro ajoka

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359Ай бұрын

    Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar.✝️🙏🙏🙏

  • @Alleyesonme905
    @Alleyesonme905Ай бұрын

    Egzeabher yebarika memhirey

  • @user-yo4rq1sb5q
    @user-yo4rq1sb5qАй бұрын

    ናይ ምምህርናን ሓዉናን ሱልጣን ቁጽሪ ተለፎኑ ደልየ ተሓባበሩኒ የሕዋተይ

  • @user-cx1zb9wl5m
    @user-cx1zb9wl5mАй бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @rrpprrpp-gu2sq
    @rrpprrpp-gu2sqАй бұрын

    እንኳ ብሰላም መፃኻ ኣቦ ሓቅ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ እግዚኣብሔር ኣምላክ💞

  • @user-lg1er4pw5x
    @user-lg1er4pw5xАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሩከይ🤲🤲🤲

  • @smretbrhane6518
    @smretbrhane6518Ай бұрын

    Kale hiwet yesmana❤

  • @elsatekle3872
    @elsatekle3872Ай бұрын

    ኣመን ኣመን ኣመን ።አግዛበሃአር ኣምላክ ይባረክ ይምስገን 🙏🙏🙏

  • @sxjb2304
    @sxjb2304Ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃእካ ኩቡር መምህርና❤❤❤

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3zАй бұрын

    kal hiwet yesmaelna Amen🙏🙏🙏

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831Ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካኩቡርመምህርና ኣዝየ ቱርግሙ ንክፈልጥ ዝህንጠዮ ዝነበርኩ ትምህርቲ ሎሚ ተሞሊሱለይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን

  • @robelnetserab3425
    @robelnetserab3425Ай бұрын

    Amen(3) kale hiwet yesmana❤❤❤

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኣቦ ሓቂ ነዉሕ ዕድመ ጥዕንና እግዚአብሔር ኣምላክ ቃል ህይወት ያሰምዕልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ 🙏🥰🥰

  • @kibromefrem5693
    @kibromefrem5693Ай бұрын

    ተመሰገን ኣምላክ

Келесі