እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV

Ойын-сауық

ERi-TV, Eritrea - እቶም ክልተ ጎባልል
መጽናዕትን ጽሑፍ ፊልምን፡ መኮነን ኪዳነ
ዳይረክተር ግዳመ ፈጠራ፡ ዮናስ ገዓገስ
ዳይረክተር ስእልን ድምጽን፡ መኮነን ወልደኣብ
ትረኻ፡ ወይኒ ሱሌማን

Пікірлер: 263

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle20463 жыл бұрын

    ሕጂ ግርም ታሪኽ ዛንታ ሰራህቲ ቅያ ጀጋኑና ምቅራብኩም ። አዋልዶም አወዳቶም ተጋደልትና ክብርን ሞገስን 🇪🇷

  • @habtom5113
    @habtom51133 жыл бұрын

    ሽዓብያ ሰብ ታሪኽ 🇪🇷👌👍👌🇪🇷

  • @tsadayokbaslase4707
    @tsadayokbaslase47073 жыл бұрын

    ጀሚል ጅግና ባዓል ቢረን

  • @er-jw9vq
    @er-jw9vq2 жыл бұрын

    ታሪክና ሓበና እዩ ። ጅግና ጅግና ወሊዱ ኣለና ንሃገርና ። ዘር ኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና።🇪🇷💖🇪🇷💖

  • @jimmyche4052
    @jimmyche40523 жыл бұрын

    💪 ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ 💪 ነጥበ - መቀይሮ ንሰማያት ዘድነነ ጸሓይ ውርድ ኢላ ኢዳ ክትነሰኤ ወርሒ ስንብድ እላ ክትሕባእ ብድነ 🌥 🌥 🌥 🌥 ⛅️ ⛅️ ⛅️ ⛅️ ⛅️ ንፋስ ጠጠው እሉ ህድኣት ምስ ዓሰለ ዑደት ምድሪ ኩልፈት ጌሩ ዝረት ምስ ዓዘመ 🌎 🌍 🌏 🌍 🌏 🌎 🌍 🌏 🌎 ዓለም ገሪምዋ ማህደርካ ገንጺላ ርእሳ እንዳ ነቕነቐት እዚ ' ኳ ይንእሶ እላ 😭 😭 😭 😭 😭 😭 😭 😭 😭 ጅግና ተጋዳሊ ሓበነይ ጽንዓተይ ጅግና ተጋዳሊት ርህርህቲ ኩርዓተይ ንህዝባዊ ሰራዊት ኣብ ጎምጎሞ ከዕርቡለይ ሓደ ረዳኢ ዘይብሉ ኣብ መጻብቦ ከጥፍኡለይ 💥 🔥 💥 🔥 💥 🔥 💥 🔥 💥 ንስኻ ግን ኣብ ዝባንካ ኣንበሳ ዝጋዝም መቅነን ከዋኽብቲ ናባኻ ተዕስል 💫 🦁 💫 🦁 💫 🦁 💫 🦁 💫 ገዳም ናይ ሰማእቲ ጸሓይና ዘብረቅካ ገዳም ናይ ሰማእቲ ናጽነትና ዘውሓስካ ኣርሓ ናይ መዋእል ሰላምና ዘንገስካ ጅግና ተጋዳሊ ዘልኣለማዊ እኻ 🙏 🌹 🙏 🌹 🙏 🌹 🙏 🌹 🙏 ስውኣትና ንዘንተእለት ይደበሱ ይዘከሩ ይኽበሩ ይቅሰኑ !!! 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @fn7619

    @fn7619

    3 жыл бұрын

    ዋውውውው ንባዕልካ ውን አምበሳ አሰሮም ዝሰዐብካ ኢካ።፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mihrettesfay3630

    @mihrettesfay3630

    2 жыл бұрын

    Nay wushtey gixkayo alo ke may zzari tarikom adniqeka nfua getanay i love you eritrean people

  • @habt8607
    @habt86073 жыл бұрын

    Haben Eritrawiyan Geganuna wetru ab libena ekum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditsemere4664
    @yoditsemere46643 жыл бұрын

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 To my brother and sister eritra.

  • @fn7619
    @fn76193 жыл бұрын

    ገና እወ ዘይተተንከፍ ጅግንነት አሎ እንቋዕ ናትና ኮንኩም።መግለጺ የብለይን ከየክፍአልኩም።💘💘💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏

  • @moolonn4385
    @moolonn43852 жыл бұрын

    ጅግና ኣይነብርን ታሪኩ ዩ ዝውረስ።

  • @habt8607
    @habt86073 жыл бұрын

    Thanks Jemil and all those passed for this🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abelmengsteab2210
    @abelmengsteab22102 жыл бұрын

    ዓሕሕሕ ጅግና ኣይነብርን ዩ፡ ታሪኩ ዩ ዝወርስ

  • @DontAskMewhy-cj4sn
    @DontAskMewhy-cj4sn3 жыл бұрын

    ንምንባረይ ምንባሮም ዝረሓርሑ ሕሩያን!! ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነቶም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዳግማይ ሓንትን ዘይትትካእን ሂወቶም በጃና ኸፊሎም ብርሃን ዝሃቡናን ኣብ ልብና ዝመቃብሮም ጀጋኑ ሰማእታትና ሰማእታት ኤርትራ። ቅሰኑሰማእታትና🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️

  • @Quayside2127

    @Quayside2127

    Жыл бұрын

    Amen ♥️🙏

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak69123 жыл бұрын

    ጅግንነት ኤርትራውያን መዳርግቲ አይርከቦን ጀሚል ሐሰን ንዕኡ እካ እንተዘየርከብናሉ ስድርኡግን ጎረቤትና ኔሮም

  • @amanzoaman5711

    @amanzoaman5711

    2 жыл бұрын

    Hdr aleka dahayom ktgbr nay kuluna halfnet eu

  • @temesgenamlak6912

    @temesgenamlak6912

    2 жыл бұрын

    @@amanzoaman5711 ክገርመካ ልክዕ 30 ዓመት ኮይኑ ካብዘይርእዮም ንማማ አንቴኔታ ግን እንዳ ክዳውንቲ አብ ሹቅ ስለዘለወን ርኤየን ኔረ ብ 20001. ካብ 1990 ካብ ጎዳይፍ ስለዝቀየርና አብ ደገ ድማ 25 ዓመተይ ኮይኑ እንበር ጽቡቅ አለካ . ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ንጀጋኑ ሰማእታትና ድማ አብ ገነት የንብረልና ተባረክ

  • @shgnaberhe-6686
    @shgnaberhe-66863 жыл бұрын

    በዚ እኳዩ ኤርትራዊ ሙኻንካ ዘሐብነካን ዘኹርዓካን!!! ቅሰኑ ሰማእታትና!!!

  • @TESFITMHTSUNLOVEERI

    @TESFITMHTSUNLOVEERI

    Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ

  • @zemichaelhagos9182
    @zemichaelhagos91822 жыл бұрын

    ጅግና ኣይነብርን ታሪክ ኢዩ ዝውረስ

  • @abtomabraham2925
    @abtomabraham29253 жыл бұрын

    ጎበዛይ ጠጠው በል :: ጅግና ጎብለል ምብራቅ ኣፍሪቃ :: 💥❤️🇪🇷❤ ንመዋአል::

  • @znkidmit
    @znkidmit3 жыл бұрын

    ብዉሕዶም ዝሰመሩ ካባኹም ዝፈልየኒ የለን ሎሚ ህዝባዊ ግንባር ጽባሕ ህዝባዊ ግንባር። ክልጽም ደርግን ኣድግን ዎያኔ ረሳሕን ዝሰበረ ህዝባዊ ግንባር በዓል ድርቢ ስረ ንበር ክበር ህዝባዊ ግንባርር እኻ ህላዊና።

  • @yonaskebedom5967

    @yonaskebedom5967

    3 жыл бұрын

    ዓወት ንሓፋሽ!!

  • @fn7619

    @fn7619

    3 жыл бұрын

    ሐቅካ አማን ብአማን ፈላጢኡ እዩ ዝፈልጦ ከም ህዝባዊ ግምባር ደአ አበይ ክርከብ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zizusuzey6213

    @zizusuzey6213

    3 жыл бұрын

    ኣቡኡ ርገጽ

  • @zizusuzey6213

    @zizusuzey6213

    3 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @matyas9926

    @matyas9926

    3 жыл бұрын

    ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንጻላእቲ ህዝብን መሬትን ኤርትራ። ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ።

  • @ksanet14ever63
    @ksanet14ever633 жыл бұрын

    ክቡር ተጋ/ይ፡ ክብርቲ ተጋ/ት፡ ታሪኽ ክትሰርሑ ፊት! ታሪኽ ክትነግሩ ግን ድሕሪት, ምስ ብጾትኩም ካብ ምስላፍ ክሳብ መስዋእትኹም እንትርፎ ብስጓ ካቡ ዝሃለፈ ከኣ ብስምኩም እንዳተጸዋዋዕኩም ነቲ ዕረ ናብራ ገድሊ ናብ ምዓር ዝቀየረኩም ንስዉኣትን ህሉዋትን ክብሪን መጎስን ይብጻሕኩም። ገለ ገለ ንምስምዕም ዘሕፍሩ ተጋደልቲ አና ኔርና ብሃልቲ ግን ኣብ ስደት ኮይኖም ንብጾቶም ስሞም ኣይገድፉ ኣም ዓዶም ኣይገፉ ስም ኣቦሓጉኦም ኣይገድፉ ኣብ መጠርሽታ ናብ ኣውራጃ ድቕድቅ ይብሉ፡ ይጋደሉ ድዮም ኔሮም ወለዶ ከጣይቑ ይውዕሉ እንድዒ ከመይ ጌርኩም ነዞም ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ትጸርዎም ኔርኩም እንድዒ,

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue53893 жыл бұрын

    Selam Selam deki eri

  • @lg7901
    @lg79013 жыл бұрын

    ✊✊✊✊ኣየወ ጂግንነት ✍️✍️🌺🌺🌼🌾

  • @eriboy6841
    @eriboy68413 жыл бұрын

    ኣብ ዘመነ tiktok ተፈጢርና ያሬድ ኣብኡ ኮይኑ ቅያ ጌርና bye ምበልናያ ዛ ወያል ዓለም ህዝባዊ ግንባር ፈዉሲ ልበይ ህዝባዊ ግንባር መምህር ኩሉ, ስነ ስርዓት, ስነ ምግባር, ትግባረ, ትሕትና, ቅይ, መትከል, ቅያ, wawwwww 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪😭

  • @michalemichale5880

    @michalemichale5880

    4 ай бұрын

    It is not to late thanks to EDF ( our beloved family).

  • @michlebrae8403
    @michlebrae84033 жыл бұрын

    Selam deqi Eriy 🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🦁👍🏻🥀🌹🌷

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda38723 жыл бұрын

    SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanamena5826
    @amanamena58263 жыл бұрын

    ዳምባ ዳአምባ እወ ዳምባ ስንጭሮ ሩባ ሽመር አድግ ዋርዋር ትብል ጻሓይ አዛኻኺርካና ጀሚለይ ሓወይ መዘናይ ወትሩ አብ ልበይ

  • @selamg3325

    @selamg3325

    3 жыл бұрын

    ኣንታ እንታይ ዓይነት ትብዓትን ኣብ ነንሕድሕድኩም ሱጡም ምትእምማን ኔርኩም ሓይሊ ናይቲ መሪሕነት' ዶ ይኸዉን።

  • @amanamena5826
    @amanamena58263 жыл бұрын

    አብዜአ ዳምባ ስዉእ መምህር ስዩም ሓይሊ 13 ይዝክሮም ተመለሱ ተባሂሎም መምህር ስዩም አይተርፍን ኢሎም አበአ ብጅግንነት ካብቶም ዝሓለፉ ጅግና ኢዮመ 🇪🇷😭❤

  • @tomasmisghinamana1821

    @tomasmisghinamana1821

    3 жыл бұрын

    Aman መናልባት ብ23 እንተ ኮይንካ ገለ ትፈልጦም ስባት ከሓተካ

  • @michalemichale5880

    @michalemichale5880

    4 ай бұрын

    Our beloved family sacrifices so the next generations of Eritreans can live in peace and prosperity ! Thanks to the leaders we are on our way it is a matter of time.

  • @amanuelafewerki8635
    @amanuelafewerki86353 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰነድ ኣታሓሕዛ

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman2 жыл бұрын

    Eway jigninet Eritrean deki za halali meryet hagerey admen teanan forever ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @TT-eh3ee
    @TT-eh3ee3 жыл бұрын

    merhaba deqi Eri bhaki 💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪💪

  • @semiroumer4487
    @semiroumer44874 ай бұрын

    ♥️🇪🇷✊️ ezom jeganu eritrea amxiomalna emo haye edey edka nebel . Ankefti ahwatom aynkun . Awet ne hafash ❤🇪🇷✊️

  • @frezgiandemicheal9844
    @frezgiandemicheal9844 Жыл бұрын

    ኣታ ኣነስ አንቕዕ ናትኩም ኮንኩ ፈጸምቲ ቅያ❤❤❤❤❤ ወትሩ ሕጉሳት ዘገርም ፍሽኽታ ንመስዋእቲ❤❤❤❤❤

  • @asmaranafkeasmaranafke9762
    @asmaranafkeasmaranafke97623 жыл бұрын

    Seb srey jeganu deki erey 🙏❤️👍🇪🇷

  • @adikhankhan2506
    @adikhankhan25063 жыл бұрын

    ናይ ህ ሓ ጅግንነ መወዳኣታ የብሉን ክስነድ ኣሎዎ

  • @eritrealandofheroes1731

    @eritrealandofheroes1731

    3 жыл бұрын

    ናይ ህግ ክትብል ዲኻ

  • @merhawiyermanu62
    @merhawiyermanu622 жыл бұрын

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ክብርን ሞሳን ንተጋደልቲ ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።

  • @dana.j9062
    @dana.j90623 ай бұрын

    We need a special place like a museum to display every historic event of our struggles for our freedom and our identity for three decades!! Eternal glory and eternal gratitude to our martyrs and our heroes!!! 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫

  • @user-ml9jg7ot3e
    @user-ml9jg7ot3e3 жыл бұрын

    Jegent nay hezbawi genbar mewdaderti yeblun zeytnger tarik yebzhe. Ezi nay heji weldo ke werisna do teblu jegent abotatenan adidtatena melsi nabakum deki Eri🇪🇷❤🇪🇷❤💪

  • @joniboy7965
    @joniboy79653 жыл бұрын

    ቅያ ህዝባዊ ግንባር ግዜ ክምልሶ ኢዩ እምበር ገና ገና ኣይተተንከፈን ዞሎ ክብሪ ንጀጋኑ እዛ ሃገር ፡

  • @kesetexegu3882

    @kesetexegu3882

    3 жыл бұрын

    Harbena aynebrn Tarik eu zwires!!!!!

  • @afewerkihabtaeb7097

    @afewerkihabtaeb7097

    2 жыл бұрын

    እዚ ናይ ጀጋኑና ቅያ ካብ ባሕሪ ብማንካ እዩ ሓዊ እካዩም ኣብ እዶም ዝጥፈኡ ክብርን ሞጎስን ንስዋእትናን ንዘለዉን ኣደ ኤርትራዊ ካኣ ብደቃ ሕብንቲ እያ ክምኡ እተን ጀጋኑ ይሕዋትና ንጸላእን ኣብ ስርኦም ዘሸና ወትሩ ዓወት ናሓፋሽ።

  • @eyobhabte5805

    @eyobhabte5805

    Жыл бұрын

    Very true ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @debrutasew

    @debrutasew

    Жыл бұрын

    ​@@kesetexegu3882to to to to to to to to to to to to to to

  • @freweynimeles1953
    @freweynimeles19532 жыл бұрын

    ክብርን ምስጋናንይብጽሐዮም ንኹሎም ጀጋኑና 🙏😍

  • @user-yj7km7gn6v
    @user-yj7km7gn6v16 күн бұрын

    Eritrean HEROES ❤🇪🇷🙏

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom18273 жыл бұрын

    ጀጋኑ ንስኹሙዶ ትጽርፉ።

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae14063 жыл бұрын

    Jemili haseni jigina wedi jeganu wetiru abi livena Aleka alokomi 👍🏾🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🐯🦁🐯🦁🐯🦁🐯🦁🐯🦁🐯🦁🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey2452 жыл бұрын

    ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ረዘን መገለጽ ዘይየብሉ ።✊✊✊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 ✊✊✊

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies88313 жыл бұрын

    መርሓባ

  • @fekeriiyuementey6336
    @fekeriiyuementey63363 жыл бұрын

    Welcome

  • @Eritrea32
    @Eritrea323 жыл бұрын

    ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር፡ መግለጺ ኣልቦ።

  • @henokteklab5425
    @henokteklab5425 Жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ነዚ ኦም ሃገሮም ዝክሕዱ ነዚክርእዎ ሓብርዎም ❤❤❤

  • @Mayawi_1
    @Mayawi_13 жыл бұрын

    Long life Hzbawi gnbar 👑💙🇪🇷

  • @francescacappellazzo4533
    @francescacappellazzo45333 жыл бұрын

    አሰይ አሰይ አሰይ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ አለኹ ምሰኹመሸ

  • @user-yr7yc4eq2v
    @user-yr7yc4eq2v3 жыл бұрын

    ልክዕ ከምዚ ናይ ዜና መዓልታዊ ተተቕርቡልናስ ክንደይ ኮን ምጠዓመ, ሻዕብያ መወዳድርቲ ኣልቦ,ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና🇪🇷✊

  • @GrmayTesfamaryim
    @GrmayTesfamaryim11 күн бұрын

    Mewadaderi zeyblom seb qya ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nabrasdetchannel586
    @nabrasdetchannel5863 жыл бұрын

    Hager Eri nzelalem tnber Amlak nzom zmetu rea

  • @AK-ni8wn
    @AK-ni8wn Жыл бұрын

    Our Heroes Always Respected And In Hearts!!! ❤🇪🇷❤🕌❤💒❤🇪🇷❤

  • @saramohamedhassan8223
    @saramohamedhassan82233 жыл бұрын

    Ade eritrea jigna welida Semiekayo zeyxiegeb zanta 🥰🥰😍😍❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hiwetgebrezgabiher9747
    @hiwetgebrezgabiher97472 жыл бұрын

    ጅግንነት አሪትራውያን ተዛሪብካ ኣይውዳአን አዩ፣ከምቲ ትብልዎ ጅግና ኣይነብርን አዩ ታሪኩዩ ዝዝከር።

  • @user-nz1rx5uy3w
    @user-nz1rx5uy3w8 ай бұрын

    Aseyyyyyyyyyy weturu Hagerey abelibili aske bezomo jeganu hzebawi gnbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Erieyyyyy xada

  • @eritreashikoradijeganu2039
    @eritreashikoradijeganu20393 жыл бұрын

    Amet jignnet deki erey mearey meglexi selelikum

  • @oziyahoo5258
    @oziyahoo52582 жыл бұрын

    Jemil and mokonen 💔😭 jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meron5303
    @meron53033 жыл бұрын

    ቀንዲ መሰረት ሓይሊ ህዝባዊ ግንባር ሓድነቱ እዩ ብሓድነት ዝሰመረ ሰራዊት ድማ ማንም ሓይሊ ዋላ እንተመጸ ነቕ ከም ዘየብሎ ታሪኽና ምስክርዩ።

  • @user-fv6cv9ef6h
    @user-fv6cv9ef6h2 жыл бұрын

    ጀጋኑና ንዘለኣለም ይዘከሩ። ✊🏾🇪🇷

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea Жыл бұрын

    እዋይ ጅግንነት ናይ ጀሚልሲ ሓለፋ ዘለዎ ተጋደልቲ ኤርትራ ክትምህሩን ክትሰርሑን ክህልዉን እዩ ዝግባኣኩም ዓለም ግን ጎደሎያ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🙏❤🇪🇷❤🌴🐪🌴

  • @muluehaile9405

    @muluehaile9405

    3 ай бұрын

    Mokonen ke?

  • @amlesetshishay849
    @amlesetshishay8493 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @furutunaasmelash2979
    @furutunaasmelash29793 жыл бұрын

    Ezeam eyoum geganu

  • @Diaconhaben
    @Diaconhaben3 жыл бұрын

    💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Jigna aynebrin tariku eyu zinebir eziom kea hugusat koyinom eyom ab elamiom tesewiom amlak ab yemanu yenbrkum

  • @amanamena5826
    @amanamena58263 жыл бұрын

    ስለ ዝተሰማዓና ኢና ታሃና ነዉጽእ ዘለና ንጽሕፍ ዘለና

  • @yoniwelye6107
    @yoniwelye61072 жыл бұрын

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @eyobhabte5805
    @eyobhabte5805 Жыл бұрын

    Awet nihafash and proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🏫🕌💯💯💯💯💯💯🐫👍👍God bless my country!!

  • @lemlemghiwot5085
    @lemlemghiwot50858 ай бұрын

    👍👍👍👍Deki Erina like sher Sabskiraib Giberuba Eritrea bi Eritrawiyan Awt ni hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿

  • @tekliabarya2074
    @tekliabarya2074 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ታሪኽ ሓባን እዩ ።ዘይጸሓድ ኣርሓ ጎብለል ናይ ሰሓል ዘልኣለማዊ ዝኽርን መጎስን ንሰማኣታትና

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish27293 жыл бұрын

    እዚ ኩሉ መስተንክራዊ ፍጻሜታት ገድሊ ሰውራ ኤርትራ ብዝግባእ ተጸኒዑ ኣብ መጻሕፍቲ ተሓቲሙ ናብ ውሉድ ወለዶ ክሳጋር ናይ ኩሉ ጉዱስ ዜጋ ድልየት እዩ።

  • @masawa5400
    @masawa54003 жыл бұрын

    Abiyet awet mokonen 11 and jomal 7 ab hade Xelmat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @abdellanuro731
    @abdellanuro7318 ай бұрын

    I'm oromo I love all eritrean people and I want to learn history of eritrean war of independence and ethio eritrean war of 1990s

  • @alemsegedkifle7181
    @alemsegedkifle71813 жыл бұрын

    thank you eri Tv

  • @omeribrahim7743
    @omeribrahim77432 жыл бұрын

    Eritrean Heroes history is so amazing.

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati77902 жыл бұрын

    ዝገርም ኢዮ ከባዓል ጀሚል ዘምጽዋ ሃገር እልፊ ደቂ ደርጊ እፍሊ ደቂ ምልሻ ስርናይ ሃገር ክዝንጥሉ ክትሰምዕ ከለኻ ኣሰር ደርግን ኣሰር ኢሰፖን ከነስዕበኩም ኢና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ።

  • @gorginobere921
    @gorginobere9214 ай бұрын

    ጅግንነት መዋእል ዘይብለል

  • @erdisultan6628
    @erdisultan66283 жыл бұрын

    Eway eritrawi mukan des kbel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u Жыл бұрын

    ወዲ ሓሰን ጎዳይፍ ጅግና ተሐቢነ አቱም ጀጋኑ እንቛዕ ኤርትራዊት ኮንኩ❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas91303 жыл бұрын

    merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun kab kufua kulu ysewurkum fetari aboyy seb qya seb tarik seb hadnet amien

  • @user-ui7ob4zo5r
    @user-ui7ob4zo5r3 жыл бұрын

    faris dima ynebir tarikhu litweres. shukren ER-TV. yare tarikh elom furas filim min wedu egilom seni ala. kiena mesil tarikh nihize hilina .elom erot kiliot seb miadey kin eb tarikna litelehew lahilew egil liamro wlad men hina.wo egilna eb abihu tarikh abawna egil niamir. awte egil rehib gebil shiab Eritrea wo rahyet wo salamet lihabana rebi yareb.

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup56903 жыл бұрын

    Abiet jgnnet 😊😊😊❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊

  • @hienokfshale-zh6zk
    @hienokfshale-zh6zk9 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ንሻዕብያ ዓሕ ክብርን ምጎስን ንስማኣእትና

  • @freweynimeles1953
    @freweynimeles19532 жыл бұрын

    ኤርትራ ሃገረይ አደ ጀጋኑ አደ በላሕቲ አርሒቖም ዝጥምቱ ብምኳና ይሕጎስ ኤርትራዊት ብምኳነይ ይሕበን እግዚአብሄር ዝባረኻ ሃገር አያ ተመስገን እግዚአብሄርአምላኽ ሃገረይ ስለዝባረኽካያ!🙏

  • @tiblezwoldu6748
    @tiblezwoldu67483 жыл бұрын

    ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑና🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @freweynimeles1953
    @freweynimeles19532 жыл бұрын

    ታሪኽ እዞም ኤርትራውያን ጀጋኑ ከምዚ ጌርኩም ኩሉ ህዝቢ ክፈልጦ ስለዘቕረብኩምልና ብጣዕሚ ነመስግን🙏 ክላበወኩም ዝደሊ ኸአ ናይኩሎም ጀጋኑና ከምኡ ጌርኩም ከተቕርቡልና ናብ ካልእ ቋንቋታት ተርጉምኩም ንዓለም ተትዝርግሕዎ ከአ ክንደይ ዝበለጸ ምኾነ😍

  • @amanamena5826
    @amanamena58263 жыл бұрын

    ክጥመልና ኢልና አይኮናን ንትርኽ ዘለና ሓቐኛ ዛንታ ተጋደልቲ ኢዩ አይጉዲልናሉ እምበር አየጋነናዮን አቱም ከዳዓት ጠላማት ካሕዳማት፡ ኪኖ ኢዚ እንታይ ገነት ኢኹም ከተምጹኡ እምበር ተጋዳላይሲ ዕጡቑ አይፈተሔን መስመሩ ራእዩኡ ንወሎዶ ንቐስን ኢዩ ዕላሙኡ ብቑንጣሮ አይብርከኽን ተጋዳላይ

  • @Bdoho1985
    @Bdoho19853 жыл бұрын

    ቅያ ህዝባዊ ግንባር መዳርግቲ የብሉን ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን እዞም ኩሎም ዝዛረቡ ዘለው ውን ነናቶም ጅግንነትን ታሪኽን ሰሪሓም ዝአተወ ከም ባዓል ሃይለ( ዒው) መድፍዕ ኣርጂ ብሬን ካኣ ክብርት እግሩ ወፍዩ ናጽነት ክሪኢ ዝበቅዔ እዩ ዘላኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና ።

  • @ngstiteklemariam2596
    @ngstiteklemariam25963 жыл бұрын

    ዓሽ ህዝባዊ ግንባር

  • @rustommelese2764

    @rustommelese2764

    Жыл бұрын

    ata seb wedi kem gela ab gela keyrkbka bejka

  • @nebielhassen6558
    @nebielhassen65583 жыл бұрын

    Gemil mokenen yehwaty ab lebi kulu eritrawi ne zelealem sefirkum ikum, Hedrekum aynetelemen, sala sema'tat, eritra zewedi Sekila ab kedmi alem banderana anbelbila kebren mogosen ne sema'tat awet nehafsh

  • @user-gh5ru6bt9h
    @user-gh5ru6bt9h Жыл бұрын

    ጅግና ኣይነብርን ዪ ታሪኩ ዝውረስ

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae14063 жыл бұрын

    Abeti jeganineti zilaalemawi zikirini ni jeganu sematatini wetiru abi livena 👍🏽🇪🇷❤🥦🇪🇷❤🇪🇷🍎🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🦁🐯🦁🐯🐯🦁🦁🦁🦁🦁⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘

  • @dejenzraewedixaeda3763
    @dejenzraewedixaeda37632 жыл бұрын

    እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብልቢ እየ ዝኮርዕ

  • @semret978
    @semret978 Жыл бұрын

    ኤርትራውነት ዘኩርዕ መንነት ታሪክና ንውልድ ወለዶ ክሰጋገር አለዋ ጅግና ጅግና ይፈሪ ወትሩ እብ አሰርኩም ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ!

  • @RashiAbdella-gc6mx
    @RashiAbdella-gc6mx3 ай бұрын

    Xbuk tarik nay hji win amsiyuna

  • @rahbotbella3344
    @rahbotbella33443 жыл бұрын

    ኤርትራዊ ተበራበር ቅያ ናይ ኣቦታትና ንድገም please please wake up ya all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eyobtemesgen1734
    @eyobtemesgen17343 жыл бұрын

    Hzbawi gnbar forever it’s amazing story

  • @marybrhan4922
    @marybrhan49222 жыл бұрын

    great job

  • @milkyash156
    @milkyash1563 жыл бұрын

    ጅግንነት ማለት።

  • @freedomlife780
    @freedomlife7802 жыл бұрын

    ወትሩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @eriloveforever5723
    @eriloveforever57233 жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ነብሱ ታሪኽ እዩ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🇪🇷

  • @samuelhabtomhabtom
    @samuelhabtomhabtom10 ай бұрын

    ጀጋንና ንዝላኣለም ከበርልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣወት ንሃፋሽ

  • @wadnakfa128
    @wadnakfa1282 жыл бұрын

    🇪🇷❤

Келесі