Eritrea-ዝኽሪ' ታ ቦጦሎኒ

ናይ ኤርትራዊ ጅግንነት መዳርግቲ የብሉን።
Eritrean New song/Music2017
Eritrean New Movie/comedy2017
ሓሬና/Hariena

Пікірлер: 553

  • @MikiLovemiki
    @MikiLovemiki2 жыл бұрын

    ነጸርኣብ ቀሺ ኣብርሃለይ ኣኮይ ጅግና ወትሩ ኣብ ልብና ❤💪ዘለኣለማዊ ዝክሪ ነቶም ጀጋኑ ኣቦታት💪💪💪

  • @user-rt7gs1st6h

    @user-rt7gs1st6h

    2 ай бұрын

    እንቋዕ ዘኹርዕ ቤተሰብ ሃለወካ። ሓበን ኤርትራ እዮም እዞም ስዉኣትና። እንቋዕ ካብ ጀጋኑ ተወለድና። ደቂ ወዶ ገባን ተረፍ ጦርን እንቋዕ ኣይኮንና።

  • @tantanyem7496
    @tantanyem74964 жыл бұрын

    ዓኽ ጀብጀብ ጸጉሮም ኣጥፊኣ እዛ ሃገር ጀብጀብ መልሓሶም ናይ ፈይሶቡክ ሒዛ ተሪፋ። ብዉዕሎኹም ንሕበን ጀጋኑ ሑጹባት መዓንጣ

  • @Tuem26

    @Tuem26

    4 жыл бұрын

    Kgermeka wala ezom nay Facebook nblom wn zbezhu jeganu yom gn nzmote tray ena jgna nbl

  • @tedroskiros32

    @tedroskiros32

    3 жыл бұрын

    Yes

  • @soli856

    @soli856

    3 жыл бұрын

    Gidefo ba bal eziom atifika do ab Facebook miwealka jeganuna wetru Ab libna

  • @amlesetshishay849

    @amlesetshishay849

    2 жыл бұрын

    Yes

  • @wedisara8775

    @wedisara8775

    9 ай бұрын

    Nska ke kabenom eka😂😂

  • @bashirabdi7526
    @bashirabdi75265 жыл бұрын

    I can't believe 4 million eretrians vs 100 million Ethiopians, what a brave people. God will be with you soon, just be patient. You are lions of east Africa. Love from Somalia

  • @goteang3596

    @goteang3596

    5 жыл бұрын

    Thank you bshir

  • @hamasientnber3130

    @hamasientnber3130

    4 жыл бұрын

    Bashir abdi thanks SIR✋✌️

  • @semerewoldeabzgi244

    @semerewoldeabzgi244

    3 жыл бұрын

    We love you too brother 💙

  • @shabaymender9126

    @shabaymender9126

    Жыл бұрын

    Its was in our father Land , our only chouse is either to be destroyed by enemy or to defend our people untill we left 1 .

  • @user-id4oc6iv4m
    @user-id4oc6iv4m3 жыл бұрын

    ስዉእ ጅግና ኣብርሃለይ ቀሺ ነጸራኣብ ብጣዕሚ ጅግና ኣብ ገነቱ ይምብርኩም ኣሕሕሕሕ

  • @genettesfaldet9307
    @genettesfaldet93073 жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንስማኣትና ወቱሩ ኣብ ልብና🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @likenoother149
    @likenoother1494 жыл бұрын

    23:20 "ሓደ ሓሞቱ ዝፈሰሰ ወያነ ኮይኑ እምበር ብሬን ገዲፍካ ኣይህደምን ኢዩ"ኣየ ጅግንነት

  • @michalehabte8040

    @michalehabte8040

    3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ

  • @wediembaye8273

    @wediembaye8273

    3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ

  • @himeraywedegsnsera9011
    @himeraywedegsnsera90115 жыл бұрын

    ኣሕሕ ኣባል እዚ ታሪካዊ ውዕሎ ምኻነይ ይሕበን ።ንብጾተይ ግን ይናፍቅ

  • @robelyemaneab7574

    @robelyemaneab7574

    5 жыл бұрын

    himeray wedeg snsera ሙዑታት ኤርትራውያን ኢሰያስ ከይፈተወ ዝዘርግሕዎ ሰነድ እዩ እዚ ሰነድ እዚ ከይ ጠፍእ ወይ ከይ ሃስስ ንሰንዶ ኩቡር ሓው እዚኦም ናይ ኣጻምእ ምድረበዳ እዮም ኣነ ውን ካብኦም ሓደ እየ እንታይ እም ይገበር ኣይተዓደልናን ምስ ህዝብናን ሃገርናን ክንነብር: ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና::

  • @whatabouttomorrow1990

    @whatabouttomorrow1990

    4 жыл бұрын

    Hawey natey finchah mesengeley kemzi lomi key kone kab zitegadeles zewdeldele ahhhhh ezi beminim tamir kirisae zeyblu sened eyu

  • @tesfahiwetfsahaye1160

    @tesfahiwetfsahaye1160

    4 жыл бұрын

    anes enqh ahwatkum konku entayvemo ygeber bwhudat tark jeganu tekahdu

  • @hannastehaye8845

    @hannastehaye8845

    4 жыл бұрын

    Nay bahaki

  • @mesghinagheb3570

    @mesghinagheb3570

    4 жыл бұрын

    @@hannastehaye8845 Eritreawi mukuaney edilegnaye!!!

  • @dianakeren7565
    @dianakeren75655 жыл бұрын

    ታሪክኩም ወትሩ ነባሪ እዩ።

  • @abelhagostekle6966
    @abelhagostekle69664 жыл бұрын

    ሓወቦይ ገብረ ተኽለ ብምስዋኡ ይሓዝን አየ ግን ስለ ሃገሩ አሉ ስለ ዝተሰወአ ሑቡን አየ ዘላለማዊ ክብሪ ንስዋኣትና ✊✊

  • @user-id4oc6iv4m

    @user-id4oc6iv4m

    3 жыл бұрын

    ወሊዱ ዶ?

  • @abelhagostekle6966

    @abelhagostekle6966

    3 жыл бұрын

    @@user-id4oc6iv4m nee aywelden

  • @user-id4oc6iv4m

    @user-id4oc6iv4m

    3 жыл бұрын

    ደሓን ታሪኮም ተዘካሪ ኢዩ (ሓንቲ ዝገረመትኒ ተልያ ግን ምስቲ ጀብጀብ ቡኡሳት ኔሮም ኣብታ ዝባን ታንኪ ሰላም ክብሃሃሉ ምስ ረኣኩዎም በቲ ሓደ ተሓጉሰ ልውህኖኦም ከኣ ኣንቢዑኒ

  • @abelhagostekle6966

    @abelhagostekle6966

    3 жыл бұрын

    @@user-id4oc6iv4m ja nay bhaki jgnnotom kndi wladom koynu yezekrom alo. Nay selamtom kea eritrawi entay do yhz eyu abwshhtu

  • @temesgendesbele3802

    @temesgendesbele3802

    3 жыл бұрын

    @@abelhagostekle6966 Wedi Abey kebabi eyu habibi?

  • @user-vt8dk4dk2b
    @user-vt8dk4dk2b3 жыл бұрын

    ሳልሳይ ወራር ተወሊደ ኣቦይ ኣብ ኪናት ነይሩ ምናልባት ክስዋእ ይኽእል የ ዝብል ግምት ስለ ዝነበሮ ወዲ የኮይኑ ዋርሳይ በልዎ ኢልዎም ፋዘር ከኣ ብሰላም ስለ ተመልሰ ዋርሳይ ኢሎም ሰሚዮምኒ ኣቦይ ዘዕለለኒ ዕላል ካብኡ ኣትሒዘ ብፍቅሪ ሃገረይ ሕሩር የ .… From mendefera

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng74 жыл бұрын

    ኣብ ዓለም ከም ኤርትራዊ ታሪኽ ዝሰርሐ የለን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✊

  • @user-wb3ni7kh8p
    @user-wb3ni7kh8p7 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኣቦታት ፡ ጀጋኑ ኣያታት ነሮምና ሎሚ ዳኣ ብእልፊ ወካሩ ትሪኮም ዘይፈልጡ ፡ ተዋርድና ኣብዚ ስደት እምበር !!! ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስማእታትና ።

  • @salmsamamm449

    @salmsamamm449

    5 жыл бұрын

    Eritea

  • @wedigash
    @wedigash6 жыл бұрын

    ክብርን መጎስን ንሰማእታትና

  • @habtamlbona9691

    @habtamlbona9691

    5 жыл бұрын

    Nay behaqi fish moksi

  • @michaelnegash523
    @michaelnegash5237 жыл бұрын

    ዘላለማዊ ዝኽሪ ን ስዉኣትና

  • @kahasesolomon7534
    @kahasesolomon75347 жыл бұрын

    ዘላኣለማዊ ዝኪሪ ንጀጋኑና፡ ትዝ እብለኒ እዚ ግዜ፡ እዚ ግንባር ጸሮና መረት ቃልቃል ኪብል ተፍጥራዊ ሃብቲ፡ ፍጥር ስብ እብ እዚ እዋን ብሂወት ኪወጽእ እልካ ዘይሕስብ ጀጋንና ግን ኒዚ ኩሉ መኪቱ ኣላሽ ኣቦሎ!!!!! ወትሩ ዓወትን ንሕን ዝስንቁ ጅግና ግን ኩሉ ዘይጽግሞ ዓወት ኣብ ሊዕሊ ዓወት ተደርሮም

  • @gebrittewelde5183

    @gebrittewelde5183

    7 жыл бұрын

    ጅጋኑ ቡጾት ቅያታትኩም ዘላእለም ኣሎ ኣብ ልብና ብፍላይ ነጸራኣብ ወዲ ቀሺ ኣብ ዝኽረይ ኣለኻ

  • @obeyweegeedestroymari

    @obeyweegeedestroymari

    7 жыл бұрын

    Js

  • @obeyweegeedestroymari

    @obeyweegeedestroymari

    7 жыл бұрын

    Kahase Solomon so

  • @wediembaye8273
    @wediembaye82733 жыл бұрын

    ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!

  • @tekliabarya2074
    @tekliabarya2074 Жыл бұрын

    ህዝብና ንህቢ ጅግና ሰራዊተይ ሃልዉለይ ዕድሜኹም የንውሓዮ ኣምላኽ ካብ ክፉእ ይሰውርኩም ሓላላት ሃገር

  • @miketesfay6846
    @miketesfay68465 жыл бұрын

    አዋይ ከም ኤርትራዊስ ይህሉ ዶ ይከውን ኣብዛ ዓለም

  • @wediembaye8273

    @wediembaye8273

    3 жыл бұрын

    Bfuxun ayrkebni eritrewi huxub meanta awet nhafash kbri nsenatatna

  • @johnkidane5066
    @johnkidane50664 жыл бұрын

    ዋርሳይ ጅግና፡ ዘልኣለም ክብሪ ንሰማእታትና

  • @danieltedros5042
    @danieltedros50427 жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ሰራዊት ኤረትራ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይብሉ ጅግና ኢዩ እዞም ሂዎትኩም እንታይ ሙኻና ደይትፈልጡ ታሪኽ ናይዚ ሓላል ህዝቢ ጅግና ሰራዊት ኤረትራ ኣይትተናኽፉዎ ኣብትበጽሕዎ የብልክሙን ጅግና ህዝባዊ ግንባር ጅግና ህዝቢ ኤረትራ ሰልስተ ሚሎን ምስ ቴስዓ ሚሎን ገጢሙ ዝስዕር ጅግና ሰረዊት ኤረትራ !!!

  • @fjfc2477

    @fjfc2477

    7 жыл бұрын

    Daniel Tedros kid hasawi

  • @melataman4464

    @melataman4464

    7 жыл бұрын

    Daniel Tedros ጀግናውን

  • @wedaayomneziom4392

    @wedaayomneziom4392

    7 жыл бұрын

    Daniel Tedros hesot

  • @user-yo1df8yj6c

    @user-yo1df8yj6c

    6 жыл бұрын

    ሓሊፋዩ ጀግና ጅና ብፆል መትከል ተልፆል መንእሰይ ኣሰሩ ተከተል።

  • @tesfitkubrom8730

    @tesfitkubrom8730

    5 жыл бұрын

    Suk bel men historical nay hagerena tfina elka kurukur higdef

  • @user-on3cc2lc4l
    @user-on3cc2lc4l4 жыл бұрын

    ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽ ውላድ ህዝባዊ ግንባር ምካነይ ይሕበን ኣብዚ ቦታ ዝተሰውአ ዓቢ ሓወይ ዘኪረ ካኣ ይትክዝ ናይ ሓበን ትካዘ ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ

  • @yaredgebregziabher6451

    @yaredgebregziabher6451

    4 жыл бұрын

    መለስ እዚ ፈገር ተመለሱ ኢልና እምበር ባረንቱ በፂሕና አቃቢፅናክን እኮ ኔርና ኢና ግደፋ አይትጀሀራ

  • @user-on3cc2lc4l

    @user-on3cc2lc4l

    4 жыл бұрын

    @@yaredgebregziabher6451 amshi kezab Wahid tay ketkabxu dia wedi agame natina sewat si ni mertom kedhinu ko natkum ke tay yom kubhalu zeymretom kiserku drar zibi zekonu resakum zeytlhilus ketkabxu kia

  • @habenmekonen8190
    @habenmekonen81906 жыл бұрын

    ዘላልማዊ ዘክሪ ን ሰማታትና 🇪🇷🇪🇷

  • @user-jh6xs3ug3q
    @user-jh6xs3ug3q4 жыл бұрын

    እግሪ መኸል ዝዋዓለ ይንገር ኣየወ ዝሓለፈ ክትዝክሮ ዐቬ

  • @matyas9926
    @matyas99262 жыл бұрын

    ብሰላም ዕረፉ ኩቡራት ስዋኣትና ።

  • @g.michaelmengisteab8960
    @g.michaelmengisteab89604 жыл бұрын

    ክትኣምኖ ዘጸግም ጅግንነት ኤርትራዊ መንእሰይ ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋእታና።

  • @hdhdhxhxjx6728
    @hdhdhxhxjx67287 жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ንስውኣትና ወቱሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @haftomshimndi5970
    @haftomshimndi59702 жыл бұрын

    ኣቱም ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ጻዓዱ ብትባዓትኩም ብጣዓሚ ሕቡን ኢየ

  • @tserewegeninetnawrajan3496
    @tserewegeninetnawrajan34967 жыл бұрын

    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @peacetoourpeople6909
    @peacetoourpeople69093 жыл бұрын

    Am proud to be Eritrean hallelujah

  • @wiseman2732
    @wiseman27324 жыл бұрын

    ኣናብስ ጀጋኑ ኣሕዋተይ! ዝሩኹስ ወዲ ቴምቤን እንዶ ፋሕብትን ኣቢሉና። ኣጆኹም ስኪ ደቂ ኤረ ንሕበር ጸላኢና ኣለሊና ንዲሞክራስን ፍትሕን ሃገርናን ህዝብናን ንቃለስ።

  • @ykalowelday2627
    @ykalowelday26276 жыл бұрын

    Thank you for telling the truth and proud to be Eritrean, I hope that issue will creat job for women and men

  • @tomasnoguse5052
    @tomasnoguse50528 жыл бұрын

    ጀጋኑ

  • @dana.j9062
    @dana.j90623 ай бұрын

    ኤርትራና ኩሉ ግዜ ኣብ ልዕሊ እቶም ኩሎም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮን ዘይጠቕሙ ኣሻንጉሊቶምን ከዳዕቶምን ክትዕወት ​​እያ!! ዘለኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን!! 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫

  • @zerittewelde7593
    @zerittewelde7593 Жыл бұрын

    ኣየ ጀጋኑ ኣሕዋትነ ተጋዳላይ ሲ ክም ኩሉ. ሰብ ድዩ ክባሀል ኣይኮነን ከምቲ ከዳዓ ከምቲ ሸያጥ ሀገሩ ኣይኮነን ጅግና ድኣ መዳርግቲ ዝይብሉ ግንባሩ ዝህብ ንዓረር ሙኣዑት ኢራትራዊ ሐየት

  • @desbelekidane5869
    @desbelekidane58694 жыл бұрын

    Hero is always hero. I'm proud to be eritrean.

  • @hawshaiteritrea4995
    @hawshaiteritrea49954 жыл бұрын

    ጅግና ኣይነብርን ዩ ብታሪኩ እዩ ዝውረስ!!!

  • @natiarctect
    @natiarctect7 жыл бұрын

    መዳርግቲ ኣልቦ፡ ኩናት ብስልቲን ብተወፋይነትን ዘካየደ ሓድሽ ዎለዶ ኤርትራ ክብል ጥራይ ኢየ ዝኽእል። ብሓቂ ቃላት ይሓጽረኒ

  • @abrahamweldeslassie7310
    @abrahamweldeslassie73107 жыл бұрын

    the heroes made history they fight teeth to teeth with enemy . our heroes we proud of you there is no in the earth figther like eritrean.

  • @rutmedhanie2720

    @rutmedhanie2720

    3 жыл бұрын

    Never❤️🇪🇷

  • @hannastehaye8845
    @hannastehaye88454 жыл бұрын

    WARSAY kea kem nay abeyti yehwatu tarik feximu I'm so proud of my people weather it's their first time or had experience, youger or older ALL of them very COURAGEOUS and HIROS

  • @senayt22bereketgamli.comse17
    @senayt22bereketgamli.comse173 жыл бұрын

    ጅግና ኣይነብርን እዩ ተረኹ እዩ ዝውረስ ንዘላኣለም ዝኽሪ ንስዋትና

  • @dhoofchanell
    @dhoofchanell5 жыл бұрын

    Brother eritrea God bless in Eritrea

  • @hamasientnber3130

    @hamasientnber3130

    4 жыл бұрын

    Salam✋✋✋✌️

  • @yakobtewoldemedhngerzgiher6624
    @yakobtewoldemedhngerzgiher6624 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና

  • @habenmekonen8190
    @habenmekonen81906 жыл бұрын

    ኣነስ አንቃአ አርትራዊ ኮንኩ

  • @helenmicheal8933
    @helenmicheal89334 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ብደምኩም ዝሃብኩምና ሃገር እባ ይጽወቱላ ኣለዉ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና 🇪🇷💪 ኣለና ደቅኹም ሕድርኩም ኣይንርስዓን ወላ ኮ እከይ ግብሪ እንተረበሹና ሕድርኩም ግን ኣይንርስዓን ኢና 💪😪

  • @asmaittesfazghi2000
    @asmaittesfazghi20004 жыл бұрын

    ብዘይ ምህላውኩም ንቆርር ግን ብጅግንነትኩም ንኮርዕ፥ ከምታ ዘቅሰንኩምና & ዝሓለፍኩም ስለና ቅሰኑን ዕረፉን ብክብሪ፥

  • @geregerezg6303
    @geregerezg63034 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ከምዚ ዓይነት ዝሕብን መስተንክራዊ ታሪኽ ብዘይካ ብኤርትራውያን ብኻልእ ብፉጹም ኣይድገምን እዩ። ስውኣትና ንዘልኣለም ቅሰኑ

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus4 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኤሪትራዊያ ሃይለስላሲየ ረብሪቡ ተሳዒሩ ደርጊ ምስ ዓብይቲ ሃገራት ብምሽራኽ ዝኾኖሉ መሲልዎ ተሳዒሩ ወያነ ካኣ ዘዕብኻዮ ከልቢ ኣይንከስካ ስዕረተን ተሰኪመን እቲ ጀንትራ ተባሂሉ ዝተዕዕቀ መንእስይ ካኣ ጽቡቅ ትምህርቲ ሚሂርዎም ኢዩ ናይ ብዝሒ ኣይኮነን ብረት ንብይኑ ኣይትኮስን ኢዩ ደቂ ኤረይ ከም ኣባሕጎታቶም ከም ኣቦታቶም ጽብለል ኢሎም ውጺኦም ጎራባብትና ካብ ሑሉፍ ዘይማሃሩ፡ ኣጆኻ ወዲ ኤረ ሕጹባት መዓንጣ፡

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow19903 жыл бұрын

    ሰብ ምስ ታንኪ ዝራጸመሉ ናይ ብሓቂ ታእምራታዊ ኩናት ምእንቲ እዛ ሓላል መሬት ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

  • @Daniel-yn5jp
    @Daniel-yn5jpАй бұрын

    Eternal glory to our heros & heroines 🇪🇷

  • @awetawet3772
    @awetawet37727 жыл бұрын

    Ane Enkua Eritreawi konku kabzom Telamat agame enkua zeytefterku thanks god

  • @mabratnatii6926

    @mabratnatii6926

    7 жыл бұрын

    awet awet afffffffffffffffff ay Eritreawyn kalu Gaza agem mes balkam

  • @erimovie7009

    @erimovie7009

    6 жыл бұрын

    awet awet kkkkk zey nskis agame

  • @user-zv4bw7tv9j

    @user-zv4bw7tv9j

    5 жыл бұрын

    ከት ጎሃፍ አሪትራዊ ኣብ ፊቀዶ ዝመዉት ዘሎ እንታይ ኢካ ኪትቢል ኣታ ጋውና

  • @teklehaile4004

    @teklehaile4004

    5 жыл бұрын

    Mabrat Natii 6

  • @alextek8741

    @alextek8741

    5 жыл бұрын

    @@user-zv4bw7tv9j sekt guhaf agame

  • @afrodc9569
    @afrodc95692 жыл бұрын

    Jeganu eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @almasghebre6647
    @almasghebre66472 жыл бұрын

    Eritrea 🇪🇷♥❤🇪🇷♥❤🇪🇷♥❤🇪🇷

  • @weredeyigzaw9131
    @weredeyigzaw91314 жыл бұрын

    ጅግና ናይ ምድረበዳ ሰራዊት ቡሬ ኣብ እግሪ መከል ቅያ ዝሰረሐ ኣብ ከበሳ ንኡድ ዘደንቅ ታሪክ

  • @adhanomzewde2958
    @adhanomzewde29585 жыл бұрын

    God bless eritrean hero love u

  • @andreascarlsson895
    @andreascarlsson895 Жыл бұрын

    Jigna serawitna kibri niaka. Abzi kem may zizenib zeri siali . Bselam aref jigna siwua hawey Temesgen mengsteab .🇪🇷♥️

  • @raeikeset5602
    @raeikeset56025 жыл бұрын

    ሰሚዕካ ዘይምኖ ታሪክ ጀጋኑ

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel22663 жыл бұрын

    ንዘለኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ ንዝሓለፍኩም ኣምላክ ኣብ የማኑ ይቀበልኩም ጀጋኑ፣ ንዘንት እለት ታርክኩም ክዝንቶ ክነብር እዮ

  • @mogosberaki3052
    @mogosberaki30528 ай бұрын

    Jeganu seb metkel ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @noahgebre6445
    @noahgebre64454 жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ድኣ ንጅግና ጅግንኡ ኢዩ አንታይ ሞ አዚ ርጉም መንግስቲ አንዲዩ ፋሕ ፋሕ ኣይልና ከም ደቒ ዛግራ ብዝኾነ ዘላለማዊ ዝኽሪ ን ስዉኣትና👊✊🇪🇷

  • @merhawiaraya662

    @merhawiaraya662

    4 жыл бұрын

    Kondafe agame haliy temselka segom wedalome

  • @tsegazekarias7576
    @tsegazekarias757627 күн бұрын

    Jeganu nzelalem tzkeru Haben hager huxubat meanta ❤❤❤❤❤❤

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom87305 жыл бұрын

    Ahhhhhhhhhhhhhhhhh ma our heroes rest in heaven we love u we remember you wedi keshi kea wetu abe lebey eka young hero eritreawi

  • @EmgHab
    @EmgHab5 ай бұрын

    ዓኽ ቦጦሎንየይ ይዝክር😢😢😢 ማርቶቭ ግን፡መዓልትኻ ተጸበ እንታይ ከምዝገበርካ ጽቡቕ ጌርካ ትዝኩሮ ኢኻ ኣንታ ኣራዊት😢

  • @gezakaiyumamuq3928
    @gezakaiyumamuq39284 жыл бұрын

    ስዉኣት ኣቦታትና ኣዴታትና የሕዋትናን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም። ዓወት ንሓፋሽ።

  • @carmenbrown6087
    @carmenbrown60877 жыл бұрын

    ኣባላት ክፍለሰራዊት 525 ማርቶፕ

  • @solomonhabtetsion9522
    @solomonhabtetsion95223 жыл бұрын

    መዓንጣ ትበተኽ ወዲ ኤረይይይይ!!!!

  • @berhaneasge3728
    @berhaneasge37284 жыл бұрын

    525 ቀዳማይ ብርጌድ ቀዳማይ ቦጦሎኒ ዝነበርኩም ኣለኩም ዶ ሃይሊ ናይ ጀላኒ

  • @appstor5736
    @appstor57366 жыл бұрын

    eway jeganu ab mebel 10:30 zelo Hero my brother. Allah yarhamek hero hawey

  • @erinatey9703

    @erinatey9703

    5 жыл бұрын

    Jegna aynebren tariku eyu zeweres zeaekey. App Stor.

  • @AsmeraAdey

    @AsmeraAdey

    5 жыл бұрын

    Men eyu mehamed ker dika welas men eyu?

  • @jamalmadayen8620

    @jamalmadayen8620

    4 жыл бұрын

    @@AsmeraAdey Ibrahim osman eyu shimu

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte11434 жыл бұрын

    ቅያ ። ማዓንጣን ድስፒሊን እምበር ብዝሒ ወተሀደርን መሳርያን አኮነን ኩኢናት ዝስዕር ። ሎሚ ከምትማሊ ኤርትራውያን አርዮማ ንዓለም ። 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @eriasmara9789
    @eriasmara97895 жыл бұрын

    ጀጋኑ የህዋተ እዘን ዓጋመ ንህዋትና ቀቲለን ሎሚ ሰላም ይብላ።ገና ወያኔ ትህቲ መሬት ክኣትዋ እየን። መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም።

  • @senaiteklit5076

    @senaiteklit5076

    3 жыл бұрын

  • @russomteklay7070
    @russomteklay70704 жыл бұрын

    Agame resahat fetret seb lekimomulna

  • @hadgu2562
    @hadgu25622 жыл бұрын

    ጀጋኑ ቢጾተይ ሚሳኹም ሚሕሸኒ ሲደት ዊርደት። ዘኪረዮ ኤሪትራዊነት መስዋቲ ሕላገቱ። ኪቡራት ቢጾተይ ዝኸፈልኩላ ጸሮና

  • @lavitamaiko5625
    @lavitamaiko56257 жыл бұрын

    ember eziatom deki ahadu natey eyom jeganu eyom imiss you so much 🙌

  • @istandwithabuneantonioseri3005
    @istandwithabuneantonioseri30057 жыл бұрын

    እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ። ጅግና ሓ/ም/ኤርትራ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግንባራት ረዚን ዋጋ ብገንዘብ ዘይትመን ብጾት መናእሰያት ኤርትራ ንምውሓስ ሃገር በጃ ተኸፊሎም ኤረና ተዋሒሳ። ሕጂ'ውን ንቀጻሊ'ውን ኤርትራ ብመኸተ ብደቓ ተኸቢራ ንዘልኣለም ክትነብር'ያ። 🇪🇷🌹ወትሩ ካብ ሓንጎለይ ዘይሓስስ ጽንዓትን፣ ፍቅሪን ናይ ሓ/ም/ኤርትራን፣ ብኣዴታትና እዚ ዘይበሓል ሓገዝን🌹🇪🇷። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!

  • @senaittsegai7661

    @senaittsegai7661

    5 жыл бұрын

    4ርባዕተ ሠመራ 💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ibrahimalishum4801
    @ibrahimalishum48017 жыл бұрын

    525 nay jeganu ahadu.

  • @fetawihaki3672

    @fetawihaki3672

    4 жыл бұрын

    #HARBENA AYNEBRIN EYU TARIKU EYU ZWIRES. AWET #NNHAFASH. Tegaru Lementi, genaB Emni Ormon Amharan kitefiea Ekin. Dekalu

  • @medhanieafwerki6544
    @medhanieafwerki6544 Жыл бұрын

    Nswatna wetru ab lbna awet nhafasch🇪🇷

  • @thomasgebremariam9319
    @thomasgebremariam93194 жыл бұрын

    ሓቀኛ ታሪኽ ታሪኽ ኤርትራውያን!!

  • @awetawet3772
    @awetawet37727 жыл бұрын

    deki shormuta agame idkum akebu ember kunat mesakin teray ente tekwen nera behade mealti mekele meitenakin nerna

  • @yonathanabraham8351

    @yonathanabraham8351

    4 жыл бұрын

    Yes

  • @teklunuguse7989
    @teklunuguse79897 жыл бұрын

    zelalemawi zchri nswatna

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte11435 жыл бұрын

    ትማሊ እካአሎ ሎሚ ዋርሳይ ቅያ ሰሪሖም ጀጋኑ ኤርትራውያን ። ታሪኩም ነባሪ እዩ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samigut7465
    @samigut74654 жыл бұрын

    Gebrihwet wedi hatney beal abi wielt mikanka lomi felite

  • @alextek8741
    @alextek87415 жыл бұрын

    Eternal glory to our martyrs

  • @merhawitesfagergsh3193
    @merhawitesfagergsh31935 жыл бұрын

    Nexerab jgna ❤️

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea13774 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኢልካ ጥራይ ስቕ ጸጥ። ካልእ ቃላት የለን።

  • @tekleabmeles2922

    @tekleabmeles2922

    Жыл бұрын

    Entay dea kibehal delika dirbay

  • @eri-dairyeritrea1377

    @eri-dairyeritrea1377

    Жыл бұрын

    @@tekleabmeles2922 ኣነስ ካብ ጀጋኑ ንላዕሊ ቃል ስለዝሰኣንኩሎም እየ ። ክብርን ሞጎስን ነቶም ሰብ ሕድሪ ብግብሪ።

  • @merhawiandom5324

    @merhawiandom5324

    Жыл бұрын

    @@tekleabmeles2922 nkgelxom kalat haxirni yu hasibwa wedi rimey 🇪🇷✊🏾

  • @tekleabmeles2922

    @tekleabmeles2922

    Жыл бұрын

    @@eri-dairyeritrea1377 ohhh sorry wedi rimey aythazeley bkalie eye terediaya xenihe eza xihfetka. Kabzom sheyeti hagerom mesilkani eye. Sorry

  • @tekleabmeles2922

    @tekleabmeles2922

    Жыл бұрын

    @@merhawiandom5324 thank you brother sorry hatiteyo alkeu

  • @tedroszegherghish9062
    @tedroszegherghish90624 жыл бұрын

    ጅግንነት ሕላገት ኤርትራዊ እዩ።

  • @ibrahimafaagamet9034
    @ibrahimafaagamet90345 жыл бұрын

    ስወኣትና ዎትሩ ይዘከሩ ።

  • @yordatekiemisgna6211
    @yordatekiemisgna62112 жыл бұрын

    Eritrea winner

  • @abrahamtekle5370
    @abrahamtekle53704 жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና::

  • @bartile6023
    @bartile60237 жыл бұрын

    (Martop) is one of the greatest hero leader .......5,25....All best for you. ...

  • @AsmeraAdey

    @AsmeraAdey

    7 жыл бұрын

    Time is strongest ever ya u are right

  • @AsmeraAdey

    @AsmeraAdey

    7 жыл бұрын

    Nebay beyene sarbay

  • @monno-eq2mj

    @monno-eq2mj

    4 жыл бұрын

    i second you. i confirm it.

  • @tesfamariamweldesilassie9278
    @tesfamariamweldesilassie92784 жыл бұрын

    We will always remember you our hero

  • @lavitamaiko5625
    @lavitamaiko56257 жыл бұрын

    etom diskless zebru zelwu weyane eyom

  • @hagostasfagrgish9078

    @hagostasfagrgish9078

    4 жыл бұрын

    Walahi alazim hakika eka wad adje

  • @hadishfeta9502
    @hadishfeta95024 жыл бұрын

    ታሪኽና መዳርግቲ ኣልቦ ሙኻኑ ኩሉ ሰብ ዝምስክሮ ሓቂዩ ግን እንታይሞ እዛ ብደምን መስዋእትን ዝተተኽለት ሃገርና ብውልቀ መላኺ ተወኒና እቲ ኹሉ መስዋእቲ ጸወታ ቆልዑ ጌሮሞ ኣይከሰርናን ክብሉና ሃየንታ ኣለዎ በጃኹም ኤርትራ ብዓልቲ ክልተ ወደብ ያ ተፈጥረኣዊ ጸጋታት ኣዋርቕን ዘለዋ ሃገርያ ጥዑይ ምሕደራን ቁኑዕ መራሕን እንተዝህልወና ሃገርና ስዊዘርላንድ ምኾነት ንሱ ስኢና መንእሰይና ዝሰኣናሉ ግዜ በጺሕና እንከለና ንለውጢ ዘይንብገስ ሙኻና ዘሕዝን ዩ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ክንደይ መግዛእቲ ዘሕለፍና ኢና ናይሕጂ ግን ንበይኑዩ ነንባዕልና ክንወናጀል መሬት ዓሪቡና ዝገርም ዩ

  • @hagosfishaye4517
    @hagosfishaye45178 жыл бұрын

    ez hasot zeyikones haqi eyu ez jeganu zhalefelu eyu.

  • @habtamlbona9691
    @habtamlbona96915 жыл бұрын

    I am proud of you eritrean martyr b/se you are the second after yosus you gives your life instead of your people's .so rest In peace my dear for ever!!!

  • @robiabie6217
    @robiabie62173 жыл бұрын

    Abet eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samiewedihimbrti6820
    @samiewedihimbrti68207 жыл бұрын

    msakum neyre entezikewen si ahhhhhhhhhh tarik mtexahfeni

  • @awetawet3772
    @awetawet37727 жыл бұрын

    Senay Fishaye anta wedi shormuta agame resah Eritreawi meut jigna beal sere eyu wedi lemanit agame

  • @moses3400
    @moses34007 жыл бұрын

    Lions!!!!!!!

  • @AhmedSaid-kj5ze

    @AhmedSaid-kj5ze

    5 жыл бұрын

    ኣነ Mosses ባዕለይ , Lion

  • @hyabfkri3790
    @hyabfkri37905 жыл бұрын

    Zelalemawi zkri nswatna deki halal meriet natkum jgnnet medargti yeblun entay emo ygber zey natom zdelyu goriebiet rekibna

  • @weledjelhanti3790
    @weledjelhanti37905 жыл бұрын

    Ahhhhh Jeganu wetru ab libna Alekum ♥️♥️♥️ Ajekum knhlwa Ena Eza Hager.....B Qurub Ztetelaqeyu Belaeti Xahli Weyane Nezi Kihidkum Abey Tdiqisu? Awet Neti Zeyhlel Hizbin serawitn Mengistin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @desalegebru5775
    @desalegebru57754 жыл бұрын

    ማዳርግቲ ዘይብሉ ውዕሎ ታሪኽ ዝደጋገም ጅግንነት ሰውራ ኤርትራ

Келесі