እቲ ዘይጠዓየ ሰብኣይ፡ ካብ መጽሓፍ ኣቶማዊ ልምድታት

Ойын-сауық

Пікірлер: 14

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom1827 Жыл бұрын

    ነቲ መጻሕፍትን ትሕዝቶን ዝያዳ መቅርት ዝውሰክሉ ጥዑም ካናረ ድምጽኻን ኣናብባኻን ኣዝዩ ሳሓብን ምሉእ ማዓልቲ ሰሚዕካ ዘይመነወካ ጥዑም ድሚጽን ኣናብባን። ነዝ ተውህቦኻ ክንቋድሰ ምግባርካ ነመሰግነካ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ነዚ ንኡሰ ዎሎዶ ትገብረልና ዘለኻ ኣዝዩ ዝናኣድ ዘይሃስስ ዓቢ ኣበረኩቶ።♥

  • @tsegubahta5155
    @tsegubahta5155 Жыл бұрын

    ኩሉ ጠቕሚ ኢልካ ተቕርቦ መደባት ብጣዕሚ የመስግነካ።

  • @mahdereyemane2330
    @mahdereyemane2330 Жыл бұрын

    ብጣሚ ጽቡቅቲ መጽሓፍ እያ። እታ ጋል ግን ጓል ሰበይቱ እያ, ሰበይቲ ወዱ ኣይኮነትን ትብል፡ ግን የግዳስ እቲ ዘድሊስ እቲ መልክቲ እዩ

  • @alexghirmay3793
    @alexghirmay3793 Жыл бұрын

    Welcome our teacher

  • @peaceisalwaysgood450
    @peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын

    መጽሓፍ ኣንብበልና ከም tedel tube ትብሃል ናይ ኣምሓርኛ ብዙሕ እያ ትስሕበካ

  • @awethaile4834
    @awethaile4834 Жыл бұрын

    Lmdtat ktlwtom 4 negerat serilna alo.ab kexali Xbku gerka glexa.bzkone Thanks

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 Жыл бұрын

    Great our teacher

  • @msgnanguse6069
    @msgnanguse6069 Жыл бұрын

    Welcome

  • @hagoskefali-jj8ft
    @hagoskefali-jj8ft2 ай бұрын

    ኣብዚ ግዜ እዚ የንብባ ለኹ አቶማዊ ልምድታት ምልጽቲ መጽሓፍ ኢያ 🥰

  • @AmanuelOkbay
    @AmanuelOkbay11 ай бұрын

    Dankeschön 😊

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes9990 Жыл бұрын

    ከም ወትሩ ብሉጽ ኣቀራርባ መምህረይ።

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe149Ай бұрын

    GBU BRO .

  • @Imlivingmydreams-gv8hg
    @Imlivingmydreams-gv8hg Жыл бұрын

    ኣቶማዊ ልምድታት ታ ዘንብባ ዘለኩ ገራሚት መፅሓፍ

  • @samisami8564
    @samisami8564 Жыл бұрын

    ድገሞ"ታ ሰማዒ. ደጊምካ ስምዓዮ

Келесі