እኽእል'የ እንተደኣ ኢልካ ትኽእል ኢኻ። ዶክተር ኖርማን ቪንሰንት፡ ተርጓሚ ኣንገሶም ተስፋሚካኤል

Ойын-сауық

Пікірлер: 50

  • @tesfaytsehaye1861
    @tesfaytsehaye1861 Жыл бұрын

    ይኽእል እየ እንተኢልካ ትኽእል ኢካ! እስከ ከም ናይ ህይወት ፍልስፍና ክወስዳ እሞ እቲ ውጽኢቱ ክርእዮ እየ፡፡

  • @selam8217
    @selam8217 Жыл бұрын

    የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ንፍዖ እስይ እስይ ደቅ ኤረይ መዓረይ ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብሐድነትና ተጣሚርና ብትምህትን አፉልጦን ብምስትውዓል አምላኽ ምስና ኢዩ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 Жыл бұрын

    ኣታ ኣርእስቲ ብዓባያ መስጢጥ እያ ክም መንእሰይ መጠን ተገድሰኒ እያ ሓቂ እዩ እንተጽዒርካ ዓወት ኣሎ እግዚኣብሄር ኣብ ጎኒ ዝጽዕሩ እዩ ከኣ ኣጸናኒዓትኒ ።የቐንየልና ምምህር ሞኮነን

  • @rezeneabrham5761
    @rezeneabrham5761 Жыл бұрын

    Motivation video thanks teacher Mokena l am prshet you تسلم استاذ علي كتبك عزيز سوطك الله يحفظك 💘💔♥️❤️

  • @adeyktweldnizeytemakrni8285
    @adeyktweldnizeytemakrni8285 Жыл бұрын

    Thanks memhrey btaemi tesfa zmels tmhrti 🤗💝💝

  • @zementesfay5935
    @zementesfay5935 Жыл бұрын

    የቐኔየልና መምህረይ❤❤❤❤❤❤

  • @habenrg8158
    @habenrg8158 Жыл бұрын

    Thank you for your helped and sharing ma bro you're absolutely right,,,so special with God all thing are possible,,,

  • @dngleywahsey5061
    @dngleywahsey5061 Жыл бұрын

    ብጣሚ ጽቡቅ መደብ ብዝያዳ ከምዚ ኢታት ሞትቬት ዝገብረካ ሓሳባት ዘይሙቁራጽ (ፈተነታትካ ምቅጻል ዓወትካ ድማ ኣብ መወዳእታ እዩ ቁጽሪ 9

  • @kibreabawallom2531
    @kibreabawallom25314 ай бұрын

    ሰላም ክቡራት ሞዛይክ ሰላምኩም የብዛሃዮ ትምህርትኩም መሳፕዩ ከምቲ መጽሃፍ ቅዱስ ኣሚንካ አንተንቢብካዮ ንሂወትካ ዝቅይር መደብኩምውን ጽን አልካ ተሰሚአካዮን ተተጊብርካዮን መንገዲ ኣወትዩሞ ነኣይ መንገደይ ኣቅኔለዩ ስለዚ በርታኡለይ ሃውኩም ክብረኣብ

  • @user-yt2wu1ty5e
    @user-yt2wu1ty5e10 ай бұрын

    የቀንየልና ብሓቂ ዝዓገብኩላ ቻነል

  • @sesenloveyou
    @sesenloveyou4 ай бұрын

    Thank you so much azyu agedasi zkone medeb

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 Жыл бұрын

    Just amazing 🎉🎉🎉, we are lucky to have you guys

  • @luwamberhane6843
    @luwamberhane6843 Жыл бұрын

    Kemaka nab awet zmerhu ybzhulna Thank You

  • @bsratkahssy5727
    @bsratkahssy57277 ай бұрын

  • @tirhasadhanom4904
    @tirhasadhanom4904 Жыл бұрын

    ጅአም ወትሩ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣርእስቲ 💕💕💕💕💕💕

  • @musiemesfun992
    @musiemesfun992 Жыл бұрын

    ኩነታት ክስዕረካ ኣይተፍቕድ። thx memhr mekonen

  • @hulumohammed2759
    @hulumohammed2759 Жыл бұрын

    እዋይ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ኣበይ ዳኣ ኔርኩም ክሳብ ሕጂ ሓንጎልና ረስሓት ናይ ፓለቲኻ መሊኡ ደሓን ሕጂ እውን ሟይ ኣይሓለፎን ናይ ዝሓለፈ ታሪኸይን ንዘይፈልጣ ጽባሔይን ኣይጭነቅን እየ በቃ እኽእል እየ ጥራይ ክብል ኣለኒ

  • @samuabu6673
    @samuabu6673 Жыл бұрын

    Simply Magnificient!

  • @seneddawit9498
    @seneddawit94982 ай бұрын

    "ደው ንምባል እቲ ግዜ ጌና እዩ።"

  • @solomonaman6234
    @solomonaman6234 Жыл бұрын

    23፥31 ብዙህ ኣይተረዳኣትንን

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit3 ай бұрын

    Haki❤❤❤❤❤

  • @teklitrussom
    @teklitrussom Жыл бұрын

    Wawwwww ❤

  • @tesfit1077
    @tesfit1077 Жыл бұрын

    Thank you so much M/r Mekonen atahasasbana kem zabn zsefhn zgeberka

  • @WehabteklayWehabteklay
    @WehabteklayWehabteklay6 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @mekzenshumay3571
    @mekzenshumay3571 Жыл бұрын

    Woww nay bhaqi bzuh tmhire thanks memher Moknen

  • @dejenwelday9788
    @dejenwelday9788 Жыл бұрын

    ጽቡቅ ቀጽሎ፡

  • @solomonaman6234
    @solomonaman6234 Жыл бұрын

    24፥8

  • @solomonaman6234
    @solomonaman6234 Жыл бұрын

    24፡8

  • @solomonaman6234
    @solomonaman6234 Жыл бұрын

    6:

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    Жыл бұрын

    26፥8 ብዝያዳ ዝፈተክዋ

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    Жыл бұрын

    ቁጽሪ 6 "24፡8 "ብዝያዳ ዝፈተክዋ

  • @kifletesfahiwet2484
    @kifletesfahiwet2484 Жыл бұрын

    ጽቡቕ ቀጽልዎ።

  • @user-zk6hf3cd3e
    @user-zk6hf3cd3e Жыл бұрын

    ባሓቂ ደስ ዝብል ሓንቲ ነገር ግን ክነግረካ ኣብ ስራሕካ ሓጋዚት ትኮን ያ ዝበልክዋ ክላሲካል ቀይርካ ንእሽተይ ድምጺ ተትውስከሉ ምክንያቱ ክላሲካ ጽቡቅ ጌርካ ከምተስተማቅሮ ዩ ዝገብር

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    Жыл бұрын

    ከመይ ዳኣላ አዛ ጻዕዳ አሪትራዊ ፥ ከምዞም ራሻይዳ ማለት ዲካ ትከውን ዘለካ? ወይስ ከምዞም ሰብ ቕልውላው መንነት። ምስ ኣክብሮት

  • @user-zk6hf3cd3e

    @user-zk6hf3cd3e

    Жыл бұрын

    @@solomonaman6234 ከምዞም ብህዝቦምን ሃገረምን ድቃስ ዘይብሎም እንበር ድሕሪ ባርያ ጸርፊ ይለን ድሕሪ ባርያ ደርፊ የለን ድሕሪ ሃገርካ ክብረት የለን እዛ ልዕሊ ሳላሳታት ተቃልስና ዘምጻእናያ ሃገር በዛም በጋሚንዶ ከይትሽረፍ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ዩ ሞ ሃየ ከይትጸድፍ ከምቶም ለከብጥ

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    Жыл бұрын

    @@user-zk6hf3cd3e የከንየለይ ፡ ህቶይ ግን ንምንታይ አታ ጻዕዳ ትብል ቅጽል መሪጽካያ አያ ነራ ፡ ደጊመ የመስግን፡

  • @user-zk6hf3cd3e

    @user-zk6hf3cd3e

    Жыл бұрын

    ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ ግን ባሓቂ ኣመላልሳካ እታ ጻዕዳ ትብል ንኩሉ ኤሪትራዊ ትውክል ያ ናዓያይ ጥራይ ኣይኮነትን ኣብ ሚኢታዊ ማለተይ የ ባዓል ሰልጠና ገዲፍካ ብዝኮነ ደስ ዝብል ኣክይዳ ኣለካ በዛ ንእሽተይ ክገልጸካ

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    Жыл бұрын

    @@user-zk6hf3cd3e kbret yhabeley, sle adnakotkan lzub amelalsakan.... ms senay mniot

  • @kaleabaraya9813
    @kaleabaraya9813 Жыл бұрын

    Wow btami tsibuk mkri amlak aemrokum ybark

  • @er-uq6we
    @er-uq6we Жыл бұрын

    Interesant Video

  • @user-rl4bj2di4g
    @user-rl4bj2di4g Жыл бұрын

    Welcome 💎👍

  • @mbrakgigi2922
    @mbrakgigi2922 Жыл бұрын

    🍀🥰

  • @mamangsti5748
    @mamangsti5748 Жыл бұрын

    Btaemi xbuk tmhrti eu kexlo ayttfana btaemi ytekmena alo memhr mekonen yekenyelna edmen tenan yehabka

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 Жыл бұрын

    🙌🏻🤛🏻👌🏻

  • @tsegubahta5155
    @tsegubahta5155 Жыл бұрын

    All is good

  • @mogoskelati9285
    @mogoskelati9285 Жыл бұрын

    Bertieka msrah e,wuy ygebr

  • @alexghirmay3793
    @alexghirmay3793 Жыл бұрын

    Bro king

  • @user-xf5kc2pm6b
    @user-xf5kc2pm6b Жыл бұрын

    ደው ንምባል እቲ ግዜ ጌና ኢዩ።

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 Жыл бұрын

    Dew nmbal eti gzie gena eu des elatni memhr Mekonen nemesgneka.

  • @user-qo8qb2se2s
    @user-qo8qb2se2s Жыл бұрын

    ውሽጥካ ምፍላጥ እዩ

Келесі