Very sad 😥 at list they should care about the Eritrea refugees in Tigray 🤔 our father for Tigray I know God will help us . You and few Eritrean we really appreciate you for standing with humanity God bless you with more you are very smart intelligent father ever 🙏
Пікірлер: 386
ኣምላኽ ይባርኽካ ኣባ ቀሺ።
ናይ ብሓቂ ኣቢ ትምህርቲ አሞ ሂወትና ዝኮነ ቓል ክትምግበና ዘክኣለካ አግዛቤሀር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን። ብፍላይ ናይ ዚ ግዘ ወለዶ ትምህርቲ ኣቦታትና ዝሓለፍዎ ኒእምነቶምን ሃገሮምን ኣቢ ትምህርቲ ሂብካና።አዞም ኣክረርቲ ጸጋማውያን ዘቕረብዎ ነቲ ሕሉፍ ናይ ኣቦታትና ክንፈልጥ ጠቂሞምና አዮም።ኣቦታትና ንሕማቅ ናታቶም ገዲፎም ናይ ፍቕሪ አዮም ክምህሩና ጸኒሖም፡ናታቶም ዝደቀሰ ኣጆንዶኦ ኣብ ስደት ኮይኖም ምዝራቦም ክኣ ኒኣና ሓደስቲ ወለዶ ክንፈልጦ ዝግቢኣና ባእሎም ከም ንፈልጥ ገይሮምና አዮም አሞ፡ ወላ 1000 አንተተረፍና ኒነብራ አታ ሃገር ደቓ አምበር ባዕዳውያን ኣይኮኑን።ኣቦና ክብረት ይሃብካ አግዛብሄር ምሳካ ይኩን
አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና
ቐሺ ማርቖስ ጅግና ተባዕ ኣቦ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኣቦይ ቀሺ እድመን ጥዕናን ይሃበልና ጅግና ኣቦ ሓቂ፡ ሎምስ ነቒሕናሎም ኢና ኣጆኩም ♥♥♥♥
Thanks you so much Abona God bless you and your family
አባ ቀሺ አቦ ውጹዓት ቡዙሕ ነመስግነኩም፡እንተ እዞም አስላም የሕውትና ንብሎም መብዛሕቶም ሪኢንይም ጠላማት ካሕዳማት😭እዚውን ክሐልፍ እዩ ሕማቅ ታሪኮም ግን ክንብር እዩ ንወለዶ። ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኩኑ ምስኦም ንነብዕን ኡይ ንብል አለና፡ ሕጂ ውን ተጋሩ እሕዋትና ክዕወቱ እዩም ዓወት ተጋሩ ከአኒ ዓወትና እዩ።
ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ቃለኣምላክ የስመዐና ፀጉኡ ይወስከልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ኣሜን🙏🙏
እዝጋቢሀር ጠጠው ይበለልኩም ኩቡር አቦና አምየን ፈቅርን ሰላምን የውርደልና ብዓኒ ምሕረቱ ይጠምተና አምየን አምየን አምየን
ቃለ ሂወት ያሰማልን መምህራችን አዙይ ኢዩ ክርስቲያንነት
Amen amen amen amen 🙏🏻
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልን ኣቦና🙏🙏🙏
ኣምላክ ይመስገን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብር ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏💖💖💖
@henrykieran9617
3 жыл бұрын
i guess it is pretty off topic but does anybody know of a good site to stream newly released movies online ?
@cooperian1499
3 жыл бұрын
@Henry Kieran Try Flixzone. Just google for it :)
ኣቦይ ቀሺ ግን ብኩሉ ትገብርዎ ዘለኩም ኣምላክ ጸግኡ ነብዝሐልኩም ከማኩም የብዝሐዮ። 🙏 🙏 🙏
ቃለሂወት የስማዓና ኩቡር ኣቦና
ኩቡር ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ትምህርትኻ ዘፋቕር: ዘተሕቓቑፍ : እምበር ዘጻልእ ኣይኮነን::
ኦቦይ ቀሺ እድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Well organised father God chooses you to tell the truth and to be voice for the voiceless tegaru. God bless you and Thankyou on behalf of my people!!
ኣሜን የቅንየልና እወ ሰብ ይሕረድ ኣሎ ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልና
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
Aboy keshi edmen tienan yehabkum🌹🌹🌹 kulu zibelkumo haki iyu ketsilewo 👍 Egziabher yehabkum 🙏🙏🙏🙏
ኣቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም
ቃለ ሂወት ይስመአልና ኣቦና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ህዝበይ
Xbuk ስነ ሓሳብ
Amen amen amen
አብና ቃልህውት የስመዓን አሜን አሜን
Mejemerta kemey alokum aboykeschi,silemnatay eyom tarik inadegemu,sebat zifelali.polotika,ingeberu. Abey zemen ina nikimet zelona.abzi zemenawi.zemen.kinebr zeiniftin zelona. Eti meret gefih eu.gin kulu gedifwo hadimu.eti miflilay ab KZread tray eu zelo. Ab meret welehade yelon kemkedemna.respect alona.sile iti tarik gin thanks sile zemeharkumna.
Edmen tienan yhabkum fetari kubr Abo
እግዚኣብሄር ይመስገን ናይ ኣቦታትና ፀሎት ልመና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን
ኩቡር አቦና ቀሺ ማርቆስ እትገብርዋ ካብ ልቢ ዝምስገን እዩ ተባዕ በዓል ሕ ልና ክቡር አቦና ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመብን ጥዕናን ክህበኩም ናይ እግዚአብሔር ሰናይ ፈቃዱ ይኹን አጆኹም ኩቡር አቦና
@almazabraha4674
3 жыл бұрын
እዚጊዬ ማሃሬና ክርስቶሰ ቄሺሰ ሓሲዮ ዳኣ ዪፃረቅ እመቤረ ቄሺ ዶእ ሴሬቅቲ ሓሬቲ እንዳ ቤልኩመ ኤሕዋት ኢና ትብሉ ቄሽሰ እዝጊዬ ንቤል ኢዪ ደብል ናይ አስላም ኤሪትራዊያን ናይ ኽሪስቲያን ናፃና ዪምልኬት ኤሕዋትና ኢዮመ ናትኩመ ገቤሩ አዘጊዬ ማሃሬና ከረሰቶሰ እዘጊኦ ማሃሬና ክረሰቶሰ ጥራሕ ኢዩ ዴብል
ቃለሂወት የስምዓልና ብፁዕ ክቡር መምህርና ። እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይመልከተና
Haki nay lebam zeraba thank you ❤️❤️
Kal hiwet yesmealina kubur abona ezia mezmur men ele kirekiba soory abo qeshi
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም :: ውኻርያን ጀበርትን ኣብ ሓሶት ዝነብሩ ፍጡራት እዯም ::
ቃለ ሂወት ያስምዕልና ኣሜን
Nay behki abuna ldmen tlnan yehabkum 🙏❤
ኣቦና ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ።
ኣምላኽ ንህዝቡ አየጥፍእን ግናስ ፈተና ይፍትኖ ንድፈትዎ ንህናድማ አይንጠፍእንመመሊድና ንኹላእ እምበር ንትግራይ እግዚአብሄር ፅላል ክኾና እዪ🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Thank you
behake. Eyu. Memhar. Kale. Hiwet. yesmalena. ✝️☝️😢🙏
Amlakyhagzkum btami xbuq mestewali abo qexlwo agonkum alena
ኣምላክ ኣገልግሎትኩም የብዝሓዮ። ጅግና ብሃይመኖቱ ጅግና ብስጋ ሕልናዊ ኣቦ ኦርቶዶክስ
የቀንይርልና ኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Abba I believers in Orthodox I started to lose my fate God bless protect you Abba know you gave my fate back 🙏 🙏 🙏
Aman amen aman elllllllllllllll aseyyyyyyy aman amen aman
Amen 🙏
Aboy Keshy Egzabihr edmen tnan yhabkum dew bellna 🇪🇷
Full respect neboy keshi
ኣምሓራይ አጥፊኡካስ ናብ ካልእ ወልፈስፈስ ፎእ
Ezgabiher.tsegu.yebzahalkum.abakeshi.kemakum.ybzah!
Very sad 😥 at list they should care about the Eritrea refugees in Tigray 🤔 our father for Tigray I know God will help us . You and few Eritrean we really appreciate you for standing with humanity God bless you with more you are very smart intelligent father ever 🙏
Abona kal hiwet yesmiallna God bless you !!
Amen 🙇♂️🙇♂️🙇♂️🙇♂️
Amen Amen Amen Abona !!
Egziabehier yibarchkum abatewa sleti semienayo zeynfelt tarik zeglexkumlna intete etom jeberti (muslim) yehwatna dema lbi yihabom
Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you 🙏🙏🙏
እግዝአቢሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣቦና ። ከምኡ ውን ክብርቲ ሓፍቲ ስለቲ ቕኑዕ ምዝራብኪ ።
Edmen tenan yhabkum abona
እመ አምላኽ ጺላላ ተንብረሉኹም ሓቀኛ ኣቦ ሉዑል እግዚአብሔር ዝተረፈ ዕዲመኹም ይባርክ።
Amen Amen Amen👏👏👏
Eidim yhabkum
Aselam eritreawan aselam hyhwina demen sgan ina kulu ziga kesel zelow bebhgom yzuwu asgde kentebay bbhgom yziwu adtegray ydwom ygarom korzom asdodun hleft tegaru 😭😭😭🇪🇷🤝✍️🕊🇪🇷
ኽንዲሽሕ ( 1000) ዕድመ ይሃብኩም ኩቡር ኣቦይ ቐሺ ማሪቖስ ደባስ ። ኸምቲ ከሰላ ዘሎ ኣስላማይ ሓውኩም ትግራይ ዘሎ ትግራዋይ ከኣ ሓወይ ኢዩ ምሁራት ደንቖሮ ተመሊስኩም ታሪኽ ኣንብቡ ነቶም ጥዑያት ኣይትለክሙ !!!
Behaaki selame yewedelna fetari
Hasawi zikone keshi hanti mealti qal amlak mihiru zeyfelit
ኣምባሳደር ክርስቶስ ጸግዒ ውጹዕ ጸሎትኩም አይጋደፉና ።አብ ጎንኩም አለና ቀጽልሉ ።
✝️✝️✝️💒💒💒💗💗kemakum ybzhu haki zizmru🍓🍓🍓🍓
አቦና ቀሽ ማርቆስ ቃል ህይወት የስመዐና ህዝብና እውን እግዚአብሔር አምላክ ይሓልወና እምበር ኸብድ እዩ ኣብ ትግራይ ደስ ዝብለካ ነገር አስላማይ ክርስትያናይ ዝበሃል የለን ኩላትና ብብሃይማኖትና ፅብቅ እና ነይርና ካብ ከዝ እንድዕ እምበር ከዝ ትግራይ ዘጥፍእዋ ዘለዉ አምሓሩ ብዝገርም ካዓ ኦርቶዶክስ መማህራይን ብናይ ትግራይ ህዝብ ጨፋጫፍ ዘሐጉሶም ይኸብድ እዩ አንሕና ተጋሩ አስላም ምቦዶልና ነይሮም ሕራይ ንቅበል ሃይማኖትና ሓደ ስለ ዘይኮና እዞም ኦርቶዶክስ ንህዝብ ትግራይ ቤተክርስትያን እናዳፈረስ ዘሐጉሶም ይሕዝነካ እዩ እትዮጵያዊት ብምኻነይ የሕዝነን እግዚአብሔር ይመስገን ግን ትግራወት እየ ተዛራብት ትግርኛ እየ
Egziabiher mhret yehabena hatyatna eun yqr ybelena
እዝግኣብሄር ይባርክኩም ሓቂ ምዝራብኩም እዞም እንዳመቱ ዝዕልሉ ባሪያ ናይ ሓደ ሰይጣን ተላኣክቲ
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Ezgiabiher Amlak bayni mhretu ytemtena Abona.
Bteamiii Abi seb libonan wihlnetn tibebn ztehaweso agalalxa.
አቦይ ቀሺ ቃለ ህይወት ይስማኣና
🌹☝️
Aba keshi 🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Hassen uka aybln gen nskim ikum krstna aslamay wgee teetwu zelekum
haki eyu, yhwatna lbi ngber
Abona edmen tenan yhabkum
Avoy keshi amlak xegu yebzhalkum.sleti kulu haki. Kemakum ayreakun dengaxi,hakeya. Memhir.
ቃለ ሕይወት የስምዓልና አቦና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Jigna keshi
👌🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ኣቦና ንትገብርዎ ትምህርቲ ኣዚና ነመስግን. ኣምላኽ ይባርኩም. ህዝቢ ትግርኛ አዚ ወሪድዎ ዘሎ ዘረኢ ናይ ምትፍአ ሓደጋ ተረዴእና ክንበራበር ኣለና BEFORE IT IS TOO LATE.
Thanks 😁❤
Wa doka komju elkum ka bela haye akuar wahid
Abona edmen tenan yhabkum fetari
አሜን አሜን አሜን አቦና ቃል ህይወት የስመዐልና
እንቃዕ ብደሓን መጸኣኹም ኣቦይ ቐሺ ማሪቆስ ደባስ ደሃይኩም ኣይተሓበኣና ኣቦ ተስፋ
ቐሸን ሐሰውን ዝገርም እዩ ብዸኻ ታሪክ ትምህር ዓዸውዾው አትብል
@samiberhe9835
3 жыл бұрын
ኣንታ ረሳሕ ኣክራሪ ጽንፈኛ ሓሳዊ ንስኻ ዕደል ዝብሃል ንጀበርቲ ተዋሂቡ ማለት ዘበት ስተኛታት ንሶምዮ እዞም ጽንፈኛታት
@yasser8419
3 жыл бұрын
@@samiberhe9835 meskinay bejeka xerfi kalee zetfeltu zhasewe ktamnu abotatka komadis kemaka iyom nerom bekli tweld yblu nerom jeberti kedem nerom abotatna hji alena dahray dekna uwen alewu hafhaf aytwelu☝️☝️☝️☝️☝️
@berihalem9639
3 жыл бұрын
@@samiberhe9835 ካብ ዚ ንላዕሊ ሓቂ ደኣ ካበይ ከተምጽእ ደሊኻ ? እንታይ ዩ ክንድ ዚ ዘጻርፈካ ዘሎ?ክትሓፍር ኢኻ ጸርፊ ጌጋ ዩ።
@sebkbur6019
3 жыл бұрын
ጀበርቲ ታሪኾም ስለዘሕፍሮምዮም ክንድዚ ዘዕለብጡ። መበገሲኦም ኣብ 16 ክ/ ዘመን ካብ ሶማል እዩ። ምስ መሓመድ ግራኝ ድማ ተሰሊፎም መጺኦም። እታ ጀበርቲ ትብል ስም ድማ ምስጢራ እዚኣ እያ። ኣብ ሽረ ሰራዊት መሓመድ ግራኝ ኣኽቢቡ ጀበርናኩም ዓላዲን ኢሉዎም። እዚ ማለት ከተመስልሙ ተገዲድኩም ኣለኹም ተዘየለ ትሕረዱ ኢሉዎም። ኣመስሊሞም። እምቢ ዝበሉ ተጋሩ 35 ሺሕ ተጋሩ ሓሪዱ። እዚኣ ረሳሕ ታሪኽያ ኡይይይ ተብሎም። በቶም ናይ ኤርትራ ኣስላም ፉንፉናት እዮም። ስለዚዮም ከኣ ትግርኛ እናተዛረቡ ዓረብ ኢና ዝብሉ ረሳሓት
@Debas97
3 жыл бұрын
Jeberti ab eritrea bota yeblun...
amlak mhret yewurdelom abona
አሜን እዝጋአቤሄር ይመስገን :አቦይ ቀሽ ጸግኡ የብዛሐልኩም 🙏🙏🙏
አባ ቃል ሒወት የስሙዕኩሞ የቀንየልና
ኣቦና ኣቦ ሓቂ እ/ር ጸሎትኩም ሰሚዑ ይቅረ ይበለልና::
ኣቦና እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ምስጋና ይብጻሕኩም
WOW wow wow 🙏🙏🏫 amlak with you and your family and your children help you more God bless you
😍😍🥰👍😍