“ህግደፍ ሓዱሽ ናይ ጥፍአት አዋጅ ንተዋህዶ” እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ

“ህግደፍ ሓዱሽ ናይ ጥፍአት አዋጅ ንተዋህዶ” እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ

Пікірлер: 49

  • @user-fk7zz6bh1e
    @user-fk7zz6bh1e4 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s4 ай бұрын

    Edmen tenan a yhabkum aboy Keshi markos

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi42764 ай бұрын

    እግዚአቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ቐሺ ማሪቖስ ደባስ 🙏🙏🙏 ። ነዞም እናሰምዑ ዝጸመሙ እናረአዩ ዝዓወሩ ኣሕዋትና እግዚአቢሀር ልቢ ይሃቦም 🙏

  • @user-yz4it2zn4j
    @user-yz4it2zn4j4 ай бұрын

    Amen amen amen kal hewit yesmalna🤲🙏🏽🤲🙏🏽💒🤲🙏🏽

  • @user-vj6dy9vn1t
    @user-vj6dy9vn1t4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92714 ай бұрын

    God bless you and your family thanks abundance Kashi marikos debas ❤❤❤

  • @semerearaya7302
    @semerearaya73024 ай бұрын

    ሰላም ኣባ ቀሸ ማሪቆስ ጌና ክጻወትሎም እዮም ከመይ ደኣ ባራዩ እንድዮም

  • @user-hb4zm6sg7z

    @user-hb4zm6sg7z

    4 ай бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ደድሕሪ ዝተፉ ስባት ንምታይ እና ንተፍእ ምእመናት ሓቲ እምነት ትራይ እዲዩ ዘለና እተ ፈቲክሞ ካኒእ ዘይትገብሩሉ ኣባ ትብልዎ ዘለኩም ማኣስ እዩ ኣባ ኮኑ ትርጉም ናይ ኣባ ትፈልቶ ድካ እስከ ንገረኒ

  • @berhekeflegiorgis9596
    @berhekeflegiorgis95964 ай бұрын

    God bless you abbey Keshi Marikose.

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92714 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @gueshgrmay8216
    @gueshgrmay82164 ай бұрын

    ቃለሂወት የስመዓልና አቦና ብጣዕሚ ጽቡቕ ቃል አገልግሎትኩም ይባርኸልኩም

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s4 ай бұрын

    Abyet good Anta. Nzelealem znebru dyom mesiluwom. Amlak mhret yewrdelna🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26494 ай бұрын

    ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ኣምላኽ ዕድመ ይሃብኩም 🙏🌺🩵🌿🩵ኣቱም ህዝቢ ካብዚ ዝኸፍእ የለን ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ዘለዉ ማለት ኣብ ዓዲ ዘለኹም ሞባእ ኣቛርጹ ። ኣብደገ ዘለኹም የእሙሮኹም ዝተደፈነ ኣምላኽ ይኽፈተልኩም ። እቶም ባራዩ ደገፍቲ ኢሰያስ ብፍታዉኩም ይብላዓኩም ጉዳይና ኣይኮነን ።

  • @As-uh8pb
    @As-uh8pb4 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @yordanosa9646
    @yordanosa96464 ай бұрын

    Wow they want control our money 💙💚💙💚

  • @simretgebre1445
    @simretgebre14454 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 ❤

  • @menmesmen57
    @menmesmen574 ай бұрын

    ሰላም ኣቦይ ቀሺ አግዝኣቢሄር ናይ ኣጎልጉለት ዕድመኹም ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። አንተ ናይ ስርዓት ህግደፍ ግን ኣይግድን አንተ ዘይተማሂርናሉን ዘይበሊሕናሉን ሲ ካልአ ክገብር አዩ

  • @user-ew3kh7qm2f
    @user-ew3kh7qm2f4 ай бұрын

    💙💙💙💙💙♻️♻️💙💙💙💙💙

  • @user-gc7yq4xj3s
    @user-gc7yq4xj3s4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azmeraasgedom1205
    @azmeraasgedom12054 ай бұрын

    Ehhhhhhhh❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @davidgidey4713
    @davidgidey47134 ай бұрын

    💙💙🙏🙏🙏💛☘😢

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife70734 ай бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🩵

  • @AngosomHalie
    @AngosomHalie4 ай бұрын

    እእእእ እዚኦምሲይ ፋጣሪ ይፍረዶም ንዓካግን ኣምላክ ብጸግኡ ይሓልካ ዕድመ ማቱ ሳላ ይሃብካ

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab77534 ай бұрын

    እቲ ግዜ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ ቤተ-ክርስትያን ብህግደፍ ካብ እትእሰር ሓጺር ግዜ ኤይገበረትን ካህናት ይኹን መእምን ኩሉ ብጋኔን ህግደፍ ዝቀርብ ውሳኔ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት እሺ ካብ ምባል ካልእ ኣመራጺ የብሎሙን ምኽንያቱ ሕልና ዝሸጠ ሰብ መሰሉ ክሓትት ኢልካ ምጽባይ ሕልሚ ኢዩ።ብዝዓበየ ሓጥኣት ምግባር ምዝራብ ምሕሳው ከም ሉሙድ ኮይኑ ሰንበት መጸ ቤተ-ክርስትያን ማዕጾ ከፊትካ ምጽላይ ኣብ ምንታይ ከብጽሓና ኢዩ እንድዒ በጃኹም ናይ ሎሚ ድሓን ናይ ጽባሕ ግን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኣይግድን ስለዚ ደለይቲ ፍትሒ ቀስ ኣልና ተዓዚብና ንዘቲ

  • @Goalseira
    @Goalseira4 ай бұрын

    Xbuq Hebron, wela kesadom zeywesda

  • @selamtemesgen9495
    @selamtemesgen94954 ай бұрын

    ህዝበይ ተበራበር✝

  • @selteneyohannes6469
    @selteneyohannes64694 ай бұрын

    Nezom bgeza fqqdom barayu kkonu zmeretsu suq belwom yblawom.

  • @gebrielakidane9973
    @gebrielakidane99734 ай бұрын

    💔💔💔💔💔💔😱😱😱😱😱💔💔💔💔

  • @Hagos-zs3ti
    @Hagos-zs3ti4 ай бұрын

    ባራዩ እንተኾይኖም ደኣ እዚ እካ ዊሒድዎም፤መቸም ናብ ልቦም ይምለሶም።

  • @aronsolomon4550
    @aronsolomon45504 ай бұрын

    Good job

  • @hayletkle2197
    @hayletkle21974 ай бұрын

    ህግደፍ ፡ ብካቶሊካዊት ብ/ ክርስትያን ትሕተም ዝነበረት መጽሄት ፡ ሓቅን ሂወትን እትብል ኣብ 1994 ዓጽዩዋ ። ን ኣመንቲ ጰንጠ ኮስተ ንዓመታት ኣብ ኮንተይነር የምስኖም ኣሎ ። ን ኣመንቲ ተዋህዶ ቤትክርስትያንውን ብመራሒኦም ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ ቤትማሰርቲ ኣማሲኑ ቀቲሉዎም ። እቲ ከም መሳርሒ ዝጥቀመሉ ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ውሽጡ መሳርሒ ዝኾኑዎ ኣቕሽቲ ስለዘለዉ ፡ኣመንቲ ተዋህዶ ክነቕሕሎም ኣለዎም ። እምነት እግዝ ኣብሄር ዘይብሉ ካብ በረኻ ተሓንጊጡዎ ዝመጸ ናይ ቻይናዊ ማኦ ሰይጣናዊ ፍልስፍና ፡ ኣብ ምድርን ሰማይን ፡ባሕርን አርትራ ንኸይሰፍን ፡ኩላትና ኣብ ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እን ኣምን ክርስትያን ፡ ነቒሕና ንመድሓኒና ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እዝግዮ ኢልና ፡ነዚ ናይ ኩሉ ጸገምና ጠንቂ ኮይኑ ዘሎ ሰይጣን ንስበሮ ፡ ኣቱም ኣቕሽቲ ከኣ ወንጌል ኣስተምህሩ ፡ ጨሓም ኣየድሕን ዋላ በራሕ !

  • @user-hb4zm6sg7z
    @user-hb4zm6sg7z4 ай бұрын

    ahwatey mhret yewrdelna ayhdawyan da mo kabzi nlali etay do gerem eiyom qeshis nselam nmhret qale egzabher merihu kab xegam megedi nyeman melisu anesihu ymerh eber nkinat ysebk abey terayu bejaka eti nejakum hzbina nestebahl nxedf alena

  • @filimonghebreyohans5829
    @filimonghebreyohans58294 ай бұрын

    ሃገራውን መንፈሳውን ክትከውን ኣይክኣልን እዪ እሞ ሓዲኡ ምረጹ ምበልክዎም!!

  • @Bhgialeni12345
    @Bhgialeni123454 ай бұрын

    Alodyu ezi get keshi bmakoru zweger hasawi keshi😃😃😃😃😃😃😃sheraki hasawi keshi

  • @selemawithabte705
    @selemawithabte7054 ай бұрын

    Anta entaytseliealka eyu tselot zeytgeber seb entay hayli aleo

  • @kbromdengts7919
    @kbromdengts79194 ай бұрын

    ሂጊ ዝይትፍልት ቅይዲ በትክ ኢንዲካ ፋሉል

  • @ZerayElfu
    @ZerayElfu4 ай бұрын

    Eskas qeshi dika weys seytan SD eka eskas qeshi konka ab btekrstyan ketka xelot mgeberka ember poletika tzareb ayti hafrn qurub kem seb resah SDI hasawi eska 10higdef higdef jgna EU lef aytbel sq elka lekbat hasawi 10gehigdef higdef jgna EU lef aytbel esk felaley awrajay wedi awrajay felaley eka resah SDI hasawi zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash kab hasewi qeshi ydhnena SD

  • @abibabraham8763
    @abibabraham87633 ай бұрын

    በጃ ህግደፍ ቁልቁል አፍካ ተደፍእ

  • @user-jm8ne5wv9b
    @user-jm8ne5wv9b4 ай бұрын

    ህግደፋዊ ቀሺ ንሰይጣን እዩ ዝመስል

  • @maharenatsegezab3551
    @maharenatsegezab35514 ай бұрын

    መናፍቅ ማርቆስ እንታይ ገደሶ፡ሕግ ቤተ ክርስትያን ላዕላዋይ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣካል ፡ከም ዝኮነ ዘይፈልጥ የሎን።

  • @bitatv6004

    @bitatv6004

    4 ай бұрын

    ባርያስ ባርያ ድኣ😂😂😂😂

  • @user-ft1xf9st2c

    @user-ft1xf9st2c

    4 ай бұрын

    ኣይትገረም እስራኤላውን ካፍቲ ናይ ባርነት ዝነበርዎ ሙሴ ከውጸኦም ከሎ ባርያ ምካን ይሕሸና ዝበሉ ነይሮም እዮም።@@bitatv6004

  • @edenmahary4096
    @edenmahary40964 ай бұрын

    ኣድጊ ንሓመዱ፡ ቀሺ ዲኻ ወይስ poletician. Why dont you prich about tegaru starvation?.

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya28214 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @berhekeflegiorgis9596
    @berhekeflegiorgis95964 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes85424 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @senaittewelde7263
    @senaittewelde72634 ай бұрын

    ❤❤❤

Келесі