🛑 ተጠንቀቁ - ድሕሪ ጾታዊ ርክብ ብፍጹም ኸምዚ ኸይትገብሩ - well media

Ойын-сауық

እዚ ጠቀምቲ ናይ ሓኪም ምኽርን ናይ ሳይኮሎጂ ሓሳባትን ዝቀርበሉ ቻነል ዩ ። subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ :: WELL
_______________________________
Disclaimer ; this channel does not promote or encourage any illegal Activities , all contents provided by this channel it means for Educational, advice, Entertainment and information Purpose.
__________
make sure to subscribe to well media and turn on notification to stay updated with all new uploads. 🔔
_______________________________
visuals: www.pexels.com/
_______________________________
#well_media , #ትግርኛ , ግብረስጋ , ሓዳር , #ፍቅሪ , ጥንሲ , ገንዘብ , ምግቢ , ጥዕና , ዓወት , love , fkri
#ዶክተርሻሮን #eritrea #tigrigna #Eri_Motivatio

Пікірлер: 31

  • @selamkidanemahari1909
    @selamkidanemahari1909 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምርቲ እዮ፡ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ ኣብዚ ትሕቲ ሕንብርተይን ሕቆይን ቃንዛ በርቲእኒ አንታይ ይከውን አንታይ ከ ትሕግዘኒ ሕክምና ረብሪበ አየ (ቅንዲ መበገሲኡ ንንውሕ ዝበለ ብዘይ አዱብ መንገዲ ብማንኪና ምካድ አዩ )

  • @millionhagos7653
    @millionhagos7653 Жыл бұрын

    Thank u dear

  • @merkebsemere7027
    @merkebsemere7027 Жыл бұрын

    Thank you

  • @millionmillion8297
    @millionmillion829728 күн бұрын

    Metewi aytenwhayo❤

  • @desalegntella1057
    @desalegntella1057Ай бұрын

    ናይ ግድን ዝብልዶ በዝሑ ሓቀይ ከምዚ ዝብል ናይ ሕክምና ምኽርታት ግን አሎዶ ይመስለካ?

  • @user-rd7bs9wj1j
    @user-rd7bs9wj1j Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ደኩተር የቀየልና ሕቶ አነ ፀታዊ ርክብ አይገብርን እየ ግን ሽንቲ ሸይነ ማይ ታሓፅበ ክትስእ እንከለኹ ድሕሪ ቁሩብ ደቓይቕ ማህፀነይ ያቃፅለኒ እዚ እንታይ ይኸውን? የቐንየለይ

  • @issakabraham3277

    @issakabraham3277

    6 ай бұрын

    ጾታዊ ርክብ ናይ ግድን ክተገብሪ ኣለኺ ❤❤❤

  • @user-ty7qz9qr3r

    @user-ty7qz9qr3r

    7 күн бұрын

    😁😁😁😁

  • @zebibtesfay952
    @zebibtesfay952 Жыл бұрын

    ሰለም Doctor መጀመርያ ብጣዕሚ ንመስግን ፡ ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ተገዲስካ መልስለይ ዝተዛብዕ ውርሓዊ ጽግያት ዘለዋ ጎል ውርሓዊ ጽግያት ምስ መጻ ርክብ እንተ ፍጽማ ክትጠንስ ትኽእል ዶ ?

  • @seblomi3975
    @seblomi3975 Жыл бұрын

    Aymeleskaley dea ember anes bzuh gze hatiteye..gn melsi yelen

  • @Well_Media

    @Well_Media

    Жыл бұрын

    ብዛዕባ እንታይ?

  • @seblomi3975

    @seblomi3975

    Жыл бұрын

    @@Well_Media felema yekenyeley 🙏🙏🙏 htoy Ms sebeyna sgawi rkb Ms fexemna eti zerie ddhri eti metlo zmlesi kab mntay u ..malet nay wesib shgr sle zkone do ykewn dos kalie shgr alo u...bflay kea bahgi wlad nzelewo Abi saeben kkewn sle zkielye ..slezs entay kkewn ekiel eti ftah ...degime yekenyeley ...kaliay htoy metlo ab wshti blieti enkelo eti wetri natu mknasu ke ..nayta blieti gal xebib sle zeykone do ymesleka thank you kea

  • @Well_Media

    @Well_Media

    Жыл бұрын

    ብዝ/ዩ ምኽንያታት ናይ ምልማስ መትሎ/ቀጥ ኢሉ ኽግተር ናይ ዘይምኽኣል ጸገም ኸጋጥሞ ይኽእል እዩ ንኣብነት - ገና እዚ ርክብ ኽጅምር ክብል ንኸይውድእ ይፈርሕ ገለ ምስዝኾን & ቅድሚ ሐጂ ዝኾነ ናይ ጾታዊርክብ ሂወት ምስዘይነብሮ ካልእ ድማ ምናልባት ግብረሕቡእ/ሴጋ ዝፍጽም & ናይ ጾታዊ-ርክብ ቪድዮታት ዝርኢ ወዲ ውን ኸምዙያት ኸጋጥሞ ይኽእል እዩ..መፍትሕታቱ ድማ ብዙሕ ግዘ ቪድዮ ሰሪሐሉ እየ❤ & ኹሉ ነገር ኽስተኻኸል ዝኽእል ነገር ስለዝኾነ ምስ ጥንሲ ዝተሓሓዝ ብዙሕ ዘጨንቅ ጉዳይ ኣይኮነን ❤

  • @seblomi3975

    @seblomi3975

    Жыл бұрын

    @@Well_Media kab lbeye zemesgneka kbur haw ❤️❤️🙏🙏

  • @seblomi3975

    @seblomi3975

    Жыл бұрын

    @@Well_Media eti nayti zerie ndhrit mmlasu ke kab mntay ykewn tbl

  • @AhmedMohammed-hh2em
    @AhmedMohammed-hh2em10 ай бұрын

    44 amet yegebir gal kay qerebku🥺😥

  • @user-sy8fv6oz9x

    @user-sy8fv6oz9x

    10 ай бұрын

    እዋይ ሓወይ ሕማቅ ረኪብካ😂

  • @AhmedMohammed-hh2em

    @AhmedMohammed-hh2em

    10 ай бұрын

    @@user-sy8fv6oz9x mis gal deqise keman ayfelitin entay kigebr aleni mekereni🤥🤥

  • @user-sy8fv6oz9x

    @user-sy8fv6oz9x

    10 ай бұрын

    @@AhmedMohammed-hh2em እተን ዝቀርየካ ቁሩብ ስለ ዝኮና ስቅ ኢልካ ተትድይብ ይምረፅ

  • @Merihabeshawit12
    @Merihabeshawit12 Жыл бұрын

    በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ ምስ ዓርከይ ብጣዕሚ ኢና ንፋቶ ነይርና ብያነስ 10ተ ወርሒ ጌርና ኣለና 7ተ ወርሒ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ግዜ ነሕልፍ ኔርና ኣብ ማዓለወቲ 2ተ ወይ 3ተ ግዜ ንደዋወል ኔርና 3ተ ወርሒ እዙይ ግን ኣብ ሰሙን ሓንቲ ግዜ ንደዋወል ይፈትዎ ይናፍቆሞ ይድውለሉ ኣየልዕሎን ኣብ ሰሙን ሓንቲ ግዜ ዝተደዋወልናዮ ውን ብዙሕ ኣየዕልለንን ድቃስ መፅዩኒ ቻው ይብለኒ እንታይ ጓረካ ድየ ትቅየረኒ ኣለካ ኢለዮ ውን መሲሉኪ እምበር ከማ ቀደመይ እየ ዘለኩ ይብለኒ ታይ ስለ ዝኮነ ግን ይኮን በጃኻ ወዲ ስለ ዝኮንካ ይርድኣካ ዩ ተገዲስካ እባ መልሰለይ🙏

  • @seblomi3975

    @seblomi3975

    Жыл бұрын

    Kem wlkawi tiezbtey zkone zbedelkyo neger ente zey halyki koynu nsu beza zgebra delo kabaki khadm zdeli zelo koynu ysmiani ..maletey kalie gal hizu kkewn ykiel u hji kabaki bebkrub u zhadm zelo..ezi gn wlkawi rieytoy u

  • @meritigraweyti2778

    @meritigraweyti2778

    Жыл бұрын

    እዙይ ድኣ ሩዱኡ እንድዩ ካብ ልቡ ኣይፍቅረክን ማለት ዩ

  • @Amorawedigash

    @Amorawedigash

    Жыл бұрын

    ክገድፈኪ ስለ ዝደለየ ኢዪ መብዛሓትና ኣወዳት ኣፍቃሪትና ዝነበረት ክንግድፋ እንተ ደሊና ነዊሒ ኣይንዕልላን ኢና

  • @Merihabeshawit12

    @Merihabeshawit12

    Жыл бұрын

    @@Amorawedigash ግን ስራሕ ቢዝ ስለ ዝኮንኩ እየ እዩ ዝብል መመክነይታ ማለት ድኡ

  • @Amorawedigash

    @Amorawedigash

    Жыл бұрын

    @@Merihabeshawit12 ቅድሚ ሕጂ ከ ይሰርሕ ኣይነበረን ድዪ ሰዓታት ስርሑ ከኣ ፍሉጥ ኢዪ ሶ ናብ ናይ ቀደሙ ክሳብ ዝምለስ ብዓቅሊ ተጸበዮ እንተ ትቅየረኒ ኣለካ ዝብሉ ቃላት እንተ ደጋጊምኩሉ ኣይተጨናኒ ኢሉ ክዓጽወኪ ይክእል ኢዪ ሶ ኣጆኪ ሓፍተይ ✌

Келесі