#ትርጋሜ_መልከዐ_ማርያም_ብትግርኛ_ክፋል_11_

💐🌿🌸መልክዐ ማርያም ንወላዲተ አምላክ ድንግል ማርያም ዘመስግን: ዝውድስ ዘኽብር ድርሰት ኮይኑ ንዘመናት ቅድስት ቤተ ክርድትያን እትጥቀመሉን ንኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብተመስጦ ነመስግነሉ ድንቅ ዝኾነ ውዳሴ ኢዩ:: ስለዚ ንሕና ምእመናን ድማ ኣቦታትና ካህናት: ዲያቆናት ኣብ ዘመስግንሉ ግዜ እንታይ ከም ዝብሉ ዘለው ተረዲእና ሓቢርና ከነመስግን መታን ከም ፍቃድ ኣምላኽ ብትግርኛ ትርጉሙ ከነመሓላልፍ ፈቲና ኣለና'ሞ ብተኸታታሊ ክቀርብ ኢዩ:: ሰሚዕና ተጠቀምቲ ክንከውን ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና ኣሜን!!!💠☘️🌻
🚨ዜማ ይኹን ንባብ ክንመሃር ንደሊ ግን ኣብ ዝተፈላለዩ ቻነላት ኬድና ንመሃር ኣብዚ ስም ኣዴና ድንግል ማርያም ንምጽዋዕን ብትግርኛ ንምትርጋምን ጥራይ ኢዩ::🚨
ZeDawit Wezeyared Tube ዘዳዊት ወዘያሬድ
• #ትርጋሜ_መልከዐ_ማርያም_ብትግርኛ_...
#Zedawit_wezeyared_tube
#aneyonnas@yahoo.com
#facebook_Zedawit_Wezeyared_Yonnas

Пікірлер: 3

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h4 күн бұрын

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere AMLAX ❤❤❤& zemere melak yesmalna egzabhere amlakna kubur abona

  • @dawitt1123
    @dawitt11233 күн бұрын

    ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ✝️🕯️💠

  • @user-rt9hh8ts8c
    @user-rt9hh8ts8c4 күн бұрын

    🙏🙏🙏✝️✝️✝️💒💒💒🤲🤲🤲❤️❤️❤️

Келесі