Shikor Entertainment - Robel Michael - Haweye | ሓወየ - New Eritrean Music 2024
Ойын-сауық
I am an Eritrean singer-songwriter. This is my official KZread chanel. I hope you like my music. thank you and spread the word.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉንሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ብ ኢደ ዋኒንኩም ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© All rights reserved to Shikor Entertainment. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher
Пікірлер: 399
እንቋዕ ብድሓን መጻኻ ሮቢተይ ፈታዊ ህዝቡ ኩልኻ ን ሮቢ ትፈቱ ላይክ ረጊጽካ ሕለፍ 💙ሃየ!!
ን ኣብ ሊብያ ዘለና ትገልጽ ብምኳና እቲ ናይ ዉሽጠይ ብምግላጽካ ድማ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ሮቢ ሓወይ ❤❤❤ኣብ ግዜ ሽግረይ ንዝራሓቅኩምኒ ድማ😢 ሕድገት ጌረልኩም የ❤
@muzitmehretab1282
4 ай бұрын
😔🙏
@user-ek4hh3cs8s
4 ай бұрын
Maharti mhret krekbu iyom
ንዐካ ዝወለደት ኣደ ማህፀን ትባረክ 💙💙💙💙💙💙👍👍👍
ሰላም ንደላዪ ሳላም ሮቢ ወዲ ህዝቢ ጹቡቅ ስራሕ 💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙 wel come ሮቢ ብዓል መትከል
ሮቢተይ ዓይነይ እንቃዕ ዳሓን መጻኻ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዓቢ መልእኽቲ ሓዘል ጥበብ። በጃኹም ስነ ጥበብ ዓድና ነዚ ዘሎ ናይ የሕዋት ባእሲ ብጥበብ ዕርቂ ፍጠሩ ጥበብ ኣንጻር ንሓደ ውልቀ መላኺ ህዝቢ ብሓባር ተልዓዕለሉ መሳርያ ኢዩ ባዕሲ የሕዋት ኣወጊዱ ሰላም ዘውርድ መንፈስ ፍጠሩ ። ወገን ናይ ሓደ ኣይትኹኑ ወገን ፍትሒ ጥራሕ ኩኑ
ሮቢ ከምዚ ኢልካ ክትደርፍ የጸብቀልካ ኢዩ ምክንያቱ ቃላትካን ተግባርካ ሓደ ስለዝኮነ፣ ብሓቂ ኣብዚ ግዝየ ሕውነት ካባና ሪሒቃ ኢያ። ምስ ሓዎም ዝኣሰረ ኮይኖም ዝስዕስዑ ፣ነቲ ኣሳሪ ሓዎም ከይትትንኩፉልና ዝብሉ ምስ ረኣካ ናይ ፍትሒ ጸገም ጥራይ ዘኮነ ናይ ጥዕና ጸግም ውን ኣለና ኢልካ ክትድምድም ይገብረካ።
@imissmama3978
4 ай бұрын
✔️
@fifiyemylevoiyfamily5722
4 ай бұрын
5:09
@helenmehari6580
4 ай бұрын
Right ✅️ 💯
እንኳእ ብሰላም መጻካ ሮቤለይ መአረይ❤ፈታዊ ፍቅሪ ወዲ እግዝአብሔር ናትና ሓውና❤
@user-sf8ij5ky7p
3 ай бұрын
ኣብ ሕሰምና ከም ባዓል ረቡ ምርካብና ረዲአት እዩ
ሮቢ ሰሚዕካ ዘይትጽገብ ደርፊ ደጋጊመ እየ ዝሰምዐ ከም ወትሩ ስርሓትካ 💙💚💙 🌹🌹👌ባህሊ ዕ...❤️
ሮቢ wwwwww ጽብቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤ነዕብያ እዛ ናቱ ቻነል ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤ well come Robi shkorrrrr
💚💛❤️🙏👌nice song ሮቤል መሀሪ ጎበዝዘፋኝ ቆንጆ ድምጽ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ነዛ music zfetekuma tray like
ሮቢ ዘይጽገብ ድምጻዊ 💙😊 ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ🎶👌 ቅኑዕ ተባዕ ኢኻ ወዲ-ህዝቢ።
እንቃዕ ሰላም መጸኻና ሮቢ ዓቢ ሰብ በዓል ምሉእ ሕልና ጽቡቅ ስራሕ 💙💙💙💙
ሮቢለይ ብጣዕሚ ዘድንቀኻ ዘኽብረልካን ድምፃዊ ኢኻ በርትዕ❤❤❤
True brother this song is for Eritrean 🇪🇷 who lives in USA no brotherhood or sisterhood only $very meaningful song ❤👌🇪🇷😭🦁👍👫👯😭🙏🌟🌟🌟🇪🇷♥️🙏🇪🇷🇺🇲
ጽቡቅ ስራሕ ሮቢ መተዓቢቲ ካብ ንኣሽቱ ከለና ኣትሒዝካ በዓል ሕልና ሮቢ ሓወይ God Bless Buddy
Welcome back Robi Abi seb. Always proud of you, hawey 🇪🇷❤️
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ፡ ነቲ መነባብሮና ትገልጽ ኢያ።
❤❤❤❤ በቃ ነዚ ኢና ተፈሪድና በቃ። ናይ ኢዶም ኣይሳኣኑ ዳኣ እዚኦም ሲ። ግን ተጋኒና ዶ ቕሩብ፡ ከም ኤርትራዊ ዝትሓባበርን፡ ኢዱ ቖሪጹ ዝህብን ከ ኣሎ ድዩ፧
ሮቢ በዓል ምሉእ ልቦና ንስካስ እንቓዕ ተፈጠርካ ፡ ኩሉ ግዜ ኢካ ውሽጠይ ትረክበኒ ብሉጽ እዋናዊ ስራሕ ከም ወትሩ ኣምላክ ጥበብካ የሰስኖ ❤❤❤❤
ቁኑዕ ግብሪ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ኢኻ ትረክብ ❤❤❤
ሮቢ ሕጋዊ, ኤራዊ, መትከላዊ,👌🥰💥🙏
Wooooooow super GOOD Music 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Welcome my brother amazing good job 100%🎉🎉🎉
Btami xbuq srah Robi 💙💙💙💙💙
ሮቢ ሕልናዊ 💙💙💙💙💙
Good job Robel 👏👏👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Robi arkey beal drb (SRE) Xegemat kem may ayhi endaketketuni Hawey tbleni entay kikoneni:: ❤️❤️❤️❤️ gitmin zeman straight nab ezinina and libna atyom
ሮቢ ባዓል ኣቦ ኣጆዃ ስከ በራዩ ዝጠእሉ ግዜ የምጸልና ፈጣሪ 4 ነጥቢ ንባርነት ዶ ዕላማ ዘይብልካ ትመውት ኢዃ ግርም ይብለኒ
ገለዓይነት ሮቢ ሕልናዊ ሸር ንበላ ደቂ መለይይይይ💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ካብ ትግራይ Robitey 💙💙💙
ናይ ብሓቂ
Niec music robi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሕ ኢዋይ ኤረትራዊ ብሓደ ውድብ ይጠፍእ ኣሎ
ሮቢ ጥዑም ድምጺ ሓላዪ ህዝቡ ብጣዕሚ ደስትብል ደርፊ ❤❤❤❤
BRAVO Robi.
💙 💙💙ሮቢ ጅግና
Robi nay bhaki blux srah.... Haweye hji tezey rediekani ab gzie xegemey😮❤❤
Amazing music Robi shikor demixi merewa❤❤❤❤🎉🎉
Robaye❤❤❤
Robi shikor bravo💙💙💙
ኣንበሳ ሓወይ 👉💙💙💙💙💙💙💪💪💪
Nezi beal hlna Eske fkrina nereyo
ናይስ ስራሕ ከም ወትሩ ሮቢ ጎይታ ጥበብ እንቃዕ ሰላም መጻኻና 💙🌿💙🌿💎
Waw subuk agelalsa Robi hawey edmen tienan yhabka fetari ❤🙏🤲
true true true
Robitey king of king
Robi hawey nay bhaki meharit tbeb eya thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Robiley❤️❤️❤️👍👍👍
እንቃዕ ብደሓን መጻእካ ሮቢ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቢቕ ስራሕ ኣብዚ ሕልኽላኽ ዝበዝሖ ግዜ። ንኣማኒኤል በርሀ & ወዲ መምህር ከይ ህይሱዋ ክንእግዶም ኢና like ኣይትረስዑ ደቂ ኤረይ
Welcome Robi shikorrrrr we love you
ሮቢተይ ሽኮር❤❤❤❤❤❤
Wonderful robi hawey qexlo
Welcome ❤❤❤Robel Hawena
I can’t stop c….g 🫶🏼😢⏰ God bless my people🥺🙏
Bulux srah Robi ❤️❤️❤️😍😍😍
ሮቢ ጅግና ሓደ ረኪበ ካብዞም ደቂ ኣስመራ❤❤❤
ሐቅኻ ሮቤለይ ጡዑም ድም ጺ እንካዕ ዳሐን መጻኻ
Welcome welcome welcome
ሮቤል ባዓል ይልና ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ እዩ💊💊
ሮቢ መትከላዊ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ 🌿💙✅️
ሓወየ 🥰🥰
Robi shikor 🎉❤
Robitey ❤️💛
Robi Enqae bselam metsaka 🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍😍
ሮቢ ንኡስ ሓወይ ከምወትሩ ብልጽቲ ስራሕ ሒዝካልና መጺካ። መልእክቲ ዘለዋ ጥዕምቲ ደርፊ። ለባምን ብዓል ሕልናን ሓወይ ቀጽሎ ቐሪብና ኢና። ካብ ዘኽብረካ ወዲ ገዛውትኻ።
Robiii Shikorrr ❤❤❤❤well done keep going Brother👍👍
Robi nateyyy ❤
Good work 👏 🙌 👍 👌
Robi 💙💙💙💙💙💙💙
Bravo nice music 💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯
Woww ❤️❤️❤️bulux srah
Welcome Robi 💙💙💙💙
Wedi ere never forget his people ❤❤❤
Egzabiher Edmen Tenan yfterelka Robi❤❤❤❤
Best song ever 💙💙
Good job robi wedi hzbi
ሮቤለይ ጎይታ ሓቀኛ ጥበብ💖💖
Robi nice work bro
Agoka.robi.yekenyeley.❤❤❤🎉💙💥👌💪
Robi bal mulua metkel❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ ናይ ብሓቂ ሮቢተይ ብልጽቲ ስራሓ
Robi xbukti serh kulu derftatka teum eu
ሮቢ❤❤❤
ሮቤል ወዲ ህዝቢ ቀሪብና ኢና ኣጆና ዝተወጻዕኻ ህዝበይ።
Robi wedi hzbi❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wowww nay tesfit Abraha srah mara kief Alewo smart sow tesfit Abraha mara Eyezedlkeka
Welcome back robi bro
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿
Welcome robi shikor good job
Robi❤❤💙💙✊🏾✊🏾
Berged nhamdu yewet kluka bxay ferm 💙💙💙🌿🌿🌿
💙💙💙💙 Robi
❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Robi shikorr💙💙💙
Ronitey nice song keep going 👌