ኣደም መሓመድ ታይ እዩ ጉዳ /Adem Mahamud tay Eyu Guda/live performance New selamawit yohannes senbide
Музыка
#tigrigna_music_2024 #tigray #tigrgna_music
ቅያ ባንድ qya band
#tigrigna_music_2024 #tigray #tigrgna_music #Adem_Mahamud #ኣደምመሓመድ #abdukiar
#abdu_kiyar #selamawit_yohannes_senbide
Пікірлер: 263
ከምዚ ከማይ ኣብ ቲክ ቶክ ሰሚዕኩማ ዝመጻኹም እስከ ሰላም በሉኒ❤❤❤❤
@user-iw9wx8mi3z
21 күн бұрын
ኣነ ሰላም❤❤❤ ዝፈትዎ ደራፊ አደመ ወድ ሃገረይ
@nolawi30com88
20 күн бұрын
Orginal' ናቱ ድያ ዋላስ ይደግማ ኣሎ?
@abebagrmay2619
20 күн бұрын
እወ ናይ ባዕሉ ያ
@FRETUBE-oz4pm
20 күн бұрын
Me to❤
@user-mw5dp7rz3n
18 күн бұрын
Selam❤
ኣበይነይ ጥራሕ ድዩ እዚ ስምዒት ንዓይስ ከብደይ በሊዕኒ 😰 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው።💙
@aderajewguesh2076
5 күн бұрын
Anewn alehu sebey maesker hitsatsi kolehu u nab libey atiu mezekerta gedifuley 2 bariya u koynuni zelo ❤
@EseromLeul
2 күн бұрын
ኸኸኸኸኸኸኸቸ😊ዠከቀ
ቅያ ባንድ ነመስግነኩም ክሕገዝ ዝግብኦ ንኣደም ኹለና ብዓቅምና ንተሓጋገዝ
ኣደም ትፈቱ ላይክ ግጮ
ትግሬ አደለሁም ግን የዘፈኑን ትርጉም ባላቀውም የሆነ ትዝታ ውስጥ ከተተኝ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MGMAKAVELI
20 күн бұрын
😊❤
@user-mc1vo5xv3n
18 күн бұрын
Tigrigna new zefenu😂
@MekonnenFetu
15 күн бұрын
@@user-mc1vo5xv3n ይመስለኛል
@YohannesMeresa
13 күн бұрын
ሌላ ማጣው የማገኘው የለኝም ለብርዱም ለሙቀቱም ደንታ የለኝም ፍቅሯ ብቻ ነው መከራ የሆነብኝ እንደ ማለት ነው like የአማርኛው ዘፈን ይቅርታ ስሙን ረሳሁት ልግለፅልሽ በምን ቋንቋ ብምን ዘዴ የሚለው አይነት
@aderajewguesh2076
5 күн бұрын
Fekar sew neh wedaje ❤
ኣዳመይ ልገርም ኣቦ ጥበብ መዕበድየይ ብሓዱሽ ስራሕ ንፅበየካ ኢና ግርማ ትግራይና 😘😘😘❤💛
@user-ht5nh8xi1f
24 күн бұрын
ግን ኣዳም ናይ ኣሰላም ዱዩ ሹሙ
@user-el1rx6zm6v
23 күн бұрын
@@user-ht5nh8xi1fእስላማይ እዩ እኮ ❤
@user-wl3ww6yk8h
22 күн бұрын
@@user-ht5nh8xi1fኣዳም ኣይኮነን ኣደም እዩ ልበሃል
ኣዳመይ በዓል ጥዑም ድምፁ😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ❤❤❤❤❤ኣነስ ክፎትዎ መኣረይ ❤❤❤
Admay respect betami eya zeftwka bekal srha kexbyka eya for eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዳመይ ጥዑም ድምጺ ሙልእ ምሕረት ይውርደልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣምላኽ🤲ድምፅኻ ሕሽኻ ባሓድሽ ሙዚቃ ክትመፅእ ተስፋ ይገብር ዛሓወይ🥺💊❤💋💋💋
ደርፊ አይፈልጥን ካርና አይሰምዕን ግና ናአደም ትዝታ ሓወይ አለኒ ስደት ረጉም😢ስደት ተሪፉ ተሰሚዐ ናይ አደም ደርፊ ግና ዝረክቦ ይመስለኒ መሊሰ የቁስለኒ😢😢😢
ብጣዕሚ ዝፈቲዎ ደርፊ ካብ ትግሪኛ በሓቂ ኣደመይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢካ ሓወይ😢 7:29
OMG his voice still liquid gold I really appreciate let's support him please we need this voice in tigregna music industry.
ኣዳም ኣቦ ጥበብ ምሕርት የውርደልካ ፈጣሪ❤❤❤
ኣደመይ ፅሩይ መን ሞ ከማኻ ግዜ ዘራይ ኾይኑ እምበይ ወርቂ ስራሕ ዝወነንካ ብስራሕኻ መድረኽ ወኒንኻ ሰብ ተገርም ጀግና ትግራዋይ ኢኻ....ትግራይ ካብቶም ኣለውኒ ኢላ ትኾርዖሎም ደቃ ሓደ ኢኻ...ኣደመይ ዕድመይ ጥዕናይ ንምነየልካ ❤️❤️❤️❤️❤️
Ademino ❤ bezi natka derfi hitsatsi maesker kolehuye astemakireka kabu shere tseada mis gere we’d mekele arkey ahhhh alem godelo Kab fikri zabi entay alo ab alem ❤❤❤❤❤
Zigerim sirah ademey selamka yibzah bro qiya band ewn etigebriwo zelekum kidus sirah keyemesgemku kihalif aydelin hasabmum yismerelkum amlak misakum yikun
ኣዳመይ ኣነሰ ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ😢😢😢🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Amarmahmoudhussen
24 күн бұрын
ብጣዕሚ ገለ ይስመካ በቃ😢❤
I have lots of memory with my friends with this song back home in eritrea, keep it up please.
it makes both feeling happy & sad anyway I really really love this song Good job ❤❤❤❤
ኣደመይ ክፎትዮ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 😍
አደም ምርጥ ሰው ❤❤❤❤
ዝፈትዋ ደርፊ 😢ብጣዕሚ ኢያ ደስ ትብለኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
adem mahmoud ,, very high talinted musian ,, producer ,, vocaliset ,, we thankyou ,,, konjo zaema ,, konjo daerfei ,,.
ዝገርመኩም ኣሕዋተይ ንሕና እንፈልጠን 3 ዝኮና ደርፍታት እየን ግን search ኢልና 1993ዓ.ም ሄለና ዝብል ኣልበም ዝገርም ስራሕ እዩ...እስኳ ደጊምካ ተዝስርሕ ብጣዕሚ ምተደመፀ ስለዚ ፈተውቲ ሙዚቃ ተትንሕግዞ🙏🙏
ቅያ ባንድ qya band wow!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!aderrifa nay adim kea 100%%%%%%%%%
Aye Tigrina brukat ❤❤ tigray eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ክቡር❤❤❤
ሰሚዔ ዘይፀግበካ ዝነበርኩ ኣደመይ ኣምላክ ምህረት የውርደልካ መዓረይ❤❤
ኣደመይ ብቅዓትካስ ኣብ በቱኡ እዩ ዘሎ ብሓዱሽ ስራሕ ክትመፀና ተስፋ ንገብር❤❤
እግዚአብሔር ምሉዕ ጥዕና ይሃብካ!!🙏🙏
ኣደመይ ኣቦ ጥበብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ምስ ቅያ ባንድ ብሓዱሽ ደርፊ ንፅበየካ 🎉🎉🎉🎉ኢና
ኣደመይ ናይሰላም ጠፊኢካና❤❤❤❤😢 ኣብ ቀረባ ክትመፀና ንፅበ❤❤❤❤
ኣደመይ እንኳዕ ሰላም መፀኣካ❤❤❤❤
Edman tenan yehabka mearey ajoka❤❤❤❤❤❤❤ xebok aleka bravo 👏 👏 👏 👏 👏 👏
ይህ ዘፈን ልጅ እያለሁ በጣም አዳምጠው ነበር እና ብዙ ትዝታ አለኝ በዚህ ዘፈን ድምጹም በጣም ደስ ይላል ይችላል ።
ኣደመይ ከብደይ ሕውስውስ ኢልኒ ናበይ ከደ ናበልኩ ይሓስበካ የ ኔረ ሰላምካ የብዝሓዮ ፈጣሪ ኣምላክ😳💜🙏🏿
I have a great memory with this son👌 long live Adem!
አደመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣደመይ ብፅብቅ ሓድሽ ክትመፀአና ንዝበየካ ኣለና❤❤❤❤❤❤😊😊😊😢
ኣዱ ጆግና❤❤❤❤🎉🎉🎉 ቅያ ዝገርም ስራሕ ❤❤❤🎉🎉🎉
አደም ጀግና እግዚአብሔር ጥዕና ይፍጠረልካ💊🙏🙏🙏
❤❤❤❤ኣደም ምርጥ ኣቦ ጥበብ ሓድሽ ንፅበ አለና❤❤❤❤
ዓለም ከምዚ እያ ንሓድኡ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ተውርዶ ንሓድኡ ድማ ካብ ታሕቲ ናብ ላዕለ ተደይቦ ብዝኾነ ኣደመይ ኣብ ጎኒኻ ኣለነ ብሓዲሽ ስራሕ ከም ትመፀና ተስፋ ንገብር
አደመይ ሽኮር ❤💛 we love you ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ! damn his style and his voice tho 🔥🔥🔥🔥🔥🔥
Charima ala sebay😂 old is Gold ❤❤❤
Good on you Adam wow you have golden voice I love the song keep going good job ❤
ኣደመይ ሰሚዒ ዘይመንዎ❤❤❤❤❤
አደመይ ዕድመን ጢዕናና ይሃብካ
ኣዳመይ❤😢
Good to see you great performance Wel come back 🙏
Wow!!! What a great performance Ademeye meareye. Ajona .
Adem my forever ❤
𝑦𝑜𝑢 𝑎𝑟𝑒 𝑜𝑢𝑟 𝑝𝑟𝑖𝑑𝑒✌️𝑤𝑒𝑙𝑐𝑜𝑚𝑒 𝙖𝙙𝙚𝙢💚
ታይ እያ ግን ዛደርፊ ካልእ ዘይደግመልና ። እስኪ ብካልእ ስራሕ ንፅበየካ ንብሎ ላይክ
ኣይይይይይ አይይይይ ኣነ እሞ ተዛርበ ዛኪለኒ እወ ወደይ ትዝታ ኣለኒ ኣደመይ ሽኮር ዕዲመን ጥዕናን ይምነይልካ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
the music mlodey and your voice wonderful nice music ,,, we thankyou musian adem mahamud ,,, konjo zaema ,, konjo daerfei ,,,.
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤👍👍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ዝገርም ምቅንጃው።ዝገርም ስራሕ።👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Welcome back!🎉 ኣደም። ብጣዕሚ መሳጢ ናይ መደረኽ ስራሕ ኢዩ እዚ። ሙሉእ ጥዕና ንዓኻ
❤❤❤❤❤❤ልገርም ስራሕ ቅያና
😍😍😍😍😍😍😍😍❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤😍😍😍❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ውህደትን ኣታጃጅባ ባንድ ከይድነቅካ ምሕላፍ ኣይካኣልን።👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
አየ ናብራ አደመይ ያሬዳዊ ድምጺ ኢዩ ዘለካ ፍሉይ ቅዲ አብ ደርፊ ትግሪኛ ዘእተኻ መስተንተኒ ማሕበራዊ ሂወት በርትዕ
አዳሞ ❤❤❤ ዙፎትዋ ደራፉ ምሕረት የዉርደልካ❤
❤❤❤❤ademn tanan yahebaly ftri 🎁💯👑 My bro
ኣደመይ ብጣዓሚ ዝፈትየካ ኣቦ ጥበብ ጥዕናን ዕድመን ይምነየልካ ብሓዱሽ ስራሕ ክትመፀና ተሰፋ ንገብር❤❤❤❤❤❤
ት/ት ቤት ትዝታ❤😢😢
ኣዳም ጁግና ሓውና ልበይ ትወሰደን ሙዝቃ እህ ብዝሕ ትዝታ አላትን❤💛😢
ሓሪፍ ስራሕ❤❤❤❤
ዕፅዋን ክባን እናሃለወ እዩ ተጓሳቂሉ ካሊእ መሲሉ ዓሕ
Bravo Adem
Nay bhaki❤❤❤
Adem jigna welcome back ❤❤
ማራ እንድዩ ጦብላሕታ ዘለኒ ምስዛ ደርፊ ሕጂ ከኣ መሊሱ መሊስኒ ኣድም ኣስሊ(ኻሙድ)በቃ😂ኣምቢዕካኒ ብፍቕሪ ዛደርፊ❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብዛ ደርፊ ትዝታ ዘለዎ ከምዚ ከማይ ሳብስክራይብ ይግበረለይ እስከ😢❤
አደመይ ጅግና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ xbux srah adam hawey edmen tinan yhabka fetari
ዝፈትዎ ደራፋይ ብዙሕ ትዝታ ኣብ ሂወተይ 2015 ክሳብ ሎሚ ደይመነኽዋ ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ጥዑም ድምጽኻ
😢 Aduye❤
ኣደመይ እንታይ ደኣ ጠፊኻና መዓረይ ናብራ ኣይጣዓመካ ይመስለኒ ዝሐወይ
እታይ እዩ ጉዳ ((ጉድ)) ዘለዋ ጋል ክሪኢ ከለኩስ ኣደም ይዝክር ኣዳም በዓል ጥዑም ድምፂ ምሕረት የውርደልካ❤
ቅያና ክብሪ ይግበአኩም ንከምዚ ሓውና ምትሕብባርኹም🥰🥰🥰🥰
ዛ ደርፊ ኤርትራ ተደሪፋ ከም ሕሱም
ኣደመይ ዝፋትዎ ደራፋይ💖💖💖❤❤❤
Ah nebska kem gele ygebreka kitm dmxu 😢 edmen tinan yhabka ❤
Adem wedi tigray harifey
ጥዑም ድምፂ
Adem ❤❤❤❤❤
Ademey ye music king
❤❤❤❤❤❤❤❤❤Ademey
Wawww yibel demxi ❤❤❤❤
ደስ የሚል ዘፈን እና አዘፋፈን ግን ትወና ነው በስቱዲዮ የተቀረፀ ነው ላይፍ አደለም
I love this song I can’t stop listening.
ክልተ ግዜ ምርኣይ ድምፁ ተቀይሩ😢❤
Ab eritrea qaw qaw abla Nera ❤❤
አደመይ ምህረት የውርደልካ 🙏
Adem 😍 💪💪💪🙏🙏🙏🙏..
አደመይ አቦ ጥበብ 👍👍👍👍👍👍👍
😢😔💞💞💞💞💞ዓኽ ግዜ ብጥዕሙ😢
Zgerm dgma Adam
ኣደመይ❤
ጎይታ ጥበብ❤❤❤
ተዓፃፃፊ ድምፂ ኣደመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤