ሽንግርዋ ካብ ዝጅምር ዝተዓወቱ
#KAPPHILI #SUBSCRIBE
contact me on : በዚ ርኸቡኑ
ኢንስታግራም👉 instagram - / kap__phili
ፈይስቡክ 👉facebook - filmon.tesfay.siele1
ሳብስክራይብ ኣብዚ👉 kzread.info...
stay ✌ ሰላም
FAIR-USE COPYRIGHT DISCLAIMER
Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, commenting, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
1) This video has no negative impact on the original works (It would actually be positive for them)
2) This video is also for informational purposes.
3) It is not transformative in nature.
4) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary.
kap phili does not own the rights to these video clips. They have, in accordance with fair use, been repurposed with the intent of educating and inspiring others.
Пікірлер: 551
ናይ ብሓቂ ሰኽፍታ ባርነባሰ ትዕብት ናይ ፍረሰላም አብዝግዜ እዝ ወዲቁ ንርእዮ አለና
ራኢ ባርናባስ ይገርም ብጣዕሚ ✌️❤️
ፊሊ ዓርከይ ናይ ፍረሰላም ድኣ ካብቲ ክኾኖ ዝግብኦ 100 ዕጽፊ ንድሕሪት ተመሊሱ ኣሎ በቃ የለን 100 ዊሕዱ ኣሎ
ባርኖባስ ደኣ ብእዋኑ እንድዩ ፈሊጥዎ ቁምነገር ከምዘይብሉ። እዋእ ንስኻ ከኣ ምስኡ ከተባእሰና ኢልካስ እንዳፈለጥካ ትሓተና ክክክክክክ ።
ኣዝዩ ጹቡቅ መደብ ንድሕሪት ምልስ ኣቢልካና!! ናይ ቴዲ ኬፍ በታ 2018 ኣብ ዉድድር ሽንግሩዋ ኣዝዩ መሳጢ ብቅዓት ምስ ኣቅረበ ንዑኡ ንምግላጽ ብባርኖባስ ዝተዋሃበቶ እያ ቃል እያ ሕጂ ዳርጋ ሽሙ ኮይና ዘላ ቴዲ ኬፍ።
ኣደ ፊሊ መሓራይ ከመይ ትህሉ ኣኽባራ ዘለኩም በጃኹም
ፊሊ ሓወይ ከምታ ናይ ቀደምካ ጥራይ ስራሕ ከምዚ ኣገራጫዊ ሕቶን ዘረባን ንህዝቢ ናብ ጸርፍን ካልእን ዘብል ኣይትዛረብ ኣይትስራሕ። ብዛዕባ መትለሉን ዕላምኡን ክሳብ ዘይምልከተና ናይ ፍረሰላም። ተፈታዊት ቻነል ኣላትካ ከምቀደምካ ስራሕ ምሃረና ኣዘናግዓና
wow wow wow ናይ ለንቀነ መደባትካ ብጣዕሚ ዮ ፈቱአዮም
ከምቲ ባርናባስ ድበሎ እየ ምክሪ ደይ ምስምዑ ካብ ፍረ ሰላም ናብ ፍረ ጸላም ተቀይሩ አሎ
እቲ ስክፍታ ተራእዩ እዩ። ጌጋ ይክላለይ እንበር ካብ ሽንግርዋ ከማን ብ ጠባይ እዩ ተሰጊጉ ይብሉ እዮም።
ብሓቂ ደስ ትበል ወዲ እካ ክሉ ተቅርቦ ደስ ዘበል እዩ ቀጽሎ
ዝኮነ ክሓተኩም ብዓይኒ ስነጥበብ ንፍረዶ ፍረሰላም ኣብ ስነጥበብ ከመይ ኣሎ ኢልና ንፍረድ እቲ ብምፍታዉን ምጽላእን ወይ ምድጋፍን ምቅዋምን ካልእዩ,
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣቕሪብካ :እንተ ናይ ፍረ ሰላም ዘሕዘን ዩ ሸተት ኢሉ ኣብ ዓዘቕቲ እንዳ ጁንታ ጥሒሉ ይርከብ 'ካብዚ የድሕነና ዩ ዘብል 👈
Bravo, Tzibouk Program. Ketzilo.
ስክፍፈታ ናይ ባርናቫስ ልክዕ ኣብ ብቱኡ ኣሎ ብድርቅና ሄል ሄ ል እናበለ ኣሕሊፌዋ ንወለድኻ ዘይምምሳል ከቢድ እዩ ዋግኡ ጽቡቕ ኘሮግራም የመስግነካ ሓቢቢ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🥰🥰🙏🙏
ስነስርዓት የቡሉን ፍረሰላም ስዲ እዩ ወላ ሕጂ ህዉኽ እዩ።
Thank you for your amazing program Thank you God bless you 🙌 Freselam Musie is a natural talented Singer and is still doing well and is not sedi?? Is because was very young at that time?
ብልክዕ ካብታ ዝፈርሓ ኣይወጸአን ባርኔባስ፡ ፍረሰላም ሙሴ ፍረ ዘይየብሉ ምትራፉ ከኣ ንሓዝነሉ።
freselam kabti zkone nlailiiii he is indeed most talented artist, + delayi fthiii
ፍረጸልማት ሎቅማጽ ነዲኡ ገዲፋ ንሓማቱ ዝኹሕል ጠላም