ሰረት ዘይብሉ ገዛ ምፍራሱ ኣይተርፎን'ዩ |ስድራ ስውኣት ክራይ ገዛ ዝከፍል የብሎምን !! | አንታይ ንግበር

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 20

  • @user-lx9rk1nx6n
    @user-lx9rk1nx6n4 күн бұрын

    ናይዚ ወዲ ሓሳብ ኣዝየ ፈተካ ነብስካ ከይቀየርካ ስድራክ ኣይትቅርን ኢካ ስድራካ ከይቀይራካ ከባቢካ ኣይትቅርን ኢካ ከባቢካ ከይቀየርካ ዓድካ ኣትቅይርን ኢካ ብጣዕሚ ጅግና ኢና ብሉጽ ሓሳብ ❤❤❤❤❤

  • @ruta1324
    @ruta13244 күн бұрын

    Our Eritrean girls and women's are very wise and intelligent.

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn10592 күн бұрын

    ንፉዓት ጽቡቅ ርኢቶን ሓሳብን ናይ ኩሉኹም ልቦናን ሕልናዊን ህዝባውን ሃገራውን ሓሌት ዝመልኦ ምኽሪ ቀጽልዎ💐🇪🇷

  • @msport2165
    @msport21654 күн бұрын

    Nice idea 💡

  • @Moe34-fq3mi
    @Moe34-fq3mi3 күн бұрын

    I am Just with you meron arkey

  • @trhasbeyene596
    @trhasbeyene5964 күн бұрын

    ተዐወቲ

  • @semharredae
    @semharredae4 күн бұрын

    Meri abi seb zeykmaedmka lobona taedlka qexlu zhawey ❤❤❤

  • @kbrommengesha609
    @kbrommengesha6093 күн бұрын

    ኣንታ ክንደይ ቦሮቅሮቅ ይብል ንመን ኢዩ ለባም ለባም ይጻወት ተድሮስ

  • @tsegaysemere8762
    @tsegaysemere87622 күн бұрын

    Baledikum tifeltu awalkin awedatkum

  • @henok2826
    @henok28264 күн бұрын

    Yaaaaa ሜሪ ተሕጽሮ ኣለኻ ታዩ ቲ ጸገም and ኣብ tiktok ከኣ ብሎክ ጊርካኒ ኣለኻ ፍታሕ ግበረልና ኡይይይይይይይይይ😮

  • @Hager330
    @Hager3304 күн бұрын

    Gezom ke zeywnnu welas entay krayy elka zereba ke!!

  • @jonjon9469
    @jonjon94694 күн бұрын

    ኣይንሕግዝን ኢሰያስ ናይ ብሻ ገንዘብ ገይሩ ዘይሕግዞም ንስድራና ከማን ምክኣል ሲኢና ኣሎ

  • @wonder580

    @wonder580

    2 күн бұрын

    ዊዒጊን

  • @kbromgebrehiwot3305
    @kbromgebrehiwot33053 күн бұрын

    ኣቱም ሰባት ኣብ ኤርትራ ብጀካ እዘን በጻብዕ ዝቁጸራ ናይ ጣልያን ገዛ ካልእ ደቂ ስውኣት ዝነብሩለን ከተማ ኣበይ ኣለዋ ክንዛረብ ከለና ዝድገም ዘረባ ንዛረብ

  • @sunrise3179
    @sunrise31794 күн бұрын

    እዚ ናይ ኤርትራ ናጻነት ሓቀኛ ሹሙ = ደም ዝተኸፍሎ ባርነት'ዩ

  • @mtadifoto3309
    @mtadifoto33094 күн бұрын

    ቴድሮስ መጺጽ ፡ ከምዚኣ ኢልና ንኽንዛረብ ኢና ስውኣት ተሰዊኦም እዋይ ጉድ ስማዕ፡ እዛ ፍዮሪ ሓፍትና ካኣ በጃኺ ስቕ እዩ ዘጸብቐልኪ!

  • @user-vs8se6fx3r

    @user-vs8se6fx3r

    4 күн бұрын

    Ok where'd meret bro. Emo TikTok video dea lewti yemexea koinu.esom zegeberwo geber mo dehar lewti kinrea bro.

  • @Bisheleibrahim-hz9jn
    @Bisheleibrahim-hz9jn4 күн бұрын

    ንስካ ላንጋ ላንጋ ንመን ኢካ ክተስተምህር መጀመራ ኣንፈትካ ኣፈልጥ

  • @TediRos-kt1gh

    @TediRos-kt1gh

    4 күн бұрын

    ስቅ በል ንስካ ኢካ ኣንፈትካ ጠፊእካ ዘሎ😂

Келесі