G.DRAR IS SMART ERITREAEN MAN & WE LOVE HEME❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👊👊✌️
@himanteklemariam87493 күн бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@akhberetkibreab65713 күн бұрын
🌟🇪🇷Thank you so much🇪🇷🌟🇪🇹✌
@biniamhabte61483 күн бұрын
Thank you Natu hawina 🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hirtiwold18383 күн бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻
@user-ov7wd3zu8t3 күн бұрын
👍👍👍👍👍
@omeromer55123 күн бұрын
Bravo Natu 👍
@zerithadgu8323 күн бұрын
❤❤🇪🇷
@danielabraham74913 күн бұрын
🙏🙏🙏🇪🇹❤️🇪🇷
@mussieogbamichael73253 күн бұрын
Most of this people who betraide their contry and culture are Jobless,waiting money from wellfare like this Young man who spents his time looking at the Mirror to ADORE their look instead of participating in the active society in the country they live.They Will regret the time they WESTE thème.VIVA SHABIA for ever..❤❤❤
Пікірлер: 116
ሰላም ናቱ ፈታው ሓቂ ስሚ ኸደምቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጻዕርኻ ንሰላም እዩ የቀንየልና ሰላም የውርደልና ዓወት ንሓፋሽ
እዋይ ብሓቂ ነዚ ወዲ ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ናቲ 👏👏👏 እዚኦም ደናቁር እዮም ጨጉሪ ጠልጠል ኣቢሉ ማዕቢሉ እዩ ዝመስሎ ካብ ሓሽሽን መስተን ኣይሓልፉን እዮም ቃንቃ ናይቲ ዓዲ ዝቅመጥዎ ኣይዛረቡን እዮም ደናቁር.😢
ቀጵል ናቱ ሐወይ ቀጵል በሎም ንዞም ክልተ ህዝቢ አብ ሐዊ ዘእቱውወ ዘለው ዕድመ የሀብካ ናቱ ሐውና❤
@letina.maokbu7890
3 күн бұрын
😊😊😊😊😊😊😊
Selam Natu Hewna Nigerom Dea Neti Heqi Ezni Entelewom Ysmue Selamn Fqirn Nhzbi Eritran Tigrayn Ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናቱ ጅግና 🤝💪🏼👍ደንበ ዕንይንይ ኣብ ሕልሚ ኢዮም ዝነብሩ የስሕቁና ኣለወ ኮመዲ ኢዬም ዝሰርሑ ዘለወ ንርእሲኦም ኣክላባት ኢዬም🦴🦴???
እዝጊ ኣዛረበካ ወረግ ብዓል ጾግሪ ሲ ኣብ እንዳ ቁማር ኢዩ ዝውዕል ጽቡቅ ገረ የ ዝፈልጦ ። ኣብ ካስል ዝብሃል ከተማ ጀርመን
ሳሓቅ ሞይተ ክርትም ኢለ ዋይ ውርደት ነዚ መደብ ዘቅረብካ የመስግን
Natu jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡር ሐዉ ናትናኤል ቅድሚ ሕጃ ጺሒፈልካ ኔረ እዛ እግሪ ሰፍኢ መድህን ትበሃል እዚ ኩሉ ሽግር አብ ትግራይ ከሎ አቀሚጣ ምስ እፍሊ ዕዋላታት ብዛዕባ ኤርትራ ከተዛራርብ ትውዕል ነዘን ዝተዓመጻ የሕዋታ ድምጺ ኩኒ ኢልካ መዓዳ ንሽግርን ዓዳ ትፍታሕ ምን ተምጽኦ ለዉጢ የለን አብ ኤርትራ geme over😭😭
@meharigoitom4495
3 күн бұрын
ኣነ ውን ተደጋጋሚ ግዜ ብመሰንጀር ከይተረፈ ጺሒፈሉ ፈጺሙ ብዛዕባኣ ክዛረብ ኣይከኣለን ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ቀንዲ ኣብዚ ሰዓት እዚ ሽግር ዓዳ ዘይፈትሐት ብዛዕባ ሻዕብያ ክትዛረብ ኣየምሕረላን እዩ:ግን እንታይ እዩ ንዓኣ ዘይመንቀፊኡ ምልክት ሕቶ ኮይንና ኣሎ::
Selam Natu 🇪🇷🐪🇪🇷❤️🙏
Keep amazing bro NATU
Natu smart seb god bless you with your familiy🎉🎉🎉
Yeah abe nay solo jigen💪🇪🇷💪🇪🇷👊👊✌️
ናቱ ሐዉና ❤❤❤❤❤❤እዚኤም ደበ እንንይ ወላሐንቲ ፋይዳ የቢሎምን
ናቱ ሓውና ከም ጀርጆ በሊሕን ምህሩን ናይ ደቂ ሰባት ሕማቅ ዘይዛረብ ንፍዕ ሰብ እዩ :
G.DRAR IS SMART ERITREAEN MAN & WE LOVE HEME❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👊👊✌️
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🌟🇪🇷Thank you so much🇪🇷🌟🇪🇹✌
Thank you Natu hawina 🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻
👍👍👍👍👍
Bravo Natu 👍
❤❤🇪🇷
🙏🙏🙏🇪🇹❤️🇪🇷
Most of this people who betraide their contry and culture are Jobless,waiting money from wellfare like this Young man who spents his time looking at the Mirror to ADORE their look instead of participating in the active society in the country they live.They Will regret the time they WESTE thème.VIVA SHABIA for ever..❤❤❤
ከከከከከከከ ሃይለ ሲላሰ
Thank you Netu hawina jegna keep up Keep up 💯👏🏻⛪
Bervo natu💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Selam natu hawena 🖐🖐🖐🇪🇷🇪🇷👊👊✌️
ናቱ ናይብሓቂ ስብቅቲ ሽም ምስተር ቫዘሊን ትትበቅ መሸከሎም ድራግስታ ኢዮም ዝመስሉ ምስሃቅ ሸራፋት ኢዮም
❤❤👍👍👍🙏🙏🇪🇷
❤❤❤🎉❤❤
🎉❤🎉❤🙏🙏🙏✌️✌️✌️✌️
Minister of ጨና መና😅😅😅 ናቱ ይሆ❤🎉❤
🙏👋🙏👋
Yes
Selam Natu good job 💞👍
በመን:ዘይተዛረበሰልጠነ:ንኹሉ:ሐሚዎ😂😂😂😂😂😂😂😂🎉
Kkkk hatsey beyene
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Natu Gegna
Ewayyyyy Politika moyta abzom tewelwelti kem gal wedikaaaaaa😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Natu eti resom netmherti zeytadele
❤❤❤❤❤❤❤❤
Jigna eleka aleku
ዓዲሎ ክክክክክክክ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Natu no voice
🇪🇷🇪🇷❤️🤣🤣👍
❤
Political culture kem adgi meregahe..culture adgi nehamedu!!DENAKUR YEDUG..
♥️♥️♥️♥️
Natu jgna
Yes wela netom ab Eritrea zteseweu tegaru eyom zkhdwom zelewu 👍👌
😅❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤣
ወዱ ንጉስ ንመጀመርያ ፁቡቅ ክትዛረብ ቀፅለሉ በሎም ንዞም አሌተኛታት
እዞም ኣድጊ ናብ ሓመዱ ምስ ብራኸ ሾው ኢንተርቪው ዝገበሩ ናቶም ሂብካዮም ናይ ጨና መና
አቶም:ደድሕሪኦም:እንዳኸዱዝእሰሩ:ናብርኦም:ዘባልሽዉ:😂😂😂😂😂እዋይ:ድቁርና:😂😂😂😂😂
ብርግጽ ፈሊጥካዮም ኣለካ ራብዓይ ክፍሊ ደናቁር
Natu Jona🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Monkey304Awesomeness
3 күн бұрын
Jigna
🩷♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️
ኣንታ ናትናኤል እዚስ ኣዝማሪኖ ከመይ ድዩ ኮይኑ እቲ ኣዝማሪኖ kkkkk
ናቱቻ ዓርከይ አይትንገሮም እባ ትግራይ ተመጺኦም ዳአ ብቀይሕ ምንጻፍ ክንቅበለኩም እዩ ዝባሃል ምስ እዛ ሰልፋዕ እግራ ናታ ገዲፋ እንታይ አዲአ አለዋ በናይ ኤረይ ማዓልቲ ይነዉሕ እምበር ሐለንጊ ሻዕብያ ዘይተርፍ ሐቂ እዩ። ዓወት 💪ንሐፋሽ 🌿💞🇪🇷💪🇪🇷💞🌿
ሰላም ናቱ፣ ባዓል እዚ ጎተና ህድሞ፣ ደንቆሮ ጸረ ህዝቢስ፣ መንግስቲ ክተኽሉ ኣብ ኤርትራ፣ ፍጺም ዘይሕሰብን ዘይከኣል ኢዩ never ever. እዋእ!!!
Mushmushat 🙈🙈🙈
Natu shkor kkkkk
Ambulance aytresaya 🤣🤣
ራዛ ናይ ኣብኡ ሓዛ😂 ንሱ ድማ ከም ኣብኡ ደጺ
እንተዘይ ተጋግየ ኣቦኻ መምህረይ ኔሩ ግዜ ድርጊ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ናይ ንሮ በዘዴ ዝብል ሳብጀክቲ ናትናኤል እንተ ተጋግየ ኣርመኒ!
እዋይ ኣታ እዚ Botswana 😂😂😂😂 ተራእዩኒ ሃገር ክመርሕ 😂
ናቱ ናይቲ ፖስፖርተይ ኣቃጺለየ እየ መጺእ ዝብል ዝነበረ እባ ድሃይ ግበር ? 😂😂😂😂 እዚ ሚኒስተር ሕኛን ቁኖን ዝበልካዮ ኣብ ካስል እዩ ዝቅመጥ፡ ሂወት እነቢ ዝበለቶም ኣለዎ ምስኡ ፈቀዶ እንዳ-ሽሻ እዩ ዝኮለልካ ምስኪናይ ። 😂😂😂😂 ኣብዚ ምስ ረኣክዎስ ገሪሙኒ ድዩ ገለ እዚ ፖለቲካ ከምዚ እንዳ-ሽሻ ኮይኑ ዝኮነ ዝኣትዎ ዝወጾ 😂😂😂
እዚ ሰብ እዚ ተጸላኢ ተጸላሊ ሸው 4-5 ዝከውን መጻሕፍቲ ክቀዶ ኮሎ ኣብ ናቱ ሸው የርኣዮ ነይሩ ካብዚ ዝከፍእ ድንቁርና እንታይ ኣሎ? ናይ መጨረሽታ መጨረሽታ ድንቁሩና።
Haki Ministry Vaslin 😂😂😂😂😂😂
Why ግን እዞሞ ጎሓፍት ብዛዕባ ህግደፍ ኽዛረቡ ዝፍትኑ ደቒ ዎደገባ ናይ ስርናይ. ብዛዕባ ህግደፍን ህዝበይን ንኽዛረቡ ሓንቲ መሰል የብለዉም ኣፎም ይሓዙልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Cab makina endawerede kirshi endahabe terifwo alo
Wufuy Haileslasie kkkkkkk
Eti zgermeka eti zzarebu zelew aqmi ykun aflito zeybilom dokumat nay shisha mikuanom e’u.
ናቱ ሐወይ እዚአቶምስ ዘረቦኦም ከማን ምዕሩይ ዘረባ አይኮነን :: ( ፋሽን ሸው) ክሰርሑ ይክእሉ ይክኑ ??????
እዚኦም ማዳ ሃገር እዮም ዘገድሶም መን ግዝያው ረብሐታት ይህቦም እዩ አብ ዝሐለፈ ግዜ ዕሱባት ናይ ወያነ ኔሮም ሕጅ ግዜ ወድ ብሻሻ ስለ ካአ ንአዲስ ይጎዩ አለዉ።ናቱ ምስጋና ይግባአካ እዪ እዞም ነብሶም ኽአልዩ ዘይኽእሉ በጋሚንዶታት ኤርትራውያን ኢና ባህልት ጽቡቅ ጌርካ ተጋልጾም ስለ ዘለኻ።
ተስፎም ርእሲ ሐምሐም አብምንታይ ዘይተጨማለቀ ንሰብ ከአ ይዉርጽጽ።ተስፎም ርእሲ ሽክና እንታመርገጽ አለዎ አብዘይ አተዎ ሽም ዉድብ ይሃልዎ ምጥሐል ጥራይ እዩ ኩሎም ሐደ እዮም መለሳ የብሎምን።
Ghize Hzret Haye 😂😂😂😂😂😂😂😂
ካብዚኦም ዝዱንቁር ሰብ ሲ ዪህልው ዶ ዪኸውን 😅😅😅😅
@rutasolomon4569
3 күн бұрын
Even the wild animal reason better than them😅😅
Eti zgerim eti zzareb zelo kolea nab Germaney e’u Zkimet … Kab Chaf nay adi kimetsi kollo wala hanti e’u zeyfelit .. Natinael hawey plis kiney kfli betshika elika hiteto 😂 poletika kitntnelka. Aykonen Shimu tshifu tekilika e u. Abzi Kabtom derbeyti Emnie seb zfenfenom nuqat hade Ezi wedi E’u. Kab shisha wedi Shisha zhalif seb aykoen . Ezi kolea tero zeleka Natu Hawina Gezom kedika adgi adgi eyom zchenw ezom e yom 😂. Denakur Lhasti meakor Nay hiwhat. Bhaqi nezom hizom n Esyas kgilbetu hasibom. Aye tegaru terfleref nay Wufut nay Seltene chfer Germaney Nezom hizkas kihalif 😂😂😂😂 Tegaru Ane meare kindzi milizizan Zgidelom Ayleslenin neru
"ኣድጊ ንሓማቶም"??? እንታይ ማለትዩ ኣብ ትግርኛ ትርጉም ዘይትረኽበሉ ቃላት። ከተነኣእስ ክትጸርፍ ወይ ንእከይ ዕላምኦም ስም ከተውጽኣሎም ይከኣልዩ ዝመስለካ ቃላት ኣራኺብካ ምጽሓፍ ግን ዕሸልነትዩ።
ደይ ክችፈሩ ዮም ከይዶም ደንቆሮ መንግስት ረክቦም
በርጌድ ንሓመዱ ናይ ኣመሪካ ንሓምቕ ኣለና ዘይንቐትሎ ነዚ ህግደፍ ሓጺር ስጉምቲ ንውሰድ ካብዚ ሰሙን ከይሓልፍ ክሕረድ ኣለዎ
ክዛወሩ እዮም ከይዶም ንኣዲስ ኣበባ
ኣብ ድያስቦራስ ወዲቅኩም እኩም ገዛኩም እንዳ ኣቦይ ተዓገስ ምእታው እያ እንዳ ሓሽሽ
ትምህርቲ ዘይድልያ ሕሜታያ። ቀታል ስደተኛታት ትምህርቲ የቡሉን። ኑሱ ትግራወይቲ ሒዙ ንኻልኦት ኤርትራዉያን ትግራወይቲ ዝሓዙ/ዝሓዛ ዝሃድን እንታይዩ ምኽንያቱ፧ ሕጂድዩ ጀሚሩ ዝምድና ምስተጋሩ፧
❤❤❤🇦🇿🇦🇿🇦🇿
@ajjb9552
3 күн бұрын
Zegeberkey bandera naye Turkish eyu☝ Bandera Eritrea ezea eya🇪🇷👈
Belom nati jigna
በጃ ህዝቢ አከለ ጉዛይ ጋሕ በሉ አንቱም ወኻሩ!!! ንስኻትኩም ሲ ተቃለስቲ ኢና ትብሉ!! ተቛመርቲ ኢኹም!! ፈላለይቲ ኢኹም!! ዓሌታዊያን ኢኹም!!
ናቱ ሰላም ድዩ፡ ኣይጠዓኻን ከምዘን ኣዋልድ ግዳማዊ ኣካላት ወዲ ዝመርጻ ነዞም መንገርገርቲ ኣፍቂርካዮም ኣለኻ፡ እንታይ ኢኻ ኮሓሒልካ ተቅርቦም ዘለኻ።
ዝኸበርካ ናትናኤል፣ እዛ "ጽባሕ መንግስቲ ምስኮንኩም" ትብል ኣዘራርባ ነዞም ደንበ ዕግርግር ጥማዕ ትግራይ ተቋመርቲ እንተትሓድጋ ዝበለጸ እዩ። እዚኦም ጽባሕ መንግስቲ ክኾኑ ፈጺምና ኣይንትምነይን ኢና፣ ሸይጣን ከማን ኣይትምነየሎምን ዩ። ስለዝስ እንቋዕ ንስኹምሲ ኣብ መንግስትነት ዘይትመጽኡ ኮንኩም በሎም። ተዘይኮነ ከይተፈለጠካ መንግስቲ ክኾኑ ትትምነየሎም ኣለኻ። የቐንየለይ።
አንታ ናቱ መድህንሲ ርእሲ አለዋድዩ ዘዝመጹ ቁንጭታት ክትሐት ትንፋሳ ወጺአ ታሪኽ አይትመሃርን ድይ።ዘዝመጸ አነ በርገድ አድግእየ ዘዝበላስ ምስዚኦም ትጫማለቅ እንታይ ዐይነት ጋዘጠኝነት እይ ተማሂራ ወይነ ምስሐይላ ከላ ምኻን አብይዋ ሕቁአ ተሰይራ ሕጂ እዞም ጭብ ቁምነገር ክገብሩ ትሐስብ ምስክነይቲ።
@abrahamhayantu5910
3 күн бұрын
ብጣዕሚ መሕፈሪ ስራሕ እንድዮም ዝሰርሑ በዐል ዕነሚነ
ነታ ዐፉናቅ መድህን ብናይ ኤርትራ ኣውራጃን ቢሄርን ፕሎቲካ ክትሰርሕ ትፍትን ደላ ድኣ ዐገብ ደይበልካያ????????? እንተኾነ ብናይ ትግራይ ሽግርኩም ጥራይ ምዝራብ ምሐሸኩምን,,,,,,,,
ታ መድህን ትገድድ ካልእ ክንደይ ሙሁራት ተጋሩ ገዲፋ ነዞም ዘይጠቅሙ ተምጽእ
እዚ ወዲኑጉስ ዘይኮነ ወዲ ኑፉስ/ወዲ ሉኸሱስዩ።
@rutasolomon4569
3 күн бұрын
Wedi fesam eyu terara terah 😅😅
@rutasolomon4569
3 күн бұрын
She's doing it on purpose
Sekt hasawi