ስርሒት GAME OVER/ኣወል ስዒድ

Ойын-сауық

Пікірлер: 3 200

  • @user-ze4el9gj3v
    @user-ze4el9gj3v Жыл бұрын

    ሓንቲ ቃል ደስ ትበለኒ..... ናይቶም ቅድም ሕጂ ዝወደቁ 8 ጀጋኑ ዝተሰውኡ ኣብ ትግራይ ክገብረልኩም አየ ኢሉ ናይ ብሓቂ ጅግና... ቃልካ ኣተግቢርካ ጀግና

  • @teweldeberketab5512

    @teweldeberketab5512

    Жыл бұрын

    Ane win niaki jigna mestewalit eritrawit ileki Leku

  • @yuelsamson

    @yuelsamson

    Жыл бұрын

    ኣየነይቲ'ያ እታ ቪድዮ ከምኡ ዝበለላ እባ ነዞም ኣኽሱም ከይዱ ተሳኢሉ ዘዕለብጡ ዘለዉ ፍርቂ ጎኖም ብሱላት ስቕ መበሊት እንተኾነቶም።

  • @yohanaaregay6960

    @yohanaaregay6960

    Жыл бұрын

    I so proud 👏 i am Eritrea 🇪🇷 💖 ❤ 💓 💗 ♥ 🇪🇷

  • @yemanebarya7006
    @yemanebarya7006 Жыл бұрын

    ብሓቂ ኣንቢዕካኒ ኣወለይ😭❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ደጊም ብርሃን ናይቲ ስቃይና ኣኽቲሙ ዝድብስ ሰላም ኣርኢኻኒ፡ ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ኻኣ ዓድና ንምለሰሉ እዋን ይግበረልንና ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና፡ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @fn7619

    @fn7619

    Жыл бұрын

    ለባም እዩ ዝነብዕ ሕልና ዘለዎ ኤሪትራዊ ከምኡ እዩ።💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fn7619

    @fn7619

    Жыл бұрын

    ለባም እዩ ዝነብዕ ሕልና ዘለዎ ኤሪትራዊ ከምኡ እዩ።💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-mq1vi6rm6j

    @user-mq1vi6rm6j

    Жыл бұрын

    ካበዲኻ ዝመጸ ሰላም ክትረክብ ወዲ ብጽብጽ ህዝቢ ትግራይ ጨፍጭፍክን ሰላም ክትረኽባ ትሓስባ ተለኽን ዳሓን

  • @mikiorgan934

    @mikiorgan934

    Жыл бұрын

    @@user-mq1vi6rm6j እዚ ነቶም ሓለፍትኻ ኢኻ ትሓቶም ንሕና ዝምልከተና ጌርና ኣለና ትገብርዎ ኽኣ ንርኢ ፈኸራ ጽቡቕ ኣይኮነን ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትርራ

  • @asmeraeri4805

    @asmeraeri4805

    Жыл бұрын

    @@user-mq1vi6rm6j ተጋሩ ፈከርቲ ፈክሩ ባ ሕጂ በስ ዘረባ አንታይ ይገብረልኩም ሕጂ ሰላም ተመነዩ

  • @bedrajemal9477
    @bedrajemal9477 Жыл бұрын

    ...የኤርትራ ህዝብ እና መንግሥት የዋለልን ዉለታ በወርቅ ቀለም ተጽፎ ይቀመጣል ለዚህም ዘወትር እናመሰግናችዋለን thank you Eritrea, we will never forget the sacrifice paid by our Eritrean brothers and sisters ‼️peace and love for people of Eritrea. BIG RESPECT

  • @samuelkahsay9072

    @samuelkahsay9072

    Жыл бұрын

    Thank you for your wise words 🙏 🇪🇷

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝድነቅ ቃላት ካብ ዘድንቆ ሰብ ፡ ኣወል ስዒድ 👍🇪🇷✌️❤️👏👏👏👏👏 ምሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ ዓለም ዝኾነ ረቢ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን መጎስን ንጂግና ሓየት መሪሕነትን ሰራዊትን ።

  • @simdela4785
    @simdela4785 Жыл бұрын

    uffff I was emotional ኣብ መጨረሽታ ዝርንዛሕ ነቢዔ ከም ኤርትራዊት ድማ ሓበን ይስመዓኒ!!!! ቅሰኑ ሰማእታትና!🇪🇷❤️🇪🇷

  • @natululi126

    @natululi126

    Жыл бұрын

    ወላ ኣነ ሕርር ኢለ ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነ ዓኽ።ንዘልኣለና ይዘከሩ ሰማእታትና።

  • @simdela4785

    @simdela4785

    Жыл бұрын

    Indeed @natulilu ብጣዕሚ ስሚዕተይ ክቆጻጸር ኣይከኣሉክን

  • @luwamhaile8758

    @luwamhaile8758

    Жыл бұрын

    ወላ ኣነ🇪🇷💘🇪🇷

  • @Selrobi

    @Selrobi

    Жыл бұрын

    I feel the same I can’t control my emotions Kbrn mogosn nsemaetat Eritrea 🇪🇷 Semaetatna wetru ab lbna ❤❤❤

  • @yors6533

    @yors6533

    Жыл бұрын

    Nay behaki ane keman Amlak aboy xenat habena kebren Mogusen neta zeytdgm hewoto zewfyu Sewatna Salakum hezbena dihnu Erey Adena ka keytdfret.🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @Josephsol55
    @Josephsol55 Жыл бұрын

    This guy is a gift to Eritrea at the right moment!

  • @selamsegid5168

    @selamsegid5168

    Жыл бұрын

    Indeed he is gift from God! ናይ መን ደኣ ክወስድ, ወትሩ ዋርሳይ ጀግና ሃገር, ወዲ ህዝቢ, ከም ቀዳሞት ኣባታቱ።

  • @dahlakmusie928

    @dahlakmusie928

    Жыл бұрын

    True

  • @fn7619

    @fn7619

    Жыл бұрын

    Yes he is our gift 💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @negashkhiar6384

    @negashkhiar6384

    Жыл бұрын

    I agree with you 100%. The power of his narration is magnificent. Long live Eritrea and Eritreans.

  • @samiamer7928

    @samiamer7928

    Жыл бұрын

    True, 100% ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @user-mi2zu4jg8j
    @user-mi2zu4jg8j Жыл бұрын

    ኣወለይ ብሓጎስ ነቢዐ 💪💪ጅግና እንዲኻ ብተግባር ክኣ ተርኢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🙏🏿😥

  • @user-be4wp2ly8z
    @user-be4wp2ly8z Жыл бұрын

    ኣልሓምድሊላህ ኡንቃዕ አሪትራዊ 🇪🇷🙏🇪🇷 ኹንኩ

  • @brktiselemun3495
    @brktiselemun3495 Жыл бұрын

    ብንብዓት ሰሚዐያ😭😭😭!!! ክብርን ሞጎስን ነታ ዘይ ትትካእ ሂወቶም ዝኸፈሉ ኣሕዋትና!!!! ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ሃገርና ክንብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነዛ ዝተቐደሰትን ዝተባረኸትን ሃገርና ሰላምን ቅሳነትን ንምነየላ 🙏🙏🙏 ።

  • @guelhagereye8022

    @guelhagereye8022

    Жыл бұрын

    Bhaqi bezey abo miabaye nblashi ayikonnn 😭😭😭😭 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hanaabdelkadr1983

    @hanaabdelkadr1983

    Жыл бұрын

    😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌❤💒💪💪💪💪💪

  • @sen-ayt7782

    @sen-ayt7782

    Жыл бұрын

    👍😭እንታይሞ ክንገብር ወርዲና 😭ኩልሻብ ክንብዕ 🇪🇷

  • @nezz2025

    @nezz2025

    Жыл бұрын

    ብሃበንን ኩርዓትን ሰሚዐያ🇪🇷🇪🇷⚓🐯🐯🐯

  • @amanuelselamawi7912

    @amanuelselamawi7912

    Жыл бұрын

    ነዴካ ኣብትግራይ ከይዱ ተሰዊኡ ምስበልዋ ሽዑ ሰሓቅ ።

  • @selamsegid5168
    @selamsegid5168 Жыл бұрын

    ኤርትራዬ, የተባረከ ጀግና ህዝብ, መካች ጨዋ ወታደር እና ለደቂቃ ዓይኑን እማይጨፍን መንግት ይዛ ሁሌም ደምቃ ትኖራለች። ዘለዓለማዊ ክብር ህይወታቸውን ለሰው ሰማእቶቻችን እና በሒወት ዘብ ለቆሙት ጀግኖቻችን ይሁን።❤️🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ!!! ኣወል ጸባ ስተይ ወዲ ኤረይ።።❤️❤️🇪🇷

  • @tedrostedi1697

    @tedrostedi1697

    Жыл бұрын

    እናመስግን ኣሎ የ ኢትዮጵያ ልጅ ቆንጆ

  • @selamsegid5168

    @selamsegid5168

    Жыл бұрын

    I am a proud Eritrean!!! ጓል ኤረይ’ዬi just want to write my comment in Amharic for those who only read Amharic. ❤❤

  • @user-et8rn5hg3d

    @user-et8rn5hg3d

    Жыл бұрын

    ⁷7777767777777⁷7677777677

  • @user-et8rn5hg3d

    @user-et8rn5hg3d

    Жыл бұрын

    7687776777⁷t7⁷77667

  • @user-et8rn5hg3d

    @user-et8rn5hg3d

    Жыл бұрын

    8

  • @rahel9122
    @rahel9122 Жыл бұрын

    ኣወል ጅግና ሓፋትኻ ምዃነይ ሕብንቲ💪🏽ንበረልና🙏 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ነታ ዘይትድገም ሂወቶም ዝወፈዩ🌺🕯️🌺Long live Eritrea 🇪🇷

  • @eriloveforever5723
    @eriloveforever5723 Жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🕌💒🇪🇷💪

  • @user-im9tt9pm4m
    @user-im9tt9pm4m Жыл бұрын

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣቢሄር ይመስገን ኣምላክ ንሃገርና ኤርትራ ብፍቅርን ሰላምን ይሓልወልና ነቶም ምእንቲ ሃገሮሙን ህዝቦምን እታ ዘይትድገም ሂወቶም ዝከፈሉ ከኣ ኣብ ሕቅፊ ኣብረሃም ኢሳቅ ያእቆብ የንብረልና ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ነዓካ ከኣ ኣውል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ God bless u ዓወት ንሓፋሽ

  • @rmb3936

    @rmb3936

    Жыл бұрын

    ጽሑፍካ ናይ ሓደ ቅዱስ ሰብ ክሪኤካ ግን ሰይጣን።መጀመርያ ኣወል ትገብሮ ዘለኻ ንዓና ኣየርብሕን እዩ ዓገብ ክትብል ምተገቢኣካ ጥዑይ እንተኮይኑ ርእስኻ። ታቦተ-ጽዮን ኣኽሱም ከተራኽሶ ፍቓደኛታት ኣይኮናን ቤት ኣምላኽ ዩ መፈከሪ ኣወል ኣይኮነን

  • @MaryameyMaryamey21

    @MaryameyMaryamey21

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @wediali7611
    @wediali7611 Жыл бұрын

    ዓሽ ያኮ ዓለም ኣብ ተግባር እያ ኣወሊኖ መቅሰን ዓወት ንሓፋሽ game over 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😘

  • @etvchannel4888

    @etvchannel4888

    Жыл бұрын

    Wedi erey subscribe hagzeni please 🙏

  • @mesfunaraya9717

    @mesfunaraya9717

    Жыл бұрын

    ኣውል ፍርቒ ግንባር

  • @user-tf9iz3cj5s

    @user-tf9iz3cj5s

    Жыл бұрын

    Kkkkkkkkk

  • @freweinigimesyon1853
    @freweinigimesyon1853 Жыл бұрын

    ኤሬትራዉነት ክቡር መንነት ❤ ክብርን መጎስን ንሰራዊትና ዘልዓለምማዊ ዝክሬ ንሰማዓታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @dontlkbk6097
    @dontlkbk6097 Жыл бұрын

    Proud 2B Eritrean🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🙏!!!Awelinoooooo We love you & Unconditionally love ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!! Awwwwwwwt -Ne -Hafashhhh✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!

  • @negasitesfay8558
    @negasitesfay8558 Жыл бұрын

    ኣወል ኣነ መግለጺ ሲኢነልካ ጅግና ጅግና ጅግና ጅግና ኣነ ኤርትራዊ ምኻነይ ይኾርዕ ንዓኻ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡፡

  • @peaceforall7653
    @peaceforall7653 Жыл бұрын

    ኣወል በዓል መትከል ዝበልካዮስ ፈጺምካዮ ቓል ብተግባር ዝብሉካ ከምዚ ዩ።ኽብርን ዝኽርን ንስለህላወ ሃገርና ዝወደቑ/ ዝወደቃ ሰማእታት ኤርትራ ።ዓወት ንህዝበይ፡ሰራዊተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣወል ኽበር ንበር ሕቡን ኤርትርዊ ሓወይ I have Un endless Respect On You ! Proud As always🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luwamey
    @luwamey Жыл бұрын

    ለካ ዓወት ውን ከፊልካ ኢዩ፡ዝመጽእ፡ ምስ ተዓወትካ ውን ንብዓት ይስዕረካ፡ እቲ ዋጋ እቲ ክፍሊት ኢዩ ዘንብዓካ፡ ኣወል ምሳሌ ኩሉ ክብሪ ኤርትራዊ ኢካ፡ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑና፡🙏🙏🙏

  • @AbrehetKristos

    @AbrehetKristos

    3 ай бұрын

    6

  • @soliteklemariam9088
    @soliteklemariam9088 Жыл бұрын

    ኣወለይ ጅግና ወዲ ሃገር 👍👍 ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ሃገርና ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣደይ ኣቦይ ኩርዑ ታሓበኑ ✟☪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DSBBWM
    @DSBBWM Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ነቶም ዘይትትካእ ሂዎቶም ንስለ ህዝቦምን ሃገሮምን ዝከፈሉ ሰማእታት ኤርትራ። ❤

  • @fretaweldu6068

    @fretaweldu6068

    Жыл бұрын

    🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊⚘️🥀🌹💗🇪🇹🇪🇹🇪🇹🌹ሰላም ንኩሉ ጅግና ወዲ ኤረይ

  • @harambemuzika8317

    @harambemuzika8317

    Жыл бұрын

    ነቶም ኣብ ዘይመሬቶም ክሰርቁ ናይ ከልቢ ሞት ዝሞቱ ማለትካ ድዩ? ደቂ ርግምቲ

  • @star-tr5sy

    @star-tr5sy

    Жыл бұрын

    @@harambemuzika8317 game over wedi may telamit....hiwihat tsier belu hiji kea....

  • @Semay125

    @Semay125

    Жыл бұрын

    ገና ሬሳ አህዋትካ ክትአርይ ኢካ ተፀበይ 🙉

  • @ghirmatsionandemichael2856

    @ghirmatsionandemichael2856

    Жыл бұрын

    ​@@harambemuzika8317 yes

  • @Samuel-vt9pk
    @Samuel-vt9pk Жыл бұрын

    ክብርን መጎስን ን ጅግና ሓይልታት ምክልካል አርትራ ። ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷💥💪💪💪

  • @etvchannel4888

    @etvchannel4888

    Жыл бұрын

    Wedi erey subscribe hagzeni

  • @sanaytredae8445

    @sanaytredae8445

    Жыл бұрын

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐪🐫🐫🐫🐫🇪🇷

  • @user-jb9sh8ce4b
    @user-jb9sh8ce4b Жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና !

  • @zibanyibetit8896
    @zibanyibetit8896 Жыл бұрын

    Glory to our martyrs 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @abitv575
    @abitv575 Жыл бұрын

    ብሓቂ ክልተ ስሚዒት ተሰሚዑኒ እቲ ሓደን ዘይድገምን ስዉኣት ኣሕዋተይ በጃና ብምስዉኦም ካብልበይ ይሕዞነኒ፡እቲ ካልኣይ ከኣ ብሳልኦም እቲ ንዓመታት ከሳቅየና ዝጸንሐ ጸላኢ ካብ ሱሩ ደምሲሶም ዘዉሓሱና ከኣ ብጣዕሚ ምስጋናይ ወሰን የብሉን።

  • @isakmehari7119
    @isakmehari7119 Жыл бұрын

    ቃላት ዩ ዝሓጽረኒ ካብ ማህጸን ኤርትራዊት ኣደ ብምውጻእና king ኣወሊኖ 🇪🇷👌

  • @henokabrham1588
    @henokabrham1588 Жыл бұрын

    ዘላለማዊ ክብር ህይወታቸው ለሰው ጀግና ኤርትራውያኖች !!! ክብርን ምስጋና ንሰራዊት ኤርትራ ሽምጢ ነብሪ ይኹን !!! Tnx ኣወሊኖ ኣዝማሪኖ።

  • @hayatahmed9992
    @hayatahmed9992 Жыл бұрын

    ጅግና ወዲዛ ሓላል ሜሬት በሎም ደኣ ነዞም ጠላማት ሓሰውቲ ሰረቅቲ ካብ ሓሶትን ስርቅን እንታይ ከይገብሩ ዘለኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ክቡር ሞጎስ ነቲ ክቡር ጂግና ሰራዊትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️

  • @abrahamkidane6756
    @abrahamkidane6756 Жыл бұрын

    ካብ ሕምብርቲ ትግራይ(ኣኽሱም) ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና! ዓወት ንሓፋሽ!!!! ❤🇪🇷🙏

  • @Ane_kem_ane
    @Ane_kem_ane Жыл бұрын

    ብንብዓት፡ብሓበንን ዝኽረ ሰማእታትን ወዲአያ ኣወል ጅግና ንብዓተይ ምቁጽጻር ስኢነ😭🇪🇷🥺ናይ ብሓቂ ኣርዓዶም ኢኻ ካብ ዝፈልጠካ ኣትሒዘ ምስ ደገፍኩኻን ባህ ምስ በልካንን ኢኻ፡ ንዓኻ ምድጋፈይ ድማ ሓበን ይስምዓኒ ካልኦት የሕዋትና እንተ ብተንኮል ወይስ ብዘይፍላጥ ዘይገበርዎ ኢኻ እሞ ጌርካ ክብሪ ይሰምዓካ ሓበን ይሰምዓካ ጅግና ኢኻ ሕድሪ ኣቦታትና ዝፈጸምካ ኢኻ ኣብ ሬሳን ታንክን ጻልእትና ዝዓለልካ ኢኻ ስም እቲ ጅግና ኣቦና ኣብ ዓዲ ማቱ ከይዱ ታሪኽ ዝሰርሐ ንጥልያን ርእሳ ሰይሩ ፋሕ ብትን ዘእተወላ ባህር ኤርትራዊ ኣቦ ኣቦና ባሻይ ኣውዓሎም ዝጠቀስካ ኢኻ'ሞ ናይ ብሓቂ ክብሪ ይሰምዓካ፡ ሓደራኻ ክብለኪ ዝደሊ ግን ኩሉ ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ ኣቦና ንብረት ንጅግንነቱ ዝጠቅስ ካብ ጽፍሪ እግሪ ክሳብ ጾግሪ ርእሲ ንደልዮ ኢና፡ ናብ ትግራይ ድማ እንተ ተኻኢሉ ክንነግድ እምበር ጥይት ክንትኩስ ስለ ዘይንምለስ ሓደራ ንብረቱ ኣብ ጽቡቅ ኣቀምጥዎ፡ ደቀይን ደቅኻን ከንብብዎ ዝግባእ ታሪኽ ስለ ዝኾነ።ዓወት ንሓፋሽ!👑🇪🇷

  • @recioasmarina
    @recioasmarina Жыл бұрын

    YeqenyeLna AweLey hawey! Kubur wedi kubarat Eritrawiyan! You made me really emotional! God bless my people and my country!

  • @rozinaghebreabr7702
    @rozinaghebreabr7702 Жыл бұрын

    I’m proud to be Eritrean👏🏾 🇪🇷✊🏾 Thanks 🙏🏾 Awelino ኣንበሳ

  • @hainfotechchannel1132

    @hainfotechchannel1132

    Жыл бұрын

    Ab Sdet konki Proud Tbli

  • @asmeromhabtu9571
    @asmeromhabtu9571 Жыл бұрын

    25 ሽሕ ዲጅታል ወያነ ተደሚርክን ክንዲ፡ኣወል፡ኣይትመጻን ኢኽን game,over

  • @zebibanour9622

    @zebibanour9622

    Жыл бұрын

    😄😄😄👍

  • @selamsegid5168

    @selamsegid5168

    Жыл бұрын

    ህጻብ እግሩ ኣይኮኑን

  • @user-ty8ov5fm9l
    @user-ty8ov5fm9l Жыл бұрын

    ክብርን መጎስን ን ሓይልታት ምክልካልና 🇪🇷💪 ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና 🇪🇷😓 ተ ፈ ጸ መ:: ዓወት ንሓፋሽ

  • @lyonmiki2470

    @lyonmiki2470

    Жыл бұрын

    Tkkl

  • @er126er
    @er126er Жыл бұрын

    Awelino anbesa neta Asmara tezeyatyes ay tgrawayn zbeluwas ab axum Ertrawinetkum arikumom! Awet nhafash angodgidkumlom! Much respect & proud of you all 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 Жыл бұрын

    አወል ሰኢድ ድምጺ ሀሙሽተ ሚሊዮን ኤርትራዊ❗️💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹

  • @yokobabraha472
    @yokobabraha472 Жыл бұрын

    እንቃዕ ደሓን መጻእካ ኣወሊኖ ናፊቅናካ ቀኒና ወዲዛ ሓላል መሬት🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💯💯💯👍👍👍

  • @gualeriyyyshikor3638

    @gualeriyyyshikor3638

    Жыл бұрын

    Nay bhaki wedi eriyyy mearyy 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣❣❣❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣❣

  • @etvchannel4888

    @etvchannel4888

    Жыл бұрын

    Wedi erey subscribe hagzeni

  • @etvchannel4888

    @etvchannel4888

    Жыл бұрын

    @@gualeriyyyshikor3638 gal erey mArey subscribe hagzni

  • @selamweldegebrel1045
    @selamweldegebrel1045 Жыл бұрын

    ዝገብር እንበር ዘይፍክር ኤርትራዊነት ጭዋ መንነት "ዓወት ንሐፋሽ " ዓወሊኖ ዋልታ ሃገር ከብዶም ይቁረፆም ካብ አክሱም ዘለዓለማዊን ክብርን ንስዋዓትና ቅሰን ኤርትራዊ🙏✌👌👍✊💪👏

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 Жыл бұрын

    Proud to be Eritrean thanks Awelino 🐆🇪🇷

  • @mariamdearit7665
    @mariamdearit7665 Жыл бұрын

    ኣወለይ ጅግና መግለጺ ስኢነልካ፡ ህግደፍ for ever, ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኩራዕ ኤርትራዊ ጅግና

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn Жыл бұрын

    ዕድመ ነቶም ኩስትሞ ሕውሓት ከይተረፈ ከም ዘምሎቑ ዝገበሩ ጅግና ሓይልታት ሚክልኻል ኤርትራን ተባዕን ዘይታከስ መሪሕነቱን ይኩን። ተመሰገን ፈጣሪ ነዚ ዘርኣካኒ።

  • @elsatekie4756

    @elsatekie4756

    Жыл бұрын

    😅😅😅😅😅🤣🤣🤣

  • @abogida669

    @abogida669

    Жыл бұрын

    Yes absolutely Ayehferunan 💯 🦾🇪🇷👈

  • @eyerusalemz317
    @eyerusalemz317 Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ምስ ሓቀኛ ህዝቢ ኤርትራ ከምዝኾነ ብተግባር ኢና ሪዒናዮ 🙏🏽❤️🇪🇷 ወዲ ኤረይ ጅግና💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷

  • @asmeri8401
    @asmeri8401 Жыл бұрын

    I’m proud to be Eritrean U are so amazing nd thank you so much for everything you do nd the rest of our hero’s Love u all deki adeyyyyy We are not going to let down our beautiful country Eritrea

  • @senay1962
    @senay1962 Жыл бұрын

    ስርሒት Game Over ,ኮሪዕና ኣወለይ ኣብ መወዳእታ ነቢዐ Glory to our Martyrs

  • @simdela4785

    @simdela4785

    Жыл бұрын

    Me too😭😭😭

  • @kibromsolomon5613

    @kibromsolomon5613

    Жыл бұрын

    Knkor'e trayu zelena....zeydelenayo meswaeti akfilomna ...gn zgber yelen....hmaq gorebet agatimna...hji tray Amlak ywedealna....

  • @NRYYonas
    @NRYYonas Жыл бұрын

    ወዲ መሬት ኣወሊኖ ጅግና መሬት ቃውቃው 🇪🇷👌🏽

  • @samanthalondon1485

    @samanthalondon1485

    Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷💪💕💕💕💕🎆

  • @merhawiandebrhan1404

    @merhawiandebrhan1404

    Жыл бұрын

    ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @frehaile6298

    @frehaile6298

    Жыл бұрын

    Tag tebalu kam maxid ☠️👈🏼 Don’t slipping all Eritreas jagenu Anbasa 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @gezana5666

    @gezana5666

    Жыл бұрын

    ኺድ ዶንቖሮ ዘይርድኦ ፎእ

  • @sanaytredae8445

    @sanaytredae8445

    Жыл бұрын

    Zelaalemawi. Kibirini. Mugosini ni jeganu sematatina wetiru Abi libina Alekumi. 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🐪🐫💪🇪🇷🦁🦁🦁🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meronhabte6392
    @meronhabte6392 Жыл бұрын

    Seeing this and hearing his words Makes me proud to be Eritrean. Long live to Awel Syed!! Awet Nehafash hezbi Eritrea!!

  • @redseayouth9119

    @redseayouth9119

    Жыл бұрын

    Me too !! I feel so emotional hearing and watching Awol Said because we gone through a lot of painful past and finally we are close to the end of the road for a lasting peace!

  • @rossynathan8372
    @rossynathan8372 Жыл бұрын

    May the lord bless you abundantly and Gods bless my country Eritrea 🇪🇷 🙏

  • @ermiasandemeskel7667
    @ermiasandemeskel7667 Жыл бұрын

    ኦኦኦኦ ኣምላክ ኣቦይ ተመስገ ኻብዚ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ዝፈተርካኒ ። ሃገርይን ህዝበይን ኣን መንግስተይን ሰራዊተይን ባርክ። ኣወል ጅግና ከም ኩሉ ጊዜ 100 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🎉

  • @edomdawit4618

    @edomdawit4618

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @hermonamine2709
    @hermonamine2709 Жыл бұрын

    ኣወል ጅግና ወዲ ህዝቢ ክሳብ ሕጂ ሰለም ከየበልካ ትቃለስ ዘለካ ኢካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዓወት ንሓፋሽ

  • @territerri2960
    @territerri2960 Жыл бұрын

    I’m proud to be Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @zebibamohamedzein6526

    @zebibamohamedzein6526

    Жыл бұрын

    I an proud to be Eritrean

  • @tsehayetekeste6753
    @tsehayetekeste6753 Жыл бұрын

    መርሓባ ጥዑም ድምጹ ኣወሊኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓቁ ሓቁ ንዓለም ስለተስምዓ

  • @girmaigoitom1167
    @girmaigoitom1167 Жыл бұрын

    ሓበን ሀገር አወል ዕድመን ጥዕና ይሀብካ። proud of you and proud to be an Eritrean. Kebren mogosen ne seweatenan senkulatena nezelaelem yekune

  • @semharsemharlovesemharsemh5859

    @semharsemharlovesemharsemh5859

    Жыл бұрын

    Eritrawit mkaney btaemi eye zkore ab kalu zxen awelino i am proud of u

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 Жыл бұрын

    Awel the mirror for Eritrean people I’m so proud of you. My humble brother I wish and hope God give’s you long life. Thanks for magical words what ever proud to be Eritrean. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪❤️❤️❤️

  • @h.gebrndras6749
    @h.gebrndras6749 Жыл бұрын

    አወል ጂግና ከሉ ህዝብ ኤርትራ ንኮርዕ አብታ አኽሱም ዝክሪ ሰማአታትና ዝገበርካ እዘን አጋዝያን እበክያ አለዎ ፡ሊቺዶ ዓዲቀይሕ ፊናን ነፋጥ ዮሴፍ ሑኸር ቅርጽ ኤለን አንበሳ ኻልአይ ጊዜ እውን አብኡ ዓወት ንፋሽ በሎምእዞም ቆንዳፋት።I Proud of you Awel ።⛪🕌✝️☪️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын

    Wwwwwwooo Eritrea🦁ይጥዓም ይሕሰም💪 ወትሩ ሃገረይ!💪🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷💖💖💖💖

  • @sarage09
    @sarage09 Жыл бұрын

    So proud to be Eritrean. I 'm with tears to honorued my Heros and so proud for this moment. THANK Awel Sead, mission accomplished, may God bless Eritrea and Eritreans.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sarage09

    @sarage09

    Жыл бұрын

    @@sinita7360 good to know...thx👍

  • @user-tj5nl5iq2e
    @user-tj5nl5iq2e Жыл бұрын

    ጀግንነት ማለት እንዲህ ነው መሃል ትግራይ ላይ ሰማታትን መዘከር ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🌹🇪🇷

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 Жыл бұрын

    ተባረኽ ኣወል ትሕትናን ክብርን ዝመለለይኡ ህዝብናን ሰራዊትናን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ❤❤❤🌹🌹🌹ክብርን መጎስን ንልኡላውነት ኤርትራ ህይወቶም በጃ ሃገር ዝሓለፉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤

  • @slunas2320
    @slunas2320 Жыл бұрын

    አሰይ አነስ እንቋዕ ኤርትራዊት ኮንኩ🇪🇷💪🏿💪🏿 አብ ናይ ባድመ ዝተሰዉአ ሓወይ ሎሚ ደሞ ከቢሩ። ኽብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🥰🇪🇷 thank you አወለይ

  • @abrham2529

    @abrham2529

    Жыл бұрын

    Kemzi kemaki lebam eyu zfelto kbret yhbki kbren mogosen nsemaetatna

  • @PFDJ
    @PFDJ Жыл бұрын

    ከም ሎሚ ብሓጎስ በኽየ ኣይፈልጥን እየ ኣወለይ ጅግና 🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾 ንበር ክበር ወዲ ጀጋኑ 🇪🇷💪🏾

  • @user-rh9bp5uk2s

    @user-rh9bp5uk2s

    Жыл бұрын

    Nay bhaki 🇪🇷❤🇪🇷

  • @heleni1779

    @heleni1779

    Жыл бұрын

    Anegn ferihe ade men iya ktrdaa ile weyane ahwatna lekimomlna

  • @PFDJ

    @PFDJ

    Жыл бұрын

    @@heleni1779 nesu hakeki endiki gena eti zehguseka dhri hji ውግእ ወረ ውግእ sel zeysemeE temsegen Amlak kebri ንሻዕብያ 🇪🇷💪🏾

  • @tijar1991

    @tijar1991

    Жыл бұрын

    Our future is bright just proud to our country 💗💗Always remember our martyrs🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @star-tr5sy

    @star-tr5sy

    Жыл бұрын

    @@heleni1779 akkkk abmnti mntay deki may telamit hiji kea hazen😭😭😭

  • @ainommehreteab9074
    @ainommehreteab90745 ай бұрын

    አወል ሲዒድ ወዲ ሐላል መሬት እዛ ኤርትራና ዕድለኛ እያ ንዓኻን ከማኻን ጀግኑ ስለ ተፍሪ ንስኻ ዓቢ መጽሐፍ ኢኻ ንስኻ ታሪኽ ኢኻ አምላኽ (ረቢ) ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አጆኻ ቀጽሎ የቐንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amaanasli8325
    @amaanasli8325 Жыл бұрын

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🥛💎💎💎❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍wedi shabeya

  • @user-ur6qe4sm4f
    @user-ur6qe4sm4f Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ የሐቢንካና ኣኩሪዕካን ኣወለይ ኣርካን ከም ኣቦታቱ ካብ ማእከል ዓዶም ደስ ኢሉና ጸላእትና አካ ከብዶም ቀሪጽካዮም በሉ ዳይ ደቂ ሪመይ ህንጸት ሃገር ይጽበየና ኣሎሞ እንዕመሞ ነቲ ዕምም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @awetashberhane7195
    @awetashberhane7195 Жыл бұрын

    Wow Awelino what a speech, ❤💯👌🙏🌹☘🌹 it makes me very emotional, you are unique ,and I can't find a word to express my feelings. Powerful message, an outstanding performance, so proud of you. Long live to our defence force. Proud to be Eritrean, Awet Nehafash.

  • @semereasmelash3517
    @semereasmelash3517 Жыл бұрын

    Derfi neru degagimka zesmea zmesleni neru long life Awelino proud to be Eritrean ❤❤❤

  • @solomonhabtetsion8789
    @solomonhabtetsion8789 Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ኤርትራም ኤርትራውያንን ይባርኽ።ኣወል ከኣ ምሉእ ጥዕና ምስ ጸጋ ዕድመ ይሃብካ፡ወይሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritr123
    @Eritr123 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ነቶም ጀጋኑና ዘይትትካእ ሂወቶም ንስለ ህዝቦምን ሃገሮምን ዝኸፈሉ ሰማኣታትና። 🙏❤🇪🇷

  • @lulrbahri

    @lulrbahri

    Жыл бұрын

    😭😭😭

  • @sanaytredae8445

    @sanaytredae8445

    Жыл бұрын

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐫🐫

  • @S19-word
    @S19-word Жыл бұрын

    ኣንታ ጅግና ....ኤርትራ መዋእልኪ ጅግና ክተፍርዪ ክትነብሪ ኢኺ❤😘🇪🇷

  • @zebibanour9622

    @zebibanour9622

    Жыл бұрын

    Enshaallah 👍

  • @akberetsolomon1259
    @akberetsolomon1259 Жыл бұрын

    My beloved country Eritrea is really lucky to have a son like you Awely, you are unique and gifted, keep up the good work. Glory to all Eritrean Martyrs.

  • @michaeltadese6878
    @michaeltadese6878 Жыл бұрын

    ኤርትራውነት ክሩዕ መንነት ጅግንነታ በቃ ኩሉ ዩ ኤርትራውነት ኣወለይ ቃላት ሲነ ንዓኩም ዝከውን ወገነይ ጉልበተይ ዘመንኩም ይባረክ ፈጣሪ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ዓወት ንሓፋሽ

  • @wintuuuuu3313
    @wintuuuuu3313 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንስውአትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሐፋሽ ደቒ ኤረይ 💪💪💪

  • @fares2389
    @fares2389 Жыл бұрын

    No words to explain !Glory To Our Martyrs 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @regatyeman4031
    @regatyeman4031 Жыл бұрын

    ጽቡቕ ዘረባ ጽቡቕ ዳሃይ ወዲ ኤረይ ኤረትራውነት ክቡር መንነት ኤረትሪያ ሲዒራ ኣወል ጅግና ኣምበሳ 🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🐆🐅🐆🐅🐆🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁💒⛪️💒🕌🙏🙏🙏🇪🇷🌹🌹🌹

  • @ewlakoynosemey5955
    @ewlakoynosemey5955 Жыл бұрын

    ተዓወት ናይ ብሓቂ ኣንበሳ ❤️🇪🇷👑

  • @user-yr7ve2oo9j
    @user-yr7ve2oo9j Жыл бұрын

    ቅያ ተሰሪሑ ጉድ ሪኢና እንኳዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ክብርን ሞጎስን ንጅግና ሰራዊትና ተሪክ ሪኢና ዝገርም አወል ጅግና ወዲ ህዝቢ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ዝሓወየ ታሪክ ጀጋኑና ብጭቡጥን ብጽፉን ዘርኣካና Thankiw ኣወሊኖ ወዲ ህዝቢ 👉✝️🙏☪️🙏✝️🙏☪️👈 🙏🙏🙏🙏

  • @biniyamequbagebrial7257
    @biniyamequbagebrial7257 Жыл бұрын

    ዛጽሕፍትን ግጥምን ህገሩን ብሰራዊቱን ሕበን ስከ ላይክ ዓምጢቅኒ ይሕለፍ ደቂ ሪመይ የሐጉስኒ ስከ ላይክ ዛ ልዕሊኩም ዘላ ጽሕፍተይ ላይክ ስከ ግበሩለይ በዝን ሕጥቦ ጹሑፍን ሃገርኩምን ሰራዊትኩምን ትሕበኑ ኣከይፉኒ ስከ ደቂ ሪመይ ።

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 Жыл бұрын

    Wow አወለይይይ ተባረኽ ዕዲመን ጥዕናን ንምለየልካ። 🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾

  • @blovea1941
    @blovea1941 Жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ስውኣትና🇪🇷💪🇪🇷

  • @yode123
    @yode123 Жыл бұрын

    Rip to all my selfless Eritrean Heros and peace to each and every EDF I am proud you all are mine

  • @africaninprogress6502
    @africaninprogress6502 Жыл бұрын

    ኣወል ስዒድ ዘገርም አጸህፋ ነብኤ ንዉሉድ ወለዶ ዝተርፍ ሰነድ ከምዝሰነድካ ቁጸሮ አገነዕ ጅግና ኢዚ ኢዩ ኤርትራዊነት ኤርትራዊ ዋርሳይ ኩራዕ ተሓበን አብ ቀርን አፍርካ ሰላምን ምርግጋዕን ትፈጥር ከምዘለኻ ፍለጥ በአኹም ወትሩ ሕቡናት ኢና

  • @m.j9886
    @m.j9886 Жыл бұрын

    ንኤርትራውነት 🇪🇷 ዝስዕር ምድራዊ ሓይሊ የለን 🇪🇷💪 # ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷✊ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና 🙏 🇪🇷#

  • @samanthalondon1485
    @samanthalondon1485 Жыл бұрын

    You got me so emotional you are a man of your word you kept your promise 🇪🇷🇪🇷💪💪💪💕💕💕powers to the pupil awetnhafash ✊

  • @eyassugenzebu2214
    @eyassugenzebu2214 Жыл бұрын

    ዓሽ ያዓኸ !! ኣወል ስዒድ ጅግና ሓውና፡ ሓበን ሃገሩን ህዝቡን መንግስትን ኤርትራን ሽሕን ዋልታን ኩነልና። ጽላል ውጹዕ ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ነጎድጓ ቃላትካ፡ሓቂ ሒዝካ ትንድር ኣንበሳ ነብሪ፡ በርቂ መስታ መላጸ ንጸላእቱ ፡ ንወያኔ ርእሶም ዘድነንካ ሓያል ፍላስፋ ኣቦ ትግርኛ ኢኻ'ሞ፡ የቐንየልና ክቡር ወድ ኩቡራት፡ ጅግና ኤርትራዊ ወልደነጎድጓድ !! ሽሕን ዋልታን ኩን ጅግና ወድ ጀጋኑ !!

  • @sarakidane7544
    @sarakidane7544 Жыл бұрын

    Thank you Awel. we are proud of you keep up the good work. Iam glad you are the son of Eritrea. ❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💔

  • @theer5130
    @theer5130 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጅግና ሰራዊትናን ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ሰማእታትናን:: ምሉእ ሰላም ይግበረልና ነዚ ሓየት ሰራዊትና ሽግሩ ይወድኣሉ ፈጣሪ::

  • @bahrenursuleiman1324

    @bahrenursuleiman1324

    Жыл бұрын

    Amin

  • @etvchannel4888

    @etvchannel4888

    Жыл бұрын

    Subscribe please 🙏 Wedi erey

  • @filieri9056
    @filieri9056 Жыл бұрын

    ወያ ዝበልካያስ ጌርካያ ጅግና ውላድ ጀጋኑ ኣወሊኖ፡ ኣብ ማእከል ከተማ ኣኽሱም ናይ ክልል ትግራይ ኮይንካ። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ! 🤲🏾🇪🇷

  • @deepextra4910
    @deepextra4910 Жыл бұрын

    I proud to be eritrean God bless all our eritrean defense 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘ Awelino kulu gize kem kedmeka ajoka edmen tienan yehabka I am proud of u

  • @SabagualEri
    @SabagualEri Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስእን ንስውአትናን ነዊሕ ዕምሪ ንምክልኻል ሐይሊ ሰራዊትና።

  • @asterdaniel7190
    @asterdaniel7190 Жыл бұрын

    መጸ መጸ አወል ጅግና 💪🏽🇪🇷❤️

  • @abdelmienmohamed7831

    @abdelmienmohamed7831

    Жыл бұрын

    ጂግና አወል ሑቡን ኤርትራዊ ወይልኻ ዱሁል ኤርትራዊ ኤርትራ ብጀጋኑ ደቃ ኸቢራ ኽትነብር ኢያ። አወል👍👍👍👍👍👍

  • @Dan-Drar1991
    @Dan-Drar1991 Жыл бұрын

    Glory to our Heroes. Victory to the masses. God bless Eritrea 🇪🇷 🙏

  • @selamgebreyesus3918
    @selamgebreyesus3918 Жыл бұрын

    ኽብርን ሞጎስን ንሰማእታትና፥ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾 ኤርትራዊነት ኽብር መንነት፥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾✊🏾

  • @rahaelyhdego6076
    @rahaelyhdego6076 Жыл бұрын

    እንኳን በደሕና መጣሕ አወለይ ወድ መሬት💚❤💛💙

  • @temesgen8650
    @temesgen8650 Жыл бұрын

    ክብርን ሞገስን ን ሰራዊትና ተባረኩ ደቂ ኤረይ።

  • @astergebremedhin8161
    @astergebremedhin8161 Жыл бұрын

    I'm so proud of you God bless you all eritrean people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @user-jj2xo3nd3l
    @user-jj2xo3nd3l Жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🇪🇷✊

  • @mehretnaizghi7002
    @mehretnaizghi7002 Жыл бұрын

    Thank you Awal ጅግና ሰራዊትና አይሰርቅ አይዕምጽ ሐቀኛ እዩ ንሐሳዊ ግና እግዚኣብሔር ይፍረዶ ዓወት ንሐፋሽ🙏🙏🙏

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 Жыл бұрын

    እልልል 👏👏👏 ሕጂ ግርም👏👏👏 ወዲ ሃገር ወዲ ህዝቢ ጅግና ኤርትራዊ አወል ሲዊድ🌹❤️👍👌🌸🌺🌷✊💪

  • @nardosmatusala7576
    @nardosmatusala7576 Жыл бұрын

    I m so proud of you Awel Sied. Well said 👏🏾 👏🏾👏🏾👏🏾❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awet n Hafash Zelalemawi zikri n suwiatna 💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷

  • @makdatewolde3180
    @makdatewolde3180 Жыл бұрын

    Ohh My God Awel hawey long Life to you ❤️i am so proud to be Eritrea ❤️🇪🇷❤️🎉🎉🎉

  • @dadahaha4140
    @dadahaha4140 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ነቶም ዘይትካእ ሂወቶም ደሓለፉልና ጀጋኑ ይሕዋትና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ናሓፋሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽ !

Келесі