🔴 ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ኣቦና ከመይ ነበረ፡ ሓጺር ታሪኽ ኣቡነ እንጠንዮስ፡ 10/2/2022 abune Enteniyos

©ምድረ ከንኣን

Пікірлер: 231

  • @user-cg1ku6sr5z
    @user-cg1ku6sr5z2 жыл бұрын

    ቁዱስ ኣቦና ኣንጤኖስ ንስኩምሲ ኬድኩም የሪፍኩም።ወይሎኦም ብዘይገበርክሞ ዘወንጀልኩም።መናፍቅዶ ይቅበርዩ ኣብ ስፍራ ቁዱሳን።ከመይሎም ዳኣ የትዮምኩም ሰፈር ቁዱሳን።ብልሓቶም ግናዩ ዘይስርሖም ዝሰርሑ።መንግስቲ ተዲሕንዎምሲ ክንዕዘቦም ኢና ነቶም ዘዳከሩ።

  • @user-vt7yy1sf6w
    @user-vt7yy1sf6w2 жыл бұрын

    ኣቦየ ኣቦየ ኣቦየ ካብ ማእሰርቲ ሓጥያተይ ከይተፈታሕኩ ኣምሊጦም ተስፋ ይገብር ነይረ መስቀሎም ክሳለም ኣባየ በረከቶም።ይሕደረና ኣይረሱዕና ኣቦየ እንታይ ክንከውን ኢና ብድሕሪኦም ኦ ህዝበ ክርስትያን ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ እግዚአብሔር _

  • @natsnetmichael8051

    @natsnetmichael8051

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani31492 жыл бұрын

    ካብዛ ፍትሒ ዘይብላ ዓለም አዕሪፍኩም አቦና በረኸትኩም ይሕደረና አሜን

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24522 жыл бұрын

    ቅዱስ ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፎ ኣብርሃም ይስሓቅ ይቀበሎም መንግስተ ሰማያት የውርሶም 😭😭😭😭😭 በረከቶም ይሕደረና

  • @fyoriyowhans7392
    @fyoriyowhans73922 жыл бұрын

    ቅዱስ ኣቦና ኣምላክ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😍😍

  • @user-sf8ij5ky7p

    @user-sf8ij5ky7p

    2 жыл бұрын

    ሰማእት ናይ 2022 ዳግማዊ ኣቴናትዎስ እዮም ጽንዑ ኣቦ በቃ ነቅ ዘይብሉ ካብ መትከል

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብረልና ብሰላም ይዕረፉ ካብዚ ናይ ዓለም ፈተናኦም ገድሎምን ዓሪፎም ክቡር ኣቦዋይ መዓረይ ኣነስ ፀልሚቱኒ ኣሎ ኣምላኬ ሆይ ንዓና መሓረና ይቅረ በለልና💔💔💔😭 በረከቶም ኣይፈለየና

  • @user-yh3ot1jm7v
    @user-yh3ot1jm7v2 жыл бұрын

    ብጽእ ወቅዱስ 3ፓትርያርክ አቡነ አንጦንዮስ እግዚአብሔር አምላክ ገነት መንግስተ ሰማያት የዋርሶም በረከቶም አይፈለየና

  • @lave9644
    @lave96442 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም ቅዱስ ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና 😥🙏🙏🙏

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o2 жыл бұрын

    ልዑል እግዛብሄር ብየማኑ የንብሮም ንቡጹእ ወቁዱስ ኣቦና ኣውነ እንጠንዮስ 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽ጸሎቶምን በረከቶምን ክኣ ምስ ኩልና ይኩን 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽ንዓካን ንኩሎም ቁዱስ ታሪክ ጎድሎም ናይዞም ውጹዕ ኩቡር ኣቦና ፍትሒ ምድሪ ዝሓረሞም ንቁዱስ ገድሎም ስለ ዘንበብኩሙሎም ኩልኩም ኣብ ገነቱ ይጽሓፈልኩም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @abebagebreargay178
    @abebagebreargay1782 жыл бұрын

    ናይ አቦና ቁዱስ ኣንጤኖስ በረከትም አይፍለየና ነብሶም አብ አፀዱ ገነት ይነቡሩሞ😭💔😭🙏🙏🙏

  • @user-lo8lg5jd1f
    @user-lo8lg5jd1f2 жыл бұрын

    ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና አብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም ቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን 😭✝️✝️✝️

  • @zaidaregay7128
    @zaidaregay71282 жыл бұрын

    እግዛኣብሄሕር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ ዓንድ ወርቁ የንብሩኩም ኣቦና በረክቱኩም ኣይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @dawitm.841

    @dawitm.841

    2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን...

  • @gereberihu3301
    @gereberihu33012 жыл бұрын

    ቅዱስ ኣቦና እግዝኣብሄር ኣምላኽ መንግስተሰማይ የዋርሶም በረከት ረዲአት ኣቦና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን

  • @user-vv9jj4se8q
    @user-vv9jj4se8q2 жыл бұрын

    አብ ሕቅፊ ቅዱሳን የንብርኩም አቦና ንዓና ሪሒቅምና እንበር ንስኩምስ ናብ ሕቅፊ ኣምላክም ኢኩም ከይድኩም በረከትኩም ይሕደረና አሜን ፫

  • @senaytgebrezgher9737
    @senaytgebrezgher97372 жыл бұрын

    እቲ ግርምኡ ዝርይድፈር ስልጣኑ ዘይነጽፍ ቅልጽሙ ዘይሰዓር ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ይቀበልኩም ኣገናዕ እንዳበለ

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ብይማናይ እዱ ይቃቦሎም ከቡር ኣቦና ብርክቶም ጸሎቶም ኣይፍለይና😭😥

  • @user-lk8ob8uw5r
    @user-lk8ob8uw5r2 жыл бұрын

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ብፁእ ኣቦና 🥺😭😭😭😭😭

  • @Letinatnsae

    @Letinatnsae

    2 жыл бұрын

    Mengste semay yewarsom buxie abona Rip 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @zewdiamlessom5795
    @zewdiamlessom57952 жыл бұрын

    ኣቦና ቅዱስ ኣንጦኦዮስ ኣቤት ምክደስ ዝዓቤይ አዮም ከም ኣደና ቅደስቲ ድንገል ንዓክንን ንድቅ ክንን ሕዘና ጉይታና ንዘክር ኤሞ ንመለስ 🙏amen

  • @user-vs5tm8om5i
    @user-vs5tm8om5i2 жыл бұрын

    ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ፈጣሪ

  • @selamdebesay1163
    @selamdebesay11632 жыл бұрын

    ኣብታ ዘትሓልፍ መንግስቱ ይቀበልኩም ኣቦና 🙏🙏🙏

  • @rutzemicael676
    @rutzemicael6762 жыл бұрын

    ክቡር ሓዊና ድያቖን በረክት አዝጋኣብሂር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቦና ክእ መንግስተ ሰማይ ይዋርሶም

  • @tekle6516
    @tekle65162 жыл бұрын

    ብሩክ በስመ ስላሴ ጸሎት ቅዱሳን ጻድቃን ኣይፈለየና,። ክቡር ኣቦና ብሓቂ መስዋእቲ ብግብሪ ኣብ ዘመንና ብዓወት ኣርእዮምና። ክብሪ ንልዑል ፈጣሪ ይኹን ክቡር ኣቦና ኣብታ ሰማያዊት እየሩሳሌም ኣብ ሕቁፊ ኣበዊነ ኣብርሃም ይስሃቅን ያኢቆብን የንብሮም ብመንፈስ ድማ ተንሲኦም ብርሃኖም እንርእየሉ ብሩኽ ዘመን ከርእየና ብምሕረት እግዚኣብሄር ንጽሊ።ኣቦና መዝገበ ስላሴ ነዊሕ እዋን ጠፊኦም ናይ ደሓን ዲዮም ኣብዚ መብርሂ ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ከቕርቡልና ብዕድመ ኣቕርበልና።እግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ጽንዓት ንቅድስት ኦርቶዶሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ምስ ምሉእ ኣማን ቤተሰብን ይሃብ እግዚኣብሄር።

  • @selamhaile8324
    @selamhaile83242 жыл бұрын

    በረኸቶምን ጸሎቶምን ይሕደረልና 🙏

  • @jdjdjhshhsh9021
    @jdjdjhshhsh90212 жыл бұрын

    ቅዱስ ኣቦና በረክትኩም ምስና ይኩን ንዓኩም ዳማ ምስ ቅዱሳኑ የብርኩም ዓሕ እንታይ እሞ ሓቂ ዝተዛረበ ዘስመዓላ ዓዲ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi2752 жыл бұрын

    ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ። "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔 ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ

  • @user-ik2xx9vu4c
    @user-ik2xx9vu4c2 жыл бұрын

    ብምፍላይኩም ሓዝንና😭😭😭😭😥😥☝️ ብእምነትኩም ኮርዕና❤️😥😭

  • @rahwagedey426
    @rahwagedey4262 жыл бұрын

    አምላክ አብ የማኑ የንብርኩም, ጸሎትኩምን: ረዲኤትኩምን:አይፈለየና::+++

  • @user-xg1hc9jm9k
    @user-xg1hc9jm9k2 жыл бұрын

    ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና መንግሥተ ሰማይ የዋርስኩም።

  • @destakahsaye7009
    @destakahsaye70092 жыл бұрын

    ኣቦዋና ኣብዛ ዘይትሓልፍ መንግስተ ሰማያት ያዋርስኩም ቅዱስ ኣቦና በረከትኹም ያሕድረና

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭🕊️🕊️🕊️ብሰላም ዕረፉ ቡጹእ ዎ ቁዱስ ኣቦና🙏🙏🙏

  • @danielniguse5321
    @danielniguse53212 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏 🙏 🙏

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe11322 жыл бұрын

    😭😭😭😭✝️🌿✝️አሜን በረኽቶም አፈለየና 🙏🙏🙏🙏

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha98342 жыл бұрын

    ብጹኡ ኣቦና ኣብ ምድሪ ብደቂ ስባት ን16 ዓመት ተፈሪዶም እግዝኣቢሄር ኣብ የማናይ ኡዱ ይቆበሎም።

  • @freweinitewolde2406
    @freweinitewolde24062 жыл бұрын

    አቦና ነዓና ደአንበር ንስም ደአ በቲ ጽንዓቶም ሐቅ ቂሎም አክሊል ክቅበሉ እዩም በረኽቲኩም አይፈለየና ካብ እዛ መኸራ ዓለም ወጽኩም 🙏🙏🙏

  • @mehariandemikal108
    @mehariandemikal1082 жыл бұрын

    ኣሜን በረኸቶም አይፈለየና ነቶም ሳዓብቶም ንጸላእቶም ካኣ ኣምላ ይፈደየሎም

  • @merhawibokre3018
    @merhawibokre30182 жыл бұрын

    በረከትን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና እንጢኖስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜንንንንን

  • @mikigidu5049
    @mikigidu50492 жыл бұрын

    በረኸቶም ይሕደረና ኣሜን

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi18322 жыл бұрын

    እዋይ ጉሁየይ ገንፈለ ፡እዋይ ሓጥያትና ክበዝሕ ይቅረይበለልና ፡ኣብ የማን ኢዱ ይቀበሎም ነቦና ኣሜን

  • @zafumenelik308
    @zafumenelik3082 жыл бұрын

    ናይ ኣቦና በረክቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና

  • @user-gt2dc9kn4q
    @user-gt2dc9kn4q2 жыл бұрын

    መንግሰተ ሰማያት የዋርስኩም ኣቦና ኣቦ ሓቂ 😭😭😭😭😭

  • @brhaneselam577
    @brhaneselam5772 жыл бұрын

    Berekeromen redetomen ayfeleyena nemelae amenti krestena teletkum gedefulna yerifkum entay teredekum abza chenawit alem 🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tedros7728
    @tedros77282 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN NKULNA TSNAT YHABENA 😭😭😭😭

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e2 жыл бұрын

    ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና

  • @zareghere2606
    @zareghere26062 жыл бұрын

    መስዋእትነት ምእንቲ እምነት ኣብ ዘመነይ ካብ ዝተፈጸሙ ኣዝየ ክብርትዕ ካብ ዝሕጉዙኒ ሓደ ብጹእ ሃዋርያ ።ብልክዕ ሃዋርያት ፡ነብያት ውዘተ እሰምዕን የንብብን እኳ እንተኾንኩ ናይ እዚኦም ግን ኣብ ዘመነይ ክሳብ ዝኾነ ሕልፊ ኣለዎ።

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im2 жыл бұрын

    ቅዱስ ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና🤲😢

  • @girmaytsehaye9653

    @girmaytsehaye9653

    2 жыл бұрын

    Kudus abona bereketuku yhderelna

  • @hidatmebrahtu1676
    @hidatmebrahtu16762 жыл бұрын

    O Amlak zelealemawi erfti habom zelealemawi brhan abrhalom amen

  • @user-fx1dp3lx8x
    @user-fx1dp3lx8x2 жыл бұрын

    ፀለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ምስ ኩልና ይኹን

  • @abebaadane767
    @abebaadane7672 жыл бұрын

    አባታችን ነብሶትን ይማረው ልብ ይሰብራል ለኔ ሰማእታን ኖት የኛን ሑሉ ሐጢያት ነው መሰወአትነት የከፈሉት በቀኙ ያስቀምጦት ዓምልክ ለሚወዶት ለሚያከብሮት መጽናናትን አመኛለሑ

  • @delinagrmay4665
    @delinagrmay46652 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna nay abona bereketom yhderena

  • @nebiatkaleab8285
    @nebiatkaleab82852 жыл бұрын

    Abona kudusi mengisitesemay yewarisom Egizabuhir amen amen amen Ekire buluna

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26492 жыл бұрын

    ኣቦና ብእምነት ጽኑዕን ትእዛዝ ኣምላኽ ዘተግብሩ ቅዱስ ጥራይ ዘይኮኑ ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ንህዝቡ ዝጭፍልቅ ጋኒን መራሒ ብትብዓት ዝመከትዎ ጅግናናውን እዮም 😭❤️ ግን ከምኡ ብምዃኖም ኣብዛ ምድራዊት ሲኦል ኤርትራ ኣይጠዓመቶምን እሞ 😭 ኣብታ ዘይትሓልፍ ናጻ ብፈጣሪና እትውነን መንግስተ ሰማያት ይጥዓምኩም😭 🙏🏽

  • @rahwatekleab4277
    @rahwatekleab42772 жыл бұрын

    እዋይይይይ ኣብቲ ቀብሮም ዝዋዓሉስ ፈጢርሎም ኣነስ ናይብሓቂ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒኤ ከማይ ዶ ይህሉ በረከት ኣቦና ኣብልዕለና ይሕደር

  • @yonasberhe5279
    @yonasberhe52792 жыл бұрын

    ኣቦና እግዝኣቢሄር ኣብ የማኑ ይከበልኩም በረኸትኩም ኣይፈለየና

  • @danielniguse5321
    @danielniguse53212 жыл бұрын

    ኣምላክ ብንየው ይቀበልኩም። ክቅበለኩም እዩ ከኣ እንታይ ከይትሰእኑ። ንኩልኩም ሰድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም። 😭😭😭

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie13942 жыл бұрын

    ብኽብረት ከምቲ ዝድለአይተቀበሩን አይትበሉ አይትድገምዋ ንአሰርቶም ባህ ከይብሎም ኩቡር ከምዚ ዓይነት ክብሪ አብታ ገዳሞም ንግደት ካብዚ ዝዓቢ ብሪ የለን እልልልልልልልሎ ጽድቆም ዘመስከሩ አቦ ወይልኦ ዝሐየርዎም የሕዋቶም

  • @BhHb32
    @BhHb322 жыл бұрын

    ኣየ ኣቦየ ኣቦየይ ኣቦየ😭😭😭 ብስንፍናናባ ክብርኹም ተገፊፉ😭 በሉስከ ዕረፍቲ ቁዱስ ኣቦና እንድርያስ፡ ዕረፍቲ ቁዱሳን፡ ዕረፍቲ ዘልኣለም ይኹነልኩም🙏🙏🙏🕯🕯🕯💔💔💔😭😭😭

  • @selamteweldebrhan3260
    @selamteweldebrhan32602 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmalna 🥺🥺🥺🙏🏽

  • @senaitneguse7596
    @senaitneguse75962 жыл бұрын

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ኣቦና

  • @tisionebrawit9067
    @tisionebrawit90672 жыл бұрын

    ብሰላም ዕረፉ ቅዱስ ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም:: 😢😢😢

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam97392 жыл бұрын

    ብጹእ ወቅዱስ ፓትያረክ ኣቡነ ኣንጤኖስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዓና ድማ ብረኸቶም ኣይጋደፈና ሓያል ስርዓት ንፓትያረክ ኣይብል ንህዝቢ ብማዕረ ዝጭፍጭፍ ኣምላኽ ፍታሕ የውርደልና።

  • @haymanotmengistu9621
    @haymanotmengistu96212 жыл бұрын

    ብየማናይ ኢዲ ይቀበሎም አቦና በረከቶምን አይፈለየና🙏

  • @michaelteklehaimanot9585
    @michaelteklehaimanot95852 жыл бұрын

    Amlak Ab yemanu yekebelkum bereketkumin tseletkumn ayfeleyena

  • @weldehiwetmeharinaizghi799
    @weldehiwetmeharinaizghi7992 жыл бұрын

    ዕልዋ ንምድራዊ መግስቲ እምበር፡ ንጳጳስ ኣይግብኦን'ዩ።ካብ ብህዝቢ ዝተሓርየ ጳጳስ ዝግምጥሉ ሓቢሮም ድኣ መንግስቲ ዘይግምጥሉ። ኣቦየ ተገፍዒኹም'ሞ፡እንግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ሑቕፉ የንብርኩም።ንገፋዕትኹም ከኣ እግዚኣብሔር ይግንሓዮም።

  • @jonihagos5849

    @jonihagos5849

    2 жыл бұрын

    ሰላም እረፉ ኣቦና

  • @belugeb8552
    @belugeb85522 жыл бұрын

    ካብዛ ንቕኑዕ ዘይቲ ኸዊን ዓለምሲ የዕሪፍኩም ኩቡር ኣቦና ካብቲ ጽንዓትኩም ጸጋ በረኸትኩም ጸሎትኩምን ኣይፈለየና

  • @mulutesfamichael6304
    @mulutesfamichael63042 жыл бұрын

    ቁዱስ አቦና አብታ ዘትሐልፍ መንግስት ሰማያት የንብርኩም አሜየን! 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😭😭😭

  • @yerdanos1180
    @yerdanos11802 жыл бұрын

    Bereket Gotanan Medhanina Eyesus krstos Ab Lbi ❤️Nfsejefna y hder Mengste Semay yewarsom

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam2502 жыл бұрын

    ቅ/ወ/ፓ 3ይ ኣቡነ እንጣንዮስ ኣምላክ ብየማኑ ይቀበልኩም ገድፍኩምና ኣቦና ኣብ ጸለትኩም ጻብኦት ዘክርና ናብ ኣምላክና ምልዕ ዕድመኩም ዘገልገልኩሞ ዝርስዕ ኣምላክ ኣይኮነን በረከቶም ይሕደሬና ጽንዓት ንቤተ ሰብ ጽንዓት ንዓና ይኩን ኣቦ ኩላትና ይኩን.

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak69122 жыл бұрын

    ብሩክ አቦና 3 ፓትርያሬክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ንዓና ጎዲልኩምና ሐዚና ፈጣሪ አብ ገነት የንብርኩም .በረከትኩምን ጠልኩምን አይፈለየና .እታ ንዓኩምን ነቶም ብርክ አቦና አባ ዘወንጌል ዘፍረየት መሬት ትባረክ ከማኩም ድማ ትተክእ

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane65212 жыл бұрын

    ቅዱስ እግዚአብሔር አሞለኽና አብ'ታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም፡ቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና ምስ ኩለትና ህዝቢ ክርስቲየን ይኩን። አቦና እንሖንዮስ ናይ ዘመና ጽሓይ በርቃ፡ አብ መከራ ተፍትኖም ዝተከሉዑ፡ከም ወርቃ በዼአ አቦግዑም ኮይኖም ዝጉስዩ፡ብሓቃ ሕጊ ወንገል ገይሩም ንጽንዓተም ዕጢቅ፡ክጽሓፍእዩ ገዲሎም አብ ናይ መዝገብ ጺዲቅ።እወ ን16,ዓመት አብ መከራአ ቤት ምእሰርቲ፡ ፍጽሙ ዘይትሊወጢ እታ ቃሎም ሓንቲ፡ ጸባብ መንገዲ ዝመረጹ ንጸላም መብርሂት እሚነቶም ብተግባር ዘርአዩ በኩሪ ሊቃውንት ናይ እዚ ዘመን እዝ ፡ስመሚ ክዝከር እይ ከም ሕያው ሓወልት።በረከቶም ይሕደረናአ ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን፡💒✝️🙏💞💖💐🕊️

  • @nativyvtc6hnatitcycufvyvyu494
    @nativyvtc6hnatitcycufvyvyu4942 жыл бұрын

    😭💔berektkum yhderana kdus abona amen 🙏

  • @mhretandebrhan5567
    @mhretandebrhan55672 жыл бұрын

    Kudus kubur Abona Antenos Amlak abta zeytihalf mengstu yenbrkum Bereketkum yihderena AMEN AMEN AMEN 🙏🙏😭😭💔💔

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan10582 жыл бұрын

    Aboye bereketkum ms kulna ykun amen amen amen

  • @hareguteclu8517
    @hareguteclu85172 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Amen Amen

  • @kalabtesfagergs7706
    @kalabtesfagergs77062 жыл бұрын

    Amen amen kal hiwet yesmalna amlak xegu yebzhalkum nana ka bereket nay Abune Entenyos yekaflena

  • @user-ii1bb6si9x
    @user-ii1bb6si9x2 жыл бұрын

    የአባታችን በረከታቸው ይደርብን እግዚአብሔር በአጸደ ገነት ያዉሪስልን😭😭😭😭😭

  • @yonastsegay7340
    @yonastsegay73402 жыл бұрын

    Breketom aeygdefena kbri n agziaebher amen

  • @user-bg6sc8lo2u
    @user-bg6sc8lo2u2 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣባና በረከቶም ይሕደረና

  • @yordanostesfay2690
    @yordanostesfay26902 жыл бұрын

    Bereketom rediatom yhderena

  • @helyadaabraham1996
    @helyadaabraham19962 жыл бұрын

    አሜን ይሕብሩ ጽንዓት ያሃበና በረከቶም ይሕድረና ግን ዝሕዝነካ ነገር ኬንና አብልዖም ስለዝቀተልዎም ንሓዝን እፍፍፍፍፍፍ

  • @azukiflemariam8927
    @azukiflemariam89272 жыл бұрын

    Egziyabhre abe gente yenbrome 😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @golsemere5205
    @golsemere52057 ай бұрын

    Erifite yehabikuem Abona 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak99762 жыл бұрын

    ፀሎቶመን በረኻቶመን ኣይፈላኤያና ኣሜን በሳላም erfu ኣቦይ

  • @Edu-16
    @Edu-162 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ይቀበልኩም ኣቦና በረከትኩም ይክፈለና!

  • @ruthtemanu2386
    @ruthtemanu23862 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ...

  • @majorzekarias9854
    @majorzekarias98542 жыл бұрын

    Amen mengste semay yewarskum abona 😭😭😭

  • @berhenaizghi4652
    @berhenaizghi46522 жыл бұрын

    Amen

  • @mizlalisaac6369

    @mizlalisaac6369

    2 жыл бұрын

    R.I.P kebure abbona .

  • @yordanosmahri8934
    @yordanosmahri89342 жыл бұрын

    Aboy marey redetkan berketkan gdeflna 💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @kibram6805
    @kibram68052 жыл бұрын

    Bselam erefu kbur abona nanakea bereketkum ayfeleyena Egizeabiher hatyatna gedifu ytearekena betekrstyanan amentin abi zmtayna tezemitna 😭😭😭💒🇪🇷

  • @selam6824
    @selam68242 жыл бұрын

    Amen bereketom ayfeleyena

  • @tseganashihhagos4351
    @tseganashihhagos43512 жыл бұрын

    Nebona kudus Antonyao, bzuan eyom mengiste semayat natkum eya mo ,goyta yikebelkum.Nkulu hizbi Eretra zinat yihabikum.Bereketkum ayfeleyena.

  • @rezenebrhanetesfagaber6056
    @rezenebrhanetesfagaber60562 жыл бұрын

    Abona amlak erefti yhabkum bereketkum yhderena

  • @freweynitesfay3475
    @freweynitesfay34752 жыл бұрын

    ኣቦና በረከትኩምን ጾሎትኩምን ኣይግደፈና ኣምላክ ምስ ኣብርሃም ይሳክ የንብርኩም

  • @zufetatube
    @zufetatube2 жыл бұрын

    Egzabiher byemanay edu ykebelom.

  • @dawithabtemariam6677
    @dawithabtemariam66772 жыл бұрын

    መንግስተሰማይ የዋርሶም እዝጋቢሄር ኣምላኽ

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete71792 жыл бұрын

    Mengste semay yewrsom. Nikulu betseb ka xinat yehab💔😭😭😭🙏🙏🙏

  • @mebrakbeyene4925
    @mebrakbeyene49252 жыл бұрын

    Dahan nestom da entay ilom kemxu tegbrom endu ahfrwom enqa gen abta betom teqbru egzabiher amlka beymanay edu yeqblkum abona neskum da dey nab menbrku ikum kedkum deqkum gen aygden 🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago26822 жыл бұрын

    Amen qal hiwet yesmelna

  • @freweinhagos3540
    @freweinhagos35402 жыл бұрын

    AmenBreketom abona mis kulatna yhder amlak ab gente ykeblkum abna abo haqi 😭

  • @Cliques996
    @Cliques9962 жыл бұрын

    Thank you for your selfless struggle while you was with us/amen

  • @Essiemaekobay
    @Essiemaekobay2 жыл бұрын

    Qudus patralik abona antenos bereketom xelotom ayfeleyena 😢😢😢🙏🙏🙏

Келесі