HH Abune Antonios Part 2

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ ብስም ሽምግልና ኣብ ርእሲኦም ዝበጽሐ ዓመጽን ብድዐን፥ ኣዝዩ ዘጉህን ዘሕዝንን እዩ። ደቂ ቤተ ክርስቲያን ኣቦና ንሃይማኖቶም ግቡኦም ፈጺሞም እዮም። ከምቲ ቅዱስ ጳውሎስ ናብ ተማሃራዩ ቅዱስ ጢሞቴዎስ ዝጸሓፎ፥ " በደርየኒ ፈጸምኩ ወሃይማኖትየኒ ዐቀብኩ" ጉዕዞኦም ፈጺሞም ሃይማኖቶም ሓልዮም፥ ደጊም ኣብ ምጽባይ ኣኽሊሎም እዮም ዘለዉ። እቲ ጾር መስቀል ኣባና ኣብ ደቆም ተደርብዩ ኣሎ።

Пікірлер: 27

  • @frhalefomzighta1670
    @frhalefomzighta16704 жыл бұрын

    እትሰምዕ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ! ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚኣብሔር ይኹን። ነዚ ጥዑም መንፈሳዊ ቃል ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ዘስምዓና። መንክር እግዚኣብሔር በላዕለ ቅዱሳኒሁ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቅዱስ ኣቦና ሰማዕተ-ተዋሕዶ! ደሓን ነቶም ገበርቲ ክፉእ ድማ ተመለሱ እንዳበልኩሞም እንተዘይሰምዑ፥ ሰብ ዘዝዘርኦ ስለ ዝዓጽድ ንነፍሶም ኣይበሉ።

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 Жыл бұрын

    ኣቤት ፡ኣቤት ፡ኣቤት ፡ኣቤት ግፍዒ፡ ኣቦና ክቡር ኣቡና፡ ኣቦና ቅዱስ ኣቦና

  • @fjjcdifth961
    @fjjcdifth9613 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና

  • @kulutkelamlak9531
    @kulutkelamlak95312 жыл бұрын

    Amen amen Amen abona

  • @SsslSss-vo5ce
    @SsslSss-vo5ce3 жыл бұрын

    ብሓቂ አቦና አምላክ ምሳኩም ይኩን ብዓድመ ብጥዒት ይሓልዉና እግዚአብሔር አምላክና አብ ኩሉ ምሉኡ እዩ ክብር አቦና አምላክ አሎ አብ ጎኑኩም

  • @betremaryamey8984

    @betremaryamey8984

    2 жыл бұрын

    Amien amien amen

  • @user-os1yl8hc3i
    @user-os1yl8hc3i2 жыл бұрын

    እዞም ኣባ በዚዝዛረቡዎ ዘለው ቡዙሕ ሽግር ወጽዓ ከምዝነበሮም እዩ ዘርእየካ:: ኣብ ገት ንበሩልና ኣቦና ወቡጹእ ቅዱስ እንጦኖስ ኣቦ ሓቂ :: እቶም ሓያላን ኢና ዝብሉ ዓመጽቲ ማዓልቶም በጺሓ ናይኢዶም ኣይስኣኑ‼️‼️

  • @danieleyassu5346
    @danieleyassu53464 жыл бұрын

    Abona Bxue Wekdus Aba Antienos Egziabhier Amlak,msakum ykun Edmen Tenan yhabkum Menber Sltankum yhalwelkum

  • @danialves3825
    @danialves38254 жыл бұрын

    abona mewaxo yftereluklom nana khshena amlak bmhretu ytemtena tena yhabkum amlak

  • @abrahamasmerom5631
    @abrahamasmerom56314 жыл бұрын

    Abona kale hiwet yesmealna admen tanan yhabkum fetari

  • @Samiazmarino
    @Samiazmarino4 жыл бұрын

    ኣቦና ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣነ ዝገርመኒ ነዚ ሓቂ ረጊጾም ንቶም ኣብ ሓሶት ዝነብሩ ካህናት ህግደፍ ን ደገፍትን ብጣዕሚ ዩ ዝገርመካ

  • @landvandeboer2626
    @landvandeboer26264 жыл бұрын

    Amlak miskum yikun abona mewatsio yifterelkum gebari ekey biamlak yfedeyo.

  • @michelnegash628
    @michelnegash6284 жыл бұрын

    Bsemam welde mnfese keduse ezgio mhharena kerstos

  • @michelnegash628
    @michelnegash6284 жыл бұрын

    Setwenti eyom msakum zethalalku mtfetom tmsae

  • @habtomabay6201
    @habtomabay62014 жыл бұрын

    Abona Tselotkum Ayfeleyene Zgebrwo Ayfeltyon emo Yikre belillom

  • @elsaweldeab1920
    @elsaweldeab19202 жыл бұрын

    seytawnti eyom kemzi zegber

  • @edenabraham6359
    @edenabraham63594 жыл бұрын

    Abona amlak msakum ykun

  • @michelnegash628
    @michelnegash6284 жыл бұрын

    Abrha kasa ezi gosa seseh tenbar agame bkufe ktfe eyu gedi yeblkumen nakum mdhanalm alkum

  • @michelnegash628
    @michelnegash6284 жыл бұрын

    Serketi agame sedetat eyom nye bhaki zetrgemu zere mzerom kabe mdere gese ytfayom zyehaferu defart nyebhki yhezen sytwenti

  • @thekingofredsea
    @thekingofredsea4 жыл бұрын

    Medihanialem misakum yikun abona

  • @adammesel1040
    @adammesel10404 жыл бұрын

    Ember tewaso twaso eu amlak edme yhabkum abona

  • @michelnegash628
    @michelnegash6284 жыл бұрын

    Ykere yeblom regimat eyom zetrgumu sebat sele zkonu eyom

  • @yonastsegaye586
    @yonastsegaye5864 жыл бұрын

    Abona amlax mewaxo yfterelkum .

  • @tesfomberhe5329

    @tesfomberhe5329

    4 жыл бұрын

    ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዕድመኩም የንውሓዮ ቃለ ሂወት የስመዓልና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም

  • @johanmarbel2363
    @johanmarbel23633 жыл бұрын

    ይቅረ ምባል ታአብዩ ዳአ እንታይ ወሪድኩም፣

  • @user-os1yl8hc3i

    @user-os1yl8hc3i

    2 жыл бұрын

    እንታይ ዝገበርዎ ገበን ወይ ዝወጸዕዎ ሰብ ኣሎ ይቅረ በሉ እዳበሉ ብዘይ ጉቡእ ዘገድድዎም ኒ ኦቦ እንጦንዬስ እሶም እንድዮም ውጹዕ ብዘይ ገበን ኣሲሮም ካብ ማዓርጎም ኣውሪዶሞም ካብ ሃይማኖቶምን ሰቦም ፈሌሞም ይቅረ ዝባሃሎም ዝግቦኦም'ሲ ኣቦ እንጦኖስ እዩም ኔሮም::

Келесі