"ምስ ሞትካ ዘይኮነስ ብሂወት እናሃለኻ ኣለና ኣብ ጎንኻ!!" - ካብ ሳብያን
ኣለማየሁ ብከቢድ ሕማም ጉበት ዝሳቐ ዘሎ መንእሰይ እዩ። እኹል ሕክምናን ምግብን ብዘይምርካቡ ኣብ ከቢድ ጭንቂ እናሃለወ ተወለድቲ ኣፅቢ ወንበርታ (ዛሬማ) ነበርቲ ሳብያን ሰብ ብሂወት እናሃለወ ክሕገዝ ኣለዎ ብዝብል 200 ሺሕ ብር ልኢኾሙሉ ኣለዉ። ካሊእ ረዚን መልእኽቲታት እውን ኣለዎ ነቲ ቪድዮ ተኸታተሉ።
ኣለማየሁ ብከቢድ ሕማም ጉበት ዝሳቐ ዘሎ መንእሰይ እዩ። እኹል ሕክምናን ምግብን ብዘይምርካቡ ኣብ ከቢድ ጭንቂ እናሃለወ ተወለድቲ ኣፅቢ ወንበርታ (ዛሬማ) ነበርቲ ሳብያን ሰብ ብሂወት እናሃለወ ክሕገዝ ኣለዎ ብዝብል 200 ሺሕ ብር ልኢኾሙሉ ኣለዉ። ካሊእ ረዚን መልእኽቲታት እውን ኣለዎ ነቲ ቪድዮ ተኸታተሉ።
Пікірлер: 55
እግዚአብሔር ምሕረት ይላኣከልካ ሓወይ ናተይ መምህረይ ኣቦ ውጽዓት አምላከ ቅዱሳን ዕድመ ማቱሶላ ይሃብካ ክብረይ ብዝወጸ ይተከአልኩም ክቡራት ኣሕዋትና
@user-sy4fp6cj7k
4 жыл бұрын
eigzabhiermhretyewrdelu
ከም ትግራዋይ እኮ ሓቦኛ የለን መምህር ሙለይ ተባረክ ሓውና እውን ምሕረት የውርደልካ
ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ንመምህረይ ኩርዓት ሓበና 💖❤💖ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ያውደሉ ሓውና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
መምህር ሙሉ ዕድመካ ነዊሕ እንጀራካ ሰፊሕ ይኩን ሓዉናከዓ እግዝኣብሄር ምሕረቱ የዉርደልካ
እቶም ገበርቲ ሰናይ ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም መምህር ውን ናብራን ስድራን ስለ ዘልዎ ናይ ጉልበቱ እሞ ይትረፍ ናይ ምጓዓዝያ ግን ሕሰብሉ ካብ ድኩም ሓውኩም
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ መምህር ሙሉ ሓወይ ከዓ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ዝያዳይ
እግዛብሄር ምሕረት የውርደልኩም ኣያና መምህር ሙሉ ድማ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ኣምላኽ ይባርክካ ኹሉ ትገብሮ ሕልና ዘለዎ እዩ ዝገብሮ
እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ ክቡር ሓውና
ሓውና እውን ምሕረት የውርደልካ
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ መዓረይ
👋 mehret yewred zehawey 🙏🏼💙💙💙💕🍇
ምሕረቱ ይላአኸል እግዛቢሄር ሙሉየ እዉን አብ ጉንኻ አለናኩሉ ግዜ
ሙሉዋይ ኽቡር ሰብ ኽፉእ ኣይትርከብ ሓውና ድማ ምሕረት የውርደልኻ
መምህር ሙሉ ኣምላክ ብጥዕናን ዕድመን ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ምስ ስድራኻ ከንብረካ ይጽሌልካ ኣብ ምድርን ኣብሰማይን ኩቡር ኢኻ ተዐዊትልካ
ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ ምሌ ተባረክ
ምሕረት የውርደልካ ዝሃወይ
ምሕረት ያውርደልካ መዓረይ
እንካዕ ሰላም መፃካ መምህር ምሉዋይ
እግዚአብሔር ይምረካ ሓወና ሙሉ ሓወይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
Memhr Mulu hawna Egziabher xega ybzehalka tgebro zeleka btaemi des zbl yu emo lbleka delye zeleku knhgz wela tedelena telefono aytkbelenan zeleka wela bresit wela bemo kdmi werhi ykewn genzeb sedide gn atika dyu wela ayatewekan kfelt aykealkun melsi xehafeley kab genet zbl
አምላኽ ምሕረት የውረድ
ሙሉዋይ♥️😘
እግዚአብሔር ምሕረት ዩውርዶሎም
ኣታ ንስካስ ኣምላክ ይሓግዝካ ኣጆካ
egzabher ymharka hawey
Amlak mhretu ywrdelka
Medhanialem edme na tiena yhabka Memhrey zekbreka wuled kbretey 🙏🏾🙏🏾
ኣምላከ ቁዱሳን ምሕረት ይልኣኸልካ ክቡር ሓውና መ ር ኩፈእ ኣይርከብካ ብዝኸድካዮ ወላዲተ ኣምላኽ ምሳኻ ትኹን
Behaki bah sle zblekas enka melekti hdri bgube tebxh aleka. Amlak aezizu ybarkka Mem Mulue.
ይግባእ ከይመትካ ምርዳእ
Egzabher melieu mhretu ylakelka babaye muluway mearey edmen tenan yhbka buruke weladit amlak msaka tkun
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልኣከልካ ሓወይ ናተይ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን
ምሕረት የውርደሉ እቲ ልዕል ፈጣሪ
E/hier Amlak mhretu ylakelka hawey natey n mulu hawuna kea newih edmen tenan yhabka
Amlak mhret yewrdelka zhawey memhrey edmen tenan yhabka
Nzhamem mhret memhr hawey kea tana yehabka fetari
Welcome MaLaye.💖💖💖💖
Mhret yewrdelka fetar hawna Nmlu hawnan nkulom gebert Senay yhwatnan ka kudus igzabher Amlakna xegau yebzhalkum
Memihir witsat egiziabihar yhabika etigebiro zeleka kulu ab wishatona kindei tishefno zeleka edimen tienan yhabika.anta zihamemika dima amilak ymaharika.
Amen Amen Amen
Waw kemzi mule Ken zgebriwo zelo enetentehababers men ke kshger neru eski ylmedena mulu Ken edmen tenan yhabka nberelna kberelna zhawuna ab gonika ena bzakmna
Mehrte yewrdelka
ጉበት ከ እንታይ እዩ ኣሕዋተይ 🙁ፈጣሪ ይፈውስካ መምህረይ ...........ዝብሎ ኣይፈልጥን ጥራሕ ዕድመኻ የንውሓዮ🙏
@zebibsudan4989
4 жыл бұрын
እንድዒ አነ ከማን ገሪምኒ ሰሚዐ አይ ፈልጥን
Amlak mihret yewridelka fetari zihawey
Amlak mehrat yewrde ne memhr mulu ewan tegbro zelka asebka abe semay eyu zhawey
Memhr mulu hawey enkfat aytrkeb zhawey nzi hawey kae mhret yewrdelu
Nhawna mhret kab egziabher eyu mo mhret yewrdelu
Mulye tsbuk srah
Anta birazer bihaki eti senay tegbarika bihaki kab fetari rikobo
Mhirt yewrd ftari