ስለምንታይ ብዙሓት ነገራት ጀሚርና ነቆርጾም?

#eritrean #motivation #with Heaven

Пікірлер: 166

  • @issakyemane5433
    @issakyemane54332 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሓሳባት ብግዜና ንጻወት ዝነበርና ሰባት ዓቢ ትምህርቲ ኣማሓላሊፍክልና ኣለኪ

  • @werdesolomon618
    @werdesolomon618 Жыл бұрын

    ሰላም ነዓክይ ሓብተይ መጀመርታ ብሩክ ሰንበት ከምኡ ብሩክ ጾም ይግበረልና። 1 መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብለና። ምሳሌ ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ። ኩሉ ግዜ ፍርሃት ኣምላክ ተገርካ ቅኑዕ ሓሳብ ኢካ ትሓስብ ። ንስኪይ ስይኮንክን ንፍዕቲ እቶም ስድራኪይ ኢዮም ለባማት ኣብዚ ደረጃ እዚ ክትበጽሒ ገረምልኪይ። ጸሎት ኣይተቃርጺ ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ኣሜን ።ወትሩ ነዓይ ድኩም ሓጠተና ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ።

  • @tmtv8278
    @tmtv82782 жыл бұрын

    ጽቡቕ ልኡም ምኽሪ ምቅርቲ ሓፍተይ ነተን ዘየንስተውዕል ዓይነልቦና ይክፈተልና

  • @user-mg6vk2qo5j
    @user-mg6vk2qo5j Жыл бұрын

    ናይ ህይወተይ መሳልል ኢለ ሰይመኪ ኣለኩ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @twtw3384
    @twtw3384 Жыл бұрын

    ኣምላኽይ ይባርኽኪ ቀጽልዮ ኢኺ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኾነ ኣስተምህሮኺ🎖🎖🎖🎖🎖🎖🎖

  • @burkutaentertainment3626
    @burkutaentertainment3626 Жыл бұрын

    ኣበይ ድኣ ተሓቢእክና ኔርኪ ከማኪ ደቀንስትዮ እንድየን ድኣ ዘድልያና ዘለዋ ካባኪ ብዙሕ ኢና ክንጽበ ኣጆኪ በርትዒ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abitvtube6823
    @abitvtube68232 жыл бұрын

    ይፈልጥ የ፡ሓደ ማዓልቲ ኣብዝላዓላ ደረጃ ከምትበጽሒ፡ ተስፋ ከይቆረጽኪ ክትቅጽልዮ ድማ ይላቦ።እንካዕ ድማ ሓብተይ ኬንኪ።

  • @maryamdngley3422
    @maryamdngley3422 Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር መፈጸምትኡ የርኢኪ ዘሓፍተይ ክንእደኪ ኣይደልን እየ ኣነ ምክንያቱ( ኢትንኣዶ ለሰብእ ዘእንበለ ትርኣይ ተፍጻሜቱ ) ንሓደ ሰብ ፍጻሜኡ ከይረኣካ ምንኣድ ጌጋ እዩ

  • @abelbrhane6175
    @abelbrhane6175 Жыл бұрын

    ከማኪ ይብዝሑ ኩሉ ሰብ ዕላሙኡ ክፈልጥ

  • @solomontekle3385
    @solomontekle33852 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዘብልን፡ ሂወት ናይ ምቅያር ዘለዎ ሜላ ኢኺ ኣቅሪብክልና እሞ ከም ኩሉ ግዜ ብተዓሚ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ። ኣብ ቀጻሊ ግን ኣብ መወዳእታ እቶም ኣርእስቲ እንተ ትደግምዮም ጽቡቅ ነይሩ። ንኣብነት እቶም 5 መምርሒታት ዝበልክዮም ካባኺ ብዙሕ ኢና ንጽበ I'm proud of you .

  • @natsnetamare1505
    @natsnetamare1505 Жыл бұрын

    ጽቡቅ ትምርቲዩ። ቁሩብ ትህወኪ ኣለኪ ህድኣት ወሰክሉ ብዝያዳ ሸቶኪ ከምቲ ትደልዮ ክሃር(ክምህር)።

  • @user-kg7sl3yy7r
    @user-kg7sl3yy7r2 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ክትድነቒ ዝግበኣኪ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት። ኣብዚ ግዜ'ዚ ንብዙሓት ከማኺ ዝኣመሰላ መሓዝትክን መዘናኽን ክትልውጥን ወይ ክትቕይርን ትኽእሊ ኢኺ ኢለኢየ ዝኣምን ሞ ኣጆኺ ኣይትሕመቒ ቀጽልሉ ክብለኪ ይደሊ ሓፍተይ ናተይ

  • @user-sj9tq9yd4x
    @user-sj9tq9yd4x Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ፍትዉተይ ንፍዕት ድስስ ዝብል ምኪሪ እዩ።

  • @biniamdawit9175
    @biniamdawit9175 Жыл бұрын

    Kemaki yibzihu haftey You are Smart.. We need more like you.

  • @kabilyonas2299
    @kabilyonas2299 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ለባም ሰብ ዳዊት ክዛረብ ምስ ሰማዕኩ እየ ዝከታተለኪ ዘለኩ ቀጽልዮ ለባም ሰብ

  • @yakobtesfagergish4320
    @yakobtesfagergish4320 Жыл бұрын

    ናይብሓቂ ዝሓብተይ ❤ዓቅሊ መራር እያ ፍረ ዓቅሊ ግን ሙቁር እዩ

  • @fioriluol453
    @fioriluol453 Жыл бұрын

    Thank you Hebu haftey Nay behaki hake iyu💕

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew122 жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ምዓረይ።🥰🙏💘

  • @behabelomhadishhagos8802

    @behabelomhadishhagos8802

    Жыл бұрын

    Hebu haftey qexlyo betei ajoki nfeti

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 Жыл бұрын

    ጅግና ጅግና. ኣነ ጅግና ዝብሎ ውሑድ እዩ እምቢን ምቁራጽ. ጽቡቅ ኣየብራሕካያ ምቁራጽ.. ብሕልፊ. ዝምድናታት ኻብ negetive ሰባት. ቅልጡፍ ክኸውን ኣለዎ ዘምዱንጋይ.. ዉሽጥኻ ይነግረካ እዩ.. ከማይ ዝምድናታት close ሙኻን ማለተይ ኢየ.. ኻብ ወዲ 8 ዓመት ዝለመድክዎ ባሕሪ እዩ.. ጭብጢ ርየ ኢየ ግን ውሽጠይ ኢሉን ኢለ ተፈልየ ኣይፈልጥን.. ጭብጢ ምስ ሓዝኩ ግን ምስቲ ቅድሚ ሑጂ ዝርዮ ባሕሪ እቲ ሰብ አመዛዝነ ድሕሪ ሰዓት ይውስን.. ዋላ gf ቀልጢፈ ይፍለ.. እዚ ጽቡቅ እዩ.. ዓወት እዩ እምቢ ግን ኻብ ዕላማኻ ዘውጽእ ዝኾነ ሓሳብ.. ወይ activity.. Distruction ዕንቅፋት ዘምጽእ.. ድሕሪ ደቃይቅ እምቢ ምባል እዚ እዩ.. ናይ ሓሳብ ወይ activity ዕንቅፋት ዘምጽእ.. ንኣብነት ሓንቲ ስራሕ ክትውድኣ ዝግባእ ብ ሰዓት.. ግን ድሓን ቴሌ ክድውል. ክበልዕ ክሰቲ.. ከዕልል.. Media ክርኢ ዝብል ሓሳብ ክመጽእ ከሎ እምቢ.. ሰዓት ትውዲ ምሉእ መዓልቲ ኣይትውድኣን ዝበዝሕ ከይገብርካያ ትሓልፍ.. ሰሙን ዝውድእ እሞ ዓቢ ነገር.. ዓመታት ወይ ከይገብርካዮ ትነብር አብ ኩልና ዘሎ ግን ዘይነስተውለሉ እዮም.. ገሊኡ ብሕልፊ ብ ቀሊሉ ብ ሓጺር ዝውዳእ ዓቢ ለውጢ አብ ሂወትና ዘምጽእ.. እዩ.. እምቢ ን distruction ዝብል ዕውት እዩ እምቢ ንሰባት ኣይክነን ዝበዝሕ.. እምቢ ኣይሕግዝን.. እምቢ ገንዘብ ኣይህበካን.. እምቢ ride ኣይበካን ፈጽሙ ኣይኮነን.. እቲ ሓገዝ ብቀሊሉ ትገብሮ እንተኾይንካ.. ባህታ ዝህብ እንተኾይኑ ግድን ግበሮ... ኣበ አብ church ride ምሃብ ን.. Church set up ምግባር ምጽራይ ኣዝዩ ደስ ይብለኒ.. ቀሊል ን ደስ ዝብለኒ እዩ ይገብሮ.. ግን ዳርጋ ካብቶም ዝበዝሑ ዝምህሩ.. ዝሓሸ ክምህር ዝኽእል ከለኹ.. ን ክምህር ግዜይ ከጥፍእ ፍጹም ድልየት የብለይን.. ውጽኢታዊ ኣይኮነን.. እቲ ዝምህርን ዝምሓሩን አብ church.. ከትግብርዎ ኣይረኣኹን..judgemental ጥራሕ ይገብሮም.... ሓደ ሓደ ግዜ ይምህር.. ዋው ዋው ይብሉ.. ፍሉይ ስለዝኾነ.. ዋው ዋው ንኽብሉ ግዜይ ምጥፋእ ኣይፈቱን.. Praises ኣይፈቱን... ኣዝዩ ግዜኻን ሓይልኻን.. ዘጥፍእ እዩ.. ብሕልፊ ትምህርቲ ሂወት እንተ እቲ ሰብ ዘይገብሮ ዘይነብሮ ዝምህር ኮይኑ.. ኣዝዩ ግዚኡን ሐይሉን ምጥፋእ እዩ.. ንሰባት ይጠቅም ይኸውን ንርእሱ ግን ባዶ እዩ ዝኸውን ምክንያቱ እቲ ዝፈልጦ ንሱ ከይተቅመሉ ንሰባት እዩ ዝህብ. ዘሎ.. ሓደገኛ እውን እዩ.. እምቢ ምባል ንስኻ ዘይትገብሮ.. Info ሕዝካ ጥራሕ.. መሀር ዝብሉኻ.. ዓቢ እምቢ ምባል

  • @ghideokubaldet8254
    @ghideokubaldet8254 Жыл бұрын

    እንዃዕ ብድሓን መጻኪ ክብርት ሓብተይ።

  • @yonatalgrmay5677
    @yonatalgrmay5677 Жыл бұрын

    Hevuye memhrey zeykem edmia belahn blxtn i love you qexlyo💪❤

  • @DesalegnGebremedhin-pv7zn
    @DesalegnGebremedhin-pv7zn Жыл бұрын

    ዋው ብልፅቲ ሰብ ቀፅልሉ

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын

    ጽቡቕ ትምህርቲ፡ጀሚርካ ዘይምዉዳእ ሕማም ዉን ዩ።

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Жыл бұрын

    Welcome Heaven

  • @asmamustofa5944
    @asmamustofa5944 Жыл бұрын

    የቀንየልና ሓፍተይ መዓረይ

  • @luwamwoldai8509
    @luwamwoldai8509 Жыл бұрын

    Blxti bhaki goyta ybareki

  • @okubulebanonsebenemyemotek2085
    @okubulebanonsebenemyemotek2085 Жыл бұрын

    ደስ ዝብለካ ምኽሪ ቀጽልዮ

  • @weldayhagos2490
    @weldayhagos2490 Жыл бұрын

    ምኽርታትኪ ኩሉ ግዜ ቅቡላት እዮም ንስኽስ ንበርለይ ደአ መምህረይ

  • @hedenasefaw213
    @hedenasefaw213 Жыл бұрын

    Bravo kemaki ybzha haveney❤🙏

  • @jossimesgnna3147
    @jossimesgnna3147 Жыл бұрын

    ብራቮ ብዙሕ ጠቃሚ ሓሳብ ኢኪ ትህቢ እሞ ቀጽልዮ

  • @Zemenwerqiyu1020
    @Zemenwerqiyu1020 Жыл бұрын

    Thanks my sister god bless you Its important idea .

  • @samusamu5881
    @samusamu58812 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሓብተይ በርትዒ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈታሪ

  • @emwin4925
    @emwin4925 Жыл бұрын

    ጽቡቕ ሓሳባት ኣለኪ ን ብዙሓት ክትጠቕሚ ኢኺ ቀጽልዮ።ኣብ ዘረባኺ ግን ቁሩብ ትህወኺ ኣለኺ ኣይትጉየዪ መኽንያቱ ኣብ ገለ ገለ ቃላትኪ ካብ ምህዋኽ ዝተላዕለ ብግቡእ ኣይትብልዮን ኣለኺ ።እንግልዝኛ ተዘየብዛሕኪ ከኣ ተመራጺ ይኸውን ። ከም ነቐፌታ ዘይኮነ ከም ሃናጺ ሓበሬታ ውሰድዮ አዚ ርእይቶይ።

  • @saroneman8186
    @saroneman81862 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅን ዝድነቅን ዩ ቀጽልዮ ኣብነታዊት ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኢኪ

  • @merihabraham494
    @merihabraham494 Жыл бұрын

    Thanks beteami dese zbeli tmharti

  • @freweyniadinoasefa9886
    @freweyniadinoasefa9886 Жыл бұрын

    የኔ ቆንጆ እናመሰግን አለን!

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia11112 жыл бұрын

    የቐንየልና ጽብቕቲ ሓፍትና 💖

  • @TamTam-nz6ej
    @TamTam-nz6ej2 жыл бұрын

    ብታዕሚ ጽቡቅ ሄቩ ሓፍትና ቅሩብ ግን ትህወኪ ኣለኪ ኣስተንፍስ እንደበልኪ ምሃርና

  • @aberhamahari866
    @aberhamahari866 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈፀምቲ ይገብረና❤🙏

  • @xlatzemusie1329
    @xlatzemusie13292 жыл бұрын

    Good advice sister thank keep up

  • @milionkesete6475
    @milionkesete64752 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ ዝሓፍተይ ቀጽልዮ!

  • @selam2364
    @selam23642 жыл бұрын

    This helps me a lot thank you so much dear 🥰🥰🥰

  • @temie-sunwhite1847
    @temie-sunwhite18472 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ንፍዕቲ 👍🥰

  • @lioneltesfagabr2854
    @lioneltesfagabr28542 жыл бұрын

    Yekenyelna ziyada haftey 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @biniammehari2933
    @biniammehari29332 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣደነቅቲ ምኽሪ ሄቨን ሓፍተይ

  • @girmaytesfu2610
    @girmaytesfu2610 Жыл бұрын

    Wawwwwww it's fantastic, so thank u so much

  • @EriInvesting
    @EriInvesting2 жыл бұрын

    Another great video as usual 👌 Thanks 😊

  • @justice417
    @justice4172 жыл бұрын

    This’s video quite useful for all of us so Thanks for u make this video darling❤️❤️💯

  • @mebratikindeya3446
    @mebratikindeya3446 Жыл бұрын

    የቀንየልና ሓፍተይ ቀፅልሉ

  • @abrhamyakob3669
    @abrhamyakob3669 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ በላሕ ክፍድንስኪ ምሉ ኢዩ

  • @aleksander3580
    @aleksander3580 Жыл бұрын

    ykenelna Haftey marey

  • @NazretHsabu-nt7qb
    @NazretHsabu-nt7qb5 ай бұрын

    halwlna abza alemna xbqti ftret

  • @ykeloye4675
    @ykeloye46752 жыл бұрын

    ንፍዕቲ ኢኪ ኣጆኪ ዘሓተይ

  • @robelmeles4652
    @robelmeles4652 Жыл бұрын

    Dank veel 🙏❤

  • @mnasiesemere5840
    @mnasiesemere58402 жыл бұрын

    Exactly true that’s the best way of life to keep our beautiful CONFIDENCE good job heaven be strong and keep going forward stay blessed and be save

  • @yordanosyakob3879
    @yordanosyakob3879 Жыл бұрын

    btami xbuq hasab eyu heaven haftna

  • @tekiegetahuntekicho2100
    @tekiegetahuntekicho2100 Жыл бұрын

    Thanks more

  • @gantgant6451
    @gantgant64519 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጎቦዝ ኢኪ ቀፅልዮ❤❤🎉🎉

  • @dawitabraham2613
    @dawitabraham2613 Жыл бұрын

    Wwww hevu haftey thanks you're right

  • @titichannel8465
    @titichannel84652 жыл бұрын

    ንፍዕቲ ሸኮሪና ሓፍተና ❤️💛😘😘

  • @petergebreysesus6336
    @petergebreysesus633611 ай бұрын

    keep going blessed

  • @nurayinabdu6091
    @nurayinabdu6091 Жыл бұрын

    Wawwww btaemi xubuk tmhrti Yu gobez

  • @sebnkunmedia
    @sebnkunmedia2 жыл бұрын

    👏👏👏ናይ ብሓቂ ንፍዕትን ኣብነታዊትን መንእሰይ ከይተሓለልኪ ቀጽልዮ subscribe ከኣ ጌረልኪ ኣለኹ🙏🙏🙏

  • @modeltventertainment4703

    @modeltventertainment4703

    2 жыл бұрын

    @@mihreteabmengisteab8449ክንደይ ሓሳዳት እዮም ዘለው ወደይ ደስ ኢላቶ ኣድህቦኣ ክስሕብ ተደለየ ኸ፡ ወረ እንታይ ይምልከተካ

  • @ghibtsawighe7183
    @ghibtsawighe71832 жыл бұрын

    ስለቲ ብሉጽ ሓሳባትክን ምዕዶኽን ኣዝየ የምስግነኪ፡ ቀጽልዮ ከኣ።

  • @dejenmichael5787
    @dejenmichael5787 Жыл бұрын

    የቀንየልና

  • @philimedia2384
    @philimedia2384 Жыл бұрын

    Wow nfti. Kemzi neay tm’dni zeleki mesiluni xeniho. Kexlyo 👏🏾👏🏾👏🏾🫡

  • @solomonberhane2493
    @solomonberhane24932 ай бұрын

    Mara ik markit s ❤❤❤❤❤❤ haftey natey kerkbki yekel do yekwun

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft3262 жыл бұрын

    Blbi ye zfetweki zednkeki ab kulu thbyo zeleki timhrti Heaven habtey nfti .

  • @hshuktameley5953
    @hshuktameley5953 Жыл бұрын

    Thank you sis.

  • @robietesfhaans4884
    @robietesfhaans4884 Жыл бұрын

    thanks yeah behaki

  • @nevergiveup5680
    @nevergiveup56803 ай бұрын

    thanks you sister

  • @hermongere6243
    @hermongere62432 жыл бұрын

    ሄቨን ብልጽቲ

  • @Mary.Kifle1
    @Mary.Kifle12 жыл бұрын

    Thanks great gob heaven haftey but how about you add English subtitle it gonna be excellent 👍

  • @samsomt
    @samsomt Жыл бұрын

    wwwwwwww Amezing my sister god pless you♥️

  • @mierafbru378
    @mierafbru3782 жыл бұрын

    wawww you is right may GBU

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari2057 Жыл бұрын

    ከመይ ዝበሉኺ ቀመም ሂወት ኢኺ ጓለይ : በሊ እስከ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ።

  • @fitsumgoitom9042

    @fitsumgoitom9042

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @kubrommekonen9796
    @kubrommekonen97962 жыл бұрын

    You growing so fast in your young age interms of the way you think

  • @geryesaba2468
    @geryesaba2468 Жыл бұрын

    sori blxti hafti hasabtki btami eye zftwon zteqmeni gn ktzarebi keleki thweki konki msnay yeqrta qes elki aredena yene jbati ❤❤❤❤

  • @alemkidane7579
    @alemkidane75792 жыл бұрын

    Welcome febu mkrti❤❤❤😘 🙏🙏🙏👍👍👍👍

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft3262 жыл бұрын

    Well come back Heavu .

  • @user-nv2nj7gi7c
    @user-nv2nj7gi7c5 ай бұрын

    Yes True

  • @abitimehari3972
    @abitimehari3972 Жыл бұрын

    nay behaqi memhr hiwet

  • @tesfayusnkey8139
    @tesfayusnkey8139 Жыл бұрын

    Thanks sis👍❤️❤️❤️

  • @loveislove287
    @loveislove2872 жыл бұрын

    Welcome heavu

  • @user-dw8hc3ev2x
    @user-dw8hc3ev2x Жыл бұрын

    Thanks

  • @fergezberhe5860
    @fergezberhe58602 жыл бұрын

    ተስፋ ይገብር ናትኪ መጽሓፍ ከተሕትሚ

  • @user-ww2ve9zu1v
    @user-ww2ve9zu1v12 күн бұрын

    Very nice idea

  • @Eri-dr7bs
    @Eri-dr7bs Жыл бұрын

    ❤🙏💯👍

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3l Жыл бұрын

    ብልጽተይ ሓፍተይ ናተይ

  • @abitvtube6823
    @abitvtube68232 жыл бұрын

    Watru blixti habtay❤

  • @kasay67
    @kasay672 жыл бұрын

    ግርም፡ዛዕባ also well,come to youtub. ኣብ ቀረባ ግዜ ብዙሓት ስዓብቲ ክትረኽብን ብዙሓት ክጥቀሙን ተስፋ ይገብር።

  • @danaitteklemariam1365
    @danaitteklemariam13656 ай бұрын

    Thank you so much wawawawawww

  • @natnaelghirmay5739
    @natnaelghirmay5739 Жыл бұрын

    Nay behakii

  • @degenerayo5321
    @degenerayo53212 жыл бұрын

    Great

  • @mehretabtekleweyni1256
    @mehretabtekleweyni1256 Жыл бұрын

    Wow Wow 😍

  • @godthanksgoodforeverything7285
    @godthanksgoodforeverything7285 Жыл бұрын

    So very smart

  • @natima1693
    @natima1693 Жыл бұрын

    Very nice sis

  • @inspirationwithhani751
    @inspirationwithhani7512 жыл бұрын

    Here is ma lioness,who inspire Millions,I think am number one fun of u ❤

  • @meramkchanel957
    @meramkchanel9572 жыл бұрын

    Welcome 🙋♥️

  • @zergabernati
    @zergabernati Жыл бұрын

    ❤❤❤ wow 👌

Келесі