#felling #empty #eritrean #motivation #heaven
ፌቡ ዘበንኪ ይባረኽ ምስ ኩሉ ልቦናኺ መወስኽታ 98% መጽሓፍ ቅዱስ ወስኽሉ ዝሓፍተይ ኣጆኺ
♥ከመይ ከም ንፈትወኪ ሲ ትፈልጢ ዶ ምቅርቲ ሓብተይ !ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ቀጽልዮ።♥♥♥♥♥♥♥
ሄቨን ሓፍተይ 100% ከማኪ ይብዝሓልና
ፌቡየ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ናይ ወላዲተ ኣምላክ መዝሙር እስከ ብቻናልኪ ጋብዝና ተዋህዶ ኢኪ ኢለ ስለ ዝኣምን እየ
ጽቡቅ ሓሳብ ሄቩ ሓፍተይ ብጣዕሚ ብልጽቲ ሓሳብ እያ።ኣነ ሓድ ሓደ ግዜ ባዶነት ክስመዓኒ ከሎ ኣይኮነን እቲ ኣብ ገለ ደረጃ ቀይሩ ዘሎ ረሓሰ ጸጋኡ ክዝክሮ፥ፈጺመ ብትርጉም ዝተፈጠርኩ ኮይኑ ኣይስመዓንን እዩ። እዚ ድሕረ ገለ ግዜ እንታይ ኮይነ እየ ኢየ ከምኡ ዝስመዓኒ ኢለ ኣብ ዝመርመርኩሉ ግዜ፡ብብዙሕ ነገራት ባዶነት ክስመዓካ ይክእል እዩ፡ገለ ካብኡ ነቶም የድልዩኒ እዮም ዝበልኩዎም ሰባት ይኹን ነገራት ልዕሊ እቲ ዝግብኦም ኣብ ውሽጠይ ቦታ ይህቦም እሞ፥ተወሳኺ ከምቲ ዝደልዮም እንተዝድይኮይኖም እንተይዘይረኺበዮም እየ ዝህሰ። ሽዑ ንዖም ብዘይ ምርካበይ ሕማቅ ስምዒት ይስመዓኒ።ንዖኦም ኣብ ዝዝክረሉ እዋን መዓልተይ ኣባላሽየ ይውዕል። ድሓር እቲ ጌጋ ካብኦም ዘይኮነ ወይ ውን ንዓይ ዝኾኑ ሰባት ስለ ዘይኮኑስ ኣነ ልዕሊ እቲ ሚዛኖም ቦታ ስለ ዝሃብክዎም እዮም ክጉድኡኒ ክኢሎም ኢለ ምስ ውሽጠይ ደምዲመዮ። ስለዚ ኣብዚ ሕጂ እዋን ነቶም ዝቀርቦም ሰባት ሚዛኖም ሂበ እየ ዝቀርቦም። ነገር ግን ሕጂ ውን ባዶነት ኣይገደፈንን ሕጊ ተፈጥሮ ስለ ዝኾነ።እንተኮነ ብዝተከኣለኒ መጠን ባዶነተይ ከጽብብ እየ ዝጽዕር። ስለ ኩሉ ግዜ ትገብርዮም Motivation ከመስግነኪ ይፈቱ ሄቨን ሓፍተይ።በርትዒ፡ቀጽልዮ፡ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ። ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ተደዋዊልና ሓሳባት ክንካፈል።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመ ይሃብኪ ብርህቲ ልቦና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ናዓኪ ክርኢ ከለኩ ድስስ ይብለኒ ትምህርትኪ ሓሳብኪ ዓባይ ሰብ ኩሉ ተውፅእዮ ቃላት ድማ ጠቃሚ እዩ ግን እታ ተንብብያ ናይ ዓለማዊ ዘይኮነትስ እቱ ዝዓበየለ ናይ ሰማያዊ ተስፋን ቃልን ክትሰምዕ ከለካ ኣዝዩ ውሽጣዊ ሓጎስ ስለ ዝህበካ ኩሉ ፅብቅ እዩ ምንምባብ ትፈትዊ ተከንኪ መብዛሕይኡ መፅሓፍ ቅዱስ እውን መዝሙር ዳዊት ወድማ ወንጌል ማትዎስ ማርቆስ ሉቃስ ይሓንስ እዚ ኩሉ ኣብ ድስስ ዝበለኪ ክተንብብዮ ፅብቅ እዩ ምክንያቱ ኣብዛዓለም ተበዝሐ ልቅርብ እዩ ተፀናሕና እሞ ናይ ሰማያዊ ፀጋን በረከትን ምእንታይ እግዚኣብሄር ግዕድለና ምስ ንፍለ ካብዛ ዓለም ድማ ክቅበለና ከምዚ ተትገብሪ ፅብው ብዝኮነ ኩሉ ትብልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ
ዋው ንፍዕቲ ፅቡቅ ሓሳብ ዩ ቀፅልዮ ፌቡ ሓበተይ💙 ባዶነት ክስመዐና ከሎ ዋላ ኣብ ስራሕ ቦታ ኮይንና ቴድፎና ገይርና ብውሕዱ ቃለ እግዚአብሔር ስብከት መዝሙር ተዘውቲርና መንፈስና ዩ ዝሕደስ ፍትዋተይ🥰🥰🥰
ፌቤን ሓፍተይ ንእሽተይን ለባምን ክብረት ያሃብኪ ባዶነት ክስማዓና እንተሎ ናይ ብሓቂ መዳሓኒት ቃል እግዚአብሔር እዩ ከም ሓዱሽ እዩ መንፈስና ዝሕደስ ❤❤
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍🏻🥺👍🏻🥰
Ajoke alona ab gonkie, I can see your future life in the 🌄 🌅 just keep in touch for, I'm following you from USA
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መኽሪ ክብርቲ ሓፍቲ ኣጀኺ በርትዒ
ናይ ብሓቂ ምኽንያቱ ንሕና ምስ ማሕባራዊ ጎሮቤትን ቤተሰብን ስለዝዓበና ኢዩ እኮ እዚ ነገር እዚ ይስምዓና ክትቓጻጸሮ ዘይትኽእል ግን ጾሎትን መጽሃፍትን መንፈሳውያን ምንባብ ምልምማድ ኢዪ እንተዘይ ተቀቢልዎን ናብ ሰብ ምድዋል ምንቅስቃስ ኣብ ቀርባ ዘለው ጎሮቤት የዕሩኽ ምብጻሕ ኣብ ደገ እተውጺካ ዝበለጸ እዚ ባሕርያርዊ ኢዩ ግን ኣብ ክሉ ሰብ ኢዩ
የቀነልና ናይ ብሓቂ ጽብቅ ሓሳብ ክብረት ይሃብላ ዕድመን ጥዕናና ይሃብኪ ፈጣሪ ሓፍተይ ናተይ
ኣምላክ ዘመንኪ ይባርክ ፍትውቲ ሓብተይ ስነ ስራዓትኪን ቁምነገርክን ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ ኣጆኪ በርትዒ ቀጽልዮ እግዚኣብሔር ምሳኪ ይኩን።
ብጠዓሚ ኣገዳሲ ትምርቲ እዩ።
You are so brave!!! I hope you could make an influence in our young Eritrea who those suffering from depression.. It's best when they hear the young from the young Eritrean motivational speakers. Go on👍👍
Mqrti haftey zebenki ybarek
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ቀጽልዮ ከማኪ ይሰሱኑ ይሰስናልና❤❤
ፌቡ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቀጽልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ
ኣምላክ ይባርክኪ ሄቩ ቀጽልዮ ምክንያቱ ብዙሓት ሰባት ካባኪ ስለ ንጽበ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ስለዚ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዒ ይላበወኪ ብስጋን ብመንፈስን ክትብርትዒ እግዚኣብሔር ይደግፍኪ ብጣዕሚ ትፈትወኪ ሳሮን!!!!
ዋውውው ብልጽተይ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ከማኺ ብሉጻት ደቂ ኣንስትዮ ይብዝሓልና ።
Thanks yenie konjo egzabiher ybarkie
ዋውው ሓዳስ ኮኾብ የከነና ኣባኺ ብዙሑ ትጽቢት ኣለና 🌹💐
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቡሉጻት ሓሳባት ኢኪ ተምጽኢ ብዙሓት ሰባት ከመይ ዝመሃሩ ኣይጣረጠርን ዝሓመምኪ ዩ መሲሉኒ ጸኒሑ ናይ በሓቂ ኣምላክ ጥበቡ ይህዝሓልኪ
ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀኪ ማሃሪ ዝኾነ ሓሳብ እዩ ኣጆኺ ቀጽልዮ ሄቨይ
ቭራቮ ሄቨና ሓፍተይ ዘበንኪ ይባረክ ከምዚ ከማኪ እንተ ንረክብ ባዶንነት ኣይምተስምዓናን ቀጽዮ ዋዕሮ።
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de
You're smart Haven God bless you keep it up
wawwwwwww btemi des zbel hivu haftey amlak msaki ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Niakis kemey dbele sebiay yimriaweki yikewin . Natna moral . Kemti tinebriyon tihasbyon kitrekbi beal abi tesfa eye . Entay nay meria azarebeka aytbelni etizeyterif gina azyu tinkake sle dedliyo eye emokea absdet . I love all your motivation videos. Lieli edmeki eyu natki mhzo mkanu kea biteami des yibleni . Msanan msbahlinan dkeyd btikikl kea neana nartrawyan dmlket sle dkono . Keslyo bravo.
Tebareki edmen tanan yhabki
Good idea kale hiwet yesmeana thanks
So ezi teqrbiyo vidotatat biteami u hagizuni neay. So thank you ajoki kexliyo. Egziabher aqedmi
Thank you for that good adea.
Thank you sis please keep it up!!!!❤
ስሒቅኩ ኣስሒቅክኒ ሄቨና ሽኮር thank you
Waw btaemi xbuk motivated my sister sweet go he'd 😍🤗👏
Wawww btaemi xbuq tmhrti haftey mearey qexliyo so God bless you my sis!!!
Wawwww hevu haftey btaami xbuq hasab kemaki ሽሕ ይወለድ So edmen tenan yhabki fetari ❤❤❤😍😍😍🙏🙏🙏
Wawww amlak edmen tnan yhabki haftey 🙏 btaemi des zbl tmhrti🥰
ብሓቂ ወለላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🥀🥀🥀❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de 🥰👍🏻🥰🥺🥺
Thanks sis keep it up and going
Amlakey edmen tenan yehebki ziyaday lbamey
Yeah exactly true HEAVEN habtna that’s the best way of life and make life easier
Thanks sister you are perfect
Heaven haftey bhaqi nay mihirkni eki fetari edmen tenan yhabki ajoki qexlyo
Thank you xebkti kexlyo!!👏🏽
Good job sis keep going !
Amlak yebrki haftey natey xbuk serh
Yekenyelna Hevu haftey ❤️❤️🙏🏾
Good Idea hevu haftey
ሀቩ ብልጽቲ !
Well confident and talented sister! May God bless you 🙏.
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍🏻🥺🥺
Heaven haftey azie eye zfetweki nfeti
This week I am struggling with this empty .thank u darling 😘
God bless you. Pretty girl.
Good idea nice example 👌
Febu ayney yeqenyelna tebareki
Febye shkor💋💋❤❤❤ zemenki sahaq ykun kulu gizie .msaki sihiqe
I like your idea.
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ'ዩ ሄቨን ሓፍተይ!
Thx hevu haftey 😍😍😍
Gal ezgher xegeu ybzhalki xbuk sirah you
ሄቩ ሓፍተይ ኣብ ሂወተይ ኣዚኪ ተገድስኒ ኢኪ ፕሊስ ዓቅምኪ ሓግዝኒ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ርእሰይ ብብዙሑ ሓሳባት ዕርፍቲ ሲኡኑ ኣሎ ምክንያቱ ኣብ ውሽጢ 3ዓመት ዝኮነ ለውጢ ኣይገበርኩን ፡እዛ ናይ ውልቃዊ ዕቤት ትብል ከንብባ ምደለኩ 🙏💟
Mara eki smart edmen teanan yhabki 🙏
Thanks sis Good job 👍
Tnx sis ! Keep it up
thanks haven shkor nfati eki kulu eyu zrdeaki nay wshtna hmeq kexlyo eki ka ajoki
Stay blessed and strong 🙏🙏🙏💪💪💪❤❤❤
Thanks you heaven sister ✌️😍😍😍
Wow Smart girl tanx shering
Thanks sister I appreciate you are rate
Thank you kbrti habtna
ብልጽቲ keep going please❣️
I learn so much from you keep it up hevu ayney👸😍❤
Aseyyy gobez edmen tienan yftereli ajoki mkrti🥰🥰🥰🥰🎁
Nay bhaki Tikikel aleki, lebam 💯💯
ሰላምኪ" ይብዛሕ ንፍዕቲ::
Merci beaucoup ma sœur continue comme ça 👍
ኽብረት ይሓብለና! እግዚኣብሔር ኣምላኽ ነዊኅ ዕድመ ይሓብኺ! ዝኃብተይ መዓረይ ኣጆኪ ኣነ ብወገነን ጽብቕ ይኽስብ ኣለዅ። ቈጽልዮዮ"ኢኺ.........፧
Welcome heven ye konjo
mqrti haftey qetslyo egziabhier edmen tenan yhabki tsbuq srah
ብሓቂ ለባም ሰብ
Thanks haftey natey ezi da ab hiwetey qetsali zgebro eyu ,kab hji ketegbro eye kemzi natki 🙏
Thank you sis keep it up💓💕
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de 🥺👍🏻🥰👍🏻👍🏻
ስለቲ ክሉ ግዜ ሓሳባት እትህብና ነመስገን እሞ ብካልእ ተስፋ ንገብር
nay bhaqi lebam gale❤❤❤❤❤
Keep it up the great job sis
Tack så mycket sis
ኣሰይይይ መቀረት ናተይይይ ፍትውትው እየ ዘብለኪ ዓይነይይይይይይይ
ናይ በሓቂ ሎሚ ተበሪህክኒ ብጸገመይ መጺክኒ
Thank you sis
የቀንየለና ሓፍተይ ናተይ
Tanks xbqti ftret
Thank you heven haftey, ezia vidéos nay elki zserakya koynu tesemieni bflay ka abti hade medeb tgebr emo ,azika tesfa zgeberkalu etezey rekibkayo aziu eu kebide ms weredeka, hji gn btami hagazit mkri amxiekla kexloyo
Waw btami xbuq heven habtey
Tnx ma dear
Btami xbuk tmhrti eyu haftey ajoki
Thanks sister ❤❤❤🙏
Niay dewililey kulu keresiaki eye mearey ❤❤❤
ብሓቂ ሄቨንሓፍተይ ንእስትን ብልጽትን ብሓቂ ቆቓሕ እሾክ ብበላሓ እያ ትፍጠር 💝💝💝💝ቀጽልዮ ንስኪ ጎደና ዕብየት ሕብረተሰብ ኢኪ ምክንያቱ ሞሳትኪ ኣብ ዘይ ጠቅም ቲክቶክ ይዉዕላ ንስኪ ግን ለይ ለይ እና በልኪ ወጺእኪ ከም ቀላሚጦስ
Thanks alot Heven 😍😍
Пікірлер: 260

@Tomas.atm3
Жыл бұрын