ሰፊሕ ትንታነ ጸወታታት ዋንጫ ኤሮጳ ካብ 1ይ ክሳብ 4ይ ምድብ ንዝተረኽበ ውጽኢት...!

Ойын-сауық

#EMMA_TUBE

Пікірлер: 20

  • @BiniBini-yx1yh
    @BiniBini-yx1yhАй бұрын

    እንግዚ ሕጂ ኣይዕወቱን ኢዮም

  • @yosieftesfamariam8149
    @yosieftesfamariam8149Ай бұрын

    Thank you 🙏 Ema and henri. Des zibil agelalixa.

  • @user-ex5gk7rp1v
    @user-ex5gk7rp1vАй бұрын

    Well come gezana aneq beslame mexakume

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169Ай бұрын

    Well.come ema mis heni gezana kia selam wo senay❤

  • @hameyramadan4355
    @hameyramadan4355Ай бұрын

    Thank you ema and henri Des zibil agelaixa 🙏

  • @yuelsemere3959
    @yuelsemere3959Ай бұрын

    Well came heni

  • @josijosi1566
    @josijosi1566Ай бұрын

    ማስተር ኤማ

  • @alemgebremariam4467
    @alemgebremariam4467Ай бұрын

    I love the filosfi of catenaccio I think they will reach the semi

  • @wedifinhas1071
    @wedifinhas1071Ай бұрын

    Welcome ❤❤❤ Deky Erey Mearey

  • @user-xl5me2vw2v
    @user-xl5me2vw2vАй бұрын

    Ema henog dea gororue tekeyrni dea❤❤

  • @zemeandu3776
    @zemeandu3776Ай бұрын

    Bidingila rekimeya lomis 😂 well come ema

  • @zafumesfun
    @zafumesfunАй бұрын

    ሰላም ንዓኹም ይኹን ኤማን ሄኖክን ብመጀመርታ ሰላምታ የቅርበልኩም ብምቅጻል ጽቡቅ ትንተና ትህቡ ኣለኹም ኣብ ኩሉ ከጽልዎ እንዳበልኩ ግና ኣብሰላምታ ክትብሃሃሉ ከሎኹም ብሕልፊ ኤማ ሓወይ ስምዓዮሞ ቅሩብ ክትሰምዖ ከለኻ እቲ ኣመላልሳ ብወገነይ ኣይስሕበንን ስለዚ ሰሚዒኹም ከተምሓይሽዋ ብትሕትና ሪኢቶይ የቅርበልኩም ግን ናተይ ስሚዒት እዝነይ ከምኡ ስለዝስማዓኒ እየ ምናልባት እንተተጋግየ ይቅረታ በዝተረፈ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወት እምነየልኩም

  • @josijosi1566
    @josijosi1566Ай бұрын

    ዘደንቅ ሕቶን መልስን ኢዩ

  • @milkiyastesfaldet7726
    @milkiyastesfaldet7726Ай бұрын

    Is that henok voice? I don't think so

  • @hanokghirmai7432
    @hanokghirmai7432Ай бұрын

    ቸላህ ኤማ ከኣ ሓንሳብ ሓንሳብሲ ካብ ተንታናይ ናብ ደጋማይ ትጸሪ ኮንካ።ኩስቶ ከምዚ በለ ዋላ ገለ ኢልካ መምስዝበዝሑ ኣይትጸጋዕ።ኢንግላንድ ትረንት ኣብ ሜዳ እንከሎ ክሳብ ዕረፍቲ ኣዝያ ዓብላሊት ጋንታ ኮይና ወጽያ ብድሕሪ ምውጽኡ ከኣ ንስክላ ወጺኣታ።ሓንቲ ኩዕሶ ኢዩ ተጋግዩ ጌጋ ከኣ ዘሎዩ።ግን ብዓቢኡ ኢንግላንድ ራይስ እንከለዋ ኣንጻር ሰርብያ ንምንታይ ኢዮም ክልተ ኣሰርቲ ዘገድስዋ ኣልሜኖ ኣብ ድሕሪ ርብዒ ፍጻመ ኣብ ዘሎ ጸወታታት እንተዘይኮይኑ።ከም ትራንት ጌሩ ኮዓሳሱ ከከፋፍል ዝኽእል ብፍላይ ከኣ ነዋሕቲ ኮዓሳሱ ኢንግላንድ የብላን።እቲ ዝሓሸ ምርጫ ምስ ምህላው ራይስን ቢሊን ርኢኻ እቲ ዝበለጸ ምርጫዩ ኔሩ።ብዓቢኡ ግን ትረንት ኣበይ ቦታዩ ክጻወት ዝድለ ዘሎ ኣመናዩ ዝገርመኒ።ክከላኸል ኣይክእልንዩ ንማእከል ክሰሓብ ኣለዎ ኢልካ ዓንገረር ትብል ኔርካ ጎሮሮኻ ክሳብ ዝቕደድ ሕጂ ግምጥል ኢልካ ተኻላኻላይ ኢዩ ዋላ ገለ።ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ካብ ብዜና ከምዞም ደገፍቲ ቸልሲ ብራድዮ ብናይ ተንተንቲ ዝበሃሉ ምስማዕ ገዲፍካ ብቲቪ ክትርኢ ፈትን።

  • @josijosi1566
    @josijosi1566Ай бұрын

    ሀኖክ ሕቶካ ክጥም ኤማ ኣቦ መልሲ ኢካ።

  • @Chelseaforever1212
    @Chelseaforever1212Ай бұрын

    Yake eziom England Entay eyom zkonu zelewu, mara nay tmkhti koynom terifom gena hade xeweta keytekayede. Bflay nay Bellingham ego btaemi hmak alo, lieli deqi gantiu amena zmahdege bqiat aykonen zerie zelo, etia goal sle tkonelu zela eya shimu laeli zseklwo zelewu. Ab nay tmali znebere xeweta kem beal saka & Rice bluxat wielom kelewu nsu wesidwo blux nayti xeweta. Kgermekum England bzey saka wey dma Rice welehade aygebrun eyom, tesfa ygebr hafirom kabzi wddr kieleyu

  • @HavenZeresenay

    @HavenZeresenay

    Ай бұрын

    Kem afka ygbero zarkey beqa haf Kay belas qaq abela yblu abotatna nayzieom ka kema eya

  • @alemgebremariam4467
    @alemgebremariam4467Ай бұрын

    በዓል ሄኖክን ኢማን ኢታልያ ክትሰዕር ኮላ ድኣ ኣበይ ተሓቢኹም በቃ ኩሉ ጊዜ ኢንግላንድ

Келесі