ሰበር ዜና:“ናብ ሕጊ ንቕረብ” ፕ/ ጌታቸው ረዳ | ሚስጥር መገሻ ጀ/ ፃድቃን | ኣብ እስራኤል ኤርትራዊ ተቐቲሉ | Kulu News ኩሉ ዜና

ሰበር ዜና: ሰበር ዜና: ሚስጥር መገሻ ጀ/ ፃድቃን | “ናብ ሕጊ ንቕረብ” ፕ/ ጌታቸው ረዳ ዘቃልዖ ሚስጥር ህወሓት | ኣብ እስራኤል ኤርትራዊ ተቐቲሉ | Kulu News ኩሉ ዜና
እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
#kulunews
#kulumedia
#ethiopianews
#zaramedianetwork
#eritrea
#tigray
#ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

Пікірлер: 18

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u11 күн бұрын

    ትክክል ጌች ❤❤❤

  • @MashoKidanu
    @MashoKidanu13 күн бұрын

    ጌታቸው ረዳ ዝበሎ ትክክል እዩ። መሪሕነት ህውሔት ወኪል ለያቡ እምበር ወኪላት ገባራትን ሽቃሎን ሓቀኛ ደጋዳይ ፀላእቲ እዮም። ፍስሃ ኢየ

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie304311 күн бұрын

    Malelit, tebalashikum, kab kedamaykum dahraykum ykefie, yehzn. Newri fletu 5:03

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g13 күн бұрын

    #StopFascistTsadkan.

  • @FitiwiGere
    @FitiwiGere13 күн бұрын

    @እቲ ንጉስ ክመጽእ እዩ ። ንጉስ ፍትዊ ። ራዕራዕ ኾይና ዓለም ።

  • @ahmedkassa2952
    @ahmedkassa295213 күн бұрын

    ሓስውቲ, መንግስቲን ውድብን እንተይጸረ ትግራይ ኣይትድሕኒን

  • @WendenehGirmayMengesha
    @WendenehGirmayMengesha13 күн бұрын

    ጌታቸው ንነብሱ ኣውፂኡ ድዩ ንኻልኦት ዝነቅፍ ነይሩ፣ኣይንሱ እንዶ ቃል ኣቀባሊ ነይሩ።

  • @user-bh1cq8ym2q
    @user-bh1cq8ym2q13 күн бұрын

    ብኣሜሪካ ሽግግር መንግሥቲ ኢትዮጵያ ክመርሑ ካብ ዝተመረፁ ሠለስተ ሰባት ጀነራል ፃድቃን ይመርሕ ኣሎ ኢሎም ንመጀመሪያ ጊዜ ዘጋውሑ ሚዲያ ትግርኛ እዮም። ነዓይ ዘይተረደአኒ ግን ምሥጢር መገሻ ጀነራል ፃድቃን ከይኾነስ ምሥጢር እዞም ሓለይቲ ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን እናመሰሉ ብዛዕባ መራሕቲናን ጀጋኑናን ትግራይ ብኸምዙይ ዘይተረጋገፀን ሓደገኛታትን ወረታት ዘጋውሑ ትካላት ዜናታትን ሚዲያን ትግርኛ እዮም።

  • @user-nc5wn3ou7z
    @user-nc5wn3ou7z9 күн бұрын

    ብዛዕባ ስልቲ ኩናት መንድኣ ትልሚ ከውፅእ ደልዩ ኣቱም ሰብ እንታእዩ ወሪዱና ።

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold976713 күн бұрын

    ገታቾው ረዲ ናበይ ንሽዋ ኣይሰርሕን ኢዚ እንጽርጹረት ስቢል ወታደር ኣይመርሕን ጀነራላት ኢዮም ዝመርሕ ንፈልጥ ዝብሎዘሎ ተላኣኣኽነቱ ኣፍሊጡ ባንዳ ሰካራም ፉሹል

  • @ezanaalemayoh7282
    @ezanaalemayoh728213 күн бұрын

    ታይ እዩ እዝይ ምቅራብኩምስ ዘይጠቅመና ዜና ተቅርብ

  • @1995mwa
    @1995mwa13 күн бұрын

    ተመዛበልቲ ክመለሱን ትግራይ ናብ ንቡር ቦትኣ ክትምለስ ክገብር ዘይበቕዐ እቲ ብኣቁራጭን ሸርሕን ስልጣን ዝሓዘ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ። ኩሉ ሜድያ ክኣ ነዚ ሓቂ ክትጥምዝዝ እያ እትፍትን ዘላ። ዜና ኣወሃህባኻ ንባዕሉ ናይ ሻዕብያ እዩ ዝመስል። ንወያነ ንምውዳቕ ዋላ ሒኽ እንተበልኩ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ወያነ ናይ ህዝቢ እያ።

  • @HaylomAbraha
    @HaylomAbraha12 күн бұрын

    እወ እዚ ዝበስበሰ ዕድመ ልክዕ መሪሕነት ህርፋን ዘለዎ መሪሕነት ክውገድ አለዎ ከምኡዉን ከምመስርሕ ሕመቅ ዘለዋ ናይ ትእምት ትካላት ክፍተሻ ተተገይሩ እዚ ክፉእ መሪሕነት ንምውጋድ ቀሊል መንገዲ እዩ

  • @rona7755
    @rona775513 күн бұрын

    ጌታቸው ረዳ ፡ሚስጥር ህወሓት ዘቃልዕ እንተኮይኑ፡ ህወሓት እዩ ዝብል ሓቂ ኣይኮነን ማለት እዩ። ነገሩ ስልጣን እንተሒዝካ ክትወርድ ስለዘይትደሊ ናይ ጌታቸው ረዳ ውን ኣንፃር ህወሓት ደው ምባሉ ትፅበዮ ኢኻ።

  • @areaareaarea4587
    @areaareaarea458713 күн бұрын

    ሕጅ ዝድርበየሉ እዋን ስለ ዝበፅሐ ድዩ ምሽጥር ኣውፂአ እናበለ ዘታልል ዘሎ ጌታቸው ረዳ ማለት እንተይ ሓፈረ ተጠሊዑ ህዝብትግራይ ንምሻጥ ምዕራብ ትግራይ መን የመሓድሮ መን ብዘየገድስ ህዝቢ ተመሊሱ ናብቶም ቀቲሎም ዘባረርዎ ወርቲ ይታሓወስ ዝበለና ሰብ ዩ ኣብ ኣማሪካ ከይዱ ኣባል ሲኣይኤ ስለ ዝኾነ ናብ ኣሕዋቱን ቤተሰቡን ዲያስፖራ ትግራይ ናብ ስብሰባ ብፖሊስ ተዓጂቡ ዝኣተወ ሰብ ዩ ዮዋህን ተቃላሳይን ዲያስፖራ ትግራይ በዞም ጠላማት መራሕቲ ትግራይ ኣባላት ሲኣይኤ ግራ ተኣታትዩ ብትዕዝብቲ ሓሊፍዎ እዩ ሕጂ ናይ ኣማሪካ ህዝብትግራይን መራሕቱን ንምጥፋእ ዘውፅእዎ መደብ ዝለ ዝፈሸለ ሃሎው ልው ክብል ጀሚሩ ።

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU13 күн бұрын

    ሓዱሽ ኩነታት ኣይኮነን ፡ ህዝቢ ትግራይ ብመራሕቲ ዝተዓደለ ኣኮነን ፡ መራሕቲ ኩሉሻዕ ንሰንሳቶም ከምሳርየት እናተባልዑ ህዝቢ ብዘይ መራሒ እናቐረየ ኣብ ትሕቲ ኣምሓሩ ወዲቑ ድኒኑ እናነብዐ ዝነብር መከረኛ ህዝቢ ሐዚውን ከይድታት ይረአዩ እልው አረሕደጉታ ፡ ብፍላይ ፕ/ት ጌታቸው ብሓላፊነት ዘጠይቖ ኣካይዳ ሒዙ ኣሎ፡ መራሒ ስለዝኾነ ተጠያቒ እዩ ፡ካልኦትኩምውን እንተትሓስቡሉ ይሓሽ ፡ ቀልጢፍኩም፡ዕንይምንይ ኣየድልን ፡ መራሕቲ ኢኹም እሞ ሕስብሉ፡ህዝቢ ብዘይ መሪሕነት መራሕቲውን ብዘይ ህዝቢ መንበሪን ህልውናን ስለዘየለ ከምቆልዑ ዕንይንይ ይኣክል ፡ ዓድን ህዝብን ኢኹም እትመርሑ ዘለኹምሞ ይኣክል ብናይትማሊ ሎሚ ዘይርኢ ብናይሎሚ ኸዓ ፅባሕ ዘይርኢ ሰብ ካብከፍቲ ዝሓይሽ ኣይመስለንን ፡ህወሓት ብዘይ ህዝቢ ትግራይ ትርጉም የብሉን ፡በዛዘለናያ ሰዓት ህዝቢ ትግራይ ብዘይ ህወሓት ሓላዊ ዘይብሉ ናይ ገዛ ግንዝብ/እንስሳ ማለት እዩ፡፡ህዝቢ ትግራይ በርባዕቲኡ ኹርናዕ ብፀላእቲ ተኸቢቡ መርየት ክትግልበጦ ኢላ እናሃለወት ዝኾነይኹን ናዕቢ ምፍጣር ብዛዕባ ውፂኢቱ ምዝራብ ዓዘርቆዘር እዩ ዝኸውን ፡ኩሉ ትግራዋይ ክሓስበሉ ዝግባእ ናይግድን እዩ ።

  • @YibrahGebreMedhin-ll8sy
    @YibrahGebreMedhin-ll8sy13 күн бұрын

    ክንደይ ትሕስዉ እከለ ተዘረበ ዝብል ኣልበልታ ንትግራይ እንታይ ይጠቅም ብወልቀ ሰባት ትምራሕ ትግራይ ኣይንደልን ናይ መንደረ ወረታትን ወልቀ ሰባት ብልጫ ንምረካብ ዝተፈጠረ ሚድያ ይመስል ሚዛነዊነት ዝጎደሎ ሓበረታ ኢዩ 4:22

  • @user-py3en5ht1l
    @user-py3en5ht1l13 күн бұрын

    Dear kulu media stop bla bla remores shit

Келесі