#RuftaLbey

Subscribe free:
/ ruftalbey
Copyright©Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ 2021
ምሳና ክትራኸቡ ምስ እትደልዮ በዛ Email ክትጽሕፍልና ትኽእሉ ኢኹም:
kibrom.debesay24@gmail.com
√ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ: / ruftalbey
√Facebook:page: profile.php?...
ሃናጺ ሓሳብኩምን ርእይቶኩምን ንዓና ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ካብ ምጽሓፍ ኣይትቀጠቡ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
©All rights reserved to Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ.No part of this publication may be reproduced,distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
#Rufta Lbey# ሩፍታ ልበይ#

Пікірлер: 163

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o3 жыл бұрын

    ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖✝️⛪️🤲🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏ወይ ጓል ተረክቦ ይብሉ ኩቡራት ቀዳሞት ወለድና 💔💔💔💔😭 ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍትና ብዝህበኪ ኩቡር ሓውና መልሲ መሰረት ቀጽሊ ልዑል እግዛብሄር ይሓግዝኪ 🙏ይሓግዘና ኩልና ኣሜን 3+✝️⛪️🤲🙏

  • @user-dt8og2du4q

    @user-dt8og2du4q

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜት

  • @ZamZam-bx6op
    @ZamZam-bx6op3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና ክብርቲ ሓፍትና ኣይዛኪ ላሓዳሩኩም እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይውርድ😘😘😘

  • @user-dt8og2du4q

    @user-dt8og2du4q

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜት

  • @user-fh6ps2rf1s
    @user-fh6ps2rf1s3 жыл бұрын

    በስመ ስላሴ እቀጠቀጥ ኬስየ ብሓቂ ፀግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ መደብ ሩፋታ ልበይ ንትህቡና ምክርን ማዕዳን ብመጀመርያ ነመስግነኩም ብምቅፃል ክብርቲ ሓፍትና ኤልዳና ምስ ብዓል ቤትኪ እግዚኣብሔር ኣምላክና ኣብ ማእከልኩም ተረኪቡ የፀናንዐኩም ኣሕዋተይ መንፈስ ድያብሎስ ካብ ማእከልኩም ተመንቁይሱ ይጥፋእ ኣጆኩም ዓቅሊ ግበሪ ትዕግስቲ ምግባር ኣብ ሕልናኪ ግበሪ ፀሎት ፡ ፆም ስግዳን በርትዒ ንጉሆን ምሸትን በተለይ ስግዳን ፡ ንድያብሎስ ኣቃፂሉ እዩ ዘብንኖ ኣጆኪ ካብ ኩሉ ደማ ኣባት ነብሲ ጥቡቅ ፍቅሪ ይሃልኪ ፀገምኩም ዝፈትሕልኩም ናይ ዕለታዊ ዳዊት ውዳሴ ማርያም ዝደግምልኩም መዝሙረ ዳዊት ዝደግሙልኩም ቀንዲ ምስ ንስሓ ኣባት ተራከቢ ፆርኪ ክቀለልኪ እዩ ግን በዛ ሕጂ ስዓት ንጉሆን ምሸትን ዝከታተል ጎሳ ነብሲ ይፍጠረልኩም ይፍጠረልና አሜን፫

  • @Hayat-ve7hh
    @Hayat-ve7hh3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐና ሓፍትና አይዞኪ ዝሓፍተይ ከብደይ በሊዓትኒ ፈጣሪ አሎ በሰቻ ፆሎት ግበሪ ዝሓፍተይ

  • @user-yk8rt3qo6b
    @user-yk8rt3qo6b3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብሮም ሓወይ♥ ኤልዳና ሓፍተይ እመብርሃን ትሓግዝኪ ኣጆኪ ፍትሕ ግን መፍትሕ ክከውን ኣይክእልን ብጸሎት በርትዒ ኩሉ ዝፈትሕ ኣምላክ እዩ ዘለና ክብርተይ

  • @user-li5jf1pt1d
    @user-li5jf1pt1d3 жыл бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይውት የስመዕልና ክቡር ሓውና ክብሮም አሜን፫// ክብርቲ ሓፍትና ድማ ኣይዞኪ እግዚኣብሔር ኩሉ ይካአሎ እዩ ሞ ብጸሎት ና ብጸም ጥይቂ

  • @daniya4773
    @daniya47733 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ብሃቂ ዘሕዝን ግዜ ብሰንኪ ናትና ፍትሕ እቶም ዘይተመርዐው ንመርዓ ከም ግሃንም ንክፀልእዋ ጌርና ኣምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኪ ገና ንሃለወት ሓዳርኪ ኣትቢቅኪ ሓዚ ፀሎት ግበሪ ብዝተክኣለ ስገዲ ሱባኤ እተዉ ዝሓፍተይ ናብ ኣምላክ ምበር ናብ ሰብ ኣይትፀግዒ ብፀሎት ንኣምላክ ሕተትዮ ባዕሉ መልሲ ኣለዎ እመ ብርሃን ምሳኪ ትኩን

  • @teweldemedhengebre
    @teweldemedhengebre3 жыл бұрын

    ሰላም እልዳና ሓፍተይ፡ እታ ፍትሕ እትብል ቃል እሞ ብፍጹም ከይትሓስብያ ምክንያቱ ፍትሕ ፍታሕ ክከውን ኣይክእልን እዩ። 1- ድልየታቱ ከተለልይ ፈትኒ 2-ውሽጣዊ ዘይምርግጋ ኣጋጢምዎ ከይከውን ፈትሽዮ። 3-ጸሎት ብሓደ ኮይንኩም ክትጹሉዩ ጀምሩ። 4-ዝያዳ ከምተፍቅርዮ ግለጽሉ። 5-ኣከዳድናኬ ኣማሻሽጣኬ ኩልንትናኬ ብልጽቲ ኩኒ። 6-እንታይ ክትገብሪ ከለኬ ይሓርቅ ኣለልይዮ። ልክዕ ከምዛናትኬ ኣጋጢማትኒ ኣላ ኣነ ወዲ እየ ንስኬ ግን ጋል እኬ ክብርቲ ሓፍተይ።

  • @user-dt8og2du4q

    @user-dt8og2du4q

    2 жыл бұрын

    ባሓቂ ክቡር ሓወይ ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @user-nd4vh5mb6v

    @user-nd4vh5mb6v

    2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ በተለይ ኣብ ፀሎት ናይ ኩሉ ችግር መፍትሕ ፀሎት ስለ ዝኮነ

  • @akbertandemikael2389

    @akbertandemikael2389

    Жыл бұрын

    Bhaki kal hiwet yesmalna xbuk mkri xolot kea nsu kgebr entezey kielu nski gn key tehalelki ktxly hadarkum egziabher kexnalkum

  • @user-hy4wu3cw5s

    @user-hy4wu3cw5s

    Жыл бұрын

    👏👏👏

  • @teweldemedhengebre

    @teweldemedhengebre

    Жыл бұрын

    @@user-hy4wu3cw5s ሓፍተይ ኣዛካክርክኒ

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1q3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐና ክብር ሓውና እግዛኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሐልካ

  • @user-uv5iz7ku4k
    @user-uv5iz7ku4k3 жыл бұрын

    አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና 🙏

  • @tseboqnedieu3690

    @tseboqnedieu3690

    Жыл бұрын

    Amen (((3))) qal hiwet yesmaelina hawna🙏🙏🙏⛪⛪⛪💕

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎትካ ዘበን ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላኽ ✝️🕯🕯📖📚

  • @abebaberhiu5188
    @abebaberhiu51883 жыл бұрын

    ስላም ክብር ሓወና ኣነ ኣብ ስደት ዝርከብ ከይና ሓጥያተኛ ስብ እየ ሎሚ ክከይድ ፅባሕ ክከይድ ኣይከድኩይ ንሳሓየ ክኣቱ ኣብ ስደት ከይንካ ኣይፍቀድይ ኢላምኒ ታይ ክገብር ዓደይ ከይኣቱ ደማ ፀገም ናይ ዓደይ ፀግምኒ ክብር ሓወይ ንእሽተይ ምክሪ ክከፈል ይደሊ ኣለኩ የቅርታ ብትሕትና ክትምልስላይ ተስፋ ይገብር

  • @RuftaLbey

    @RuftaLbey

    3 жыл бұрын

    ከም ፍቃድ ኣምላክ በዚ 0041762503069 ርክበኒ እሞ ኣባት ነፍሲ ከትሕዘኪ ክትንስሒ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @user-dx3th3bm6d
    @user-dx3th3bm6d3 жыл бұрын

    እግዚአቢሔር ይኸብረልና ክቡር ሓውና ክብቶም።በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና። ሓብትና ድማ ነዚ ሰሚዕኪ ከተተግብርዮ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።

  • @user-bw6bw6kg1d
    @user-bw6bw6kg1d2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክብር ሓውና ክብርቲ ሓፍትና ኣጀኪ ዝሓፍተይ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 жыл бұрын

    ክቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዛቢሄር ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ስለ ክቡር ቃሉ እግዛቢሄር ይመስገን አሜን አሜን አሜን

  • @user-je2gn5cz1f
    @user-je2gn5cz1f3 жыл бұрын

    ቃለህይወት የስማዓልና ፀጉኡ የብዛሓልካ

  • @user-qw1es7uv7x
    @user-qw1es7uv7x3 жыл бұрын

    በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ክብሮም አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሓፍትና ድማ ኣይዞኪ እግዚአብሔር ኩሉ ይካአሎ እዩ ሞ ብጸሎት ና ብጸም ጥይቂ❤❤❤❤

  • @milonmilon6338
    @milonmilon63383 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና አምላክ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ በርተዐልና ዝሓወይ ዝሓፍተይ አጆኪ አምላክ ሰላም ይግበረልኩም ሓዳርኩም አይዘኪ

  • @user-su7ni2cq3f
    @user-su7ni2cq3f3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭

  • @mmmmm2701
    @mmmmm27013 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜንኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና ክብርተይ ኣጆኪ ተስፈከይትቆርፂ ልእግዚብሔር ሒዝኪ በተክርስትያን ድማ ኣተቃርፂ ልፅንዒ ከሓልፈእዩ ኣጆኪ

  • @user-kv3cz6hi1s
    @user-kv3cz6hi1s3 жыл бұрын

    እግዚአብሄር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታኩም የብዛሕ ክብራተይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር ኣምላክ

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ኣጆኺ ሓፍተይ ማዓረይ ኣምላክ ፍቅርን ሰነያይ ይፍጠረልኩም አሜን

  • @raeeeer-xx5sy
    @raeeeer-xx5sy6 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይለት የስመአልና ክብር ሓዉና❤❤❤

  • @user-zu1ku2cb2g
    @user-zu1ku2cb2g3 жыл бұрын

    እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @user-yi6gp5ws4i
    @user-yi6gp5ws4i3 жыл бұрын

    ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏መስተዊዓል ልበይ ይዓድለና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣሜን (3)🙏

  • @user-jj9kd7ig3p
    @user-jj9kd7ig3p3 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @abaditey7396
    @abaditey73963 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካለ ሂወት የስማልና ሃውና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ

  • @ngstigalkdusmikael2879
    @ngstigalkdusmikael28793 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x3 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዓና ሓውና

  • @genethagos1006
    @genethagos10063 жыл бұрын

    ቃለ ህውተ የስመዕልና አሜን

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z3 жыл бұрын

    አሜን ኣሜን ኣሜን

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24523 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ክብሮም እግዛቢሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ንስካ ወታደር ክርስቶስ ኢካ ብሓቂ ካባካ ቡዙሕ ትምህርቲ ተማሂረ እየ ቀፅሎ እመ ብርሃን ኣዶ ጎይታና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንቁዱሳን ዝባረከት ትባርካ ኣጀኪ ክብርቲ ሓፍትና ፍትሕ ፍታሕ ኣይኮነን ንስኪ ግን ተጊህኪ ፆሎት ፆም ስግዳን ግበረ ብሓቂ ኣሽዑ እግዛቢሔር ኣምላክ እቲ ኩሉ መፍትሒ ኣብ ኢዱ ስለ ዘሎ ካሕኩሑ ክክፈተኩም እዩ ድለዩ ክትረክቡ ኢኩም ከምዝበሎ ጎይታና ንስኪ ብፆሎት ጥራይ ለምንዮ ንኣምላክ ሽዑ ብሓቂ ክሰምዐኪ እዩ እግዛቢሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ እመ ብርሃን ወላዲት ኣምላክ ካባኪ ኣይትፈለ🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @user-ep8fg4sm6h
    @user-ep8fg4sm6h3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዕልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @user-lx7cd4km8j
    @user-lx7cd4km8j3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና🎚️

  • @medihintadese7390
    @medihintadese73903 жыл бұрын

    ቃሎ ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ክብር ሓወና ❤💐😘 ክብርቲ ሓፍትና ኣይዘኪ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ይገበሮልኩም-

  • @selmselm9212
    @selmselm92123 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓና 🙏🙏🙏

  • @user-kr9tx8mv5g
    @user-kr9tx8mv5g3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ

  • @bsratbs6688
    @bsratbs66883 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውት የስመኣልና ፅጉኡ የብዝሕልካ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ክቡር ሓውና ኣጅኪ ክብርተይ በርትዒ ፅሎት እመኣምላኽ ኣይፍለየኪ ኣምላኽ ፍቕሩ ይዓድልና

  • @fkaduasfha9859
    @fkaduasfha98593 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና 🙏🙏♥️⛪

  • @abebaberhiu5188
    @abebaberhiu51883 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዛኣብሔር ፀግኡ የብዘሓልና ክብር ሓወና

  • @user-hv5ql4ri9h
    @user-hv5ql4ri9h3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ዝሓወይይ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ!!!

  • @gfftggt6311
    @gfftggt63113 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም

  • @edenteklehaimanot6215
    @edenteklehaimanot62153 жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @godseidank6522
    @godseidank65223 жыл бұрын

    amen amen amen kalehiwet yesmealsna

  • @letishgebremichael5452
    @letishgebremichael54523 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓዉና 👏👏👏🙏🙏🙏

  • @user-zf6ye1gy2j
    @user-zf6ye1gy2j3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @banatewelde2892
    @banatewelde28923 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle55643 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena xegu yebezahelka fetare 🤲🤲🤲⛪⛪⛪

  • @meskelagezae1271
    @meskelagezae12713 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክት የስምኣና ኣሜን

  • @smare0101
    @smare01012 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @serkalem4543
    @serkalem45433 жыл бұрын

    አሜን (3) ቃል ህይወት የስመዓልና

  • @tsigehalafi1755
    @tsigehalafi17553 жыл бұрын

    አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና።

  • @selemeyachemfeshazion8026
    @selemeyachemfeshazion80263 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna

  • @fhdhh8160
    @fhdhh81602 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዐና ኩቡሩ ሓዉና

  • @letebrhanasfawwoldearegay9028
    @letebrhanasfawwoldearegay90283 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna amen amen amen❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Kahsay068
    @Kahsay0683 жыл бұрын

    amen amen amen qal amelak yesemalena

  • @user-dw3sm5gt9e
    @user-dw3sm5gt9e3 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmelna kbur hawna

  • @azebrezene2330
    @azebrezene23303 жыл бұрын

    Amen Amen Ame kale hiwet yesmeana kbur haweyy

  • @tewenkifile8939
    @tewenkifile89393 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet yesimaAlna

  • @user-vq7oz5kj8f
    @user-vq7oz5kj8f3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወትን ይስመዐልና ክቡር ሓወይ

  • @genigaltgraym5206
    @genigaltgraym52063 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዘሓልካ ክቡር ሓዉና

  • @aslitewelde3982
    @aslitewelde39823 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna

  • @dswffeef9659
    @dswffeef96593 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና

  • @oasd7432
    @oasd7432 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን 🌹🌹🌹🌹🌹👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻

  • @godislove2279
    @godislove22793 жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያሰማልን❤🙏🙏🙏🙏

  • @adeymariam7899
    @adeymariam78993 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna hawuna edmen tenan yhabka fetari

  • @arsemayakob9885
    @arsemayakob98852 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @evenmusazgi2096f
    @evenmusazgi2096f3 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabher Amlak xegu yebzhe hawena yehwatna

  • @selamgh3379
    @selamgh33792 жыл бұрын

    kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏🙏

  • @s3edh955
    @s3edh9553 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ብክርስቶስ ይብዛሕ ክቡር ሓውና አለና ብምሕረቱ ኣምላኽ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ሓዳርኹም ይባርኽ እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @user-dl9dk5gm9v
    @user-dl9dk5gm9v3 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዕልና

  • @BerihaTewelde
    @BerihaTewelde2 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna aba Amina yetsneana 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-fc6lq9br5g
    @user-fc6lq9br5g3 жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያሰማዓልና ሓውይ ማዓረይ💔💐

  • @asmaytweldegebriel7329
    @asmaytweldegebriel73292 жыл бұрын

    Amenn Amenn Amenn kale hiwet yesmalna kubur hawna nay Behaki Abyi tmerti xegau yebzehalkum Kbrti habtey Ajoki Egzabiher amlak megedi yeman ymrhayo

  • @akbertandemikael2389
    @akbertandemikael2389 Жыл бұрын

    Amen amen amen bhaki kal hiwet yesmalna

  • @user-gu8zj6xt6u
    @user-gu8zj6xt6u3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @buucsbb8535
    @buucsbb85358 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዐልና

  • @godislove2769
    @godislove27693 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmalna

  • @Fekarkun
    @Fekarkun3 жыл бұрын

    Bhaki xbuk mkri u adalewti medeb Rufta lbey xegieu yebzhalkum fetari 🙏🏰🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @tirhasokube5645
    @tirhasokube56453 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @hcjnc7713
    @hcjnc77133 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምኽርኹም ኣይፈለየና

  • @rehalrehal1432
    @rehalrehal14323 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ጰገኡ የበዘሐልና እግዚአብሔር አምላክና 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @dehabkahesay3040
    @dehabkahesay30403 жыл бұрын

    Amen amen amen qal Hewit yesmalen

  • @user-kf2pe2vk2p
    @user-kf2pe2vk2p2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ኣጀኪ ሓፍተይ ንሓዳርኩም ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu88432 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ውድ ወንድሜ መምህራችን እንካንም በስላም መጣህልን ቃል ህይወት ያስማልን ለሁላችን እግዚአብሔር ያግልግሎት ዘመንህን ይባርክልህ እግዚአብሔር ሀይልና ብርታቱ ይስጥልን ውድ ወንድሜ መምህራችን

  • @lwambirhane4184
    @lwambirhane41843 жыл бұрын

    Amen(3) qal hiwet yesmalna rufta lbey

  • @user-lm5ix4ts8b
    @user-lm5ix4ts8b3 жыл бұрын

    ቃለ ህይወል የስመዓልና

  • @alematg6722
    @alematg67222 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐና ዓይኒ ልበነና የክፈተልና እግዚአብሔር ኣምለክና

  • @user-rm1zd9tl6n
    @user-rm1zd9tl6n7 ай бұрын

    ኣሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ክቡር ሓውና ጸጋኡ የብዝሐልካ✝️

  • @tsgabnguse2041
    @tsgabnguse20412 жыл бұрын

    Amen amen amen kali hiwet yesmalina memhrey marey nhaftnaka tegstin xnatin yhabki akoki zhaftey

  • @azebghebre715
    @azebghebre7153 жыл бұрын

    Nay bhaki kale hiwet yesmalna Egeziabher amlak yhageziki ajoki haftey

  • @gebreyesussolomon6357
    @gebreyesussolomon63573 жыл бұрын

    Amen amen amen ✝️✝️✝️💒💒💒💒💒

  • @user-mm1mk6zc9s
    @user-mm1mk6zc9s3 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና።።

  • @hjgg2488

    @hjgg2488

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኩቡር ሓውና

  • @endahaftiendahafti4472
    @endahaftiendahafti44722 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዕና

  • @user-uz9qe6rw4z
    @user-uz9qe6rw4z3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሓብተይ ኣጆኺ እዚ ሓሳብ ሓሳብ ድያብሎስ እዩ እሞ ኣስተብህልሉ ዝሓብተይ ኣብ ፈጣሪኺ ተማሕጸኒ ንኣባት ነብስኺ ድማ ተዛረብዮ ጸሎት ክሕግዘኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኹን ፍትሕ ድማ ፍትሕ ኣይከዉንን እዩ

  • @feryamaryamlji
    @feryamaryamlji3 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hawet yasmalna hawey haftay ka tslotn tsmun gebari egezabehar amilak hadarkim selam yegebrlkum

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w3 жыл бұрын

    ሰላም መዳለዉቲ ርፍታ ልበይ ሰላም አምላክ ምሳካቱም ይኩን ፀግኡ ይብዘሐልክም

  • @timnitzemariam4493
    @timnitzemariam44933 жыл бұрын

    Amen amen amennn kal hiwet yesmeana rufts libey ezgeabher edemen teanan yhabkum fetari ajaki hafitna mis abat nebski telazebi keykarexki Xelot azewtri amlak lmanoki kisemeaki u hadar texawarinet akli emnet fkiri yedliyo 🙏🙏🙏

  • @user-rw7jo1wh2h
    @user-rw7jo1wh2h3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውና ንሓፍትና ድሞ ኣምላክና መደህኒና እየሱስ ክርስቶስ መንፈሱ ይላኣከልኪ ንሓዳርኩም ፍቅሪ ስናያን ይላኣከልኪ ፍትሕ ኣይፎትይ እሞ

  • @user-if4pg4ve1z
    @user-if4pg4ve1z3 жыл бұрын

    ዘሓፈተይ ፈቶሕ ኣይፍቀደን ኣየ አጀካ ብጸሎት ናብ ልቢ ክምለስ ይክአል ኣየ ጸልት ጥረይ ግብራ ኣባት ነብስ ኣንተ ህለካ ናባት ንበስካ ንገራያም በዓልም ናብ ልቢ ክምለስ ኣየም

Келесі