#RuftaLbey

Subscribe free:
/ ruftalbey
Copyright©Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ 2023
ምሳና ክትራኸቡ ምስ እትደልዮ በዛ Email ክትጽሕፍልና ትኽእሉ ኢኹም:
kibrom.debesay24@gmail.com
√ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ: / ruftalbey
√Facebook:page: profile.php?...
ሃናጺ ሓሳብኩምን ርእይቶኩምን ንዓና ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ካብ ምጽሓፍ ኣይትቀጠቡ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
©All rights reserved to Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ.No part of this publication may be reproduced,distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
#Rufta Lbey# ሩፍታ ልበይ#

Пікірлер: 79

  • @user-kp9zk5xe7w
    @user-kp9zk5xe7w8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🤲🤲

  • @AsqAsq-om6to
    @AsqAsq-om6to8 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ክብሮመይ እግዚአብሔር መጸናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልኣኸልና😢

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ከቡር ሓወና እግዚኣብሄር ኣምላከ መፃናንዒ መንፍስ ቅድስ የውርደልና🤲🤲🤲😥

  • @lunaHab792
    @lunaHab7928 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብር ሓውና ንህዝቢ ትግራይ ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @user-kn1ch3ep1u
    @user-kn1ch3ep1u8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ዓደየ ካሕሳ ይሃብኪ😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-ms9lh5ee1x
    @user-ms9lh5ee1x8 ай бұрын

    አሜንንን🙏🙏😢😢😢

  • @gedeytsegay3927
    @gedeytsegay39278 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዕና🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @merhawimebrahtom8270
    @merhawimebrahtom82708 ай бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna ❤️🙏🙏🙏😢😢😢

  • @simretgebre1445
    @simretgebre14458 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏

  • @Kabi20000
    @Kabi200008 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @kdsngrmdhn565
    @kdsngrmdhn5658 ай бұрын

    ኣሜንን❤

  • @SamsungA-xe4sq
    @SamsungA-xe4sq8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መፅናንዒ መንፈስ ይፍጠሪልና 👏😢

  • @user-kz5hv6oc4y
    @user-kz5hv6oc4y8 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ኣምላክ ንኩላትና መፀናኒዒ ቁዱስ ይልኣክለና

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e8 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብሮመይ ጸግኡ የብዝሕ❤❤❤

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ መፅናዕንዒ መንፈሱ ይልኣከልና እምበር ሓሪና ኢና 😥🙏

  • @genet3442
    @genet34428 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፀካ ኩብር ሓወይ ኣይትጥፋናባ ካባካ ቡዙሕ ኢናኮ ንመሃር እሹኒ ኣምላኬ መፃናኒዒ መንፈሰ ቁድሰ ይላኣከልና ይቀንየና ኩቡረይ 😭😭😭😭😭

  • @amnaslama4484
    @amnaslama44848 ай бұрын

    ቃለ ህይውት ያስመዐልና ክብ ሓውና እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ መፅናዕናዕ ያሃበና😢😢😢😢😢😢

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im7 ай бұрын

    ቃል ኅይወት የሠመዐልና መምኅረይ!👏 እህ ዓው እልካ ዘይትበክየሉ ዓዲ ሰፍርና ኣይበከናሎሚን ኣሕዋትና💔

  • @user-dk6ee9eu5q
    @user-dk6ee9eu5q8 ай бұрын

    ክፍእ ፅልምት እዩ ኢልና ዘሎ እግዚአብሄር ዳኣ ይደግፈና እምበር ካብ ብኽያት ናብ ኽያት 💔💔💔😢😢😢

  • @swsw5226
    @swsw52268 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ክብር ሓዉና በጃካ ኣትጥፈአና ብዙሕ ኢና ንፀናናዕ ካባካ🥺 አሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏 ናይ ለሙስ ዝመረር እዩ" ኣክእሎ ይሃብኪ ኣደይ 💔😭 መን ኮን ሒዝኪ ተሪፍኪ ዓደይ💔😢💔😭

  • @user-yt1iz5iu9h
    @user-yt1iz5iu9h8 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና😢😢😢

  • @user-no6np8sh8l
    @user-no6np8sh8l8 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቱው ሓውና

  • @user-lq4yp7cp4n
    @user-lq4yp7cp4n8 ай бұрын

    ኣምላክ ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ ንዝሞቱ የሕዋት ድማ ኣምላክ ኣብታ ዘይ ትሓልፍ መንጉስቱ ይእትዎም አቲ ኩሉ ዝካሎ ፈታሪ ኩቡር ሓው ድማ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣምላክ ናይ ፍቅርን ዕርቅን ሰላምን መንፈስ ቁዱስ ይላልኣከልና

  • @mleitebeyene384
    @mleitebeyene3848 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna nzmetu ahwatina mengste semay yewarsom nisdra bet dima tsniat yhabkum fetari 😭😭😭😭😭😭😭

  • @aaashashutsegy
    @aaashashutsegy8 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር። አምላክ ክቡር ሓዉና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ብቃሉ የፅነዐና😢😢😢 ልብናስ ተሰይሩ እዩ ዓዉ እልና ከይንበኪ አብ ሰደት ኮይና አብ ልብና ተዓንጊት ምንፋስ አቢና 😭😭😭 አለክን ዶ ደቂ መዳም አጆና ፅንዕ ንበል ፀሎት ንግበር ቅዱሳን መፃሓፍት ነንብብ እግዚአብሔር። ክሕግዘና እዩ አጆና ብሓይሊ እፈጣሪ ኩሉ ክንክእሎ ኢና እግዚአብሔር ልመላአ ህዝቢ ትግራይ ድማ እግዚአብሔር። አምላክ ፅናዓት ይሃበና😭🙏😭

  • @wejereteyti6678
    @wejereteyti66788 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር ሓውና ክብሮም በጃኻ አይትጥፍአና 😢😢

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u8 ай бұрын

    ተመስገን እንቋዕ ደሓን መጻኩም እንዳ ርፉታ ልበይ ድምጽኩም ኣይተሓበአና ተፊእኩምና እንዲኩም

  • @user-hy6uq8cv7v
    @user-hy6uq8cv7v8 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔🙏🙏🙏

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z8 ай бұрын

    ❤❤❤😢

  • @user-xb6iw1cp1z
    @user-xb6iw1cp1z8 ай бұрын

    ❤❤😢

  • @buudla8284
    @buudla82848 ай бұрын

    ተመስገን ኣለኩም ድኩም ኣነ ድየ ጠፊአ ንሱም ክብል ጸኒሐ እንኳዕ ደሕን መጻእኩም ሩፍታ ልበይ💐👏🕊

  • @fgfg7095
    @fgfg70958 ай бұрын

    አሜን((3))👏😢😢😢😢

  • @fytrggdggc4606
    @fytrggdggc46068 ай бұрын

    😢😢😢😢❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya38318 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ዛሓወይ ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩፍእ ኣይትርከብ ናዓናውን መፅናዕንዒ መንፈስ ቁዱሱ ይልኣከልና ፈጣሪና ታነይርዎ ኩሎም ኤርትራውያን ካማካ ተትኮኑ ንሑዙን ልብና ኣጆኩም እናበሉ ዝድግፉ ኩምዝካማ ተዝኮኑ ፁቡቅነይሩ ከማካ ዝበለ ፈጣሪ የብዛሓዮ እንተ ኣንሕና ብምሕዛንና እትሑጒሱ ግን ኣምላክ ዓይኒ ልበናኩም የብራሃልኩም

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39298 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @rhdjddirjs1405
    @rhdjddirjs14058 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምካይብዘሕ ክብር ሓውና

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele35728 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏😢😢😢😢

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q8 ай бұрын

    💔😭

  • @user-yh3yd7wo8u
    @user-yh3yd7wo8u8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ክፉእ ኣይትርከቡ😢😢😢😢

  • @user-mv7dz4yg4f
    @user-mv7dz4yg4f8 ай бұрын

    _ዓደይ ኣደይ ፅንዓት ያሃብኽ ኣዶዋ ለምስ እንድዕ በዙሑ🖤😭_ _አሜን፫ ቃል ሂወት ያስመዐልና ሓወይ_

  • @enbebatukue7557
    @enbebatukue75578 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብ ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ በዚ ይኣክል ይበለና ፈጣሪ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡሮም ሓወይ

  • @tsgeselamyoutube8746
    @tsgeselamyoutube87468 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢😢😢

  • @rbfhftcj1649
    @rbfhftcj16498 ай бұрын

    እንካዓ ብሰላም መፀካ ክቡር ሓወይ ኣይትጥፋና ካብካ ቡዙሕ ኢና ንማሃር እና እሺኒ ኣምላክ መፃናኒዒ መንፈስ ቁድስ ይላኣከልና😢 ኣብካ ሓዲሩ ስለ ዝማሃረና ይክብር ይመስገን ፀጋ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ❤❤❤

  • @salemsalem8965
    @salemsalem89658 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና❤

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k8 ай бұрын

    ባሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ንዛሓዘንና መንፈስቅዱሱ ይልኣከልና😢

  • @mahratamere4399
    @mahratamere43998 ай бұрын

    😢😢😢😢😢💔💔💔💔😢 ህዝበይ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-pi7hj2ov5n
    @user-pi7hj2ov5n8 ай бұрын

    ደክምና እንዉሎ ጠፍእና😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-hm6ez8dx1x
    @user-hm6ez8dx1x8 ай бұрын

    💔🖤🥹😥😭

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e8 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna 😭

  • @user-ej6sy1zz6i
    @user-ej6sy1zz6i8 ай бұрын

    ❤አሜን አሜን መፀናነዒ ቅድስ መንፈስ ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ❤

  • @HummuHuny

    @HummuHuny

    8 ай бұрын

    አሜንአሜንአሜንመፀናነዒቅድሰመንፋሰይሃበናእግዚአብሔርአምላከ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam128 ай бұрын

    እግዝአቢሄር የፅንዓና ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ቃለ ሂወት የስምዓልና ልስውዓት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😭😭😭😭😭💔💔💔

  • @user-jz4yg9gg1t
    @user-jz4yg9gg1t8 ай бұрын

    ክብር ሓውና እንካዕ ደሕና መፃእካ ህዝብና እውን ኣምላክ መፃናንዒ መንፈስ ይላኣከልና

  • @user-yl1uv8eh6e
    @user-yl1uv8eh6e8 ай бұрын

    እንኮዕ ዳሓን መፃኣካ ክብር ሓውና ☘️ ቃል ሂወት ስመዐልና መፃናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይላኣከልና እግዚኣብሔር ኣምላክ 😢

  • @akazehaftu7898
    @akazehaftu78988 ай бұрын

    እንኳዓ ዳሕና መፀእካ ክብር ድያቆን ሓወና ህሩፋታ ልበይ ቃለህወት ያስመዐልና🤲🤲🤲🤲ኣሕዋትና መንግስተሰማያት ያዋርሰና ህዝብ ትግራይ እግዚአብሔር ምፃንዕናዕ ይሃበና 🤲🤲🤲

  • @user-zg1ew2mc3s
    @user-zg1ew2mc3s8 ай бұрын

    😢😢😢

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l8 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ እንፈትወካ ኹቡር ሓውና ሕማቅ ኣይትርከብ ኣዶ ትግራይ ፅናዓት ይሃብኪ 😭😭😭💔💔💔😭ንመላእ ህዝብና ብስደትን ዓድን ፅናዓት ይሃበና ልዑል ፈጣሪ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን

  • @user-yk4cp4yp5x
    @user-yk4cp4yp5x8 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢

  • @heru668
    @heru6688 ай бұрын

    ኣሜን መፀናንዒ መንፈስ ቅዱሱ ይልኣከልና🙏

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb8 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና የቐንየልና❤😢

  • @hintsetyoutube
    @hintsetyoutube8 ай бұрын

    Khiwot yasmilk kiber ahwey🙏😢

  • @akazehaftu7898
    @akazehaftu78988 ай бұрын

    ሕማቅ ኣይሕለፍካ ሓውና🤲🤲🤲

  • @ghgh4028
    @ghgh40288 ай бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐለና ኩቡረይ✝️

  • @gjns1580
    @gjns15808 ай бұрын

    ኦፈጣር😢😢😢😢

  • @medilove9633
    @medilove96338 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን መፅናነዕ መነፈሱ ይልኣኸልና እቲ ልዑል ፈጣሪ😢🙏🙏😢😢

  • @negesetbahata1784

    @negesetbahata1784

    8 ай бұрын

    My condolences go to everyone!!!!!❤

  • @user-ck2li5lq8z
    @user-ck2li5lq8z8 ай бұрын

    አሜን እግዚአብሔር መፅናንዒ ይልአኸልና 😢

  • @user-bg6sc8lo2u
    @user-bg6sc8lo2u8 ай бұрын

    አሜን አሜን ኣሜን 😢😢😢

  • @Yes_Christian
    @Yes_Christian8 ай бұрын

    ሰላም ሩፍታ ልበይ ድሃይኩም ኣይተሃባአ ቃላትኩም መጻናኒዒ ዩ ሞ ድሃይኩም ኣይትሁቡአልና 🎉 ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመኣልና አቲ ዓይኒ ዝፈተረ ፈታሪ ይሬኢ ኣሎ ሞ መጸናኔኢ ይለኣከልና አንበር ግዘስ ሓሲሙ ኣደ ኣደዳ ሓዘን ኮና ወላድ መኻን ኾና😂😂

  • @zxzx6334
    @zxzx63348 ай бұрын

    ልብና ኮ ተሴሩ 😢😢😢😢

  • @hintsetyoutube
    @hintsetyoutube8 ай бұрын

    Selam tisnat yhban😢😢😢😢😢😢 batam kibad ayu😢

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x8 ай бұрын

    _ሎምስ በዚሑ መሪርና😢💔😭_

  • @sooqusaabya3831

    @sooqusaabya3831

    8 ай бұрын

    ኣጆና ዞም ኣሕዋተይ ፈጣሪና ናይ መወዳእታና ክገብረልናእዩ ኣጆና ፈጢሩ ፈፂሙ ኣይርሳዓናን እዩ ኣጆና ጥራይ

  • @anisaany6039
    @anisaany60398 ай бұрын

    💒✝️😭💔🖤🤲🤲🕊

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ መፅናዕንዒ መንፈሱ ይልኣከልና እምበር ሓሪና ኢና 😥🙏

  • @yute2286
    @yute22868 ай бұрын

    💔😭

  • @gsas4971
    @gsas49718 ай бұрын

    ❤❤❤😢

  • @gjns1580
    @gjns15808 ай бұрын

    ኦፈጣር😢😢😢😢

Келесі