Robel Haile - Welodoy - New Eritrean Music 2019 - ( Official Music Video )

Welodoy - Robel Haile
New Eritrean Music 2019 | Tigrinia Music Video 2019
Official social media pages
Facebook - bit.ly/2ZdSMMD
Instagram - bit.ly/2Ik4akZ
Snapchat - Roha_Melody

Пікірлер: 1 700

  • @user-ss1sm5qt4f
    @user-ss1sm5qt4f5 жыл бұрын

    ህዝበ ክርስትያን ርሑስ ኣውደኣመት በዓል ፋሲጋን ሆሳኤናን ቀዳመ ሰንበትን ይግበረልና ፍትዋት የሕዋት

  • @trueloveisneverend7964

    @trueloveisneverend7964

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen ahbiru hawey natey

  • @mnbarbfkri5862

    @mnbarbfkri5862

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Büro

  • @metkelafewerki2016

    @metkelafewerki2016

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen yhebru zearkey

  • @sessenme9780

    @sessenme9780

    5 жыл бұрын

    amen amen amen yehbiru

  • @rusomraesi2537

    @rusomraesi2537

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ma bro

  • @atchanel6181
    @atchanel61815 жыл бұрын

    ይርግኣልም ፍስሃ ግጥሚ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ኣንቲ ንስኽስ ሓንቲ ክንድ ሽሕ እንዲኺ ንይርግኣለም ፍስሃ ዝፈቱ like

  • @mihretteklom54

    @mihretteklom54

    5 жыл бұрын

    Awe eza berki anka aytefeatna

  • @freta8953

    @freta8953

    5 жыл бұрын

    Nay Behaki,

  • @danielmekonen6031

    @danielmekonen6031

    5 жыл бұрын

    Eritrea Tuday Men eyu yrgalem fsha? Gal wala wedi?

  • @freta8953

    @freta8953

    5 жыл бұрын

    @@danielmekonen6031 gual eya, ኣዝያ ብልጽቲ ገጣሚትን ጋዜጠኛን አያ። ኣብ ኤርትራ ን ከባቢ ሽዱሽተ ዓመት ተኣስራ ነይራ። ብስፍሕ ዝብል ዛንታ ክትሰምዖ ግን ኣብ ናይ ወይኒ ሱሎምን ሾው ኣሎ። LYE.tv - Weini Sulieman Presents #26 - ዕላል ምስ ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ | Yirgalem Fisseha - Part 1 kzread.info/dash/bejne/ZI2BpamPkaeoYag.html

  • @hagerey672

    @hagerey672

    5 жыл бұрын

    leke endo gda fluy xbake teraEuni, eza anbesit haftna❤

  • @gerekibrom1709
    @gerekibrom17095 жыл бұрын

    *ወሎደይ* እተጠመትኩ ቅድመይ እተራኣኹ ድሕረይ እዚ ወለደይ ብዱሉን ግዱእን ሩፍታ እንተበለ ሩፍታ ዝስእን ፍትሒ እንተበለ ፍትሒ ዝስእን ኩሉ ደልዩ ኩሉ ካብ ዝስእን ንገለ ክደሊ ዘጥፈአ መኣዝን እተጠመትኩ ቅደመይ እተረኣኹ ድሕረይ እዚ ወለደይ ብዱሉን ግዱእን ሩፍታ እንተበለ ሩፍታ ዝስእን ፍትሒ እንተበለ ፍትሒ ዝስእን ኩሉ ደልዩ ኩሉ ካብ ዝስእን ንነብሱ ክደሊ ዘጥፈአ መኣዝን ግዜ ምስ ኩነታት ኮነንኦ ክልተጫፋት ናብዚ እንተበለ ከምቲ እንተበለ በቲ እንተኾነለይ ገለ ዕድመኦም ጽሩፍ ከይበለ ገለ ኣብ ቀብሪ ንእስነቱ ዝወዓለ ወሎደይ ወሎደይ ወሎደይ'የ(2) እቲ ከይንኣሰ ዝሸምገለ!!! ኣብነት ናይ ድኻም ምስሊ ነብሰ ፍትወት፡ ንመከራ እምበር ዘይተፈጥረ ንዓወት! ጌሮም እንዳገለጹ ጌሮም እንዳ ኣስረጹ ዝወንጀልዎ'ታ ብጌጋ እንዳማቱ ዝወንጀልዎ'ታ ብጌጋ እንዳማቱ! ድሁል ኣንዳተባህለ ኣታ ዝተዳህለ!! ከይተዋህበ ሃብ ፣ ሃባ ዝተባህለ!! ራኢን ዕላማን ዝተመንጠለ! ሰነፍ እንዳተባህለ!፡ ኣታ ዝሰነፈ ወፈሳ ዝጽሓየ መጠን ዝሓለፈ ወሎደይ ወሎደይ ወሎደይ'የ እዚ እዩ ምስሊ ወሎደይ እዚ'ዩ እዚ'ዩ እዚ'ወ ምስሊ መደንገጽ እዩ ዓደይ! እዚ ናተይ ወሎደይ ነቲ ጸገም ከም ራህዋ ዝለመደ! ሕሰም ኪኢሉ'ዶ ሃገር ከይትኸዶ ኒሑ ርኦም እባ ኣስፊሮሞ በቲ ማዕዶ እዚ ናተይ ወሎደይ ነቲ ጸገም ከም ርህዋ ዝለመዶ ሕሰም ኪኢሉ'ዶ ሃገር ከይትኸብዶ ኒሑ ርኦም እባ ኣስፊሮሞ ኣብቲ ማዕዶ እዚ ናተይ ወለዶይ ነቲ ጸገም ከም ርህዋ ዝለመዶ ሕሰም ኪኢሉ ዶ ሃገር ከይትኸብዲ ኒሑ ርኦም እባ ኣስፊሮሞ ማዕዶ! *100 %* የቐኔልና ሮብ

  • @milikiros8246

    @milikiros8246

    2 жыл бұрын

    Robi hawey gele aynet nebsey kemgele geruni!❤hawey kea thank you! weledoy ayteamon!💔

  • @inspirationwithhani751

    @inspirationwithhani751

    Жыл бұрын

    Yirgealem fisseha ❤

  • @bettysami9840

    @bettysami9840

    6 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @onedayzeru4092
    @onedayzeru40925 жыл бұрын

    ይርጋኣለም ሓብትና ከኣ ካብቲ ሑስም ስርዓት ወጺኪ ነዚ ግጥሚ ክትሰርሒ ምብቓዕኪ እንቓዕ ኣቡኡ ኣብቓዓኪ

  • @user-hi4zn4li8d

    @user-hi4zn4li8d

    5 жыл бұрын

    Khateka bro yrgalem ab Germen dya zela yqreta

  • @eliltayonas2365

    @eliltayonas2365

    5 жыл бұрын

    @@user-hi4zn4li8d eza htoka naa tray eu zmlketa. Yrgaalem abey ala aymlketenan eu. Betesebawi zmdna enteleka kaa n sdraa htetom.

  • @user-hi4zn4li8d

    @user-hi4zn4li8d

    5 жыл бұрын

    Sorrry Gere zeru yqreta bhnaq hasibe aykonkun hji gn teredeka aleku wegeney

  • @samuelafewerki5650

    @samuelafewerki5650

    5 жыл бұрын

    Gere Zeru wela naka bro

  • @user-nw3qg6vq3c

    @user-nw3qg6vq3c

    3 жыл бұрын

    @@eliltayonas2365 kkkkkkkkk eway melsi ata nnskas ms baba esu tserh nierka eka ,gn adniqeka bhaqi.kkkkk Gerie emun arkey ka dahan yegatm eyu wedi grhi lba

  • @senaitdebsayinmyheart1896
    @senaitdebsayinmyheart18965 жыл бұрын

    ኣበት ደስ ክብለካ ሎሚስ ኩሉ ሰነ ጥበበኛ ኣብ ጎንና ኮኑ ።

  • @kibromhabte5157

    @kibromhabte5157

    5 жыл бұрын

    ናይ በሃቂ በትሪ ሃቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን እያ ። ኣጆና ትራይ ደቂ ኤረይ ቀሪቡ ቲ ንህና ንሃልሞን ንብህጎን።

  • @hiwet9810
    @hiwet98105 жыл бұрын

    *ያ ጃምዓ እዛ ደርፊ ኣገዳሲትን እዋናዊትን ትመስል እሞ like ንሃቦ ንዓይ ካኣ ምስኡ ኣግርጩው ኣብሉለይ*

  • @milohazell1073

    @milohazell1073

    5 жыл бұрын

    ንዓይለ አገራጭዉኒ

  • @goitomdawitt3026

    @goitomdawitt3026

    5 жыл бұрын

    Ataw fefereqina hahah Agerchewu

  • @Brave-Is_Mine1

    @Brave-Is_Mine1

    5 жыл бұрын

    ኣግርጩው ኣብሉለይ ካብ በልካስ ህንካ👍👍 ንቑርሲ ቡንካ 😜

  • @mikemike4013

    @mikemike4013

    5 жыл бұрын

    Tekewel eske ezi guday welodona ytefie alo eyu zibl zelo kurub aysweteken keman

  • @mohanadkhalil1095

    @mohanadkhalil1095

    5 жыл бұрын

    ya nay bahaki

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir94305 жыл бұрын

    ዜማ 100% ግጥሚ 100% ክሊፕ 100% ኣጆካ ሮቢ ቀጽሎ ያ ጃምዓ like.እሰከ ኣይንሕመቅ።

  • @Freselammussieofficial
    @Freselammussieofficial5 жыл бұрын

    ሕሰም ክኢሉ ዶ ሃገር ከይትኸብዶ ኒሑ ርእዮም እባ ኣስፊሮሞ ኣብቲ ማዕዶ ! ንጹርን ገላጽን መልእኽቲ ፡ ሮቢ ወዲ ህዝቢ ክብርን ሞጎስን ብዘይስንፍንኡ ዝሰነፈ ወለዶ ድማ መወዳእታ ይግበረሉ ርሑስ ቅንያት ፋሲካ ፡ ናብ ክቡር በዓል ሆሳእና ድማ እንቋዕ ብሰላም ኣብጸሓና ።

  • @musiegirmatsion2595

    @musiegirmatsion2595

    5 жыл бұрын

    Freselam mussie ከም ሰብካ ተዓዚብካ ተገዲስካ ርእይቶ ምሃብካ ክብሪ ይግባኣካ እዩ። እዚ ከኣ ስነጥበባውያንና ነንሕድሕድኩም ትደጋገፉ ከም ዘለኹም ዘርኢ ኣብነት እዩ። keep it up!! ንስኻ'ውን ደጋግመና

  • @samuelgoitom8684

    @samuelgoitom8684

    4 жыл бұрын

    💔💔💔💔✌✌

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show5 жыл бұрын

    ብሉጽ ስራሕ ብሓቒ ዋውውውው ብራቮ ሮቢ ሓወይ ።

  • @bzimngu7197

    @bzimngu7197

    5 жыл бұрын

    Neshnesh ata regatsi haru tefikana dea keb gets komment moral mehab n snetbebawyan attfa ba ata wedi kezab kutsri hade

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    5 жыл бұрын

    @@bzimngu7197 kkk ትጸርፈኒ ዲካ ዘለካ ትንእደኒ ዋ ክክክክ

  • @lionyemane2895

    @lionyemane2895

    5 жыл бұрын

    Neshnesh Tv tehawawisika do xerfien naedan

  • @DESETFQRI

    @DESETFQRI

    5 жыл бұрын

    @@neshnesh_show ይንእደካ ኣሎ ብ ቋንቃ ናይ ዓድና ክክክክክ አዋይ ደቂ ዓድና ብሩካት ኣይትሰኣኑ በሉ ስአ

  • @user-qw6jo2jk3x

    @user-qw6jo2jk3x

    5 жыл бұрын

    ነሽነሽ መሰታና ስለ ንፈትወካ ከኣ በዚ ኢና ንጸርፈካ ኣይትሕመቅ ኩቡር ሓወይ

  • @user-zk8er1bm9c
    @user-zk8er1bm9c5 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቡዱላት ወለዶ ኢና። ድሮ 24 ግንቦት እዚ ቡዱል ወለዶ ንህግደፍ ክጸርግ ተዳልዩ ኣሎ። በዚ ዜና ዝተሓጎሰ like ዪግበር።

  • @zahirkhan4710
    @zahirkhan47105 жыл бұрын

    I come from Afghanistan love Eritrea music like robel wweeee

  • @sabrinasol6649

    @sabrinasol6649

    5 жыл бұрын

    We love you too bro

  • @jamieahmed9269

    @jamieahmed9269

    5 жыл бұрын

    I AM FROM ERITREA ,I have many friends at your country afghanistan so thank you bro ,

  • @shishayeyob3114

    @shishayeyob3114

    5 жыл бұрын

    We love you too bro

  • @promisedlandpromisedland4672

    @promisedlandpromisedland4672

    5 жыл бұрын

    One love

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002

    @estifanoskidaneghbrezghi9002

    4 жыл бұрын

    Tankse frà

  • @jonasjonas3327
    @jonasjonas33275 жыл бұрын

    ልፅሊ 20 ግዜ ሰሚፀያ wawwww Bdulat ena weledoy mezanoy All Eritrean people::

  • @user-tf7jw9ck3w
    @user-tf7jw9ck3w5 жыл бұрын

    ሮቢ እንካዕ ምስ ህዝብካ ኮንካ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኣይኮነን ኢዱ ሕጂ ግን እቲ እዋን ዝቀረበ ይመስል ጎይታይ ንኤርትራ ሃገርናን ህዝብናን ባርከልና 💒❤️🕌🇪🇷

  • @evensamuel6177
    @evensamuel61775 жыл бұрын

    ሮቢ ሓወይ ጽቡቅ ስርሕ ኣጆኻ ሩሑስ ኣውዳመት ካ ይግበርልካ ይግበርልና ን ኹሉና ህዝቢ ክሪስታን

  • @tesfalemwahsey5699
    @tesfalemwahsey56995 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብክየ, I Love my Eritrean people. ኣጀና ጥራይ ከሓልፍ አዩ ደቂ ኤረይ.

  • @nazinganigusie

    @nazinganigusie

    Жыл бұрын

    So I

  • @efi889
    @efi8895 жыл бұрын

    ግዝያውቲ ደርፊ ኣብ ዓይና ረኺብካያ ናይ ብሓቂ ብዱላት ኢና ከሊእ ይትረፍ ዕድልና ከይንሪኢ ኸማን ትምህርቲና ኸሊፎምና ሰደት ጊሒፎምና

  • @adeyhagerey4434
    @adeyhagerey44345 жыл бұрын

    ሃገር ናይ ሓባር ሂወት ድማ ናይ ዉልቂ እያ ኩሉ ፍጡር ወዲ ኣዳም ማዕረ ናይ ምንባር ናጽነትን መሰልን ክህልዎ ይግባእ ምንባር ሓንሳብን ዘይትድገምን ከም ምዃና መጠን ብዘይ ክስን ፍርድን ዕድመ ሰብ ምዉሳድ ድማ ሃየንታ ኣለዎ ይዕበ ይንኣስ ሕጊ ዘይዳንዮ ገበን ዉን የሎን ስለ ዚ ንሕና ከም ሃገራውያን መጠን ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝብና ደው ንበል ሃገርና ነድሕን ይኣክል ንምልኪ ሐራይ ንፍትሒ

  • @wedimehari2171

    @wedimehari2171

    5 жыл бұрын

    You are write bro

  • @Z-oneandonly

    @Z-oneandonly

    5 жыл бұрын

    Way to go Brother I am on ur side

  • @samsomsamsom5731

    @samsomsamsom5731

    5 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሓወይ ናተይ ኣምላክ ንኩሉ ፍጡር ወዲ ሰብ ሓራ ጌሩ እዪ ፈጢርና ' እሞ ነቲ ብፈጣሪ ዝተዋህበና ሓርነት ከማና ወዲ ሰብ ዕድመ ልክዕና ከሳቅየናን ኣብ ጎዳጉዲ ከስፍረናን ብምድርን ሰማይን ውጉዝ እዪ ሃየንታ ኣለዎ ።

  • @amanuelaraya801

    @amanuelaraya801

    5 жыл бұрын

    Haki zereba

  • @Desentertainment2

    @Desentertainment2

    5 жыл бұрын

    Gremm zerba

  • @siemneamin9876
    @siemneamin98765 жыл бұрын

    ኪሮስ , ምሕረትኣብ , ፉኣድ , ፍረሰላም , ክፍሎም(ኣባላት ጩራ ባንድ) , ወዲ ትካቦ, ተመስገን , 2 ሮቤል , ዓንዲት, ፍጹም , ኣብራር , ካልኦትን ኣብ ጎኒ ህዝብኹም ስለዘለኹም ብሽም ህዝቢ ኤርትራ ነመስግን። ካልኦት ስነ-ጥበባዊያን , ከም በዓል ቆርጫጭን ኣብ ሕ.መ.ኣ ዘለኹምን ጀማል , ቶማስ , ተስፋልደት , ሰናይት ካልኦትን ኣሰር እቶም ድምጺ ውጹዕ ህዝብና ዝኾኑ ስነ-ጥበባዊያን ክትስዕቡ ንላቦ ። ምኽንያቱ ዘተዓዛዝብ እዋን ኢና በጺሕና ዘለና።

  • @johnilittlefighter2053

    @johnilittlefighter2053

    5 жыл бұрын

    Siem neamin bro Tomas Alazar ke wexiu diu ?

  • @siemneamin9876

    @siemneamin9876

    5 жыл бұрын

    @@johnilittlefighter2053 ewe ab U S A u zelo Thomas Alazar!

  • @eskiasbayru2831

    @eskiasbayru2831

    5 жыл бұрын

    Ewae anta Tomas ayney wetsiu duyu

  • @yafetfshaye3499

    @yafetfshaye3499

    5 жыл бұрын

    Beal korchch tebelexti eyom aby eritrea ms atewe kab naxnet eritrea nlaeli kabta elet 24 nlaeli tehaguse aleku ms bele zeytkebxo ezi tewelje

  • @habesha3656

    @habesha3656

    5 жыл бұрын

    @@yafetfshaye3499 እንታይ እፎይ ኢልናላ ንፈልጥ ኢና እታ 24 ግንቦት ትብላ ዘለኻ። ከይትመጽእ ጥራይ እዛ ቅርስስቲ መዓልቲ ኢና ንብል ኔርና ኣብ ኣስመራ ከለና። ብጀካ ብmp ክንጉየይ እንታይ ጽቡቅ ጦብላሕታ ጌራትልና ኢያ

  • @kiflegebrehiwet6793
    @kiflegebrehiwet67935 жыл бұрын

    ዘይጋገ የለን ናብቲ ውጹዕ ህዝቢ ምጽጋዕካ ከኣ ደስ እናበለና'ዩ ሮቢ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቐጽሎ ኣብጎንካ ኣለና፡ ንገጣሚትን ደራፋይን ሞራል።

  • @vanessambabazi1534
    @vanessambabazi15345 жыл бұрын

    ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ናይ ብሓቂ ንብዓት ምቅራጽ ኣቢኒ አዋይይይይይ ኣነ ናይ ብሓቂ መሳጢት አያ ሮቢ ሓወይ ኣጅካ ኣይትጥፋና

  • @abifetawinebsu4353

    @abifetawinebsu4353

    5 жыл бұрын

    ኪድ ሰነፍ ሰባይ ዘይኮንኻን ኣታ ነቢዕ ከኣ ትብል ጀብጃብ hahah

  • @hagerey672

    @hagerey672

    5 жыл бұрын

    @@abifetawinebsu4353 😂

  • @fitsumhagos9504

    @fitsumhagos9504

    5 жыл бұрын

    @@abifetawinebsu4353 ተንብዕ ደርፊ እያ ምናልባት ትግርኛ ብግቡእ ዘይ ርዳኣካ ክይ ከውን፡ ምስ ሰናይ ይቅረታ ኣቢ

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002

    @estifanoskidaneghbrezghi9002

    4 жыл бұрын

    ሓቅኻ ትግርኛ ብጉቡእ ኣይርዶን ኢዩ ክክክል

  • @bobamantv7709
    @bobamantv77095 жыл бұрын

    Robi asli wedi hezbi Nice Job nay Eritreawinat🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hji arkeni forsa sebey natey like dma aynwhedlu eska guys

  • @eriartentertainment4543
    @eriartentertainment45435 жыл бұрын

    ከምዚኢታት ሰርሕኩም ዳ ኣለና ኣብ ጎንካ በልው ንዚ ጻዕዳ ህዝብና :: ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @johnilife5656

    @johnilife5656

    5 жыл бұрын

    እወ ይአክ

  • @senaittekle2996

    @senaittekle2996

    5 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹

  • @AgaazianPostAP
    @AgaazianPostAP5 жыл бұрын

    Walk UP "Welodo"!

  • @user-tr1we2us7j
    @user-tr1we2us7j5 жыл бұрын

    እኔ በጣም ሚገርመኝ የማይረባ ዘፈን ሳምንት ሳይሞላው ሚሊዬን እና ከዛ በላይ እይታ ያገኛል እንደዚህ አይነት ደም ውስጥ የሚገባ ዘፈን የራሳችንን ታሪክ የዚህን ትውልድ እውነተኛ እይታ የታየበትን ዘፈን ግን እስካሁን እንኳ 400k አልደረሰም ትዝብት ነው ህዝቤ ሆይ የኔም ያንተም ያንችም የናተም የሁላችንም ታሪክ ነው ይሄ ዘፈን

  • @user-qe6ub1wt4i
    @user-qe6ub1wt4i5 жыл бұрын

    ሮቢ ጥዑም ድምጺ ይበል ስራሕ ገላጺት ምስ ህሉው ኩነታት ግዜ ትከይድ ያኣክል ባርነት ፍታሕ ነዚ ወለዶ laik 10.000

  • @bggh2050

    @bggh2050

    5 жыл бұрын

    Wedi bagum

  • @dddesbeleteameteame1622

    @dddesbeleteameteame1622

    5 жыл бұрын

    Robi abey nerka zey kones abey aleka eu bzkone xbuk srah

  • @hagoshappy7895
    @hagoshappy78955 жыл бұрын

    ሕሰም ኪኢሉ ዶ ሃገር ከይትከብዶ ኒሑ ሪኢም እባ ኣስፊሮም ኣብቲ ማዕዶ ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ስነ ጥበብ ኣብ ሓቀኛ ምስ ዝከውን እዩ መቀረት ዘለዎ

  • @user-js2rf1xn6r

    @user-js2rf1xn6r

    5 жыл бұрын

    እዚ ናተይ ዎሎዶ እቲ ጸገም ከም ራህዋ ዝለሞዶ ጽቡቅ ስራሕ አዩ ። ይርጋኣለም ሓፍትና ኣጆኪ ብርትዒ

  • @IYE.G.F
    @IYE.G.F5 жыл бұрын

    ህዝበ ክርስትያን ርሑስ ኣውደኣመት በዓል ሆሳኤናን ፋሲጋን ይግበረልና ፍትዋት የሕዋት ያ ጃምዓ እዛ ደርፊ ኣገዳሲትን እዋናዊትን ትመስል እሞ ##like ንሃቦ ንዓይ ካኣ ምስኡ ኣግርጩው ኣብሉለይ

  • @muzeyaregawi2102
    @muzeyaregawi21025 жыл бұрын

    ሮቢ ካብ ሓደ ስነ-ጥበባዊ ትፅበዮ ብሉፅ ስራሕ እዩ!! ኣጆኩም ኤርትራውያውን ኣሓትና ካብ ምልኪ ስርዓት ነፃ ትወፅሉ እዋን ሩሑቅ ኣይኮነን :: ንመስልን ፍትሕን ንእትገብሩዎ ቃልሲ ንሕና ኣሓትኩም ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ጎንኩም ኢና::💪🏾💪🏾💪🏾

  • @priceafrica4697

    @priceafrica4697

    3 жыл бұрын

    Kakkkkmeslen fethen zitifeltiyo kofkufe agame

  • @user-py7on7id2d
    @user-py7on7id2d5 жыл бұрын

    ዋዉ ኣቤት ግጥሚ ይርጋኣለም ፍስሃ ❤ ፍስሃ ይዕሰልኪ ብርኽቲ ሓፍተይ nd ሮቢታ ዉን ዜማ ኣይሓመቅካን ተባዕታይ ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ኣብ ቀረባ ሰላምና ክትመጽእ ኢያ ኣጆና ጥራይ ደቂ ኤረይ የሕዋተይ👍

  • @semerehaile4083
    @semerehaile40835 жыл бұрын

    What a great discripstion for this unlucky generation! Keygobeze ze’arege welodo😢 Great job Robi and Yrgealem👏🏻

  • @emteemte3985

    @emteemte3985

    6 ай бұрын

    I feel something unusual. He (Robel) is the voice of us (new generation)

  • @tomasshishaye9396
    @tomasshishaye93965 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ሮበል ሓውና የቀንየልና ኣበይ ንርይርካ ዘይ ኮነ ሕጂ ኣበይ ኣለካ እዩ

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane49435 жыл бұрын

    Ajokum eske zom yahwatey 😭😭😭😭😭😭

  • @ermisweety4895
    @ermisweety48955 жыл бұрын

    ሮቢ ወዲ ህዝባዊ ግንባር በዓል መትከል ፡ጽኑዕ ኣብ ዕላምኡ ፡ኩቡር ስነጥበባዊ ስለዝኮንካ ክብርካ ዝትንክፍ የለን ፡ጽብቅቲ ጣዕመ ዜማ ፡ ሕጅስ ንኩሉ ተጻቡኦታት ኣወጊድና ናብ ሓዲድ ምዕባለ ረጊጽና ኢና ንኪድ ጥራይ፡ ነጻ ኤርትራ ተሰሪታ ኣላ ፡ንምንዳቃ ኢደይ ኢድካ የድልያ ኢዩ ሻማሻማ ኢልና ካባና ትሓቶ ንመልሰላ። ግብራዊ ኣካይዳን ምብህሃልን እንበር ፡ጣቃ ዘይብሉ ዓጀውጀው ኣይሕዘናን ኢዩ፡ ሮቢ ቤላ ስራሕ ብጻይ

  • @medebkabzinkabtin4386

    @medebkabzinkabtin4386

    5 жыл бұрын

    Hadid miebale nia ba nimaitebka meskir bro. Hagerna si nab miebale tkeyd ala? bizey hizbi miebale alo diyu bro? lewti nideli alena nibil alena kem abotatnan ajatatnan meten zerebana kisemiu aykulun? wey si ta hager nioom tray eya tbxhom

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay72775 жыл бұрын

    ኣጆካ ሮቢ ክሐልፍ እዩ ኩሉ ዓቅልን ጾሎትን ጥራሕ እዋናዊት ደርፊ እያ ምስጋና ይግባአካ።👍

  • @tekilapower51
    @tekilapower515 ай бұрын

    ወለዶይ ነቲ ጸገም ከም ራህዋ ዝለመዶ 😢❤❤

  • @ahmedabdu4675
    @ahmedabdu46755 жыл бұрын

    Yeah, megemerta, happy easter, kexile, nezi media bealina kinikexaxero alena, mknyatu , media ab sudan, aljeria, tunis, tunisya, kalien lewti zemxie eyu.

  • @BarkaEri
    @BarkaEri5 жыл бұрын

    ማራ ልቢ ትሃርም እዋናዊ ሙዚቃ Thank you Robi 🇪🇷🙏

  • @amanhadish6878
    @amanhadish68785 жыл бұрын

    እንቃዕ ድሓን መጻእካ ሮቢ እንቃዕ ናብ ውጽዕ ህዝብካ መጻእካ ኣጆካ ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለዉ ኣሕዋትና መዋጽኦ ይፍጠረሎም ንክሉ ህዝበይ ክኣ ራህዋ ይፍጠረልና ህግ ግን ሓደ ማዓልቲ የራክበና

  • @neweritreamusicloveerenalo355
    @neweritreamusicloveerenalo3555 жыл бұрын

    እዛ ደርፊ ሰሚዕ ምምናው ኣብያትኒ ናይ ፋዘረይ ከርተት እንዳዛካከረት ልበይ ትትንክፈኒ ሮቢ ዝፈትዎ ደራፊ

  • @Nathan_2025

    @Nathan_2025

    5 жыл бұрын

    New eritrea music Love erena, Wela neay eya mmnaw abyatni, Gn dhan qeribu eyu gzie abotatna zerefulu. Ajona Ajona

  • @meharifrewoyni9402

    @meharifrewoyni9402

    5 жыл бұрын

    New Ertra Ajoka hawey natey entay kingebr nbkyatn ehhtan mekeran tefetirna 😢😢😢😢

  • @user-vg4fi1ko6g
    @user-vg4fi1ko6g5 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ሎሚስ ኩሉ ሰብ አዩ ዘማርር ዘሎ ናብዛ ኽብርቲ ዓድና፡ግዲ ክንምለስ አና፡

  • @muller6951
    @muller69515 жыл бұрын

    Thank you Robel & it’s means a lot for Eritrea|ns 🇪🇷🇪🇷

  • @gottseidank3886
    @gottseidank38865 жыл бұрын

    Robi Zfetu Eske like yhabeni

  • @erigang9336

    @erigang9336

    5 жыл бұрын

    Tesfa xbah meyeto eyeo

  • @mengstesfay4626
    @mengstesfay46265 жыл бұрын

    How many delwyti fthi alekum if you want to see change in Eritrean press Like. I personally want to see justice in my land

  • @musiegirmatsion2595
    @musiegirmatsion25955 жыл бұрын

    ሕሰም ኪኢሉ ዶ ሃገር ከይትኸብዶ፡ ኒሑ ሪኦም'ባ ኣስፊሮሞ ናብቲ ማዕዶ እወ ከም take away ባ ገፊጦም ጉሒፎምና!! Wowww!! Artistic ደርፊ!! ናይ ብሓቒ እዋናዊት ሮቢ ሓወይ keep it up!!

  • @SGM1991
    @SGM19915 жыл бұрын

    ኣሕሕ በኽየ ብሓቂ ነብሰይ ከም ገለ ጌርኒ። ሮቢ ኮርዒዳ ጅግና።

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002

    @estifanoskidaneghbrezghi9002

    4 жыл бұрын

    Ajoki dahan qeribna ena. Zhawey

  • @eyobfsahatsion1289
    @eyobfsahatsion12895 жыл бұрын

    ዝኣምኖ ሊእኽካ እንታይ ጎዲልኒ ኣይትበለ ይብሃል ምስላ ኣቦታት ስርሓት ይርግኣለም ፍስሃ ድኣ ኣብ ጥርዚ ክክመት ኣላዎ እምበር በትዕልና ሓብትና ከሙኡ ድማ ሮቤል ሃይለ

  • @alekaleko711
    @alekaleko7114 жыл бұрын

    ነቢዕ ብሓቂ ዱሁል አንዳ ተባህለ ዘተዳህለ ሰነፍ አንዳ ተባህለ ዝሰነፈ ናይ ብሓቂ ዎሎዶ ሎሚ ትግለጽ

  • @siemtadese
    @siemtadese5 жыл бұрын

    ይርጋኣለም ጽብቅቲ ግጥሚ ደጋጊሚ ሰሚዐያ ብፍጹም ዘይትምኖ ደርፊ በዛ ብርዕኪ ጌርኪ ጥራሕ ንህዝብኪ ኣነቃቂሕኪ ናብ ዓወትን ሓርነትን ልክዕ ከም ሱዳናውያን ደቀንስትዮ የሕዋትኪ ዓቢ ተራ ኣለኪ እሞ በዚኣ ደው ኣይትበሊ ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይምነየልኪ

  • @yebuabu269
    @yebuabu2695 жыл бұрын

    ኒሑ ሪኦምባ ኣስጊሮሞ ናብቲ ስግር ማዕዶ !!! ሮቢ ረዚን መልአክቲ

  • @EriMoralMedia
    @EriMoralMedia5 жыл бұрын

    ወለዶይ፡ ከይነኣሰ ዝሸምገለ። ዋው፡ በላሕ ገጣሚት። ንፉዕ ዘያምን ደራፍን። ኡፍፍፍፍ፡ ዓይንና እኮ ቆጻጺሩ ንብዓት።

  • @user-bh1ck8pg8j
    @user-bh1ck8pg8j5 жыл бұрын

    Nice Robel haile ኣነ ካኣ ንቆርጫጭ ይጽውዕ ኣብ ጎኒ ህዝቡ ደው ንኽብል ቆርጫጭ ቆርጫጭ

  • @ykawediselie5260

    @ykawediselie5260

    5 жыл бұрын

    ቖርጫጭ ወን መጺልካ ኣሎ ዝዓርከይ

  • @yafetfshaye3499

    @yafetfshaye3499

    5 жыл бұрын

    Arha gezawtna abotatey ab beati yeateka zdendenkani gelaxit derfi

  • @weierey8838
    @weierey88385 жыл бұрын

    Just wawwww፡ ብርዕኺ ትሰስን ይርጋኣለም ሓፍትና ምስ ብቕዓትካ የንብርካ ሮቢ ሓውና። ስነ-ጥበብ ሃገርና ምስ ሓቂ ክውግን ካብ ጀመረ ሽግርና ክቃለልን ክሸራረፍን ጀሚሩ ኣሎ ማለት'ዩ።

  • @gebrihiwettesfay483
    @gebrihiwettesfay4835 жыл бұрын

    ለምስ ናይ በሃኪ ይሕግስኩምኒ ኣናብስ ጀጋኑ በሉ ኣጀኩም በርትኡ ላይክ ሸር ከኣ ናባና ግደፍዎ

  • @amani3937

    @amani3937

    5 жыл бұрын

    Great job thanks robi keep going

  • @brhaneangosom5883
    @brhaneangosom58835 жыл бұрын

    ናይ ባሓቅ ደስ ዝብል ሮብ ኣጆካ ቀጺሎ ንይርጋኣለም ሓፍተይ ካኣ ኢንቃ ኣቡኡ ኣብቃዓኪ ክብርቲ ሓፍተይ ። ሉዑሉ ኩሉ ደስ ዝብል ኣብ ኮመነት ሃናጺ ሩኢቶታት ቀጺሉዎ ኤርትራ ኒኤርትራዉይን ኢያ።

  • @dejenmebrahtu2697
    @dejenmebrahtu26975 жыл бұрын

    ኡፍፍፍ ክወደኣ ኣይከልኩን በቃ!!!

  • @user-tu4tw2pd5k
    @user-tu4tw2pd5k5 жыл бұрын

    ሮቢ ኣርክብ ናብ ኣሕዋትካ ንዓ ናብ ህዝብኻ ኣብ ሃገርካ ፍትሒ ምስ መጸ ክትዕድር ኣብ ሃገርካ ኣርክብ ኣርክብብብብብ።

  • @awetakurdeta9054
    @awetakurdeta90545 жыл бұрын

    ተበዲልና እወ ሮቢ ሓወይ ምሕረቱ ይልኣኸልና ፈጣሪ

  • @user-tj9el9jx4y
    @user-tj9el9jx4y5 жыл бұрын

    ሮቢ ተባዕ ስራሕ ምስ ዜማ & ይርጋ ኣስሊ ግጥሚ ዶው በሉ ኣብ ጎኒ ህዝብኩም ምህላውኩም

  • @user-yy5zt1uc2u
    @user-yy5zt1uc2u5 жыл бұрын

    Wawww ወሎዶይ'ዶ በልካ ሮቢ፡ ሎምስ እዛ ኤርትራና ተስፋ ጌራ። ተባራበር ዎሎዶይ፡መዘናይ፡ናይ ሕማመይ፡ ኑኡሰይ፡ ሓሳዊ መዓልቱ ኣኺሉ።😍🇪🇷👍

  • @negashabraham9405
    @negashabraham94055 жыл бұрын

    እዋናዊት ደርፊያ በሐቂ, ንመንእስያት ኤርትራ ነቲ ሃገር ዝወሐሰን ነቲ በሰንኪ ሕሱም መግዛእቲ ስደት ዝመረጸ ንዑስ ወለዶ ብምዝካርካ ድምፃዊ ሮቤል ሀይሌ ብሽም ደለይቲ ፍትሒ የመስግነካ

  • @tsehaye9438
    @tsehaye94385 жыл бұрын

    great job Robel. Ma beloved Eritreans Let's end the horrific situation in our country.

  • @user-lq8ch6dc4k
    @user-lq8ch6dc4k5 жыл бұрын

    ወዮ ኪሮስ ዝበላስ ኮይና "ኣብቲ እቶ እቶ ዕልዋ ኢሰያስ ኣታ ገለ ከይበልናስ ክኣትዉ ኢዮም ኢሎም ኩሎም ክደርፉ ኢዮም ዝበሎምስ "ኮይና። በዚ ኮይኑ በቲ እንኳዕ ሰብ ኮንኩም

  • @amentube4610

    @amentube4610

    5 жыл бұрын

    Hahahahahahah kiros nebiy

  • @efremtb5592

    @efremtb5592

    5 жыл бұрын

    Behaqi

  • @shateyasli3817

    @shateyasli3817

    5 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkk you're kidding man

  • @iwillnevergiveup.3838

    @iwillnevergiveup.3838

    5 жыл бұрын

    Hahahaha ናይ ብሓቂ ኪሮስ ጂግና ወዲ ህዝቢ

  • @habesha3656

    @habesha3656

    5 жыл бұрын

    ክክክክክክ ኪሮሰይ ሓዊ ፍትሒ እንድዩ በይኑ ክዛረብ ኩላ ሰብ ትሓምዮ ኔራ ሎሚ ኩላ ከምዚ ሞዳ ደድሕሪኡ ስዒባ። ኪሮስ ኣንበሳ

  • @efremgoytom2236
    @efremgoytom22365 жыл бұрын

    Robi asli akesenkani seme eqo memenay seneya betaemi lebeka tetenkef Zebelexet derfi nay 2019 Getmi 100% Zema 100% Demxi 100%

  • @kakaawet2346
    @kakaawet23465 жыл бұрын

    Woledy robi shkor ♥️♥️♥️👍👍🎻

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57315 жыл бұрын

    ኣጆና ህዝቢ ኤርትራ ክሓልፈልና እዪ ኢድን ጓንትን ኮይና ጥራይ ፍትሒ ነድምጽ ሮቢ ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @user-we1oq8br4t
    @user-we1oq8br4t5 жыл бұрын

    እዝጋቢሄር ጸገምና ሽግርና ያኣክሎኩም ዝበለና ዩ ዝመስል ኩሉ ስነ ጥበባዊ ኣብ ጎንና ይከዉን ኣሎ ።

  • @anghesomghebremeskel1695
    @anghesomghebremeskel16955 жыл бұрын

    እዛ ሃገር ኣብ ጸገምኪ ኣለና ዝብልዋ፡ ብዙሓት ስነጥበባውያን የማነታት ተፍሪ ኣላ። Thanks Robi በዓል ግርማ።

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan76729 ай бұрын

    Robel shikorrrrrr 💎😘❤️ behaqi thanks behaqi kebdka tibelie 💎🫶❤️

  • @user-oz9td6mv5b
    @user-oz9td6mv5b5 жыл бұрын

    ኤርትራውያን እህት ወንድሞቼ አይዞቹሁ ፈጣሪ ቀን አለው እሱ ቢዘገይም ሚቀድመው የለም እንደተበታተናችሁ እንደሞታችሁ እንደተሰቃያችሁ አትቀሩም 😭 ስቃያችሁ የኔም ሰቃይ . ህመማችሁ የኔም ህመም ነው 😌 ፈጣሪ ያግዛችሁ እወዳችሀለሁ 🇪🇷😍

  • @segenshkor9697

    @segenshkor9697

    5 жыл бұрын

    hiwetie thank you. .but you amara brothers be voice to us we got big dictatorship isayas he is killing put detantion people for life. ...the peace of Eritrea and Ethiopia is nothing for Eritrea as long as isayas is there

  • @user-oz9td6mv5b

    @user-oz9td6mv5b

    5 жыл бұрын

    segen shkor ልክ ነህ ወንድሜ ለናተ ይሄ አይገባችሁም ነበር ግን እራስ ወዳድ መንግስታችሁ ያለርህራሄ ባንባገነንነት የሚፈፅመው ግፍ ይሄ ነው የሚባል አይደለም 😢 ግን ይሄን ተግባር እኛ የኢትዮጵያን ህዝቦች ስንቶቻችን እናውቃለን ? መንግስታችንስ ? ስንት ምስኦትነት የተከፈለባት ሀገር ኤርትራን ተተኪው ትውልድ ጥሎ እየሸሸ ሀገር ዘመድ ወገን ቤት ንብረት እንደሌለው እየተሰደደ 😢 ብቻ ሆድ ይፍጀው ይሄም ቀን ያልፍና ይወራ ይሆናል ፈጣሪ ጥሩ ቀን ያምጣላችሁ ወንድሞቼ ና እህቶቼ አይዞቹሁ ሁሉ ያልፋል

  • @gashtv3856
    @gashtv38565 жыл бұрын

    ጸሓፊት ግጥሚ ይርጋኣለም ፍስሃ ዶ ኣምቢበ ሓቀይ በሉ ሓደ በሉለይ!

  • @kisanethabtom7181

    @kisanethabtom7181

    5 жыл бұрын

    GASH TV ya haqka

  • @mrteklyee.e.n.n5951
    @mrteklyee.e.n.n59515 жыл бұрын

    ርሑስ ኣውዳመትን ብዓል ፋስጋን ሆሳእናን ብሩኽ ሰንበትን ይግበረልና ንመላእ ህዝበ ክርስትያን። ሮቤል ሓውና እንቃዕ ጸግዒ ህዝብኻ ክትከውን ኣብቅዓካ ነቶም ምስዚ ውልቀ መላኺ ስርዓት ዘዳኽሩ ውን ከምዚ ከማኻ ጸግዒ ህዝቦም ክኾኑ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ከምቲ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦኖኦም ይኽፈተሎም። በርትዕ ጎቦዝ!!!

  • @danielkesetegirmay3266
    @danielkesetegirmay32665 жыл бұрын

    hzbi Tigrina budul eyu gin ab zhatseregize awetu nay gidn eyu thanks Robel bro

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s5 жыл бұрын

    ሮቢ ሽኮር ኬፍ ክትህበኒ 👍👍

  • @yonastesfalem7623
    @yonastesfalem76235 жыл бұрын

    Waww robi hawey enkae bdhan mexakana nay bhaki enake nab wxue hzbka texegaeka ajona deki erey eta malti keriba kab hji nno hgdef meytu eu. Ruhus awdamet ygberelna nameta zewan bselam axnhana hgdef zmetlu fthi znegselu amet ygberelna

  • @user-bi3eg5ty5r
    @user-bi3eg5ty5r5 жыл бұрын

    ኣየ ወ ክንዲ ሓውይ ኣያይ ኣቦይ ዝበለ ክንድዚ ቶንኮል ካልምሉ ዘይ ተንኮለ መንኣሰይ ነዚ ክፍደ ናይ ብሓቂ ይርጋለም and ሮቢ admen ጥዐናን ይሃብኩም ኣጆኹም ::

  • @sunshine-qk9lh
    @sunshine-qk9lh5 жыл бұрын

    My people be together , never apart ✌️💪

  • @melatdesta8858
    @melatdesta88585 жыл бұрын

    ሮቢተይ ክፈትወካ ሓፍትኻ ካብ ትግራይ❤❤❤

  • @eritreaasmera7838

    @eritreaasmera7838

    5 жыл бұрын

    ሮቤል ኣነ ሓደ ካብቶም ኣንጻርካ ዝነበርኩ ሰብ የ ሕጂ ግን ካብዞም ህግደፍ ዝብልዎም ዓሌት ወጺኻ ትመስል ከምኡ ኹን ኢየ ኢለካ

  • @slekulunegertemesgen5591

    @slekulunegertemesgen5591

    5 жыл бұрын

    ኣነ ከኣ ነዓኺ ክፈትወኪ ጉዳምየ

  • @melatdesta8858

    @melatdesta8858

    5 жыл бұрын

    @@slekulunegertemesgen5591 ፈታዊ የብዝሕ ሙቁር ሓው

  • @ElyasTes1990

    @ElyasTes1990

    5 жыл бұрын

    Ati mftaw zikelaki yelen ante ATA haftka kab tgray gn ab aletna tgraway yeblnan ķkkķk

  • @melatdesta8858

    @melatdesta8858

    5 жыл бұрын

    @@ElyasTes1990 ክክክክክክ ካበይ ከምዝኾንኩ ንምግላጽ በር ኣይኮነን ዓሌት ናብ ኤርትራ ገጹ ዝሸነ ዘርኢ የብለይን

  • @Okbit
    @Okbit5 жыл бұрын

    ብሓቂ ዝተበደለ ወለዶ፣ መሰሉ ተገፊፉ ዓዲ ዓሰርተ ፋሕ ኢሉ፣ ኣብዝኸዶ ምስ ምንባር ይቃለስ ኣሎ። ኣምላኽ ነዚ ዝተበደለ ዎሎዶ ክብል ዕርፊ ሰይታውቲ ህግደፍ ይሓምሽሸልና።

  • @delayfthi2944
    @delayfthi29445 жыл бұрын

    ሰነፍ እናተባህለ ዝሰነፈ። ናይ ብሓቂ ገላጺ ትሕዝቶ። እዚዩ የዋህን ኣብ ከብድኻ ዝኣቱን፡ እዝኒ ንዘይብሉ ከይተረፈ ዝኩሕኩሕ ብሉጽ ስራሕ። ንዝቀደመ ስራሕ እናኣመስገንና፡ ኣብ ቀጻሊ ውን ብተማሳሳሊ ስራሕ ክትምለሰና፡ ምስናይ ሰናይ ዘመነ ይኣክል። ዝኣኽለና ይግበሮ ፈጣሪ። ምስ ብዙሕ ሰላምታ፡ ፍትሓዊ ሰላማዊ

  • @samueljohn454
    @samueljohn4545 жыл бұрын

    ይርግኣለም ፍስሃ ይበል ግጥሚ ፡ ገላጺት ብጣዕሚ ኣቤት እወ ኣብቲ ማዕዶ ኣስፊሮሙና ሕጂ ግና ግዜና እዪ ኣብ ገሃነብ ከነእትዎም ኢና ንህግደፍ፡ ርሑስ ቅንያት ፋሲካ ንኩሉኩም።

  • @Yorda0808
    @Yorda08085 жыл бұрын

    Abet ezi kertetnas meas kon eyu zebkie o fetari aboy mhreta awrd nezi wuxue hzbi good Job robitey

  • @kdust1178
    @kdust11785 жыл бұрын

    Robi gele aynet dhrit meliskani endanebaeku rieya keep going deki Erie 😍😍👍👍

  • @tesfitteklehaymanot8519
    @tesfitteklehaymanot85195 жыл бұрын

    Wawww robi ewanawit song welcome xbuq srah ajoka yrgalem fsha kea ajoki ente hgdef gn mealtkum endaakelet eya 🇪🇷

  • @wedinegashmebrahtom
    @wedinegashmebrahtom5 жыл бұрын

    ሮቢ ጎበዝ ሎሚ ክሒስካና ብዝኮነ ብረክ ኣውድኣመት ይግበረልካ & ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና

  • @user-sn9tw4sd1y
    @user-sn9tw4sd1y5 жыл бұрын

    ኒሑ ሪኦም እባ ኣስፊሮሞ ናብቲ ማዕዶ እየ ረዚን መልእክቲ ዘለዋ ደርፊ ሮቢ ንፉዕ

  • @mussieweldeszghi3424

    @mussieweldeszghi3424

    5 жыл бұрын

    እወ ብሓቂ ረዚን መልእክቲ ዘለዋ ደርፊ ፡ ድሕሪ ሮቤል ዘሎ ደራሲ ግጥሚ ድማ ንጠምት፡ ንሳ ድማ ሓፍትና እርጋኣለም ፍስሃ ኢያ ፡ ንክልቲኦም ንሓባር ንተባብዓዮም

  • @user-kf1rg3yx9s

    @user-kf1rg3yx9s

    5 жыл бұрын

    ብሓቂ ኡፍፍፍ ዓቢ መልእኽቲ ኣብ ልብና ይሕድሮ።

  • @gebreyesusabeba699

    @gebreyesusabeba699

    5 жыл бұрын

    Zbuk Gtmi kezlo

  • @alefmotivation5459
    @alefmotivation54595 жыл бұрын

    ይርግኣለመይ ንግስቲ ጥበብ ንሂወትና ትሓዝንን ትገልጽን ኣምበሲት ፡ ኣምላኽ ብርዕኽን ፍልጠትክን የሰስን፡ ሮቢ ተባዕ ስነጥበባዊ ቀጽሎ ዓቢ ሰብ።

  • @siku9753
    @siku97535 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብራቮ ኣደኒቀካ ሰበይ እዋናዊት ከይና ረኽበያ ብ ወገነይ

  • @dejent6485
    @dejent64855 жыл бұрын

    ራእኡን ዕላምኡን ዝተመንጠለ ናይ በሓቅ

  • @lavetmedia1784
    @lavetmedia17845 жыл бұрын

    ሽወያ ዶንጉካ በር ፡ኣንበሳ ኣኩሪዕካኒ ሮቢተይ ኣነ በኣኩም ስነ ጥበባውያን ኤረይ ሕቡኑኑ ሑጉሱን የ ኣንበሳ ኣጆካ ቀጽሎ ።

  • @grmayweldemichael3437
    @grmayweldemichael34375 жыл бұрын

    Ahh tebatay dmxi mskulu thzto Robi thanks u

  • @milionkibrenges2489
    @milionkibrenges24895 жыл бұрын

    ወለዶይ ነቲ ጸገም ከም ራህዋ ዝለመዶ:: I cry hard for me to hear this song 😭😘

  • @sarahabraham2700
    @sarahabraham27005 жыл бұрын

    Happy Early Easter 🙏🏾 deki #ERI🇪🇷 xaeda! Welcome Mr. Robel. let's stand together 👐🏾💪🏾....!

  • @atakltiats6621
    @atakltiats66215 жыл бұрын

    ናይ ብሓኪ ብዱል ወለዶ ሮቢናተይ

  • @etremabrhaley3160
    @etremabrhaley31605 жыл бұрын

    ኣሕ እዋይ ወሎዶይ እወ ሮቢ ሓወይ ከም ገለ ገራትኒ እዛ ደርፊ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @ib-md5017
    @ib-md50175 жыл бұрын

    Robel Habibi 👌👌❤🇪🇷#Eritrean_forEritrean أريتريا لل ايرترين فقط روبيل

  • @semeremichael1224
    @semeremichael12245 жыл бұрын

    Best music of 2019 kab gualya wedi gualya ekua yearifna and ezana xbuk musica tihizto zelewo semina. Thank u Yrgalem and Robel

  • @gerekibrom1709
    @gerekibrom17095 жыл бұрын

    እዋይ 2019 ነዚ ክሉ ዝሓለፈ ዓመታት ኩምራ ሓሶት ደማሲሳ ፡ሓቀኛታት ደቂ ኤረይ ኣብ ቅርዓት ወጺኦም ኣንጊሶማ፡ ብልቢ ኢና ነመስግነካ ሮቢ ሓውና

  • @anonymitybetter283
    @anonymitybetter2835 жыл бұрын

    Robi hawey you are my hero! ሕልና አለዎ መንእሰይ በዚ ሎሚ ክትርኢ ዓይነይ ንልበይ ኣሕጒሳታ። i won't forget you in my time Robi thank you so much

  • @meksen2386
    @meksen23865 жыл бұрын

    ኣጆኻ ንበሎ ንሮቢ ጥዑም ቃሉ ሩሑስ ኣውድኣመት ይግበርና ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ደገን ዘለኹም ደቂ ኤርን & ትግራይን ኣመንቲ ክርስትና ብሓፈሻ

  • @husseinkulluha9951
    @husseinkulluha99515 жыл бұрын

    Zxebeya zneberku blexti serah 👍 good job Robi 🙏👏👏👏👏

Келесі