Kiflom Ykealo -Mametey | ማመተይ- ክፍሎም ይከኣሎ (Official Video) - New Eritrean Music 2019
Ойын-сауық
Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
Kiflom Ykealo -Mametey (Official Video) - New Eritrean Music 2019
Copyright © Jayo Truth 2019
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.co.uk
|- - - - - Connect with us - - - - - |
#Jayotruth #Eritreanmusic
Пікірлер: 901
Thanks ወገናተይ ንትህቡኒ ሃናጺ ሪኢቶን ምትብባዕን ካብ ልቢ የመስነኩም
@himdadlondon8257
5 жыл бұрын
you are my heat bro
@Ninotes17
5 жыл бұрын
Kemnifetweka tiray filetelna kefali jigna ❤
@kuflomfisha5189
5 жыл бұрын
Moksi naka da kali eiu zgbaka naka zikowin meglexi yebleyni ane baka humumi eye i love so much ❤👌🥂
@erimann9231
5 жыл бұрын
Du hast super gemacht bro naybhaqi qexlo kefali bro
@zerugermay3153
5 жыл бұрын
Kefali hawey we love u ur the real singer
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ፡ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ፡ ብር ክትብል ተሓጎስ ፡ ትረግጾ ለምለም ትዛረቦ ቀለም ይግበረልካ ፡ ልዕሊ ኩሉ ሕደር ከም ጠስሚ ❤ ኣጆና ደቂ ኤረይ ወጊሓ'ያ ኣብ ቀረባ እዋን ተጸዋዊርና ንኸደሉ ክመጻና'ዩ ጸሎት ኣይንረስዕ ኣሕዋተይ'የ ብዝተረፈ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ንኩላትና ኤረትራዊያን ኣሕዋተይ ኣሓተይ ❤ I Love You Erie 😍😍😍
@ZEMU-W
5 жыл бұрын
Amen hawey natey neaka wn komu
@mhaymanot1290
5 жыл бұрын
Cr7 Is The Goat Amen hawey wey dma haftey natey 💖
@trustyourself9355
5 жыл бұрын
@@mhaymanot1290 hawey 😂
@rezenechaey6335
5 жыл бұрын
Like Adeka aluk wegeney .Amen (3)and u thanks so muche bro
@tekleweinimekonen6232
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏
ክፍሎም ወዲ ኪሮስ ኪሮስ ወዲ የመነ ባርያ እልኩም ትእምኑ ኣብዚ ኣ like ብስም ኪፊን ኪሮሰይን የሙንን and nice job kifi ***
@eruna91
5 жыл бұрын
🖕
@Eri.Boy07
5 жыл бұрын
Abraham afewerki resakla enber kali xbuq eyu
@user-sd8bm4fc7i
5 жыл бұрын
rozi production ab libey zela rekibkiya ♥️♥️♥️♥️♥️
@dubatop7581
5 жыл бұрын
Suki beli feswit yemane barya tibli key haferki..izi da kindi wedi lete keman ayimexin kkk wedi lete yihayish kabzi
@user-kq8fx5yq3c
5 жыл бұрын
Ya abrham resiki ember haqi aleki
Well come kflomጅግና ወዲ ህዝቢ ሓታቲ >>>ሕማም ኤድስ ኣብ ኤርትራ የለን ። ክፍሎም >>> ኤድስ ኮ መንእሰይ ኢዩ ዝሓምም ስለዚ እቲ ሕማም ዘይኮነ እቲ፡መንእሰይ ኢዩ ዘየለ44።👏👏 ንክፍሎም ዝፈቱ 👇
My ferst comment ብሃንቀውታ ኢና ክንጽበያ ቀኒና ኩፍሎም ይካኣሎ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ጎሮሮ100% ክሊፕ ምስ ዳሪክት 100% 💓💓💓💓 I love you so much Eritrean and Ethiopian people ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ኣብ ሺግር ዘለዉ ኣሕዋትና ካኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣመን ኣመን ኣመን🙏🙏🙏
@menzeygagesebkoynu4433
5 жыл бұрын
Johniii derfi eba awuxi
@jonshewitey6298
5 жыл бұрын
@@menzeygagesebkoynu4433 tewali meksebey ab kereba gze
@hagereyeritreabinyam6370
5 жыл бұрын
Amen (3)
@jonshewitey6298
5 жыл бұрын
@@hagereyeritreabinyam6370 amen amen amen
@alexanderzeray454
5 жыл бұрын
Jon mehgol ntsbeyka alena naka wala
ክፍሎም በዓል ሕልና እንቃዕ ብሰላም መጻካ (ማመተይ)
ኩፉሎም ይካሎ ጂግና ናይ ጀጋኑ ኣጆካ ክብረተይ ምጽማም አዩ ፍታሕ i love you deki Eri
*ያ ንክፍሎም ከማይ ጊሩ ዝሕብዮ ኣሎ ዶ* 👇 👇 👇
@filmontsegay183
5 жыл бұрын
Ane aleku kabakum nelali zefetewo
@meharigebreamlak6414
5 жыл бұрын
ያ ልዕለይ ዝፈትዎ የለን
@yaredgebrhiwet1676
5 жыл бұрын
ኣለኩልካ ኣነ ፍትውትው ዘብሎ
@user-wq8mk2xh7t
5 жыл бұрын
ኣነ ኣይፈትዎኔ ተቃዋማይ ከዳዕ ስለ ዝኾነ
@fullpower1391
5 жыл бұрын
@@user-wq8mk2xh7t *ok tekebileka aleku*
ክፍሎም ይከኣሎ ወዲ ህዝቢ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኣድነቅቲ ክፍሎም ኣለና ዶ
@nitms5988
5 жыл бұрын
Messi & Ronaldinho a
@dubatop7581
5 жыл бұрын
Yiderif diyu zelo wala yihari Kkkk..mirida abiyuna faras fara da
@biniwedites9314
5 жыл бұрын
Kulu degafi kefali asli eyou ajoka tray
@biniwedites9314
5 жыл бұрын
@@dubatop7581 entay tfelt nska
@dubatop7581
5 жыл бұрын
@@biniwedites9314 ane nay vocal specialist iye abi Frankfurt Germany .wekarya
Willkommen kiflom ❤️like eske n kiflom tfetwu 🎁😍🙏🙏
ከፋሊ ጂግና ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ካባካ ድኣ ድኣ እንታይ ክጽበ ፍሉጥ እንድዩ ኣጆካ እስኪ በርትዕ ባዓል መትከል
ክፉሎም ሽኮር ኣድናቂትካ እንድየ ክሉ ደርፉታትካ ከብደይ እዩ ዝበልዐኒ በቃ ሕጅቁጅቅ ይብለኒ ለማዓንቲ ግን ፉኩስ ኢልኒ እየ ሰሚዐያ ማለተይ ኣይሓዘንኩን ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙቁረይ ሰላም ን ቅሳነትን ንኩላትና
*ንክፍሎም ጥራይ ዝሕቢ ኣብዚኣ like ይወቅጥ* 👇 👇 👇
@medamesgena-zc8kz
Жыл бұрын
Ezi resah gehaf wedi deqala
ደላይ ፍትሒ ኣለካዶ ንኩሉኩም ደቂ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩፍሎመይ ወዲ ህዝቢ ቤላ ስራሕ
ዋውውው ከፋሊ ሓወይ ጅግና ከመይ ዲካ ተሕግሰኒ ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ በጃኩም እባ ላይክ ሃቡኑ እንታይ ኢኩም ትበቁለይ በጃኩም ነድይ ናፍቀ ኣለኩ ተስፋ እንተኮነኒ ላይክ ሃቡኑ
የማነ ባርያ ንኣብራሃም ኣፈወርቂ ወሊዱ ኣብርሃም ከኣ ንኪሮስ ኣስፍሃ ወሊዱ ኪሮስ ከኣ ነዓኻ ወሊዱ ናይ በሓቂ ድምጽኻ ኣብ ትዝታ ዘእቱ ኢዩ ግን ኣይ ከምቲ ድምጽኻ ስምካ ኣይገነንን ህዝብና ከኣ ኣብ ልዕሊኡ ዘሽካዓል ደርፍቲ ኢዩ ስሞም ሰማይ ዘብጽሖ ኪፊ በዓል ምሉእ ሕልና ኣጆኻ በርትዕ
@bmertv4429
5 жыл бұрын
Aygermekan neti derfi zeyestemaqro mukanu ayu ako zehzneka bayzi hzbna
@user-il5cb1jz1n
5 жыл бұрын
Zgermeka eyu eko beal kefali dea kulu hzbi ketebabeom endyu zgbae ezi hzbna gn chaw chawta derfi tray eyom zfetwu
@samitheone4916
4 жыл бұрын
ተጋግካ ዓርኩ ኣብርሃ ኣፈወርቂ ንቶማስ ኣላኣዛር እዩ ወልዱ ግን ከፍሎም ዋላ ማራ ንፉዕ እዩ~~~~ኣብዝኣስ ተኣረመላ~~~~~+
@shumaytsegai2105
4 жыл бұрын
@@samitheone4916 ጽቡቅ ኣለኻ ቶማስ ወላ ሓያል እዩ ብፍላይ ግጥምታቱ ኣብ ሃገራዊ ስሚዒት ግን ኣይራኸቡን እዮም
@user-xj2jd2gn1g
4 жыл бұрын
@@shumaytsegai2105 *** እዚኣስ ናይ ብሓቂ ከም ክፍሎም ብሃጎሮም ብህዝቦምን ዝሓሙ ደረፍቲ ውሑዳት እዮም እሞ ምስ ቶማስ ከኣ ኣብ ሃገራዊ ስሚዒት ብፍጹም እዮም ዘይራከቡ፡ ኩፍሎም ናይ ፍቅሪ ደርፍታቱ ውሑዳት እየን።
ዋውውውው ዝሃረፈካ ድምጻዊ ከፋሊ እንቃዕ ብድሓን ተመለስካና፡ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤረይ። ደገፍቲ ክፍሎም እስኪ ረጊጽኩምኒ ኣይትሕለፉ liak eski
Eza hurma zelato kulu geze like kiflu hji chilp bizyada ahogexkani natka sirah gen ziwaxo yabilun habibi 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🖖🖖🖖
ከፋሊ እንቓዕ ብደሓን መጻካና :: ማመተይ ማመተይ ናብራይ ጉያ ጉያ ኮይኑ 💪👍🏻
Kefali and kiros kabtom ab hiwetey hade mealti krekbom zdeli sebat Love u kefali!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ክፍሎም ሓወይ እስከን ንክፍሎም ትፈትዉ like ሃቡኒ ብስም ክፍሎም
ክፍሎሞይ ጥዑም ድምፁ እንካዕ ብሰላም መፃካ ።
Kefali kanari zfetu 👇🏼👍🏼 like abzi
@awetbrhane5377
5 жыл бұрын
Kiflom Jegna gele aynet Ajoka eska wedi hzbi
@zaidteklekahsay7030
4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Wegeney wegen hizbi ....shihi'n waltan kunelna. 😍🇪🇷
Kiflomey haleley marey ybel Kulu mulu ms gtmin wezete I love u so much more 👇👇👇 kiflom zehbi like deki erey
*ዳይረክተር ሚኪኤለ ኣብርሃብ ሸጡ 100* *እቲ ዝፈትዎ እስከ like ሓቡለይ ኒሸጡ* *ከፋሊ ክኣ ኩሉ ግዜ ቡሉፅ ስራሕ ሕዝካ* *ምስ መጻካ ኢኻ ሶ ኣጆኻ ቀፅሎ*
*ከፈሊ ጅግና ናይፍቅሪ ብዙሕ ሰሚዐሉ ኣይፈልጥን እዩ ንከፋሊ ዝፈቱ like*
Men kem kefali jigna wedi hzbi ata tum dmxu ajoka qexlo godney eti moral nabana gdefo 😍😍😍
Niyate shikoer kulu eki Neay bitami eye zifetiweki ❤🌹🌹🌷 godelo zeyibelki hiwan eki Neay I love you for every
መን ከም ክፍሎም ወዲ ህዝቢ ነ ክፍሎም ትፍቶ ላዪክ👍 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈 l Love you deqi Erey xada 👇 👍🏻👍🏿👍🏿👍🏾
Kefali wegeney edmen tnan yhabka wedi hzbi! Kem kulu gzey xufuf srah! koxlo kea!
ክፍሎም ጅግና ከማካ የለን
ካፉ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ወዲ ህዝቢ እስኪ እቲ # ላይክ# ንሃቦ ኣይንብቀቀሉ
@abrahamhagos5025
5 жыл бұрын
Kiflom balmlu hlna ata jgna ybel zeama klip
Ata Wedi ane tetexelile niska eka thatati so bravo kemiu gerka aredalna nezen yehwatna
Kufloma ayney tebayka fuluy endu derfka ka hlf zbele mnada eza derfi nay eka derifkaya srah hadire sebeytey trbsheni gele eske amakurni 👇 👇 Aduni bshim kefali maseyy
Ntewhbau +xaeri wesiku Ewut seb Kefali🙏💝🇪🇷
Number one commenti like kiflom yekalo zefetu
Kela loms kedimnakum dekiskum ekum mesleni. Kefali wedi hzbi❤❤❤ N sele arbi elkum like👍👍👍Selam Misht
ክፍሎሞይ ጅግና ከመይ ድካ ትሕጉሰኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣጆካ
ማመተይ ጉዳይ እንጀራ ድዩ ተቃጺጹዎ ን ፍቅሪ ናብራይ ጉያ ጉያ ኮይኑ ለይቲ ኮነ ቀትሪ ናይ ብሓቂ ክፈሎም በርትዕ✅
እስከ ንኹፍሎምን ንዓይን ዝፈቱ ላይክ ይግብረለይ
Herzlichen willkommen ከፋሊ ጅግና በዓል ሓቦ
ናይ ባሓቂ ደስ ዘቡል ዩ መበል 147 ይጽሕፍ ኣለኩ ኣብቲ ዝፈትዎ ደርፋይ እሞ ኪኣ ክፍሎም ሱሕል ጎሮሮ ብሉጽ ስራሕ።
*WELCOME ከፋሊ ዉሉድ ባርያ ፍረ ኣከለ*
Nezi Neshtoy yemane Barya ajoka nebelo 100000000000000000 Like. Nahabo
ክፍሎሞይ ኣቦ ፍቅሪ ሰላምካ ይብዛሕ ለባመይ 🙏
Kefali jegna ajoka wegnay 👍👍👍🙏🙏🙏🙏
Gelayent derfi ❤👍🙏❤❤❤
Kefali shkor ertrawi hgawi love you so much bro 😍🇪🇷❤
ክፍሎም ይከኣሎ ጂግና ብሉጽ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ niccc song መቅሰነይ
Kexheflka ydeli emo mes jemerkwo yeabieniiiiiiii
ኩፍሎም ንፊዕ ሰነ, ጥበባዊ ኤርትራ እዩ እሞ ምትብባዕ ናትና ኣይግደሎ ከምዚ ናተይ ዚፈትዋ እንተኣሎ ላይክ ይሕፍስ ኣቢልኩም ሃቡኑ
እንካዕ ዳሓን መፀእኻ ክፍሎመይ ሽኮር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፁቡቅ ስራሕ እዩ ቆፅሎ so ሰሰናዩ ናዓኹም ።
ክፍሎም ወድ ህዝቢ ደኣ like ኣይኮነን ካልእ ይግባካ እምበር ሰስን ሰስን ክንድሽሕን መሕደር ሽሕን ኩን ብርዕካካን ትብዓትካን መመሊሱ ይመቅር ክንዲ ጸሓይ ንግሆ።
ክፍሎም ይከኣሎ ጅግና ተቓላሳይ ኣጆኻ በርትዕ ዝረገጽካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ልዕሊ ኣለም የንብርካ ትብል ምርቓ ዓባየይ ንዓኻ ይልግሰልካ ኣለኹ።
Eti natey wedi kefli jegna
ክፍሎም ጅግና ልዕሊ ዝኾነ ንዓይ ደስ ዝበለኒ ካብ ኢስራኤል ምውጻእካ ጥራሕ ኢዩ። ምኽንያቱ ደራፋይ ቦታ ክረክብ ኣለዋ ጉጅለ ጩራ ባንድ ካኣ ከምዚ ናትካ ይፍጠረሎም!!!
@robi7719
2 жыл бұрын
ዝያዳ ኣብ ካናዳ ኣብ ኢስራኤል ዩ ባይታ ኔሪዎም ጩራ ባንዲ ፋሕ ፋሕ ብምባል የሕዝነኒ ኣነስ ኣብ ኢስራኤል ምሓሾም ስራኤል ዓዲ እንጂራ ንክንደይ ስድራቤታት ሕቆኦም ዘትከሎቶም ብሩክቲ ዓዲ
*Wellcome ከፋሊ ኣደነቅቲ ከፋሊ ከምኡ ውን ናይ ፍረ ሰላም ኣብዚ ናተይ ሳብስክራይብ እስከ ግበሩ ዝኮነ ስነጽሑፍ መንፈሳዊ ምስ ትደልዩ ወገናተይ*
ብስም ክፍሎም ይካሎ like ክፍሎም ይካኣሎ ዝፈቱ like and ብርገደይ ዝሕብዮም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Wellcome to me kefali bro wedi etom tebeat bhzbu khaseb seb dekas kdeks,neseka dekas ketesan ajoka kulu gize ab gonka alena😍❤😍❤👈🙏
Kiflom shikorr you are right
ዓባይ ትምህርትያ ደስተባለላ ናብራ አንጀራ ኮሙዪ ከፋሊ ቀጽሎ
Kuflu Jigna nay Jeganu Wellcome Bro Nateyyyyy
ኣብ ኣስመራ ዝስራሕ ዜማ ገለ ዓይነት እዩ ከፌ ፡ ናይ ብሓቂ ፡ ድሕሪ ሕጂ ናይ በረከት ወልዱ ኣይትስምዑና ፡ ደስበለ ከኣ ገለ ዓይነት ። ቀጽሎ ከፌ
1st likes for me ንመጀምርታይ እዩ
Kiflom kemey dika mehogos nbereley kbereley love u keep it up 😘😘😘😘😘
Merehaba wedi hzbi henqe bselam mexaka wegeney
አኣብ ዘለናዮ ሰላም ጥዕናን ይሃበና ኣምላኽ ደቂ ኤረይ ሓላል ጥዑም ድምጾም ዓምብቡልና ሰሱንልና ኩቡራት ደቂ ክብርቲ ሃገር
Nice job keep it up koflom bro and GBU 🎵🎶🎻🎸💕
Nkefali zfetu like me so nic song kefali delayi selam
ካፋሊ ጅግና ወዲ ሂዝቢ።
Welcome ክፍሎም ይካኣሎ ሓላይ ህዝቡ እንቃዕ ብደሓን መጻካ ጅግና ቀጽሎ
ክፍሎም ናይ ንእስነተይ ኮኾብ ስነ-ጥበበኛ።
kefaly welcome xibuq srah so nicc
Wowww kefali jigna
Kefali jgna enka bdahan mexaka entay kwoxa kulumla bsm kefali eske like gerchow ablwo
ክፍሎም እንቛዕ ብሰላም መጻኻ እስኪ ጽቕጥ ኣብሉ ላይክ ፈተዉቲ ክፍሎም ዝኾንኩም
Kefi keep it going, proud you m hero 👑😍
The great man kuflom wedi hager👍
ብልጽቲ ደርፊ ብተባዕ ፈታዊ ህዝቡ ከፋሊ ።ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Kefal wedi hzbi welcome kanari zdmxu klkl bele brhan gexu eske like askm ablna deki erey
ክፍሎሚኖ ኣያይ ፡ ኣቦ ጥበብ ፍርያትካ ንህግደፍ በረድ ኮይኑ ዝነጥብ ንደለይቲ ፍትሒ ከም ዕንበባ ዘውህብ ወዲ ኣከለ ፡ ወዲ ተማጒቶም ዝረትዑ ሽግር ዝረሃዶ ክቕንጥጦ ኩሉ መሳርዑ ኣትኪሉ'ሎ ምስ ኣሕዋቱ ዓጢቑ ክፍሎሚኖ ኣከሊኖ ውን'ኳ ዘይምኖ ንስኻ ፒሳና ንስኻ ፓኒኖ ተፈጢርካ ንጥበብ ከተካውኖ ወሊዱካ ኪሮስ ወዲ ባርያ ፍረሰላም ሓውኻ መጋርያ ተማሙቕ ኣሕዋትኩም ሰብ ቅያ ሰብሰብኩማ ጥበብ ተወንጨፈት ሰራሕኩሞም ን2 ሮቤል ወዲ ያሬድ ብሰንኩኺም ቃውቃው በለት መሬት ዘውድቐኩም የለን ዘበት ንዓኹም ሒዝና'ዶ ከይንዝመት ክፍሊኖ ድምጽኻ ክፍኖ ንህግደፍ ይደፍኖ ንብጻይካ ግን ቅጫ'ኳ ይኾኖ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ጎድነይ ወዲ ነየ መን ኣሎ'ዩ በይኑ ዝጎየየ ኣርከብናካ ድሕሪ እግርኻ'የ love u bro. ኣቺ ወዲ ርገጹ ፡ ወይ ብግጥሚ ኣድንቕዎ ንክግሎም ጃምዓ።
በዓል ሕልና ኡንቃዕ እስ'ከ ብዳሓን መጸካ'ና ።
ክፍሎም ተፈታዊ ከሎም ስራሕትኻ ብጣዕሚ እዮም ምቹዋት ኣዯኻ ቀፅለሉ
ክፍሎመይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽለሉ ማራ እየ ከኣ ዝፈትወካ ሶ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነልካ ካብ ትግራይ
Waww temesgen amlak kedamay comment zexhafkani mukur ftret kulu gzea hgus ye baaka
ኣብ መላእ ዓለም ዘለካ ኤርትራዊ ሓወይ ሰላም ቅሳነት ፍቕሪ ይፍተረልካ ንቶም ኣብ ሽግር መከራ ዘለዉ ኣሕዋትና ድማ መዋጸኦ ይፍጠረሎም ንቶም ቀለብ ዓሳን ማአከላይ ባሕርን ዝኸኑ ኣሕውትና ድማ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብ ገነቱ ይስፍሮም.
ብጣዕሚ ዘድንቃ ደርፊ ፡እንድዒ ናዓይ ኣትያትኒ ብሕልፊ ኣብዚ ናትና ህይወት ኤርትራውያን፡thank u kefi bro
Woww kabaka zmnyo eyu so good job brother mameteye 👌👌💪🎵🎵🎤🎤🔊
I am introduced and caused to like Kiflom by this song. Incredible tone! Fantastic message of peom in this hard times. Keep doing like this Kiflom.
@nazretmeasho5409
Жыл бұрын
Iiiiiiiiuuuuuu7uuu it to the info to uuuuuuuuu
@nazretmeasho5409
Жыл бұрын
Iiiiiiiiuuuuuu7uuu it to the info to uuuuuuuuu
@nazretmeasho5409
Жыл бұрын
Iiuuuuuu it iuuuuuui iuuiiîuuuuuu
Tanks kuflom abo bzuhat hizbi kexlo 100
keflomeyyyy nabray tegles eza derfka edmen tenan yhbka fetari
Nkiflom Zifetu abzia 😍❤
ሕክምና ከይደ ኔረ ዶኩተር, እንታይ'ዩ ሕማምካ ኣነ, እንድዒ ርኣየኒ ዶኩተር, ኩፍሎም ዝብሃል ሓድሽ ሕማም ተጠቂዕኻ'ለኻ እቶም ከምዚ ከማይ ን'ከፋሊ ትፈትዉ ቀልጢፉኩም ሕክምና ተራኣዩ ቀታሊ'ዩ ኢሉ ዶኩተረ 😂❤
@tomitomi3006
5 жыл бұрын
Kkkkkkk
@user-dj7ue7vl9m
5 жыл бұрын
ተራኢየ ኣነ ድኣ መድሃኒት እኮ ትኣዚዝለይ ንግሆ፡ ቀትሪ ,ምሸት፡ ቅድሚ መግሚ ።
@vampire.-ama7308
5 жыл бұрын
@@user-dj7ue7vl9m ልክዕ እሱ'ዩ እቲ ዶኩተረ በል ከይተቃርጾ ተኸታቶሎ ዕርብ ከይትብል ክክክክ
@wilized8584
5 жыл бұрын
ክክክ
ክፍሎመይ ጅግና ማራ እካ ደሰ ትብለኒ እና ኣየካ ቀፅለሉ ኣድናኪትካ ካብ ትግራይ እየ
kfliso anbesa xbuk srah kexlo bro
ናተይ ከመይ ዲኻ ኣስሊ like eske habuni በስም ኩፍሎም
ኣብ ኤረትራ ዘለው ክሊብ ሰሪሕካያስ ጽቡቅ ኣይኮነን ወሪድወም ኣብ ምሽክላ ከይተትወም ዳኣ ክፍሎም ሓውና ህግድፍ ስራም እዩ
Kflom Tesfa snqu ajoka jgna wedi hzbi eka btami xbuq srah 100% qexlo 👍👍👍💪💪💪
ማመተይ የ ሳሕቲ ቁረሪ ሳሕቲ ድማ ማምቂ ከመኡ አዩ ናይ ኣለም ነገር ኪፍሎም ሓቢቢ