Kiflom Yikalo - Seb Alo | ሰብ ኣሎ (Official Video) - New Eritrean Music 2019
Музыка
Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
Kiflom Yikalo - Seb Alo - New Eritrean Tigrigna Music 2019.
Lyrics: Mihretab Tsegabrhan
Melody: Nahom Yohannes (Meste)
Director: Michael Abraham (Shetu)
Editor: Medhanie Bereket
Copyright © Jayo Truth 2019
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.co.uk
|- - - - - Connect with us - - - - - |
#Jayotruth #Eritreanmusic
Пікірлер: 1 800
Watch: ኣይትበሊ፡ kzread.info/dash/bejne/ZYqOscWkdse4p7g.html
@abielt962
5 жыл бұрын
Thanks more Atum Burukat Kulu Seb kemakum Entetikewin Jayo Truth
@kbrishikor5046
5 жыл бұрын
Jayo truth ab godnkum alena .yakob ka kbri yahabka n Sen tbeb nay Hagerna tmelso aleka emo ajoka. DON'T CARE about negative people just ignore them. Btami hayal Seb eika emo ajoka wedi hzbi eika ajoka.
@affbgffzv8820
5 жыл бұрын
Kuflom hawey nic
@user-sd8bm4fc7i
5 жыл бұрын
Jayo Truth why I can’t hit like this song
@ahphotography8024
5 жыл бұрын
Jayo Truth Like migbar abina neza derfi plz ba gele tehababeruna
ኪፍሎም ጁግና ናይ ጀጋኑ ጽቡቅቲ ደርፍ ። እስከ ን ኪፍሎም ዝፈቱ Like Like ኣግርጭው ኣቡሉለይይይይይ ?
@Entertainment-ri3be
5 жыл бұрын
Like ኣግርጩው
@user-lq4fw2qm9s
5 жыл бұрын
@@Entertainment-ri3be Like ኣግርጭው ክክክክ
@siku9753
5 жыл бұрын
@@Entertainment-ri3be ክክክ ወገነይይይይ ናሃተይ መቸም ብዝኮነ እየ ዝረክበካ ።
@siku9753
5 жыл бұрын
@@user-lq4fw2qm9s ራሃዊተይ ቆንጆ ናይ ቆናጁ 👍👍👍👍
@Entertainment-ri3be
5 жыл бұрын
@@siku9753 እዚኣስ ከይቀደምና ንቀድሞም እዩ
ኣብቲ ጥበብ ረብሓ የለን ኣብቲ ረብሓ ጥበብ የለን ። ክፍሎመይ ኣይትጉደም ። Well come .. (ክፍሎመይ ሃብሮም ) ናይ ሰብ ሰብ ኢኻ ካብቶም ዝበለጹ ንድሕሪት ዘይብሉ ጎሊሖም ዝወጹ ርህሩህ ኢኻ ብውሽጡ ዝድንግጽ ኣብ ቅርዓት ትወጽእ ዘይትብል ድምብርጽ ። ሰናይ እንክሰርሕ ንየማን ዝእለ ንጽባሕ ዝጥምት ኣለኹ እንዳ በለ ኣይደልን ዝበለ ንዓማጺ ፍርዲ ህዝበይ ዝበለ ምስ ኩሉ ተዛማዲ። ዘመን ኣምጺጽዎ ዘመነ ግርምቢጥ ግን ክኣ የመዛዝን ዩ ተበለጽቲ ትፈልጥ ሓዉ ብጥምዩ ብትዕቢት ዝርያሕ ሕልኑኡ ቀቲሉ ብመላኺ ዝምራሕ ። ኣሕዋተይ ዝብል ጸገሞም ጸገሙ ከምዘሎ ዘፍልጥ ብልቡ ሓሚሙ ኣለኩ ካብ ምባል ዓዲ ዘይወዓለ ህርኩት ፍጥረት ብማዕዶ ዝልለ። ሰብ'የ ተበለ መኣስ የኽፍኣሉ ሓንቲ መንገዱ ዘይቅይር ምስሉ ሰብ ኮይኑ ኮ ሎ ዘይሳነ ዘይፋቐር ካብ ህዝቡ ዝርሕቕ ፍቅሪ ዘይማቐል ምስ ረብሓ ዝጎዪ ክፍኡ ዘይከድን ንስኻ ግን ክፍሎመይ ሽደን ኢኻ ሽደን ። ስጋ ምልባስ ድዩ ንኹሉ ሰብ ዘብሎ ክንደይ እንድዩ ዘሎ ፈጺሙ ዘይክእሎ ምስሊ ጥራይ ሒዙ ብባዶ ሕልና ቀጽል ክፍሎመይ ኣብነት ዘመና ። ሕልና ዘይብሉ መጸዊዕኡ ይቕየር ሰብ እየ እንዳበለ ንመን ዩ ከደናግር ወላ ስም ክንቅይረሉ እንተ ዘይጥዓመ መጻንሒ ዝኾኖ ተበላጺ ይሰመ ። ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ (ቢሓት )
@mnbaraydgemneyu9805
5 жыл бұрын
Nice nska keman bro adnikeka
@shumaytsegai2105
5 жыл бұрын
dawit bro nic bezi nska tgebro btami zednqeka
@user-wx1ui1fq3h
5 жыл бұрын
ዝድነቕ ግጥሚ! ብዝግባእ ገሊጽካዮ ኢኻ ክቡር ሓው ዳዊት!።
@harmonalem2864
5 жыл бұрын
Neseka kman sheden 👌👌👍
@habtaitesfagaber6905
5 жыл бұрын
Dawit xebuq gtemi
ዶ ምበር ጥዑይ ሰብ ኣሎ ኢለ ኣብቲ ጽምዋ በይነይ ክነብዕ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ድምጽኻ ሰሚዕ ይብርትዕ ን ክፍሎም ዝፈቱ 10000 ላይክ ብዘይ ስክፍታ
ኣጆካ ክፍሎም ወገነይ ቀሪብና ኢና ፡ ኣብ ሃገርና ተመሊስና ፍትሕን ሕግን ኣንጊስና ፡ብሰላምን ብፍቅርን ክንነብር ኢና።ሰብ ኣሎ ጽቡቅ ስራሕ ።eritrea lives for ever.
ንሰነ ጥበብ አሉ ዝተወልደ ሐቂ ዘይክውል ስነ ጥበብዊ kiflom my hero
@Tes861
5 жыл бұрын
ንስካ ውን ሓቂ ስለዝተዛረብካ ብዓል ምሉእ ሕልና ኢካ ክብረተይ ሓውካ ካብ ጀርመን በርሊን ደላዪ ሰላም ቅሳነት ኤሪ ሃገረይ ዝምነ ደጋፊ ክፍሎመይ ብሓበራ ጩራውያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomonbahte
5 жыл бұрын
ከፋሊ መግለጺ ሲኢነ ልካ ኮኾብ ጥበብ ኢለካ ኣኹ ንግዚኡ
ብልክዕ ሰብ ኣሎ ሓደ ካብኣቶም ንስኻ ኢኻ ወገነይ good job kif arkey
@robitv5961
5 жыл бұрын
Niska wn kabom ika yoni jigna
@mariabro8432
5 жыл бұрын
Yeaa:: nska keaa hanti.kemziaa asmeanaa clip kab senaaaa
@yesieftesheme5275
5 жыл бұрын
Nska wun yeni beal hlna 👍
@malhabib357
5 жыл бұрын
@@robitv5961 ናይ ብሓቂ ህግደፍ ጎዱፍ ጥረሓይ ኣይኮኑን ቫይረስ ናይ ኤርትራ እዮም
@wedihagos6780
5 жыл бұрын
Yonas Teame yoni eska wn sle hzbka aw elka etmskr eka teba at ekum
ከፋሊ ጅግና እስኻ እንዲኻ ሞ እቲ ናይ ሕልና ሰብ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ኣጆኻ
Kflomey ኣይዋዓልኩን ቡዙሕ ስብ ቀዲምኒ አሞ ጽቡቕ ስራሕ ኻኣ ባዕልኻ ባ &like ሃበኒ ወይ ኻኣ n kefali ትፈቱ ኣብዚ like gber I Love you 😘 kefali ❤️ ደላይ ፈትሒ like አግርጩው abl
@braswiss164
5 жыл бұрын
Hiwet Teame Entay da tmhri klas keymelkka alfabet dika segirakayo
@braswiss164
5 жыл бұрын
Hiwet Teame kkkk it’s okay 👌 ajko dtrayeka mxahf agedsi eyu
@chentogodbless6565
5 жыл бұрын
Ajoka zehawey mearey i love you too big man?
Besm keflom eba please like nic
@abielt962
5 жыл бұрын
Jaki Josi Hanaxi Rito habu Atum Sebat
@michealetsegay3gmail.comts88
5 жыл бұрын
ጠፋዕ ኣቢለልካ ኣለኩ መንግስተይ
@user-hv3ox9fy3r
5 жыл бұрын
@@abielt962 ከምዚ ዳኣ ኣይጽላእን እዩ ሃናጺ ሪኢቶ ሂብካ ብስም እቲ ስነ ጥበባዊ like ክትብል ጸገም የብሉን መኽንያቱ ነቲ ስነ ጥበባዊ ውን መተባብዒ ይኾኖ እዩ ማለት ማዕረ ክንደይ ፈተውቲ ኣለውዎ ድማ በዚ ይፈልጥ ስነ ጥበባዊ ካኣ ብምትብባዕ እዩ ዛዓቢ ተጸሊኡ ዞሎ ሰበይተይ ሓሪሳ ሰበይተይ ጠኒሳ እንዳ በሉ ዝልምኑ እዮም ኣኽፊኦም ዞሎዉ
@abielt962
5 жыл бұрын
ደጋፊ ያቆብ ዳዊት ደጋፊ ያቆብ ዳዊት ::: Nay Behaki Xibuk Aleka Anes Kem Ritoy Eye Hibe Bizkone Thank u Ajoka aytihmek Kexilo
Yes qedamay nkeflom zefetu like ደቂ ኤረይ ሰብ ርሑቅ ቀረባ i love u ንቀራረብ እስኪ ጸላኢና ክሕመስ ፡ እሾኽ ኣይጋእኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ፡ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን። ስደትና የሕጺሩ ዓድና ይምለሰና ፈጣሪ። 🙏😘🇪🇷
@rahwaraju8392
2 жыл бұрын
😍😍😍😍
ያ ደቂ ኤረይ ሓላላት ቡሩካት ማራ እየ ዝፈትዎኩም ካብ ስደት ተመሊስና ምስ ስድራናን ምስ የዕርኩትናን ክንጻወት ማራ እየ ዝብህግ ኣጆኩም ተስፋ ጥራይ ከፍሊ ጅግና መንቁሒ ሃገሩ በዓል ተስፋ
@noahhadera9508
5 жыл бұрын
Ajoka keribna ena zihawey.
The Hero is coming 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብልጽቲ ስራሕ ኣስተማቒርና ፡ግጥሚ ዜማ ውን ዝነኣድ ፡ዎውውውውው #like ሞራል ሞራል ሞራል
@brhaneaynalem9246
5 жыл бұрын
Neshnesh naka ke ydlyeka du like :
@omexhabeshawi6337
5 жыл бұрын
Ata neshnehs nska ke gele deytblena kedem dehan do ayneberkan ajokaba berti
ከፋሊ ሽሁኮር ኣታ ጅግና ናይ ጀጋኑ አንቃዕ ብሰላም መጻካና ቢ ሃንቀውታ ክንጽበያ ጸኒሕና ሰብ ኣሎ ሰብ ቁራስ ትካቦ ዘየታልሎ ሰብ ኣሎ ኣቱም ሰባት ናይ ባሓቂ ሰብ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ክፍሎም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።
ብሉጽ ህልና ዝወነነ ብሉጽ ኤሪትራዊ ። like nhabo nhlna zwnn
Welcome ክፍሎም በዓል ሕልና ብሃንውታ ክፅበ ቀንየ ድምፂ ግጥሚ ክሊፕ ገለ ዓይነት ቀፅለሉ እስኪ ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን የውረደልኩም ደቂ ኤሬ ሽኮር ብሩክ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና
@habtomabrhale6736
5 жыл бұрын
Amen+3 nkulatna habtey do kbleki wala girebetina so
@user-lw9lo2pu2w
5 жыл бұрын
Amen nkulna haftey natey
ክፍሎመይ ኣስሊ ከመይ ዲካ ትምቸወኒ ምእንታን ሙዚቃ ናትካ ከስታማቅር ክነብር ንበረለይ ንሰካ ካብ ኣዝየ ዘድንቀካ ዝፈትወካ ሓፍትካ ጓል ትግራይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@ablelteame
5 жыл бұрын
Hareya Kibrom shikorena haftey natey we love you gale tigraye haftey 🌺🌺🌺🇪🇷🌹🌹🥰🥰🥰🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🌹
@gawit8602
5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤💓💓💓💖💖💖🌷🌷🌷🌷💞💞💟💟💟💟💟💟💞💞💞
@Tes861
5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኪ ንክፍሎመይ ዝጸልእ የለን ምክኒያቲ ክፍሎም ዝትቀመሎም ግጥምታይ ንጹራት ኢዮም ክፍሎም ንሙዚቃ ኢዩ ተፈጢሩ ሓደ ንምካሓሉ ንኮርዓሉ ክፍሎም ኢዩ ሰብ ኣሎ መክሰብ ዓለም ንሱ ኢዩ ክፍሎም መን ከይህሉ ኢልካዮ ኣታ ከፋሊ ክብረትይ ኣድናቂካ ካብ በርሊን ኢየ
@wedishigutshugut1541
5 жыл бұрын
Harya kubrom sis thank yoy to you 'r Apprciate
@nahommhretab4261
5 жыл бұрын
@@Tes861 nay bluxat blux iu hakka eka
ጥበብ ማለት ከፋሊ ዘይሕለል ድምጻዊ ንበረልና ስከ ናይበሓቂ ሰብ ኣሎ እው ጡዑም ሰብ 😢❤ this song are very feeling me
Welcome kefa nateyy wedi hzebi like like 👍👍
Deqi Eri Ab sirhakum awet Ab hiwetkum selam yimineyelkum Nic kiflom abo hizbi 🙏🙏🙏
ክፍሎመይ ጅግና ብዓል ሕልና ዘመድ ውጽዕ ህዝበይ!! ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጻት ሰባት ሰብ ሕልና ኣጆኩም ቀጽልዎ። ""ሰብ ኣሎ ሰብ ፍትሓዊ ሓዊ ዘይኣጉድ ሰለማዊ ሰብ ኣሎ ቁራስ ቱኳቦ ዘየታልሎ ይሕሰም ይጥዓም ሕልኑኡ ዘይቐትሎ……
This is music ! Seb alo tum sebat nay bhaqi seb !
ኪፍየይ ቀባፅ Nica songs🌷❤ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ 🇪🇷ኤረይ ማዓረይ like እስከ ፅፍዑኒ😘 ሓፍትኹም👉🇻🇳
ንስኻ እንዲኻ ሞ እቲ ብዓል ሕልና ሰብ ፡ ጥዕምቲ ደርፊ ከፋሊ።
@frezghibtsay6421
5 жыл бұрын
👌🏽
@christianronaldo7758
5 жыл бұрын
ata jegena
@erichanelbrhane8964
5 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍❤👍👍👍 gele aynte ajoka qexulo
@user-nr7ev1ow6e
5 жыл бұрын
ፈታዊ ሓቂ
@tesfuteklu5018
5 жыл бұрын
Wedetkaro anbay jgna ajoka. Ab godnka alena kab bea helen gaega dea terifna neyrna. Ajoka nberelna bertw
ሰብ ኣሎ!! መን ኣሎ? ከፋሊ ኣሎ።
@kibromtewelde2549
5 жыл бұрын
አንኮላይ ንስኻ ገራቶ
@semeremahari1970
5 жыл бұрын
Wedi-Eri- South.
Finally he will be hero we love you kiflom king off humanity 🤴
Powww tay kbleka ye wedey miglax imber sineka beqa kulu mulue nay sebawnet zeleka seb naka ya tigelxeka za derfi 😘✌🏾
Kiflomey zfet like eske first kea nmejemeria gziey like and comment like habuna lomi eye zlmn zeleku
ክፍሎም ጅግና ናይ ጀጋኑ ክፍሎም ከመይ ዲካ ቀባጽ ንክፍሎም ዝፈቱ Like Like like
Wedi yeman bariya xegem eritrea zehumo kefali hade malti ab menber kof teblela ala❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawuuuuuu kereakuwa xenihe mara tiamti derfi hrmet kea mo teamr lave u bzey kelalem thanks kuflom shikor berta
ክፉሎመይ ክሉ ግዜ ከብደይ እዩ ዝበለዐኒ ደርፉታትካ እሞ ለማዓንትስ ደስ ኢልኒ እየ ሰሚዐያ ኣድናቂትካ እየ ደላይት ሰላምኩም ደቂ ኤረ ሓፉትኩም ጓል ትግራይ
@user-uy1vi4zp2s
5 жыл бұрын
Hntsa Tesfay 💚👍
@jesuisfierdemoiiamproudofm834
5 жыл бұрын
Thankssss Kbrti seb 👍👍👍👍👍👍👍👍
በጃኩም ስለ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ላይክ ሃቡኒ ኤርትራ ልውጢ የድልያ ሎ ትብሉ ካኣ ላይክ የካኣሎ ወዲ ህዝቢ
@abielt962
5 жыл бұрын
Eritrea 1961 Hanaxi Rito habu Atum Sebat
@semere7388
5 жыл бұрын
@@abielt962 ካብዚ ንላዕሊ እሞ እንታይ ዓይነት ሪኢቶ ደሊኻ
@akiletesfay7418
5 жыл бұрын
Knbekum ena chikane aynatnan ya gen seb kaleu kefiewo nmntay ekum like tlmnu bejakum ritokum xehafu wey kem seb knkewun nfetn
@abielt962
5 жыл бұрын
Adey Alemey :::: Xibuk Aleka Eritrea Ziabeye Shigir Alewa Bizyada gin Neti Derfi Astemakina Kemiz Kemzi Wesikela Ena Entenibihahal Bizyada Mis Abena Biflay Ezom Derefti Bizkone Sorry Akribe eye
@wedieri2301
5 жыл бұрын
Tg የ ማርያም ልጅ ygerm eyu antay gudu eyu ezi ke
ክፍሎም ጅግና ሰብ አሎ አወ እነሀከ አካ አስካ ሰብ አሎ መሊኡ ሰብ ደስ ዝብል ቡሉጽ ስራሕ ከም ወቱሩ ጥበብካ ከምቶም ዓበይቲ ዝሓለፉ አያታት ሓወልቲ ኮይኑ አብ ልብና ነባሪ አዩ አጆካ ቀጽሎ።
Seb alo just like me guys... Thanks body for uploading beautiful and meaningful 😘 song
ከፋሊ ማሌት ውላድ የማነ ባርያ ኣጆካስከ ኣሰር ባርያ ሓዝ
ክፍሎመይ ኣቦ ፍቅሪ ኩሉ ጊዜ ፍቅሪ ዝዝምር ፁቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዝያዳይ ከብ ኣድናቂትካ ትግራወይቲ ቡሩካተይ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ክዓ ይግበርልና
@wedishigutshugut1541
5 жыл бұрын
thank you to your awesome comment
ከፋሊ ጅግና nice nice ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሓቢቢ !!!
Eway kemaka si 10000000 wdei hager u wish you all the best god bless u my best i love you so much😘❤😍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kippe it's going
ካብ ጌግኡ ዘይእረም የለን።ካብ ሎሚ ህግደፍ ዘይኮንኩ፡ምስ የሕዋተይ ህግደፍ ንምጥፋእ ወጊደ'ለኹ።ኣጆኹም የሕዋት ሰብ ሕልና።
@user-hv3ox9fy3r
5 жыл бұрын
ቅድሚ ሕጂ'ኸ ህግደፍ ዲኻ ኔርካ እንቃዕ ናብ ልብኻ ተመለስካ በል እንቃዕ ካብዚ ሕማቕ ሕማም ወጻኻ
@malhabib357
5 жыл бұрын
@@user-hv3ox9fy3r ናይ ብሓቂ ሓውይ ናተይ ሕመማም ብሕማሙ ከማነይ ቫይረስ እዩ እቲ ሕማመ
@user-hv3ox9fy3r
5 жыл бұрын
@@malhabib357 ቫይረስ እወ ካቡኡ ብምውጻኣኻ ጥራይ ከማን ክተመስግን ኣለካ ናዓይ ካብቲ ዘፍራሓኒ ሕማም ሕማም ህግደፍ እዩ ንፋሶም ኣይልከየኒ ኢለ ውን ጾሎት ይገብር ብዝኾነ ነቶም ዝተረፉ ካኣ ከምዚ ከማኻ የማስሎም ዛሓወይ
@malhabib357
5 жыл бұрын
@@user-hv3ox9fy3r ኣነ ሞ ኣሽነካ ህግደፍ ክከዉን እሞ ናክ እየ ኣነ ኣነ ካቦም ኣይኮንኩን እንሶም እካ ናይ ዓለምና ዶናቁር እዩ ንዕም ግን ኣይርዶምን እዩ ጸብቅ ዘልዉ እዩ ዘምስሎም
@user-hv3ox9fy3r
5 жыл бұрын
@@malhabib357 ሳሪ ሓቢቢ ኣየስተባሃልኩን ነቲ ቀዳማይ ጺሒፉ ዞሎ ሓውና ክጽሕፈሉ እየ ናዓኻ ጺሒፈልካ ብዝኾነ ኣጆና ጥራይ ንፍትሒ ነምልኽ እምበር ንምልኪ ኣይነምልኽ ብኣምላክ ከማን ጽቡቕ ኣይኮነን ንምልኪ ክድግፍ
ወልኮም ክፍሎም ምቁር ድምጹ ኪሮስ ካ ካምጽና ነይ ጽበ ኣለና ።
Golden music. Abai abai message. Thank youuuuu for this one big time
Kiflom Selamka ybzah fetawi hizbu Fikri 🙋❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ን ከፋሊ ዝፈቱ like ygbereley ዳሓራይ ርኢቶ ክህብ እየ።
@abielt962
5 жыл бұрын
ጹሩይ ኤርትራዊ Tsuruy Eritrawi Anxar Afalalay Hanaxi Rito habu Atum Sebat
@haliebyemane7479
5 жыл бұрын
ክፍሊ ጅግና ንበር ክበር
@solinatsefahans7991
5 жыл бұрын
Kdm ruito hab like ms habnaka da entay elka ktmles
ክፍሎም ይካኣሎ (ሰብ ኣሎ) ሰብ ኣሎ ሰብ ፍትሓዊ ሓዊ ዘይኣጉድ ሰለማዊ ሰብ ኣሎ ቁራስ ቱኳቦ ዘየታልሎ ይሕሰም ይጥዓም ሕልኑኡ
Kefliyy jigna nay bhaki xbuk srah eyu bmntay jamra bmntay kamzwdu uka tafini 🎼🎼🎼🎼🎤🎤🎤🎤🎤🎤👍
Kefali jgna bhaqi xbuk srah ajoka qexlo ✌️
ከፋሊ ከም ወትሩ መግለጺ የብለይን ጽዋእ ሓርነት ትሰትየሉ መዓልቲ እንዳቀረበ ዩ ኣጆኻ
@wadihaile3556
5 жыл бұрын
ሰብ ኣሎ ኣላካ ዶኦ አሞ ክፋሊ ጅግና
🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟 🌟 ክፍሎም ጽቡቕ ስራሕ 🌟 🌟ጽቡቕ ዜማ ምስ ጽቡቕ ክሊቭ 🌟 🌟ኣነ በዛ ነብሰይ 1000 ላይኽ ሂበኻ ኣለኹ 🌟 🌟 ናይ ኽፍሎም ኣድነቕቲ ክኣ ላይኽ ኣይትብቐቑ 🌟
@balibimobrahatum154
5 жыл бұрын
wawww ክፍሎም ጽብቅ ስራሕ ጀግና ወዲ ዞም ጀጋኑ ኣጆኩም ደቂ አሪይ ጂጋኑ ኪፍሎም ንፎ ቀጽሎ
@bereketyewhans7275
5 жыл бұрын
ዋውውው ክፍሎም ናይ ብሓቒ ጥዕምቲ ሙዚቓ !
@anmichelege6636
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ሰብ ኣሎ ክፍሎም ወዲ ጽቡቕቲ ሙዚቓ !!
@justiceseeker1484
5 жыл бұрын
ፍቕሪ ኣስመራ ኣነ ክኣ ብሽም ክፍሎም 2000 ላይኽ ሂበኻ ኣለኹ ❤️
@senaittekle2996
5 жыл бұрын
ኩፍሎም ገላኣነት ስራሕ ኣጀካ
ከፋ ጅግና ብዓል ሕልና ኣብ መትከሉ ጹኑዕ ኣጆካ ቀጽሎ ወገነይ
Nfelomay gize comment abza derfi yxhf aleku mknyatu bzuh sle zmharetni thanks kflom hawey
Mexiekaley do mexiekaley do kxbeyeka tehantye zxbeya zneberku derfi I love u so much kflom live long bro
ከፋሊ ኣቦ ውጹዕ ህዝቢ እንቃዕ ናትና ኮንካ ወዲ ሓላል መረት ኩሉ ሙሉእ ከም ቀደም my hero
Kflom jgna ajokaaaaa trayyy ta seb beaka eya jemira seb alo halal seb
kefali ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሓት ሒዝካ ትመጻና ኣለኣ እሞ ኣጆካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ልዕል ፈጣሪ ደቂ ኤረይ ድማ ኣጆና ሓንቲ ማዓልቲ ሽግርና ክትፈታሕ ኢያ
ጥበበ መሊኡ ኽፈስስ ለሚ ሪኢና ከፋሊ ጂግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣታ ምልኣት ልበይ መጲካለይ ዶ ደንጊካኒ ገለዓይነት መግለጲ ሲኢነልካ ብርሃን ሃገር።
Asimierla aleku ezi abshirka abshirka keep going👍👍👍👍😊😊
Kefali seb alo hade nska eka kabtom zelewu ajoka qexlo nice song 😍😍😍😍💐🌺🌼🌷🌹💐💐
*Like ስከ ሃቡኒ ፈተውቲ ከፋሊ ዓቢ ሓወይ ዩ❤❤*
Welcame kifli Tebatay wedi ata nay si kithmmni eka zewxaka yelan
Welcome back my brother Kefali, as always great job. Keep it on. I didn't hear from you for a while. My heroes Chura Band. Dahaikum aytifaee. God bless you my brothers, we are around the corner. I see a light at the end of the tunnel. I hope to see you singing in person in Chichero in our future bright and democratic Eritrea.
Kefali hawey azya gele aynet music gn abti ktkdh keloka dmtska shweya tht eluni gn btami tsbkti meharit music
Kifi hawna enkae bselam mexakana
Abet gororo kafi wedi Hzbi btami des derfi nkefali zfetu eske like yhabo
The best lyrics of the year. Good perceptional diversion !! Fethawi seb alo ..... thank you sir !
God blass all eritrean people
Walcam kefali jegnai enka beselam mexkai bitam xebuk srah eyu like ne kefali zefatu bitte like
ወዲ ይካኣሎ ከመይ ዲካ መቅሰን ቀጽሎ ቀዳማይ ጽሒፈ Like ኣግርችው
Ata jegna wedi tom jeganu ,seb yelen aytebeluni seb iyu mekseb,Endahadre kem kekob zedemeq Kiflom Yikalo
Hlna tmhr nska alekana kiflom hawna, kubur bal metkel
ኣየ ንህቢ ዝጥዕም ድምጺ ንስካ ዉን ንጹህ ዘይተበከልካ መምህር ቅንዕና መምህር ፍቅሪ መምህር ተስፋ ኢኻ ኣልፋን ኦሜጋን ብሉጽ መንእሰይ ሉል ደለይቲ ፍትሒ ኣጆኻ።
Waww kefali jgna nberelna eske kndi 1000 🎤🎤🎹👌
abzi aleka keflom Jegna bal hilna ata kemakas ashat yewledu maharit derfi
ሰብ ኣሎ ሰብ ሰብ የለን ኣይ ትበሉኒ ከምቲ ሕሱም ሰብ ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ጥዕምቲ ደርፊ ኣድኒቀካ
Like habuley nezi jigna 👍
@bahlinaentertement3498
5 жыл бұрын
Ewe ezi wedi hzbi ajoka arku seb alo yeblena alo ezni zelewo yesmae
( ሰብ ኣሎ) * ድምጻዊ = ክፍሎም ይከኣሎ * ግጥሚ = ምሕረታኣብ ጸጋብርሃን * ዜማ = ናሆም ዮውሃንስ (መስተ) * ዳይረክተር = ሚኪኤል ኣብርሃም (ሸጡ) Like Like Like
@robimosa3175
5 жыл бұрын
Ajoka kefelom hawey betami xebuke serh
@selekahsay4251
5 жыл бұрын
Habibi galbi ya umri
Kiflom wegeneyyyy Btami xbkti derfi Nkulom abza music zeberketu well done 👍 kblom yfetu Especially mihretab tsegabrhan 💯
Kiflom nay bhaki jigna seb eka ajoka kexlo
Welcome keflom gegna zeftu terh like
(Nahom meste) ms hzbey Kbl gemiru congura meste Beal kongo saeni gedifwo Like n kefali zfetu👍🏻👍🏻💝
@tesfayhayle3653
5 жыл бұрын
Tdegma dika eza zereba
@farklaentertainment4529
5 жыл бұрын
Tesfay Hayle kemey zeydegma da Maere komu eba aytdahal bro😜
@tesfayhayle3653
5 жыл бұрын
@@farklaentertainment4529 weldey hasot ayewresunn
@user-hn6qx2mq5b
5 жыл бұрын
Kkkkk bea gongo saini moya geru lomi s
@-daerona8964
5 жыл бұрын
wedi afiye ከመይ ዳኣ’ያ ዛ ጉዳይ፧ ዜማ ናሆም ዮሃንስ (መስተ) ድየ ዘንብብ ዘለኩስ ወላስ ዓይነይ’ዩ፧ መስተ ዳኣ በየን በየን’ዩ ዘብል ዘሎ፧
ሻሎም ሻሎም ኩፍሊተይ ኡንካእ ብሰላም መጸኣካና
Kabetom betami demsetni demsawi eka emo betami eye abeti delale derja ketbseh demnylka KIFLOM hawey kulu amazazinka tekyede fetur eka hagerna nebeal neaka ketbel selam ente deftrla eti leul egziabher leli manem seb mekonkuma sele kulu saerka ajoka kiflomy
Kiflom jigna zeben hiwetka ybarek!
Waww Kefa natey ma bro qexlo teray ab gonka alna ksab zelena abza alem
Ww kele aynet derfi kifle jigna 🤙🏻🤙🏻🇪🇷🇪🇷🌹
Welcome kefali mekseney Kemey dye kfetweka meat edmen tenan ab sirahka dma Awetn asalton ymneyelka hawey natey 😍😍😍😍😍😍👍👍👍
Kefali wenani hlna qedamay seb nska eka
ሰላም ክፍሎም ይካኣሎ ኣነ ቅድምይ 4 ዓመት እታ ስእልክይ ምስራኣክዎ ትብል ደርፍካ ሰባት ብሞባይል ሙዚቃ ክሰምዕዋ ከለው ኣብ ገዛና ሽዑ ዚበልክዋ ተሎ ተስፋ መንፈዓትካ ተራእንይ ተስፋ ዘለዎ ደራፋይ ኢለ ድገምዋ ምስ ኢዩ ስሙ ኣበይ ኣሎ ኢለ ክሓተልካ ጀምረ ልክዕ ድማ ሕጅይ ብልሕይ ስራሓትካ ይምስክር እትይ ትፍርዮ ዞሎካ ዘይምኖ መሃርይ ምስ ህወት ሰብ ዚታሓዚ ገላጽይ ልክዕ ከምቶም ዚሓለፉ ከም ባርያ ኣብራሃም ታራ ህወት ደቅይ ሰብ ገላጽይ ዚኮውን ደርፍታት ምጅማርካ ተበራትዕካ ውን ክትቅጽል ዓወት ይምነ እንበር ከምትይ ዚበልክዎ ቕድምይ ኣርባዓተ ኣመት ሓትተልካ ብስራሕካ ሕጅይ ውን ተጋህድካ።
Keflom nay hemamey forsa ane meska aleku seb aloooooo
Kiflom bro ናይ ባሓቂ ባዓል ሕልና ኣንበሳ ቀጺሎ ናይ ባሓቂ ደርፍካ ማራ አየ ዘዲኒቆ ኣነ ንሽቶ የማነ ባሪያ ኪትከውን ይምነየልካ ዝሓወይ ኣንበሳ አኪ ኣጆካ በርቲዒ ኣብ ጎድኒ ህዝቡ
Kefali jigna nay jeganu nkefali zednki like eske habeni
ሕጂ ጽብቅ ኣሎ ድምጺ ከፋሊ ጽብቅ ስራሕ
ዋዋዋ 1000000000% ኣታ ንስካስ እንቃዕ ናትና ኮንካ መግለጺ ቃላት ሲኢነልካ 🙏👌🏽👌🏽👌🏽
Kiflom ኣንበሳ. ኣብ seb. Nice Music.
Kefali the best💕
ዋውውው ኬፍ ደለካ ተቢዕ ንስካን ድምጽካን Like ቀጽለሉ ማር ጥዕምቲ ደርፊ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ግጥሚ ምሕረትኣብ ጸጋብርሃን 100% ዜማ ናሆም (መስተ ) 100% ገለ ዓይነት
Kefli Ma natey Yahoo! Do you know kefali that your music is always true, beautiful and so good. I'm very proud of you. Whatever happens, I'm on your side. you are the only one who never gives up. I am your fann. I can not stop judging you. you are just fine. I wish you all the best in your life.✌️✌️