new Eritrean Short full movie 2022- Mlat wshti (ምልኣት ውሽጢ )
Ойын-сауық
ዝከበርኩም ተከታተልቲ meadi entertainment ንዓኩም እናዛናገዐት እትምህር Short movie ምልኣት ውሽጢ እትብል ሓዳሽ ፊልም ሒዝናልኩም መጺእና ኣለና ከምቲ ልሙድ ምትብባዕኩምን ሓገዝኩምን ኣይፈለየና ካባኩም like
comment
share
subscribe thanks for your support and your love
#eritreanmovie#eritreanfilm
#eritreanseriesfilm
#eritreancomedy#eriethio#new eritreanmusic
#newethiopianmusic#newethiopianfilm
Пікірлер: 82
ዎውው ሓጻርን ጽፍፍትን ቀጽልዎ ደቂ ዓበይቲ/ ግን እታ ን ቶማስ ሓፍቱስ ክትሽኩር ቾኮሌት ሕብሪ 😍😍🤩🤩🤩
@ROONEY726
2 жыл бұрын
ክትጥምት መዓት ኢካ ብሮ ድምቡጭብጭ ዝበለት ኬፍ ዘለዋ😂
@habehaqetalihawuhabeshaqet9398
2 жыл бұрын
@@ROONEY726 ክክክክ ያ ኬፍ ኣለዋ
ሙና ሽኮር ክፈትዋ ኣነስ ጠፊእክና ማዓረይ🥰🥰🥰
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ቀጺለ በጃካ, ሳብስክራይብ, ሓግዙኒ።
Wawwww bteami sehabit meharit fillm deqi Eriey🇪🇷🇪🇷🇪🇷 mchwat ,kexlwo ajokum nkulkum bteami ye zfetwekum .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Meadi99
2 жыл бұрын
Thanks
Welcome back ደቂ ዛ ሓላል ሜሬት ኣምላክ ሰላምን ራህራን ይፍጠረልና
ዋው ቶሚ ዘለዎ ፊልሚ ከመይ ድዩ ከፀልለኒ😘😘😘😘😘😘😘😘💗💗
ሞሳ ወላዲት ኣብ ምሉእ ሂወትካ ኸፊልካ ዘይትጭርሾ ዕዳ`ዩ ንውሉድ/// እንተትውዕልዮ ነይርኺ`ውን ንዓኣ ዘይበቕዕ ኣይነበረን// እቶም ዝኾስሩዃ`ውን ከምኡ፡ እቶም ንልብካ ዘይርድኡ ጥራይ እዮም ክኾነ ዝክእሉ// ነቲ ቡዙሕ ክይሓሰብኩሉ ዝጀመርኩዎ ጉዕዞ ስደት ተኽትሉ ሞት ወላዲተይ ድሕሪ ምስመዔይ፡ ዝጓዓዞ መንደጊ ዘይውዳእ፡ዝስሕቖ ሳሓቕ ንልበይ ዘይገልጽ ኮይኑ ይነበር ኣለኹ/// ጻሓፊ እዛ ዛንታ ደፋርን ጭኪን ዝበለ ሰብ ኩኾውን ኣለዎ/// መክንያቱ ድርቕ ዝበሉ ባህርያት ዘይዝውቱራት ግን ካኣ ካብ ኸባብና ቡዙሕ ዘይርሓቁ ተርእዮታት እዩ ኣልዕሉ/// እምነት ካብ ቃል ትዓቢ ከም ዝበሃል ግን ነቲ ብግዝያዊ ስምዒት ኸይተደፍኤ እምነት ልቢ ዝበርበረ በዓል ጸጋ ደራሲ ኮነይ ኢሉ ዝወጸዖ ይመስለኒ/// መክንያቱ ስምዒት ናይ ሓንቲ ምሽት መጻምዱ ተረድኡ ንዲኣ ዝረደኤ ብዓል ውዕለት ከተፍቅር መደለኹ/// መክንያቱ ስጋኻ ደልዮም/ን ዝቆርብካ/ኻ ብዙሓት እዮም/ን፡ ንልብካ ዝሰምዑ ይኹኑ ዝርድኡ ግን በንጻሩ ቁንጣሮ። ከም ኩነታት ኣየር ኩነታትካ ርእዩ ዝቀርብን ዝርሕቅን ሓው ይኹን ኣፍቃሪ መክንያት ፈጥሩ ካብ ሂወትካ እንተወጻልካ ከም`ዛ ሲዝንኖ ዝበላ ሕስምቲ ምጉሊ ኣንጩዋ ከም ዝነተዓትልካ`ዩ ዝቁጸር ምበልኩ/// ብዝኮነ እቶም ወለድኹም ክሳብ ሕጂ ዘለው ኣሕዋት ሓንቲ ማዓልቲ እታ ግናይ ማዓልቲ ከም ዘላ ፈልጥኹም ንስድራኹም ዝግባእ ፍቅሪን ሓልዮትን እንተተካእሉውን ግዜ ለግሱ//እዩ ምክረይ////
@betimodel6712
2 жыл бұрын
ፁሑፍካ ብጣዕሚ ፅቡቅ ::
ብኡነት እንቋዕ ወዲ ዛ ሓላል መሬት ኮንኩ ኣጆና ስከ ደቀደይ ዘለና ናፍቖትን ምርሓቕ ዓድን ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ KM ክቐርብ ዩ እዝጊኣብሄር ምሳና ይኹን
ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ ኢያ ፊሊ ሓወይ ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ
xbuq srah ‘gn eta gual xetawi rkb tgber aytgber bzeyegeds ktgebr ela sle ziatewet tray , tlmet eyu mnalbat zegatema xegemat terediu yqre entezbl nieru mhashe wey mhari mkone ybl ane kem ane ‘btewesaki kem bedalit ember kem tebedalit yqrieta kthtet ayneberan, መኽንያቱ ኣብ hotel ምእታዎ ጥራይ እኹል እዩ ። ብዝተረፈ ቤላ xbuq srah ajokum qexlulu ✌️👏
ማኣዛ ግን ብጣዕሚ እያ ንፍዒት
Wwww wellcame deqi erey mchawat Good job 👍። ቶሞ ግን ብጣዓምይ ንፍዕ ኢኻ። ንኽሉ ትኹእለሉ ።
@Meadi99
2 жыл бұрын
Thanks
@er.oneday2924
2 жыл бұрын
Nay behqi
@laminkanteh7893
2 жыл бұрын
I like Tomas
Wawwwww btemi des ktbl kexlwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተባዓታይ ፊሊም ቡዩነይ ዘለዋ ፊሊም ተጸልለኒ እያ ትደሊ ቀጽልዎ መክሰባተይ ❤❤❤❤
Wawwww ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ሓባይብ❤❤❤❤😘😘😘🌷🌷🌷
ዋዉዉዉዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ጱቡቅ ሰራሕ ቀጱለሎ ጥራሕ
Blux srah.ms buluxat tewasati.kexlwo deki eriey.🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👌👌👌
@Meadi99
2 жыл бұрын
Thanks
Well come back btami meharit film kexlwo ekum
So Great Artist Abiti keep up,,!!
What amazing film wow
Waww Welcome Yorda shikor
ንሙና ክርኢ ኢለ እየ ናብዛ ድራማ መፅየ ሙናየ ሽኮር 😘😘😘
ቶማስ ፍሽኽ ክብል ከሎ ደስ ክብል
ቶማስን ማዓዛን ከመይ እዮም ተሳንዮም ዘለው ኣብ ቡዙሓ ስራሕይሰርሑ ኣለው ደስ ክብሉ ካዓ
Welcome back munaye mry
Wow great job GUY'S 😍🥰🥰🥰
So great artists luwam keep up ,,!
Msza film fkri hizuni
Ata anbesa kmy dika anbesa ajoka qexlo xbqtn blxtn srah fili hawey
Woww nay bhaqi maharit flim ajokum qetslwo
Bulux sirah filey godneyy
Wawww 😍🙏
Welcome fili hawey
Wawww
Wawww nice
Gele aynet film like share eske gberlom deki Eriey
√ xbuk srah
🥰🥰🥰
Wow des zbl srah
❤️❤️❤️❤️❤️
👌👌👌💞👏👏
Welcome nic job 🇪🇷🇪🇷✅🥰
@Meadi99
2 жыл бұрын
Thanks
@WlliamMokonen
18 күн бұрын
😊nice movie ❤🎉
Wow full movie beshmay 1000 Dollar nember sededley bekamey mengade kehwelo yekel
Znad srah bahaqi
Welcome😍
😥😥😥🥰🥰🙏
Wowww betaemi xebok serah deki eri
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
That’s it ወዲ ምዃን ዘይኮነ ሰብኣይ ምዃን እዩ ዘድሊ ኣብዚ ግዜ ከኣ ሰብኣይ የለን ወዲ ተዘይኮይኑ
@fifilove2148
2 жыл бұрын
ያ bhaki👌😘😘
❤️🌹❤️🌹❤️❤️❤️
nice moive deki hagery 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏💪💪
@Meadi99
2 жыл бұрын
Thanks
Gele Aynet film
ቶማስ ስብአይ እልካ አልኮኦ።
100%
Ezie film mes selmi do tmsasila welas ayney eu
Wawww chanto filim
እዚ ሰብኣይ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ኣበይ ኔሩ ብጣዕሚ ንፉዕ'ዩ ዮርስ ክኣ ንፍዕቲ ፡ ጽቡቅ ስራሕ ድማ።
@yorsalemlemlemArts
2 жыл бұрын
Thank you our hero!
YourSalem I know at Facebook... am happy for you....
Munitey enty koynki abirki btaEmi ko qetinki enty zegatemeki alo diyu yenie fqr
🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️
ሰላም ሰላም የሕዋት ከመይ ኣለኹም ርሑስ በዓል ይግበረልና እንዳበልና!!! ኣብዛ ጌሴራ ቻነል ኣቲኹም ትሕዝቶኣ ርኢኹም 1000 ሳብስክራይብ ንምብጻሕ ተሓባበሩና ነዓና ዓቢይ ኢዩ በጃኹም!! ኣምላከ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን ደቂ ሪመይ
amazing
🥰🥰🥰