NEW ERITREAN FULL MOVIE XRDI 2023 BY SARON NEMARIAM // ጽርዲ ብ ሳሮን ነማሪያም ምሉእ ፊልም

Ойын-сауық

Welcome to Mahderna Entertainment official youtube channel!
ENJOY
Our channel presents entertainment contents with High Definition
(HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
we kindly invite everyone to join Mahderna Entertainment.cheers!
SUBSCRIBE AND SHARE; / @mahder-net
ዕላማ እዚ ቻነል፣ ገና ነቲ ድንግል ዘሎ ባህልናን ክብርታትናን ብመልክዕ ጥበባዊ ስርሓት ዝፈረዩ ዝተፈላለዩ ፊልምታት፡ኮሜዲታት፡ድራማታት፡ሙዙቃዊ ቪድዮታት ዝፈረየ ትሕዝቶ ምዝርጋሕ እዩ። ተወሳኺ ምስ ህቡባትን ዕዉታትን ሰባት ዝተገብረ ቃለመጥይቅ ዉን ንዝርግሕ። ነቲ ዘይተበርበረ ባህልናን ክብርታትናን ንምዕቃቡ ጥራይ ዘይኮነ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንሕረክብ ዉን ዓቢ ግደ ዝጻወት ፡ ኣብ ዩቱብን ዌብሳይትን ምዝርጋሕ ከም ቀዳምነት ሰሪዑ ዝሰርሕ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዕብየትና ብናትኩም ሓገዝዩ ዝስስን ስለዚኮነ ሳብስክራይብ ሸር ብምግባር ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕጸን።
ነዚ ፍርያት ስነጥበብ ኣውሪድና ምዝርጋሕ ንስነጥበባዉያን ጎዳኢ ሙኻኑ ፈሊጥና ክንቁጠብ ነዘኻኽር።
follow us
*********
subscribe*** / mahdernaentertainment
facebook*** / mahderna-production-23...
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama
© copyright : MAHDERNA ENTERTAINMENT 2020

Пікірлер: 419

  • @martinlutherking4295
    @martinlutherking4295 Жыл бұрын

    ደራሲት ሳሮን ኣይተከኣልክን ብጣዕሚ ብልጽቲ❤

  • @EriLove-op8es
    @EriLove-op8es Жыл бұрын

    እውይ ኣታ በጃኹም ነዞም እልፊ ኣልገፊፍ ደረስቲ ጉሑፍኩም ነዚኣ ጥራይ ኣድርስዋ😘🙌

  • @letisheyEntertainme
    @letisheyEntertainme Жыл бұрын

    ሳሮነይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ከምዚ ከማኪ ይብዛሓልና ❤ሰላምኩም ይብዛሕ ድቂ ሪመይ 🇪🇷

  • @merhawitfstum
    @merhawitfstum Жыл бұрын

    ደራሲት ኣብ ልዕሊ ጽቡቅ ድርሰትኪ ተዋሳእቲ ስለ ዝመረጽኪ ዝያዳ ኣጸቢቅዎ ንድርሰትኪ ጎበዝ ኢኺ ኣጆኺ ቀጽልዮ ድማ

  • @SeareTn
    @SeareTn Жыл бұрын

    ደራሲት ሳሮን ነማርያም ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ ብራቮ ❤❤❤❤

  • @huruygebremariam7213
    @huruygebremariam7213 Жыл бұрын

    ሳሮን ብልጽቲ ሰብ፡ ብዙሕ ሰብ መምርሒ ክትከውን ትኽእል ስራሕ። LIFE LESSON!!!

  • @simontesfu5269
    @simontesfu5269 Жыл бұрын

    ብሉጽ ስራሕ! ንኩሉ ግዜ ከምዚ ዓይነት ሙቭ ክስራሕ ይላቦ ሳሪ ጅግና! ብርዕኪ ይሰስን።

  • @MichaeleTesfahiwet-js4ut
    @MichaeleTesfahiwet-js4ut Жыл бұрын

    ሳሪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ድርሰት ቀጽልዮ ❤❤😮😮

  • @Giftmedia1997
    @Giftmedia1997 Жыл бұрын

    ሳሮን ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ኢኪ ኣቅሪብኪ::ግዜክን ጉልበትክን ከይ በቀቅኪ ንዓና ንሙሑጋስ ዘቅረብክልና film ልባዊ ምስጋና ይብጽሓኪ::❤❤❤

  • @abebahuluf8856
    @abebahuluf8856 Жыл бұрын

    ወዲ ሓቦዬ ያኽ ኣነሰ ኪፈቱዉካ 😘😘😘ማዓታ ኢኮ

  • @amanemawii1921
    @amanemawii1921 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ውሽጥካ ትትንክፍ ፊልም 100% ድርሰት ፉሉይ መልእክቲ ዘለዋ ፊልም ❤❤

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 Жыл бұрын

    Wawww ደራሲት ሳሮን ነማርያም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቀጽልዮ ንፍዕቲ ብጣዕሚ ጎበዝ ዋዕሮ ጓል ኤሬ ኢኪ ንፉዓት ተዋሳእቲ በዓል ወዲ ሓቦቦይ ሉል ንፉዓት ኣጆኩም በርትዑ

  • @user-vf1ue7hs4e
    @user-vf1ue7hs4e Жыл бұрын

    ኣቱም ህዝቢ ሕማቅ ኣለና ኣምላክ የለን ትብሉ ኣለኩም ማሓረና ጎይታይ🙏👏

  • @abelkidane6968

    @abelkidane6968

    Жыл бұрын

    Yas falasfa saba 00000000

  • @user-te3vf5hl8q
    @user-te3vf5hl8q Жыл бұрын

    ዋውው ሉሎም እና ወዲ ሓወቦይ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ🥰🥰

  • @temsgnamlaky6373
    @temsgnamlaky6373 Жыл бұрын

    አዛ ናይ ሉል ተላቢሳታ ዘላ ባህርያት ኣነ ባዕለይ ከምኡ በቃ ናተይ አዩ ሓቂ አየ ዝብል ግን ከምኡ ክክዉን ድልየት ኣይብለይን ግን ኮይነ ከምኡ ስለ ዝኮንኩ ከኣ ካብሰብ የርሕቀኒ ኣሎ ኣሕ😥😥😥💔

  • @abelkidane6968

    @abelkidane6968

    Жыл бұрын

    Ajokiii

  • @abelkidane6968

    @abelkidane6968

    Жыл бұрын

    Sorry academic please

  • @shewitshewit5800

    @shewitshewit5800

    Жыл бұрын

    Me to

  • @roberobe2954

    @roberobe2954

    11 ай бұрын

    ​@@shewitshewit5800አሞ ናብቶም ቀልጺፎም ሓዳር ዝግብሩ ኪዲ 😂😂

  • @user-ld7zt9qj2u
    @user-ld7zt9qj2u Жыл бұрын

    ብልፅት ፍልም 💯💯👌 መሮን/ሉለይ ብጣዕም የ ዝፈትወኩም ኣድናቕኹም ካብ ራያ 🌾🌹

  • @tdf1484

    @tdf1484

    Жыл бұрын

    ክክክክ ካብ ትግራይ ዘይትብል ኣንታ ባሃም ብዕራይ ናይ ራያ

  • @britgraweyti

    @britgraweyti

    Жыл бұрын

    ኣቤት ርእሲ ካብ ትግራይ ዘይትብሊ 😂😂

  • @user-fj8rv8wj2h

    @user-fj8rv8wj2h

    Жыл бұрын

    ትግራይ ምባል የሐፍር ድዩ ኮይኑ ሓፍተይ🤔

  • @user-ef2qn2ip9f

    @user-ef2qn2ip9f

    10 ай бұрын

    ኣይ ሓመድ😂😂😂

  • @merryzebrabruk1527
    @merryzebrabruk1527 Жыл бұрын

    ሳሮ ክፍትን ዝፍትውን ትዋሳኢቲ ሓንቲ እያ ብጣዓሚ ቆንጆ ጎርብይትና

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ መሃሪት ፊልም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ሽሕን ዋልታን ኩኑ

  • @user-dm8hd5ki5g
    @user-dm8hd5ki5g Жыл бұрын

    ዋው ገለ ዓይነት ፊልሚ❤

  • @liveraweyynwa1010
    @liveraweyynwa1010 Жыл бұрын

    ኣየ ፍቅሪ ሎሚ ኣብ ሓዳር ከይበጻሕካ ክንዲዚ እምባጋሮ nice job ሳሪ

  • @bahgilbey5101
    @bahgilbey5101 Жыл бұрын

    waww. Abayta zelo haki etedhss,film naybehaki kbri neza srah texahifa ksab kuwunti koyna mes alem zelalekuma chanel tub,nzelalem haylkum yebzehayo so thank,you mukurat yehwatey

  • @swsw5226
    @swsw5226 Жыл бұрын

    ብሓቂ ብልፅቲ ፍልም ቀጹሉሎ♥️💫

  • @filimongezm26
    @filimongezm26 Жыл бұрын

    ብመጀመርያ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሳሮን ሓፍተይ ፍልቀት ሓሳብኪ :ዝተጠቀምኩሉ ኣንግላት ጽቡቅ ።መረጻ ተዋሳእቲ ዉን ባዕልኺ እንተ ኮይንኪ ጽቡቅ ብዝግባእ ስለ ዝተላበስዎ ።ብምቅጻል ክልተ ሪኢቶ ወይ ዉን ክኾና ኣለወን ዝበልክወን ሓሳባት ወስ ከብል:- ቀዳማይ ኣብ መዛዘሚ መሪት ናይ ሜክኣብ ጉድለት ዝተዓዘብኩ መስለኒ bc ብዘካ ጸጉራ ዝተጠቀምኩምሉ ሜላ የለን ቁሩ ገጻ ንመቅያር ክስርሓሉ ኔርዎ። ከም ካልኣይ ከኣ ሜሮን ሒዝዎ ዝነበረ ገጸ ባህሪ መፈጸምታ ክግበሮ እንተ ዝኽእል :ኣብ ጸብሒ ጠስሚ ምኾነ ሞ ምመቀረ ኮይኑ ይስመዓኒ ።እዚ ክብል ከለኹ ግንዉልቃዊ ሪኢቶይ ዩ።ብዝተረፈ ግን ጽቡቅ ስራ ቀጽልዬ ሳሪ ሓፍተይ ኣምላኽ ይሓግስኪ።

  • @isakamanuel4133
    @isakamanuel4133 Жыл бұрын

    Ambesit Saron Ajoki bertei tetewasaeki yxebkelki drset kea mo Aytekalkn❤❤❤❤❤❤

  • @shewitgualsenhit4674
    @shewitgualsenhit4674 Жыл бұрын

    ሳሮን ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ኢኪ ኣቅሪብኪ:: ልባዊ ምስጋና ይብጽሓኪ:: Wedi haw aboy ...good to see you back buddy

  • @user-mq7sv1um6o
    @user-mq7sv1um6o Жыл бұрын

    እዋይ ሳሪ ነቲ ዝነበርክዎ ሂዎት ኣዘኪርክኒ የቀኔልና እንበር ዝነበርናዮስ ሂዎት ኣይነበርን ተመስግን ኢልና ተገላጊልና

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын

    ዝፈትዎም ተዋሳእቲ 👌👍💓

  • @user-gn3gv8cv7t

    @user-gn3gv8cv7t

    Жыл бұрын

    ደራሲት ሳሮን ብጻዕርኺ ከየድነኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን እየ። ኣብ ውሽጢ ዓመት ክንደይ ፍሊም ሰርሕኪ ኣለኺ ከም ቃንጥሻ ንግሆ ንግሆ ተብቁሊ ኣለኺ። ኣዝዩ ኣሰቻዊ ዩ" ፍልም 75% ኣብ ገዛ ተጀሚሩ ኣብ ገዛ ዩ" ዝውድእ ኣብ ዓራት ወይ ኣብ ሳሎን ። ናይ ቦታ ምቅያር ዘይብሉ፡ ናይ ሎሚ ፍሊም እቲ ቀታሊ ጽባቐ ተሃዋክ እዩ" ደራሲት ሳሮን ብፍሊምኪ ብብዝሒ ዘይኮነስ ጽባቐ ምዘንዮ ። ሓንቲ ጽብቅቲ ፍሊም ናይ ክልተ ሰዓት ካብ ካብ ምእቲ ፍሊም ትበልጽ። ንኣብነት ኣርያም ወልድኣብ ( ይቅረ ንመን) ሓንቲን ተዘኻሪትን ሰርሓ ፡ ክንደይ ግዜ ተሸሊማ ። ናይ ወዲ ካዳ (ዓለም ኣብቲ ደብሪ) ውን ብልጽቲ ፍሊም ። ደራሲት ሳሮን ግዜ ውሰዲ ኣብ ጽባቐ ተገደሲ።

  • @hawltbayru3830
    @hawltbayru3830 Жыл бұрын

    ሉለይ ብልፅት ኽፈትወኽ ወድ ሓዋቦይ እውን ኣየፀለአኻይ❤

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h Жыл бұрын

    ሳሮነይ ብጣዕሚ ማሃሪት እያ ቀፁሉሉ❤

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f Жыл бұрын

    እዛ ከላሲካል እምበር ተመችያትኒ ኣብቲ መጀመርቲ ዘላ💓👌 ቀፁሉሊ ኣሕዋተይ ማዓረይ🥰

  • @letshberhe6530
    @letshberhe6530Ай бұрын

    ናይ ሰላም ገጸ ባህርያት ካብ ክውንነት ኣዝዩ ዝረሓቐ ኮይኑ፥ ኣብ ፍቕሪ ከምዚ ዓይነት ካብ ልክዕ ዝሓለፈ ገርጨውጨው ብወገነይ ተጋኒኑ'ሞ እብል። ንዝመጽእ ሕሰቡሉ።

  • @MedaGeretatyos-yr1rj
    @MedaGeretatyos-yr1rj Жыл бұрын

    Saroney miqrt edmen tenan yhabeleyy fetari 🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😍😍❤️❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷

  • @meryemsiid6901
    @meryemsiid6901 Жыл бұрын

    Wow amazing how nice thanks deki Eritrea saeda zeftwomm artist zemenkum yexebk deki zahalal meryet 😘😘😘🇪🇷❤

  • @yikallobereketab4346
    @yikallobereketab4346 Жыл бұрын

    👏👏👏 fuluy srah godolo zeybla meharit srah nfueat tewasti saron kea mo meglexi ybleyn n xhufki 👌 edmen tenan 🇪🇷.

  • @girmaykesete1264
    @girmaykesete1264 Жыл бұрын

    Wowww derasit saron btami ktdneki ms bluxat tewasaeti btami mharit kexlwo deki 🇪🇷❤❤❤❤

  • @miliande1227
    @miliande1227 Жыл бұрын

    Saron thank you so much geziawit meharti regtsena eye bezeh seb kemhar eyu thank you all god bless you

  • @millionefrem
    @millionefrem11 ай бұрын

    What a movie sari uare a diamonds author and actor keep it up more and more i really appreciate your movie's this is the reality of ego person way of thinking next time only add subtitle ❤❤❤❤

  • @andomgebrekristos3821
    @andomgebrekristos3821 Жыл бұрын

    ፖው ኣብዚ ነትልካ like ትባሃል ፊልም። ካብ ሰላም ተማሃሩ ወድኹም ጋልኩም ጸላኢና ፈላጥየ ይበል። ቀጽልዮ ጽብቕቲ ጋል ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤ ውሕዳትን ጽፉፋትን ተዋሰእቲ።

  • @henokyohannes4464
    @henokyohannes4464 Жыл бұрын

    Saron nemariam tesfa drset hadeshti weldo hagerna eki emo I hope ab trzi ti felimkyo zeleki bexihki krieki.

  • @starstar9017
    @starstar9017 Жыл бұрын

    Just waw ዝበለጸት ፍልሚ 2023 ግን ኣብታ መወዳአታ ኔርዎም ምሽ ?

  • @nuornuor6517
    @nuornuor6517 Жыл бұрын

    Wawww saroney betami xebuk serah mes nufat tewaseti kexlyoo

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤sarone nefeati eiki ❤❤❤des tebelu wedi hawboye luli ❤❤❤rime tsbuekti serah deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 eri

  • @habsam232
    @habsam232 Жыл бұрын

    ሳሪ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ GBU ደቂ ኤረይ 👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥇🥇🥇

  • @birhanaaynialem3540
    @birhanaaynialem3540 Жыл бұрын

    Wawww saron nay bhakiy gena bzuh buluts srah ktserhi akmiy delekiy ekiy nfietiy kem gal bzuh thbnni GBU tewasaetiy kea btaemiy nufuat bhakiy

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 Жыл бұрын

    Saron b taemi nefeati znead srah anbesa Waero eleki aleku nay zemena neashiteyn hayalin bravo GBU ❤,,, Tewaseati wen xebuq srah

  • @titisebsbie7190
    @titisebsbie7190 Жыл бұрын

    Nay bhaki xbkti film eda zenagat etmhr 💯👍👌deki erey shkotinatat enkaie natey konkum 😍🥰❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣

  • @genetmeles4766
    @genetmeles4766 Жыл бұрын

    Wowwwwww it’s Amazing film Saron you are so talented gril Meron….luley …Rim…. Keep it up good work thanks more❤

  • @hhggcc6251
    @hhggcc6251 Жыл бұрын

    ብሓቂ ሳሮኖይ ከየመስጎንክኪ ክሓልፍ ኣይደልን ቀፅልዮ ማዓረይ

  • @hanikahsay
    @hanikahsay Жыл бұрын

    ዋውውው ሳሮን ብጣዓሚ ደስ ዝብል ፊልሚ ኣጂኩም ደቂ ኤረይ በርትዕ

  • @akberetfoto3360
    @akberetfoto3360 Жыл бұрын

    Wow, wow wow good job God bless you. Nice work. ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yerusalemhailezgi3486
    @yerusalemhailezgi3486 Жыл бұрын

    Waw! Great actors and great writer ❤️ what a teaching movie!

  • @hanibalsamsom3992
    @hanibalsamsom3992 Жыл бұрын

    Saron Habte tebhal betami iye zednqa kabu kulu ሉል ቴድሮስ አድናቂኪ ኤየ አብ ዘለክዮ ሰላምኪ ይብዛሕ

  • @MerryMerry-dh5gs
    @MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын

    ሓደ ግዜ ቶብላስ ማርክ ዝተበሃለ ጀርመናዊ ጸሓፋይ ከምዚ ኢሉ ጽሒፉ ነሩ።እተን 90% ኣብዛ ዓለም ዘለዋ ምሁራት ደቂ ኣንስትዮ መሃይምነት ኢየን ኣጢፊኤን እምበር ኣብ ልቦናውን ስሚዒታዊ ኣተሓሳስባ እተን ዘይተመሃራ ይበልጻ ።ስለዚ እተን ምሁራት ብዱንቁርና ኣተሓሳስባ እተን ዘይተመሃራ ከኣ ብመሃይምነት ዘይምጥፋእ ክሊቲኤን ኣብ ጎደና ዕሽነት ይራከባ ኢየን ዝበላ ቃል ኣዘኪራትኒ።ኣየ ኣዋልድና መጉሃይቲ😢ግን ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ነተን ብሰንኪ ኣተሓሳስብአን ኣብ ጎደና ጥፍኣት ዘልዋ ኣዋልድና መምሃሪ ትኮውን ኢያ።ክሳብ መከራ ባዕሉ ዝመክረን ደኣ ተመኪረን ኣይሰምዓን ኢየን እምበር።ግን ካብ ኩሎም ደረስቲ ሃገርና ብድርሰቱን ፍሊሚታቱን ዝምስጠኒ ኣልገና ወልደማርያም እንድዩ ካልኤይቲ ልበይ ትመልእ ደራሲት ኮንኪ ኣለኪ ሳሮና bravo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @timnitderar

    @timnitderar

    Жыл бұрын

    Ata hawey men eu kulen awalid meguhayti zbeleka snesreat yhalika kbri seb flet bhade klte seb alielka nkulen awalid ktxaref ayfqedekan eu kemu ente koynu kndey awedat alewu emenni elom ab hmaq gize zgedfwen so nkebaber bhade klte nkulu aynlekim 😏

  • @MerryMerry-dh5gs

    @MerryMerry-dh5gs

    Жыл бұрын

    @@timnitderar 90% ማለት ኩለን ማለት ድዩ?ኣነ ኩለን ኣይበልኩን።100% እንተ ዝብል ብርግጽ ኩልና ኣይትለክምና ምበልኪ።ደሓር ከኣ ኣነ ቶብላስ ማርክ ኣብታ Wo liegt das Paradies?ትብል መጽሓፉ ዝጸሓፎ ጽሑፍ ኣዘኪራትኒ ኢየ አለ እምበር ኣነ ኣይኮንኩን ጽሕፈያ።ምስ ምንጩ ገድፈልኪ ኣለኩ ኣብ መጽሓፉ ኣቲኪ ከተረጋግጺ ትክእሊ ኢኪ።ሰብ ዝጸሓፎ ኣይትድግሞ ተኮይኑ መልስኪ ግን ከም ሰብ ሪኢቶኪ ከኽብረልኪ ክሰምዓኪ ኢየ።ብርግጽ ወን ብፍላይ ኣብ ኤውሮጳ ካብ ዘሕጉሳ ዝጉህያ የሕዋትና ይበዝሓ።Danke

  • @timnitderar

    @timnitderar

    Жыл бұрын

    @@MerryMerry-dh5gs ane abta (ኣየ ኣዋልድና መጉሃይቲ) zbelkaya eya yhriqatni kaleay kea nmntay kemu elen yhasiba alewa hsebu edil adia aba keydgem feriha eya kulu bhmaq mhsab ngdefo 🙏

  • @MerryMerry-dh5gs

    @MerryMerry-dh5gs

    Жыл бұрын

    @@timnitderar እዛ ጉዳይ ነተን መጉሃይቲ ኣዋልድ ኢያ ትምልከት ክብርቲ ሓፍተይ።ስለምንታይ ልዕሊ ኩለን ኣዋልድ ንዓኪ ተሰሚዓትኪ ኣይፈልጥን።እንተኮነ ገን ገለ ጽቡቅ ነገር ሪኤልኪ ኣለኩ።ብከመይ ክረክበኪ ይክእል ፍቃደኛ ተኮንኪ?

  • @timnitderar

    @timnitderar

    Жыл бұрын

    @@MerryMerry-dh5gs kab kulen neay felyu zhimm yebleyn gn manm gal bwedi emo kea bzey gebereto ktzlef siq kbl aqli yebleyn wedi eko bzey gal knebir kemzey kiel felitu eu fetari ngal zfeterelu gn bwedi ktzlef edilata kbalasho krie keleku mara eu zewedeani 😓bfb ktrekbeni tkiel eka ክንራኸብ ኢና elka

  • @godislove1991
    @godislove1991 Жыл бұрын

    Waw it's a big lesson for our ideas of people. Thank you everyone

  • @mamaynataymaminaty4936
    @mamaynataymaminaty4936 Жыл бұрын

    Luli my fav artis! Klay kea nata move klu giza eu full movie tmxalna ❤️❤️❤️

  • @furtunamihretab1113
    @furtunamihretab1113 Жыл бұрын

    Geleayne film sari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yorsalemali9527
    @yorsalemali9527 Жыл бұрын

    Wawwwwwwww nay bhaki meharit koyna rekibeya 👏👏👏

  • @elitesocietymedia8259
    @elitesocietymedia8259 Жыл бұрын

    Wow blux srah deqi erey shkorinatat ❤

  • @mercymercy8563
    @mercymercy8563 Жыл бұрын

    Saron! You r so amaizing keep it up! Kem reito gnna ab mewedaeta nay selam akedadna ms Edmia qurub zeykeyed koynu tesemiuni mo next hsebla❤❤❤❤

  • @omihabibti3031
    @omihabibti3031 Жыл бұрын

    O.M.g. wwwwwwwwww saron haftna naybhaqi nfeti plichti mharitn drset wwwwwww bejakum ngeruni menya sahron ayfeltkwan zfeltactelo ychhafele melsi pravoioooooooo

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 Жыл бұрын

    Wawww bsenki atehasasbakan tiebitn bluxat sebat kemtkesr etmhr film saron nifeti mis bluxat tewasaeti❤❤❤

  • @tirhashaile7515
    @tirhashaile7515 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ኑፉዓት❤❤❤🎉

  • @danielbahta
    @danielbahta Жыл бұрын

    thanks saron amazing movie

  • @banamsgina9609
    @banamsgina9609 Жыл бұрын

    Wwwww gele aynet sari biteami adniqeki nfeti qexliyo ❤❤❤❤❤ des zbeletni aemrawi bislet and smietawi nqhat amazing message ❤❤❤❤❤❤

  • @asmeromharegot8061
    @asmeromharegot8061 Жыл бұрын

    ዛ ፊልሚ ግን ልክዕ ኣነ ዘለክዎ ሂወት 💔💔

  • @user-Meri3ji2ir9g

    @user-Meri3ji2ir9g

    Жыл бұрын

    My too💔😰

  • @shewitshewit5800

    @shewitshewit5800

    Жыл бұрын

    Mw to bhaki

  • @ssss-uz4ys
    @ssss-uz4ys Жыл бұрын

    Eza clasical veri nice that's way i following the film so god job clasical very necessary continue

  • @thedanielshow5576
    @thedanielshow5576 Жыл бұрын

    Naybhaki igibti sirah good job guys, Saroney fetari idmen teanan yahbki fitari!

  • @kokobtesfit7868
    @kokobtesfit7868 Жыл бұрын

    ብልጽቲ ፊልም ሳሩየ❤💯💯💯💯

  • @hanibal9903
    @hanibal9903 Жыл бұрын

    wawwww derasit saron nemariam aytekealkn pow ajoki qexlyo wuldo sne tbebawitn belahn mestewealitn b

  • @BINIAM21
    @BINIAM2110 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ከም ወትሩ ኣዝያ መሃሪት ሳሮነይ ጥበብኪ ይሰስን

  • @batseba8511
    @batseba8511 Жыл бұрын

    Gelaynet film ❤❤❤❤

  • @filiabrham1662
    @filiabrham1662 Жыл бұрын

    Nay bhaqiy..ab hiwetna yegaxm yu..agedasiy films ya ..10q so much..❤

  • @eyobm.g7092
    @eyobm.g7092 Жыл бұрын

    Wawwwwww fantastik bkulu kab derasit tewasaeti 100% ketsliwo.

  • @sabatesfu1653
    @sabatesfu1653 Жыл бұрын

    WAww msti zfetwo wedi haweboy btami temti gn tedahilna bejakum nhna hadar kndeli nsom life kdelyu tferh kem gal❤❤❤❤❤

  • @user-yg9hu9xe2w
    @user-yg9hu9xe2w Жыл бұрын

    ብሓቂ ብጣዕሚ ምሕራትኒ 😢😢😢😢😢

  • @teklemaryamkelab4259
    @teklemaryamkelab4259 Жыл бұрын

    wawwwwwwwwww betami amazing zekunet film betami meharit eya nay behaki emu thx and kexliwu ajokum anabis

  • @emebrhanwhasywetey4276
    @emebrhanwhasywetey4276 Жыл бұрын

    Btemi xebkti film sari haftey aytekalken beka 🤗👏👏👏👏

  • @sweetheart3383
    @sweetheart3383 Жыл бұрын

    Sari btaemi nfietii❤❤ ❤ kndey ahwatna bklti0u wegen kab nebsey jemire kndey alena bsenki hade wedi wey bsenki hanti gaul zgebero/to senbiden/senbidom kndey hiweten zwedia alewa imo bzaeba ezi kea gele beli ab mexae❤❤❤.

  • @tg6336
    @tg6336 Жыл бұрын

    እዊ በእውነት ሳሚ ሕልፈይ ተሰሚዕኒ ክምዕደኒ ኮሎ ሕልፈይ ዘኪረ

  • @tesfaldetmahari5661
    @tesfaldetmahari5661 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰btaami mesatitn maharitn qexlwo ab alem seb mkan akali aykonen tebayka eyu denbreka

  • @adhanetpetros1857
    @adhanetpetros1857 Жыл бұрын

    Wawwww blxti film bravo lwamey kexlyo❤❤❤❤❤

  • @user-ik8rw4nu4x
    @user-ik8rw4nu4x Жыл бұрын

    ከም ዛናተይ ሂወት🥺😢

  • @rutireyksete5435
    @rutireyksete5435 Жыл бұрын

    Waw ,betami xbuq srah sariti Even tewasaeti betami xbuq merecha eyu .❤

  • @saglafilmproduction9799
    @saglafilmproduction9799 Жыл бұрын

    ተመሲጠ ዝሰማዕኩዋ ፊልም❤❤❤❤😊

  • @MahdernaEntertainment

    @MahdernaEntertainment

    Жыл бұрын

  • @ibrahimahmedin1451
    @ibrahimahmedin1451 Жыл бұрын

    saroneyie kam wetro blexti serah ❤& Great work Gays ❤🥰

  • @HelenMehari27
    @HelenMehari27 Жыл бұрын

    Great idea 👏keep digging to find amazing perspective in your stories Saron. & also you choose the right actors. One advice try to use English subtitles for the future make your dreams big sister. Proud of you 👏

  • @danielweldezghi6089
    @danielweldezghi6089 Жыл бұрын

    Waw ny xebuk xebuk srha saru habtey👍👍

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    ዎደሓዎቦይ ኣሕዚንኒይ ዓርክካ እዉን ጎቦዝ መካርየይ

  • @JonigebramlakJoni-ii7og
    @JonigebramlakJoni-ii7og Жыл бұрын

    Wawwww nice btami Des tbl maharit filmi derski soron

  • @nurhusienfereja2880
    @nurhusienfereja2880 Жыл бұрын

    Btaemi meharit muvi xubuq sirah ❤❤❤

  • @rigbetesfay6422
    @rigbetesfay6422 Жыл бұрын

    Saron mekrti xbuk srah ❤❤

  • @user-fy4cg1fl7t
    @user-fy4cg1fl7t Жыл бұрын

    Waw ብጣዕሚ መሀሪትያ ንደቀንስትዮ

  • @FestaGhide-fp5fy
    @FestaGhide-fp5fy Жыл бұрын

    Wawww kemzea aynet film yelan

  • @luley1226
    @luley1226 Жыл бұрын

    ሳሮነይ ምቅርቲ ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም እያ ብካልእ ስራሕ ውን ክንጽበየኪ ኢና ❤❤❤

  • @feruzandebrhan6609
    @feruzandebrhan6609 Жыл бұрын

    Wawww Bitaemi xbuki serah Sari shikor ❤

  • @fioribereket6510
    @fioribereket6510 Жыл бұрын

    U r smart young writer nice story and unique angle 😊

  • @Saliemsolomon-oi4qo
    @Saliemsolomon-oi4qo Жыл бұрын

    Btami xbqtn maharitn srah sariye kexlyo ❤❤❤

  • @zaidbrhane4328
    @zaidbrhane4328 Жыл бұрын

    Gex nfetwo reana wedi haweboy tefiekana eko❤

  • @salamhhavto578
    @salamhhavto578 Жыл бұрын

    አምላክ አሎ እቱም ሰባት❤❤❤

  • @moladftwi499
    @moladftwi499 Жыл бұрын

    Wawww bitami xibuk sirah qeslwo ❤

Келесі