New Eritrean Full Movie_ "እሾኽ"_By Natnael Fitsum_ምሉእ ፊልም ብ ናትናኤል ፍጹም_2024

Фильм және анимация

Welcome to Mahderna Entertainment official youtube channel!
ENJOY
Our channel presents entertainment contents with High Definition
(HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
we kindly invite everyone to join Mahderna Entertainment.cheers!
SUBSCRIBE AND SHARE; / @mahder-net
ዕላማ እዚ ቻነል፣ ገና ነቲ ድንግል ዘሎ ባህልናን ክብርታትናን ብመልክዕ ጥበባዊ ስርሓት ዝፈረዩ ዝተፈላለዩ ፊልምታት፡ኮሜዲታት፡ድራማታት፡ሙዙቃዊ ቪድዮታት ዝፈረየ ትሕዝቶ ምዝርጋሕ እዩ። ተወሳኺ ምስ ህቡባትን ዕዉታትን ሰባት ዝተገብረ ቃለመጥይቅ ዉን ንዝርግሕ። ነቲ ዘይተበርበረ ባህልናን ክብርታትናን ንምዕቃቡ ጥራይ ዘይኮነ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንሕረክብ ዉን ዓቢ ግደ ዝጻወት ፡ ኣብ ዩቱብን ዌብሳይትን ምዝርጋሕ ከም ቀዳምነት ሰሪዑ ዝሰርሕ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዕብየትና ብናትኩም ሓገዝዩ ዝስስን ስለዚኮነ ሳብስክራይብ ሸር ብምግባር ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕጸን።
ነዚ ፍርያት ስነጥበብ ኣውሪድና ምዝርጋሕ ንስነጥበባዉያን ጎዳኢ ሙኻኑ ፈሊጥና ክንቁጠብ ነዘኻኽር።
follow us
*********
subscribe*** / mahdernaentertainment
facebook*** / mahderna-production-23...
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama
© copyright : MAHDERNA ENTERTAINMENT 2020

Пікірлер: 92

  • @YoditAndebrhan
    @YoditAndebrhanКүн бұрын

    Nay bhaqi eshok ajokim qexlwo xebuq serh amlak msakum ykun 🎉🎉

  • @dngelmariam2369
    @dngelmariam23693 күн бұрын

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት

  • @abi-rv3ko

    @abi-rv3ko

    3 күн бұрын

    Amen amen amen

  • @fwddserf

    @fwddserf

    3 күн бұрын

    😂😂😂😂

  • @michaeltesfu3154
    @michaeltesfu3154Күн бұрын

    እዋይ እዛ መኣዛሲ ን Thomas ኣብ ሰልሚ በዲላቶሲ ሎሚ ከኣ ደጊማቶ ጨካን ጋል እያ anyway gn nice film especially n ቶሜ ወዲ ❤

  • @user-hb1gy7zi8o
    @user-hb1gy7zi8o2 күн бұрын

    ምሃርት ፍልሚ ብሓቂ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Akiteylove
    @Akiteylove7 сағат бұрын

    ብጣዕሚ መወዳእታ ዝመቀረትን መሃሪትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ደቂ፡ኤረይ መሃሪ ስራሕ ዩ ሞ፡ኣምላክ ጥበቡ የብዝሓልኩም

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane58533 күн бұрын

    ዐቢ ትምህርቲ ንጏልአነስተይቲ በጃኽን ተማሃራሉ በጃኽን💕🙏🏽💕

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6cКүн бұрын

    ኣቤት ጭኻነ ናይ ባሓቂ ማሓሪት እያ 😢 እትን ኣጓላት ሪኣያኣ

  • @dngleywahsey5061
    @dngleywahsey50613 күн бұрын

    ኣብዛ ድርሰት ቡዙሓት ካብ ካለኦት ፊልሚታት ዝተደርሳ ቃላት ኣለዋኣ ሶ ከምዚ ኢታት ተተረፈ ጽቡቅ እዩ❤❤❤❤ ጽቡቅ ስራሕ ድማ

  • @gerhi_lbu

    @gerhi_lbu

    Күн бұрын

    ልዕሊ 30 ዝኾኑ ቃላት ኣስተውዒለላ ደራሲ ግን ኣይኮነን ባዕሎም ተዋሳእቲ ዝምልእዎ እዩ ክእርሞ ግን ኔርዎ

  • @dngleywahsey5061

    @dngleywahsey5061

    Күн бұрын

    @@gerhi_lbuያ ኣነ ከማን ከም ናትካ እየ ኣስተዊዒለ ብዘይ ደራሲ ባዕሎም ክምልኡ ኢልካ ተሓስብ

  • @MOZAYKENTERTAINMENT
    @MOZAYKENTERTAINMENT3 күн бұрын

    መዓልትኹም ቅድስትን ብርኽትን ትኹን። ናብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ በጃኹም ተገዲስኩም የሕዋተይ ❤❤❤

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu11 сағат бұрын

    ከመይ ዝበለት ጨካን እያ❤

  • @TseguGereziher
    @TseguGereziherКүн бұрын

    ብሓቂ ምሃርት ፍልሚ❤❤❤❤

  • @user-wy5hb5vn2h
    @user-wy5hb5vn2h21 сағат бұрын

    Deki erey terewa like gberlam aynhseyom😂😂😂❤❤❤any way xubuk srah❤❤❤

  • @user-qo6mc4sk3q
    @user-qo6mc4sk3q10 сағат бұрын

    Poow nice film ❤❤❤❤❤

  • @user-zd3pw9dv8lmara
    @user-zd3pw9dv8lmara18 сағат бұрын

    እፍፍፍፍፍ ጭከና ናይ ብሓቂ ድዩ ግን ሰብ ከኑስ ክንድዙይ ጭከና 🙄😥😥😥😥😥😥😥 ኣዉራ ኣብ ኩሉ ጨካን💔💔😭

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu12 сағат бұрын

    ውይ ምዓረይ ኣሕዝናትኒ ሰራሕተኛ ምካን ምሕማቁ ጨኣን😢

  • @adiamtewelde-vq3em
    @adiamtewelde-vq3em2 күн бұрын

    meaza is so evil and i feel so bad for delena because delu is a lovely person ❤❤❤❤❤

  • @HalefomWelegebrial
    @HalefomWelegebrialКүн бұрын

    Nayisss🎉🎉🎉🎉

  • @fifiyoni5627
    @fifiyoni5627Күн бұрын

    Wawww gele aynet srah ajokum belu deqi Erey mearey edmen tienan yhabeley❤❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @user-rx2ps9rf1k
    @user-rx2ps9rf1kКүн бұрын

    Nefayi hamukshti temelisu.nab.rash zbehal haki eyu deki abeyti❤❤❤❤

  • @asmeromgebrehiwet2936
    @asmeromgebrehiwet293612 сағат бұрын

    Great job

  • @YaYMedia-Y
    @YaYMedia-Y3 күн бұрын

    Natiti good job❤❤

  • @Mussie5
    @Mussie59 сағат бұрын

    Wawww great movie ajokum qexilwo ❤❤❤❤❤

  • @user-ii9qr1ss7q
    @user-ii9qr1ss7qКүн бұрын

    Bteami xbqti film❤❤❤❤❤❤

  • @JidaMehari
    @JidaMehari3 күн бұрын

    Nice good job ❤❤❤Tom and meaze my dears❤❤❤

  • @user-fm4fe1bs6r
    @user-fm4fe1bs6r17 сағат бұрын

    Nice job ❤❤

  • @jonasfitsum6852
    @jonasfitsum68523 күн бұрын

    Lomi kedamay coment waww eu embey

  • @Blien33
    @Blien333 күн бұрын

    Bejjakum ሳብስክራይብ gberuley🥺🥹🥹❤️

  • @user-lw2wc1zz9c
    @user-lw2wc1zz9cКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaronMichiale-zk7uq
    @SaronMichiale-zk7uq2 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-hm5vk6ph2f
    @user-hm5vk6ph2f3 күн бұрын

    bteami xbqti film ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FhQs
    @FhQs3 күн бұрын

    🎉❤🎉❤🎉❤❤❤

  • @MikuLove-nu5qx
    @MikuLove-nu5qx3 күн бұрын

    good job ❤❤❤❤

  • @user-fm4fe1bs6r
    @user-fm4fe1bs6r17 сағат бұрын

    Nice jobs dek eritre

  • @letnkielgerkerstos
    @letnkielgerkerstosКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ph3tl9oh4d
    @user-ph3tl9oh4dКүн бұрын

    ❤❤

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z2 күн бұрын

    well come

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q3 күн бұрын

    Wawww xbktiii filim ybell kexlwoo

  • @user-vd2qb2sp3b
    @user-vd2qb2sp3b3 күн бұрын

    🎉🎉🎉❤❤❤

  • @merrygebregergshmerrygebre6438
    @merrygebregergshmerrygebre64383 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @freymerjeta7552
    @freymerjeta7552Күн бұрын

    Tom and meaze❤

  • @SelamMezgebe-p2k
    @SelamMezgebe-p2kКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @kokobey7020
    @kokobey70203 күн бұрын

    ey xalkwen wawww

  • @luleymikel25
    @luleymikel252 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-gv6ey1qt1v
    @user-gv6ey1qt1vКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @haahaa8114
    @haahaa81142 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤😊

  • @AdhanetBerhe
    @AdhanetBerheКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-gq6lj7cz2o
    @user-gq6lj7cz2o3 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-gv6ey1qt1v
    @user-gv6ey1qt1vКүн бұрын

    👍👍👍👍❤❤❤🇪🇷

  • @TuRy-n7y
    @TuRy-n7yКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KisunTeklemikael
    @KisunTeklemikaelКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HuopmTrds
    @HuopmTrds3 күн бұрын

    💪💪🏿

  • @yeneneshasfhayenu3892
    @yeneneshasfhayenu389222 сағат бұрын

    Kfat mcherestu wrdet eyu kexlwo ❤❤❤

  • @tesfamichaelandemichael7155
    @tesfamichaelandemichael71553 күн бұрын

    bteami xbqti film. qexlwo hmaq zgebr nay edu krekb alowo

  • @user-pi9ul9rl1l
    @user-pi9ul9rl1lКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘

  • @user-jz2rz5fn1y
    @user-jz2rz5fn1y2 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tesfitaregay5202
    @tesfitaregay520220 сағат бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semharsemhar1803
    @semharsemhar1803Күн бұрын

    Bhaki mharit filmi

  • @user-yh1bp5io7w
    @user-yh1bp5io7w3 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @weldenseaandom1090
    @weldenseaandom109010 сағат бұрын

    Eway xebuk serha gen mazai gen nay edkyi rkbkyi

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha38233 күн бұрын

    Tomas Shikor ani keftwka Shiok.are you marriage or not???Tell please

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v13 сағат бұрын

    ጋል ንጋል ክትጭክን የብላን 😢😢😢😢 እፍፍፍፍፍ እመ ብርሃን ርህርህቲ ሄዋን እሞ ርህርህቲ ሂዋን ግበርኒ😢😢😢

  • @user-ln1iv4qz9e
    @user-ln1iv4qz9e3 күн бұрын

    ደቂ ኣንስቱዮ ካብዚኣ እንታይ ተማህርክን ማራ ኣይ ትጨክን ሁኮት😂❤❤❤

  • @cvbjjjbhhj7770

    @cvbjjjbhhj7770

    Күн бұрын

    ክንደይ ሞ ክብሃል 😁mara😂ያ ይሕሪ ካትኒ ነይራ 😉🥹

  • @user-ln1iv4qz9e

    @user-ln1iv4qz9e

    20 сағат бұрын

    @@cvbjjjbhhj7770 😁😁😜

  • @HabdhiAsef
    @HabdhiAsef2 күн бұрын

    ኣቤት ጪካነ😢😢😢

  • @romanande169
    @romanande1693 күн бұрын

    Sara nski eba kdmia titefi tkoni

  • @edengebremeskel6191
    @edengebremeskel61913 күн бұрын

    I don't like it is movie

  • @user-gz5bn3js3g
    @user-gz5bn3js3g3 күн бұрын

    በቃ ኩሉ ፊልምታትኩም ሃለዉለዉ: ጀሚርኩም ክሳዕ ትውድኡ ዘረባ ጥራይ:: ናይ ፊልም ጥበብ ዜሮ! ሓደ ፊልም ንሓደ ጽውጽዋይ ብጥበብ ተሰንዩ ብተንቀሳቃሲ ስእሊ 'visual' ዝቀርብ 'art' እዩ:: እንተ እዚናትኩም 'talk show' ከይብሃል መትሓዚ ዘይብሉ ሃጠዉቀጠዉ እዩ:: ንነብስኹም ከም ስነጥበባዉያን ትሪኢዋ እንተለኹም: እንታይ'ሞ ብምስላ ከመሳስለኩም እንተኾይነ "ሓደ ኣድጊ: ኣድጊ ሙኻኑ እንዳፈለጠ: በጋጣሚ ኣብ ዕዳጋ ኣፍራስ ክሽየጥ ይወሰድ'ሞ: ዓደግቲ ዋግኡ ስለ ዝሓሰረሎም ነቲ ኣድጊ ገዚኦም ይወስድዎ:: ወየ ኣድጊ ቂድሚ'ቶም ኣፍራስ ስለዝተገዘእ: ንነብሱ ከም ፈረስ ወይ ልዕሊ ፈረስ ኮይና ትስምዖ'ሞ ኣማስይኡ ኣድጊ ሙኻኑ ይርስዕ:: ቡኡ ንቡኡ ክኣ ከኣ ተፈሲሁ ነቲ ዕዳጋ እንዳንገርገረ መሪት ዶሮና ይመልኣ::" እምበኣር ንስኹም ውን ነዚ ሃጠዉቀጠዉ ብዘረባ ጀሚሩ ብዘረባ ዝፍጸም ዘይጥበባዊ ስራሕኩም መመሊስኩ ከምቲ ኣድጊ ኣብ ዩቱብ ከተንገርግሩሲ ዓገብ ይባሃል'ዩ'ሞ ዓገብ ንብለኩም ኣለና::

  • @Filmawitgrmay378

    @Filmawitgrmay378

    3 күн бұрын

    ኣየ ሓበሻ ድኹማት ኢና ኮ/ካብዚ ንላዕሊ ዛንታ አንታይ ኢኻ ደሊኻ መጸጸጽ ትብል!--!ድሓር ክኣስ ከምዚ ዓይነት ዛንታ ተሰርሑ ሃለውለው ትብሉ ካልእ ናይ ምቅታል ምዕማጽ ተሰርሑ ካብ ሕብረተሰብና ወጻኢ ትብሉ?😏አዋአ መትሓዚ 'ምበር ተሳኢንና ኣነ በዛ ወገነይ ዝወጻ የብላን አንተ ንስኻ ግን ኣሹንካይ ሓሳብ ክትህብ ትሰምዕ ውን ኣይመስለንን!!! ኣብ ሰብ ድማ ክብረት ይሃልኻ ንምንታይ ትጻረፍ respect ይሃልኻ ተዋሳእቲ ስለ ዝኾኑ ዘይኮንካ ሰባት ስለ ዝኾኑ ኣኽብሮም ተዘይ ፈቲኻያ dislike ጌርካ ውጻእ ክንድዚ ጽሕፈትን ጸርፍን ኣየድልየካን ዩ👋👈

  • @user-gz5bn3js3g

    @user-gz5bn3js3g

    3 күн бұрын

    @@Filmawitgrmay378 ከምዚ ከማኺ መገሰም ኣመና እየ ዝንዕቅ!

  • @Filmawitgrmay378

    @Filmawitgrmay378

    3 күн бұрын

    @@user-gz5bn3js3g ኪድ ሃላይ

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane58533 күн бұрын

    ዐቢ ትምህርቲ ንጏልአነስተይቲ በጃኽን ተማሃራሉ በጃኽን💕🙏🏽💕

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu11 сағат бұрын

    ከመይ ዝበለት ጨካን እያ❤

  • @user-hu4df6vd6q
    @user-hu4df6vd6q3 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamMezgebe-p2k
    @SelamMezgebe-p2kКүн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @haahaa8114
    @haahaa81142 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤😊

  • @user-jv3sy6xe4u
    @user-jv3sy6xe4u2 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar2272 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-nw4ob8le5c
    @user-nw4ob8le5c3 күн бұрын

    ❤❤

  • @user-nw4ob8le5c

    @user-nw4ob8le5c

    3 күн бұрын

    Waww nati blxti srah eya koxlo

  • @TekilaTekila-fj3go
    @TekilaTekila-fj3go11 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @KisanetMahari-pz2po
    @KisanetMahari-pz2poКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bj3sq3vx5l
    @user-bj3sq3vx5l3 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @alekoama5663
    @alekoama5663Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉❤

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    12 сағат бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤

Келесі