New Eritrean, music 2020 / Yonatan Tadesse (Dula) Kemey'La ዮናታን ታደሰ (ዱላ) ከምይ ላ 2020
Фильм және анимация
#eritreanmusic #tigrignamusic #heron #tigrignnewmusic #semharyohanes #semhar #welelay #dula #yonatan #yonatantadesse #kemeyla
New eritrean, music 2020 / Yonatan Tadesse (Dula) Kemey'La ዮናታን ታደሰ (ዱላ) ከምይ ላ 2020
Copyright ©heron.llc Entertainment 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Пікірлер: 635
ነዛ ደርፊ ዘሐበያ መን ኣሎ እስከ ኣብዚኣ 👇
@selamkefali9244
3 жыл бұрын
Dula shikorr
@ermiasberhane6976
3 жыл бұрын
I am here
@ermiasberhane6976
3 жыл бұрын
@nima carismil who are you
@mulerwedi8898
3 жыл бұрын
Me
@rutayakub2730
3 жыл бұрын
@@ermiasberhane6976 1¹
ኣድነቅት ዮናታን (ዱላ) ኣለኹም ዶ 👇
@samuelsheka4828
3 жыл бұрын
sine tibebawyan hagerna sesunulna ski niakum zikown zemen yemxalkum
@AA-bh3md
3 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/Y6eTmpKNhtCWhJM.html
@rutayakub2730
3 жыл бұрын
@@samuelsheka4828 7⁷
@rutayakub2730
3 жыл бұрын
@@samuelsheka4828 qe
@rutayakub2730
3 жыл бұрын
@@samuelsheka4828 sdsdsf
ድሕሪ ዕረፍቲ ዱላ ናብዛ ደርፉ መዘከርታ ዝመጻኹም ነፍሱ ይምሓር
ፈጣሪ ኣብ ሕቅፉኡ የንብርካ ዱላ ሓወይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ 😭🖤💔
ድላ ብጥዕሚ የ ዝፍትወካ❤😘ከማይ ንዱላ ዝፍትዉ እስኪ 👍
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ጽቡቅ ስራሕ ዱላ ንዱላ ዝፈቱ ላይክ ይርገጸለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fevengoyetom3578
3 жыл бұрын
Iove
"ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣ ጸሚማን'ዲያ ግዲ" ኣይትተሃወኹ ንመርገም ንፍርዲ ንሳ ኣይኮነትን ስደትዩ ዝስዲ ፈትያ መኣስ ኮይና ሒዛ ካልእ ወዲ ግዜ ምስ ነዉሐ ንቅጭነይ.. ኢለያ ባዕለየ ዉለዲ . . . ከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ እንዴ ግዲ ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲ'። ገጣሚ ፡ ገብረሂወት ጸሃየ
@sgeri2583
3 жыл бұрын
100%
ኡንቃዕ ብድሓን መጸካ ዱላ ኣስሊ፡ ቀጺለ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ዓመተ ሰላም ራህዋ ቅሳነት ፍቅሪ ስኒት ክገብረልና ይምነ፡ ደጊመ ሩሑሽ ሓዱሽ ዓመት
@makuyenatey9946
3 жыл бұрын
Amen(3)
Yonas mhreteab (maynas) director ማይናስ ዝሕዞ ደኣ አንትስይ ክወጾ
@AA-bh3md
3 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/Y6eTmpKNhtCWhJM.html
ካበይ ረኪብካዮ እዚ ታሪክ ዱላ ሓወይ ካበይ ካበይ ካበይ ፡😭😭😭😭😭
@peacefortheworld2101
Жыл бұрын
ሎሚ ይሰምዓ ኣለኹ እዛ ደርፊ ከም ዘልቅስ ጌራትኒ።
Rip YONATAN I really love him this singer I’m from Ethiopia I don’t understand the language but he’s character and energy he was amazing.
@Fikrehager
Жыл бұрын
Yes he was his talent, style and his songs. ❤️🙏🏽❤️
@tigistihaile9318
Жыл бұрын
I hear you. Painful.😭😭😭😭😭😭😭 I wish you can understand the lyrics of his songs.
@mebrahtikiflemariam1002
Жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@meronkeshi227
Жыл бұрын
❤🎉🎉🎉🎉❤❤
@eldanasemere
Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዮናታን👌 ናይ ስደት ትደርፎ ደርፊ ማራ እዩ ሙቁር እታ ናይ ፈለማ ማራ እያ ፅብቕቲ 👍 እዚኣ ኸዓ ካብኣ ዝበለፀት 👌 ካባኻ ቡዙሕ ነገር ንፅበ ቀፅለሉ በርትዕ!!!
Adnekti dula like❤ ሩሓስ ሓድሽዓመት ይግበረንና::
Bhaki znead serah dula kab kulu zmeseteni entelo grim☝️ haka ala emo kea abe sdetin kertetin lomi yehwatna nezi zredealen eyen sinen zelewa bhaki . Haka endya ketwelo.... Bhaki belux serah dula
@saranagasi1033
3 жыл бұрын
Tkkkkkk
@mathiatemesghen3496
3 жыл бұрын
Thank you hawey kbret yhabka
@abebanerayo4234
3 жыл бұрын
Kibret yihabka
ከመይ ዘይሓልየላ ይፈቅራ ዲየግዲ ፍቅራ ከሲራ ሲ ማህጸና ክትዓዲ....
@rutayakub2730
3 жыл бұрын
Pi
ግጥሚ 100% ዜማ 100% ክሊፕ 100% ።
ን ዱላ ሽኮር ዝፈቱ ላክ ይግበር 👍 2021 ዓመት ሰላም ራህዋ ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤
ኣሕ ተኾሊፍካ እባ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣብ ሑቕፎ ኣብራሃም ይስሃቅ ያኢቆብ የምብርካ😊😊😊😊😊❤❤❤❤
2021 ዓመተ ሰላም ዓመተ ራህዋን ጥዕናን ይግበረልና ደቂ ኤረይ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም ይምነየልኩም።
@samuelghebremeskel8643
3 жыл бұрын
Oook⁷⁹just has a awel in ur love for every one of king
Amlak neta lewahn meret eritrea 🇪🇷ms hzba selam yewrdelna ahwat❤️bruk hadsh amet 🌍🎁❤️🙏🏿
@rimmehari9997
3 жыл бұрын
👍gele aynet kem kulu gze ❤️❤️❤️❤️
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ሪመይ ዱሊተይ መርሓባ ወገነይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መሐጎሲት ዓመት ትግበረልና ንሳ ኣይኮነትን ስደት አዩ ስዲ ከመይ ኢላ
@AA-bh3md
3 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/Y6eTmpKNhtCWhJM.html
ኣያይ ብሉጽ ብጣዓሚ ኢና ነድንቀቃ እቲ እንኮ ዳይረክተር ገላጽን ጸግዕን ስደት ዮናስ ማይናስ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ደቂ ኤረይ ማዓስ ሞ ፈቲና ብዘይትሓዝ ተታሒዝና ኣብ ስደት ኮይኑ ምንባርና 2021 ዘመና ትኩነልና ደቂ ባሓሪ ኣለኩ በሉ ።
Ata alkum do kemay sedet zeslchwo sedet sedi.
ናዓሪት ዘይብላ ጽፍፍቲ ደርፊ
ዱላ ናተይይ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት የግብረልና
Welcome come Dula shkor 1st ,🇪🇷🇪🇷💖
ዘፈኑ ሲሰማው ለኔ ይመስለኛል😭😭
መን ኢዩ ወደይ ዲስላይክ ዝገር : ብልጽቲ ስራሕ ❤️🇪🇷❤️❤️
Rip ዮኒ ሓወይ ኣብ ገነት የንብርካ 🙏💔
ዱላ ምልእ ይበል 👇 ኣጋራጭውኒ እስከ
😭😭😭😭😭 እዋይ ሕማቕ ስማዕ ዮኒ ሓወይ ።ኣብ ስደት ኮይና ዝገደደ መሪርና ቀብርኻኮ ከይንርከብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ዱላ ጀግና ኣጆኻ brother 👌👌👌👌
Ane bwegeney ktxmem mkalet ya ybl mknyatu nebska kem zgeberkayo u fkri tehalika zeykal tkil ika ane ms sebayey 5 amet tefelalina nerna inte kkiloye ilka zeykal yelen amlaka aminka kulu ybxah u sdet zgebere yeblun wala gze kab tekebalnetka u ye zbl bhasabey🙏
Nayzi amet zfetekwa derfi🥰🥰🥰🥰🙏🥺💔😭💔😭 zeytxmem tblu bmxmam da xemima endya gdi Ayttehaweku nmergem nfrdi Nsa meas koyna sdet yu ezi sdi fetya meas koyna hiza kalie wedi Gzie ms newhe nkchney eleya baeleye wledi👌👌👌perfecto
Wellcome ዱላ ኣስሊ ጽፉፍ ስራሕ ወዲ ኤረይ
@voiwedieri1950
3 жыл бұрын
Hji comie txhf 😂😂😂
Nay mewedata mialti 2020 temesgen amlak rhus hadsh amet
ከመይ'ላ ቀጨውጨው ኣብ ህይወት ልባ ምስ ኣንደዶ ነቲ ፈቃር ውሽጣ እግራ ምስ ወሰዶ ኣርሒቃ ምስ ከደት ናብቲ ሰብ ዝከዶ ስጋ ለቢሳ ቅጭነይ ከመይላ ክትነብር ቅጭነይ ቅጭነይ ቅጭነይ እዋይ ንሳ መዓስ ፈትያ ፍቅራ ከተዕኑ እዋይ ስግኣ ተርከሰ ልባ ኣብ ኪዳኑ ናይ ግዜ እምበር ጌጋ ናታ መዓስ ኮይኑ ተዕርቦ እንድያ ዘላ ንብዓት ተከሊላ ንብዓት ከተፋኑ ተውግሖ እንድያ ዘላ ንብዓት ተከሊላ ንብዓት ከተፋኑ ላላላላ ሓቃላ ክትውዕሎ ጽልምትምት ምስ በላ እቲ ሰብ ዘይክእሎ እመስ ምስኣስለላ ጽምዋን ሕሰምን ምስ ተደራረባ ነብሳ እምበር ጽብቅተይ ኢዲ መኣስ ሂባ ነብሳ እምበር ቅጭነይ ኢዲ መኣስ ሂባ ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ ጸገማት ምስ በዝሓ ዓቅሊ ዝፈታትን ስግኣ እምበር ልባ እኮ ኣይሃበትን እም ድማ ኣብ ስደትን ውርደትን ከርተትን ሓቃ'ላ ቅጭነይ ሓንቲ ኣይገበረትን ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ድኣ ጸሚሚ ድያ ግዲ ኣይትታሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ ንሳ ኣይኮነትን ስዲ ስደት እዩ ስዲ ፈትያ ኣይኮነት ሒዛ ካልእ ወዲ ግዜ ምስ ነዊሐ ንቅጭነይ ባዕለየ ዊለዲ ቅጭነይ ቅጭነይ ከም ሕጻ ባሕሪ ትኩኑል ቅጭነይ ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ ህይወት ምስ ኮነታ ድምጺ ቀትርን ለይትን ዓዊራ እምበር ልባ ኣጸመትን እም ድማ ኣብ ስድትን ውርደትን ከርተትን ነብሳ እምበር ፍቅሪ ኣይቀተለትን ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ድኣ ጸሚሚ ድያ ግዲ ኣይትታሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ ከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ ድየ ግዲ ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲ ግዜ ምስ ነዊሐ ንቅጭነይ ባዕለየ ዊለዲ ቅጭነይ ቅጭነይ ከም ሕጻ ባሕሪ ትኩኑል ቅጭነይ ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ዱላ ሓቢቢ
ብ ምኽንያት እየ ኣብ መዓልቲ 6 ግዜ ዝሰምዓ ነዛ ደርፊ. ...... ከመይ ኢላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
እንቓዕ ብሰላም መጻካ ዱላ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ Happy new year deki Erie
Ksab hji zsemia telo like Rip dula hawey anes derfu ksemie keleku kebdey mkiak yeabyeni😌🥺
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኣብ TikTok ሰሚዕ ናብ KZread ዝመጸ ❕ Dulawi bro gele ayney Musik ka 👌
@luroblove7439
3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ወደይ
@solomongebreamlak279
3 жыл бұрын
Ane kea
@salihibrahim2526
3 жыл бұрын
Ane luku bro
@robelgibtan9979
3 жыл бұрын
👆👆👆👆ኣነ ኣለኹ
ድሒረ ሰሚዐያ ሞ ዓጊበላ ክኣ ብርዕካ ትዛሪ ገብርሂወት ጽሃየ ✌❤🇪🇷❤✌
ዮኒ ድሕሪ "ፈርሐልኪ" ገልጠምጠም ዘይብላ ደርፊ ሎሚ ሰሚዐ። የቀንየልና፡፡ ከምዚ ዓይነት ድርፍታት እና ካባኻ ንደሊ።
From Russia guys
ዱላ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገለ ዓይነት ንእዝንኻ ቀለብ ዝኾነ ዜማ ✅ቅ ✅ጭ✅ነ✅ይ
Nic jobb
😢 😔 😢 RIP Yoni ጅግና! Much condolences From Bahirdar, Ethiopia 🇪🇹 ❤️ 🇪🇷😍😘
Uyyy sga dmuna nay dula derfi kief khbeni kiyaro
Mane emo yafelto aze darfi naye wane tamelkat aye thanks sesena aye ❤😭❤
ዱላየ i love you ኣሕ ሓላል ፍጥረት ፈጣሪ ኣብ ኢዱ ይቀበልካ
ናይ ብሓቂ ዱላ መልእክቲ ዘለዎ ደርፊ ፍቅራ ከሲራስ መሓጸና ክትኣዲ እስኪ ከማይ ኣብ ፍቅሪ ዝኣምን ፍቅሪ ጥኡም
Betami des bahalit musica from Tigray
Dula natey tebaetay derfi qurub saesit wihidata
ካብ ኩሉ አዛ ምዝላል ዝገደፍካያ ኣድኒቀካ ስቅ ኤልካ ምንጣር ጸላኩ ኣጆኻ wedi Eri🎤👌
Edemen teanan yhabeka Dula hawey ❤️❤️❤️
ዱላ ሓወይ ቀስለይ ጎዲኢኻኒ ዝሓወየ ቁስለይ!!! ንድሕሪተይ መሊስካኒ ጽቡቅ ሰራሕ ናዓይ ኢኻ ደሪፍካያ so thank you
dula mekseb alem ❤🇪🇷 enipae tweledika I LOVE YOU !
Dulla rekibkani lomi btaemi kef zelewa derfi nay bhaqi & pomer Gebrihiwet xehaye
Dula nayhimamey yaak
ዓመተ ሰላም ወ ሰናይ ይግበረልና ከምትልሙድ ገለ ዓይነት ዱላ ዓይነይ
Dullla gele Ayenet please kemzi derfi hizka mexana habibi btaemi blxit ገብሪሂወት&ማይናስን ዘረባ የብልኩምን ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም ጀጋኑ ናይ ብሓቂ
Ewanawit music
Wwww geleayneat dula❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Dula shikorrr kulu negeratka kef aleka So ajoka
Dulu betaemi xebuq serah...happy new year all eritrean .
Ata anes 1000 like enta zhlu mhabkwo nay bhki belose serh 🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻
Anes kfetweka meat eye dula nay lbey ❤
Yonatal sikorrrrr bravo God jove👏👏👏😘😘😘😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖👍👍👍👍😎
Nisc job dula arkey
ዱላ ናይ ሕሜክስ እንቃዕ ደሓን መጻካ።በዚ ኣጋጣሚ ጉዳይ ስደት ኮይኑ እናተፋቀርና❤ ዝሸንዳሕክናኒ ወይ ዝሸንዳሕኩክን ሓቅክን ኢክን ሓቀይ'የ🤔 በቢዘለናዮ ምቾት ዝመለኦ ዓመት ይግበረልና
I love you Eritrea🇪🇷💕💕 i like yonathan Songs, I from Somalia 🇸🇴🥰
Welcome back Dula thanks for the amazing performance 👏👏🙏🏅👌👍
Wawwww xbuk srah. Ezia zbelexet no 1 hibeya aleku kab derftatka.
Dula habibi enqe dhan mexaka deqi eriy rhus hades amet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዋ ዘቡል ስራሓ እዮ በሓቂ ዮኒ ቡፍላይ ዳይረክት 100👍
I’m learning how an amazing artist was this guy. May god rest your soul hawey 💔
804 HAPPY NEW YEAR .....W.TADESE JIGNA.804 ANDA ATO ISAK W.NKEL.
I just love your voice ur attitude such a talented gentleman I am a huge fan💯 dula👍I am pretty sure u will deliver us much bigger than this 💯❤️💙💚💛
waww nays music 🎶 👌 ❤
Who is listening to this beautiful song 🎵 😍 here now🥺💔
Ya jema kab Kulen derftatu azia ketexeeni dela leali kulen koyna terayteni 💯💯💯💯💯💯
Dula gele aynet
ዘይ ትጽመም ትብሉ ጸሚማ እንዲያ ግዲ ኣይ ትታሃወኹ ን መርገም ን ፍርዲ ንሳ ኣይ ኮነትን ስደት ኢዩ ዝስዲ ፈትያ ማዓስ ኮይና ሒዛ ካልእ ወዲ ግዜየ ምስ ነወሐ ንቅጭነይ ኢለያ ባዕለይ ውለዲ ግጥሚ 101 ዜማ 100 ዳይረክተር 100 ኣበር ዝባሃል ዘይወጻ ብ ኩሉ ሙላ
@abebanerayo4234
3 жыл бұрын
Meschal7
Newah eya 6m gn btami haxratni degagimeya
Kefoteyka mate shekorey😘😘😘😍
we thankyou great lyric . mlodey and your voice is wonderful . you have million admire and fun welcome yonathan tadeese ..
Good job gin 2021 geyirlu xibuk kitreayelu
RIP THE BEST ERITREAN SINGER I KNOW 💔😭ganna miss you !!!
Wow amazing I love all your music great job keep up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
🥲🥲😭😭😭😥😥 I can't believe he left us ..he was the best artist and I'm sure he will be remembered... may God give his parents strength it's so hard 😭😭😭...
@Trhas832
8 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@selamawityosief704
7 ай бұрын
😢😢😢
@selamawityosief704
7 ай бұрын
I can't dula hawey rip 😢😢😢
Nice music dulla nebsi saesiet zhilkani qurub
ስደት ስዲ እወ ያአክ 😥ድላ ናይ ልበይ
Welcome Dula bro ❤❤❤🎤
ከመይ'ላ ቀጨውጨዋት ሂወት ልባ ምሰንደዶ ነቲ ፈቃር ውሽጣ እግራ ምስ ወሰዶ ኣርሒቃ ምስ ከደት ናብቲ ሰብ ዝኸዶ ስጋ ልቢሳ ቅጭነይ ከመይ'ላ ክትለምዶ፡ ቅጭነይ…ቅጭነይ…ቅጭነይ…………! እዋ…ይ ንሳስ መዓስ ፈትያ ፍቅራ ከተዕኑ፡ እዋ…ይ ስጋኣ ተርከሰት ልባ'ሎ ኣብ ኪዳኑ፡ ናይ ግዜ እምበር ጌጋ ናታ መዓስ ኮይኑ፡ ተዕርቦ እንድያ ዘላ ንብዓት ተቀቢላ ንብዓት ከተፋኑ፡ ተውግሖ እንድያ ዘላ ንብዓት ተቀቢላ ንብዓት ከተፋኑ፡ ሓቃ'ላ ክትውዕሎ ጽልምትምት ምስ በላ እቲ ሰብ ዘይክእሎ ??? ምሰጽለላ፡ ጽምዋን ሕሰምን ምስተደራረባ ነብሳ እምበር ጽብቅተይ ኢዳ መዓስ ሂባ ነብሳ እምበር ቅጭነይ ኢዳ መዓስ ሂባ፡ ድርብ ከመይ ኢላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2) ጸገማት ምስ በዝሓ ዓቅሊ ዝፈታትን ስጋኣ እምበር ልባ ኮ ኣይሃበትን እሞ ድማ ኣብ ስደትን ውርደትንን ከርተትንንንንንንንን!! ሓቃ'ላ ቅጭነይ ሓንቲ ኣይገበረትን፡ ከመይ ኢላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2) ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣ ጸሚማ እንድያ ግዲ፡ ኣይትተሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ ንሳ ኣይኮነትን ስደት ዩ ዝስዲ!!!! ፈትያ መዓስ ኮይና ሒዛ ካልእ ወዲ ግዜ ምስ ነወሐ ንቅጭነይ ኢለያ ባዕለየ ውለዲ፡ ቅጭነይ……ቅጭነይ ከም ሑጻ ባሕሪ ትኩነለይ ቅጭነይ…… ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ፡ ሂወት ምስ ኮነታ ??? ለይትን ቀትርን ዓዊራ እምበር ልባ ኣይጸመመትን እሞ ድማ ኣብ ስደትን ውርደትንን ከርተትን…………ን ነብሳ እምበር ጽብቅተይ ፍቅሪ ኣይቀተለትን፡ ከመይ ኢላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2) ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣ ጸሚማ እንድያ ግዲ ኣይትተሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ ከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ እንድየ ግዲ ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲ ግዜ ምስ ነወሐ ንቅጭነይ ኢለያ ባዕልየ ውለዲ፡ ቅጭነይ……ቅጭነይ ከም ሑጻ ባሕሪ ትኩነለይ ቅጭነይ……ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ፡ ከመይ ኢላ(2) ክትክእሎ(2) ሓቃ እንድያ(2) ክትውዕሎ(2) #(2) ግጥሚ✍ = ገብረሂወት ጸሃየ🇪🇷✍ ዜማ🎼 = ዮናታን ታደሰ (ዱላ)🇪🇷🗣
@sgeri2583
3 жыл бұрын
100%
Welcome dula wedi rimey & happy new year 💯💯🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nic jop yoni hawey
First ❤️ dula like eske deki Erey
ብስም ኣፍቃርየይ ሙኒር ይስምዓ ኣለኩ ኣብ ልብያ ዘለኩም ድንግል ማርያም ትሓልኩም
Well done bro keep going ze bihere adishel