Kiflu Dagnew - Tenafaqit | ተናፋቒት - New Eritrean Music 2017 (Official Video)
Ойын-сауық
Subscribe (IT'S FREE) ›› goo.gl/GibN2T
’’Eritrean Music’’ ‘‘New Eritrean Music 2017’’ ‘‘Eritrean Music 2018‘‘
Copyright © Jayo Truth 2017
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.co.uk
|- - - - - Connect with us - - - - - |
Пікірлер: 2 100
Hagos Suzinino New Comedy 2018 Watch it now: kzread.info/dash/bejne/k52jr8uwaducXZc.html
@mebrahtomnegash5080
6 жыл бұрын
Jayo Truth
@lemlemtesfay6054
6 жыл бұрын
Jayo Truth mmmm
@bilenhaile4582
6 жыл бұрын
Kiflu filuy fitret, nisika ni musica Eritrea kiteberarbir zitefeterka eka…dihir beal Abraham Afeworki. I can listen to your music all day never get tired of it. I hope to see more of your work.
@user-dl6gj8eo9w
6 жыл бұрын
ዘይሰነይ ግዳ እባ ስደድሉና ሳሚ ሓወይ
@TripleA579
6 жыл бұрын
Jayo Truth by
Any one who listen this song in 2024❤
@samsomhaile7922
3 ай бұрын
Me everytime 😅
@banarahwa5346
2 ай бұрын
Me
@rahelhabte3062
2 ай бұрын
Yess me😊 and love it❤
@hermelacaramella9297
2 ай бұрын
❤
@user-ie5jo1kh9s
Ай бұрын
@herm😢elacaramella9297
አዛ ደራፊ ስግዓ ሕጂ 2020 ትስምዕዋ ዘልኩም ኣለኩም ዶ
@nateynateyturk147
3 жыл бұрын
21 k
@user-rj9fw5cz7q
3 жыл бұрын
22.04.2021 ke anber
@naodgebrehiwet1006
2 жыл бұрын
2022. keman qexila ala
@robelmukur8982
Жыл бұрын
@@nateynateyturk147 👋
@robelmukur8982
9 ай бұрын
@@user-rj9fw5cz7q up I
ይናፍቐ‘ኪ ’ምበር ይናፍቐ‘ኪ ’ምበር ፣ ከመይ ዘይናፍቕ ኣቲ ምርጽትን ብልጽትን ፣ ልኡለይ ንዓይ ክብል ዝሰርሓኪ ምንጪ ደስታይን ሓጎስን ምንጪ ባህታይን ትዕድልት ’ን፣ 💓 ትናፍቂኛለ‘ሸ ትናፍቂኛለ‘ሽ ትናፍቂኛለ‘ሽ ትናፍቂኛለ ‘ሸ እንዴት ኣትናፊቂኝም… ኣንቺ ምርጥየ ቆንጅዬ ፣ ልኡሌ ለኔ ስልዎ’ ይ የሰራሺ የደስታየ ምንጭ ነሺ የሃሳቤ ደስታ ነሺ ፣ 😘 ካባኪ ይፈልቅ ምንጪ ናይ ሓጎሰይ ኣኽሊለይ እንዲኺ ጉሉላት ናይ ርእሰይ ነዛ ኸብደይ ጽጋብ …ንልበይ እፎይታ ኣብ ጥቃይ እንተለኺ …ትፈጥርለይ ሰላምታ👫 ሰብ ኔርክኒ ሰብ ኔርክኒ ሰብ ብሰቡ ካብ ሰብ ፍልይቲ ድራር ዓይነይ ልዋም ለይተይ ብኣኺ ውዕል ሰናይ ማዓልቲ ኪንዮ ርሑቕ ኪንዮ ርሑቕ ኪንዮ ርሒቕ ዋላ’ንተሃለኩ ይናፍቐኪ ’ምበር ይናፍቐኪ ’ምበር ዋላ ሕጂ’ውን ናፊቐኪን ኣለኩ ክድቅስ መታን ክሓልመኪ ዓይነይ ይዕምቶ ክትስእ መታን ክሪአኪ ተመሊሰ ይኸፍቶ ልበይ እኳ ልበይ እኳ ልበይ እኮ ብናፍቆት ዝኣክል እንክዝክረኪ የሕምማ‘ዩ የሕማ‘ዩ ስቂላ ትሻቀል ፣ ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ከም ድሃይ መቃልሕ ኮይኑ ክበጽሓኪ ናይ ልበይ ጻዊዒት ናብ ልዑል ፈጣሪ ናብቲ ኩቡር ኣምላክ ለመናይ ከዕርጎ ሓሳበይ ትፈልጢ ኣብ ልብኪ ክቅመጥ ቲ’ኣነ ዝብህጎ፣ ዝሓለፍና‘ዮ ኩሉ ጥዑም ዝሓለፍና’ዮ ኩሉ ጥዑም ዘዘኪረ…፣ ንድሕሪት ገጸይ ይመልሰኒ ንድሕሪት ገጽ ይመልሰኒ ናብ ዝነበረ…፣ ወኻዕኻዕ ዕላል ጸወታና ወኻዕኻዕ ዕላል ጸወታና ት ኩሉ ጽቡቅ … ናፊቐዮ ‘ምበር ምዓረይ ናፊቐኪ ‘ምበር ጅብዕተይ ንፍቕ ንፍቕፍቅ… ንፍቕ ንፍቕፍቕ በዛ ዓይነይ ውጽእ… ×(2) Merti ናይ ጥዕናይ LY
@rakmen1683
6 жыл бұрын
saymon nayzgi eti tmrti do dea kemu geyrka keythzo
@tiegistimengstab434
6 жыл бұрын
ሳይሞን ናይዝጊ nice
@dejenbahta1025
6 жыл бұрын
Nebi Habtemariam tfolto eka tmesl Men mkanu tuam tezarebelu melhaska sik elkum kbret seb aytghasu Respekt
@user-ym2sg6fj5y
6 жыл бұрын
Nebi Habtemariam ትምህርቲ ዳኣ ኣበይ ክምሃር ዘይኮነ እንዳተመሃርኩ ከለኩ እኳ ንፉዕ ኢየ ኔረ ግን ታይሞ……
@user-ym2sg6fj5y
6 жыл бұрын
Dejen Bahta ብራቮ ግን ኖርማል ኢዩ እንተዘይተሰማሚዑኒ ባዕለይ ክሰማምዖ ኢየ የግዳ ቀጽሎ
I am Ethiopian I love Eritrean people and everything one Love ❤🇪🇹🇪🇷
@user-vx6tm5dd3h
4 жыл бұрын
Onelove to u too we love u 🇪🇷❤
@robelmukur8982
8 ай бұрын
@@user-vx6tm5dd3h to 8th
@Manunited1431
4 ай бұрын
😅😅😅😅😅 Ashekabach
መጀመርታ ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ኩሉኩም ኣኣብ ዘለክሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነይለኩም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ድማ ይግበረልና ሽግርና ዝቅንጠጠሉ ዓመት ይግበርልና ስድትና ይሕጽረልና ክፍሉ ሓውና ክኣ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ህንቃዕ ዳሓን መጻኣካና ኣጆኻ ቀጽሎ እቲ like ሞራል ምሃብን ናባና ግደፎ ኣጆኻ
@maedintewelde5902
6 жыл бұрын
መቡ መቡየ amen (3)kubur haw
@maryameyadegoyta5053
6 жыл бұрын
ኩፍሉ ኣይነይ ንፉዕ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ሓማመይ
@henokmhretab6409
6 жыл бұрын
Amen amen amen
@awettewelde9180
6 жыл бұрын
መቡ መቡየ amen amen amen
@emaema7043
6 жыл бұрын
Amen amen amen
2018ጸበባኻ ዝቅንጠጠሉ ሰናይ ሓሳብካ ዝሰምረሉ ዓመጻ ዝጠፍኣሉ ፍቅሪ ዝስስነሉ ዝተረፈ ዘመን ስሓቅ ዝኾነሉ ገጽ ኣዴኺ/ ኻ ብዘይ ስክፍታ እትርእየሉ / ኢሉ ምስ ሰብካ/ኪ ማዕረ እትስርዓሉ ስክፍታኻ/ኺ ዝበንነሉ ፍቅሪ ቤትካ/ካ ከም ማይ ዝዛርየሉ እቶም ብሳሕራ ዝመጹ ለምለም እቶም ብባሕሪ ዝመጹ ሰላም ጌሩ እንራኸበሉ ሕሰም ታሪኽ ዝኾነሉ ዘመን ክኾነልካ/ኪ ኣነ ይምነየልኪ
@mikalkabi4254
6 жыл бұрын
Amen. Amen.Amen marr
@saimontshaye4141
6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@wizkokiteydesaleka2105
6 жыл бұрын
Mekonen Yemane amen amen amen nikulna rhus hadsh amet yigberelna
@amenamen7447
6 жыл бұрын
Mekonen Yemane neaka wn kemu ymneyelka marr afu hawey
@weinitesfa2784
4 жыл бұрын
Eritrea i love you
አቤት ደስ ስትል እንዴት አባትህ ነው እምታምረው ድምፅህ በጣም አርፍ ነው 1ኛ ነህ የኔ አንበሳ ያ ማራ ፅብቅትይ ደርፍይ እያ ኤርትራውያን ማራ እየ ዝፈትወኩም ላይክ በላዋ የሕዋት አብ ስደት ዘለኩም እግዚአብሔር አምላክ ያሓሉኩም
@dimuasmie2119
4 жыл бұрын
Azmi Ethiopiawet ngn Azmi Etihiopiawet ngn ooooo om oo ooo
Let the great music keep them coming ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ኣፍቃሪ ሙዚቃ ካብ ማይኮ ረከርድስ
@genettesfay3865
6 жыл бұрын
Maico Records vnb
@jofilovers8836
6 жыл бұрын
Ja you are right kzread.info/dash/bejne/eoOox7pxnJOzds4.html
@youtube2719
4 жыл бұрын
ተካል ህግደፍ
ኣዝዩ ኣዕጋቢ ስራሕ'ዩ ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ ክፍሉ ሓወይ!
ኩፍሉ በሊሕ ሰብ ብጣዓሚ ንፉዑ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ኣይትህሰስ ዝያዳ ክትዓቢ ጸዓር ሃየ በሉ ሸር ንበለሉ የሕዋት።
@abdasd629
6 жыл бұрын
Tesfie Habteab ane kab ni kuflu neaka yedniqeqa kulu geze malet ab xbuq yukun ab himaq yukun himaq deywexeka futur eka emo kemzdelekayo kitqixil ylebewka ezi ka nay sidra timhrti eu silezi kexlo GBU
@habenyowhnnes2651
6 жыл бұрын
ምርጥ እኮነህ ያምራል
@emmagrye2755
6 жыл бұрын
tesfie habteab abzi kea mexieka ata fara nska kid netom bieznna zlagexu zelewu faratat tray atebabie nkflu kemzi kemaka ayxihflun eyom
@huruykeleta7854
6 жыл бұрын
abesa kiflu btami nfui ajuka bertei zyada kitabi xear anhna kea itei morali kea nabana gdefo net muisc
@user-sn9tw4sd1y
6 жыл бұрын
+ama asli ጸርፊ ጹቡቅ ኣይኮነን ኤማ ሓወይ
ልቢ ሰባት ተንኪፍካ ግደፍ ብዙሓት ክሕጎሱ ብኣንጻሩ ብዙሓት ብሑሉፍ ሂዎቶም ከስተማስሉ ብንብዓት ክሕጸቡ ሃየንታ ኣለዎ ። ትሕዝቶ ቅኒትካ ግን ንኹሉ ማእኸል ።ወሰደ ወዳጀ ቅኒት ይበል።
@user-cw4tw1ms3o
5 жыл бұрын
Yohannes Sebhatu ንድሕሪት መሊስና ናይ በሓቂ
Eiza darfi wala dehr 10 Ameti yakun kabi hewatye kedimesuo aykelin bifelaye sab narikeni kabi sab feliti tebil feluye naruo naaye 🥺🥺😔😔😔
ኣሰይ ክፍሉ ኣስሊ ብዓል ዉሕልል ድምፂ ኣጆካ ቀፅሎ ታይ ክወፆ ዋዉዉዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ኣምሓረኛ እና ትግርኛ ሓዉስካ ብሞድራፍካ ኣድንቀካ So wudddddd #like እስኪ ሃቡለይ
@rabababamrabababam5500
6 жыл бұрын
ይቅርታ ነብሰይ amhariya ab demki seritsu hakey foaaa
ቅልቅል በለኒ ኣብቲ ዓውታ በቲ ጥዑም ድምፅካ ናይ ልበይ ሃረርታ ምስ ውሕሉል ዜማ ጣዕሚ ስጡም ቅኒት ውሓለ ግጥሚ ከም ሽታ ሞሮርዩ ቃና ልሳናትካ… ዝድብስ ዝደመየ ልቢ ከምሽምካዩ እቲ ጥበብ ስሓባይ… ንኣፍቀርቲ ስሓቢ ቀልቢ ወዲ ዳኘው ኣስሊ luv so much ..bless u ma suipr star💝💝💝💝 ትናፍቀኛለህ እንዴት ኣትናፍቀኝም ኣንተ እኮነህ የመኖሬ ኣለኝታ ኣነ ከማን ንዓካ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውፅእ መክሰበይ nic job ma luvly bro god blessssddd u
@user-rl9gg8tu9g
6 жыл бұрын
ቃንዛ‘ሎኒ ቃንዛ ምፍልላይ ኣብ ከለኻ ድኣ ዜማ ጐርካ ብስም ክፍሉ ዘይትድርፍሉ ንወዲ ዳኘው ኣንበሳ ኢልካ ኢየ ክኣ ንፉዕ
@user-qh8wo6ge2t
6 жыл бұрын
ቦግታ ወናኒ ምቁር ቃንዛ ይሓስብ ኣለኩ ቅቅቅ ኮመንት ከይተደራቡሹና ክኣ
I'm from ethiopia but we love all eritran tenafeqegnalesh
This music killing me😭 Great song
ክፍሉ ኣስሊ ናይ ብሓቂ ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ ጥዑም ድምፂ ሰሚዕና ኣጆኻ ኸኣ ቀፅሎ ካብ ሕጂ ንኔውስ ካብ ጥበብ ኣይትርሓቅ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ይግበረልና ብሩኻተይ 🇪🇷❤️🇪🇹
*The wait is over! kiflu the genuine Artist is here! countless like! ካናሪ!!*
*_I am so in love with this song ..it is_* *_So beautiful I've been listening to it_* *_Non-stop God bless you and_* *_hope to hear more of your lovely_* *_songs soon keep up the good work and_* *_I am sure it won't be long till you_* *_become one of the top singers in_* *_the country_*
I am from Ethiopia but i like eritrean music Nice song
@efremneymar2463
6 жыл бұрын
ሜሪ ጋል ትግራይ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤✌✌ One Love eti and eri
@user-vy7yb5kq1c
6 жыл бұрын
+ስደተኛ መከርኛ ኣበይ ደኣሉ ሃገሩ?
@berhenutesfaye4259
6 жыл бұрын
ሜሪ ጋል ትግራይ
@blackafricanboy4507
6 жыл бұрын
ስደተኛ መከርኛ kulu hade ata tay aynet dunkuruna eyu wala ethiopiawi ykun tay tsegem alewo eti derfi eyu zegedseka
Welcome kuflu hawey betaemi zenead serah eyu . getmi 💯 zema 💯 demxi 101 Eske like nekflu ahfes abilkum habuley.
@merkebtsige6569
6 жыл бұрын
ኢሱ ወዲ ዒለ hahaha dmxi 101%
@edenhazard3268
6 жыл бұрын
Merkeb Tsige ,ehi dea awhidelu dea dea KK
👏👏👏ክፍሉ ጥዕምቲ ደርፊ እንታይ ክወጻ:: ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ እሞ: ኣጆኻ ቀጽሎ::
ኩፉሉ እንዲት ኣርጌ እንደሚገልጽ ግራተጋባው ከምገልጽኽ ባላይ ምርጥ ነኽ በእ/ሄ ስም ተባረኽ ♥♥♥
ዋውውውው ክፍሉ ድምጺ ካናሪ ኣቤት ኣቤት እቲ ዝናፍቆ ድምጽኻ ተመሊስካ ኣስሚዒካኒ ምዙዘይ ጽቡቅ ስራሕ ።
ክፉሉ ተበዓታይ ፡ጽቡቅ ስራሕ ፡ጻዕሪ ዝሓለፎ ሪእና ። ደስ ትብሉ ክሊፕ ማራ ኣድኒቐኩም ተዋሰኦ ውን ንፉዕ ኢካ ። ሞራል ንሃቦ #ላይኽ ብሩኽ ቐዳመ ሰናብቲ
Kiflu the great, kexlo bro derfitatka baheta eu zefterelka, fuluy eu kiyaro ahwat. bejakum etom bezey natu fikad share teblu, ageb, thank you
Good Job Jayo. Keep the great music coming
@selamkiflay6276
2 жыл бұрын
Hhkdsssac ,veatewwqq , ,vxgujkufyhgegu
ዛ ክፍሉ ኣብ መልክዓ ምስ ቶማስ ኣልኣዛር ዶ ይማሳሰል ,,።,፡።,እወ ዝብል ላይክ
@abielt962
6 жыл бұрын
Efrem Solomon 1 :::: yeah man
@kalabbrhane6528
6 жыл бұрын
Efrem Solomon 1 ya ane keman kemeu eye zibil❤ ruhus lidet yigberelna😍
@bibihaile8817
6 жыл бұрын
Efrem Solomon 1 yes
@amadumaiga368
6 жыл бұрын
Efrem Solomon 1 ya msay keman hde eina nmesl
@hermontesfahiwet3192
6 жыл бұрын
Efrem Solomon 1 wala ab sirhat musika win yimasaselu eyom
ዋውው እቲኣ ብሃንቀአታ ዝጽበያ ዝቐነኹ ደርፊ መጽያ ፕሊስ ላይክ ሚ ኤንድ ሃፒ ኔው ይር ጋይስ
@herytimerhawi2120
6 жыл бұрын
👏👏👏
ዋውውውው ማኛ ነክ ውብ ነክ አዛቹ ኤሪ ውስጤ ናቹ ከልቤ ነው ምወዳቹ
@yerusdrar3841
6 жыл бұрын
Wwwwwwwwww
ክፍሉ ማለት ኣቦ ስነትበብ እንድኢ በካ ፍሉይ ኢካ እስካ ኣጆካ በርትእ ግጥምካ ይኩን ወላ ዘማካ ዝወጾ የብሉን u are the best Artist From Eritrea bro!!!
ከማካን ከም ቶማስን ጽፉፋት ደረፍቲ ምኣከልኩምና ኔርኩም አዝንና መጻወቲ ኮይኑ ዘሎ,,,ወ ዳኘወይ ከም ልበይ አንታይ ሞ ክብለካ መልዒስካኒ በስ,,,,,GOD BLESS U BRO!!! H-N-YEAR & M-CHRISTMAS TO ALL HABESHA PEOPLE
@tsehayhabte499
6 жыл бұрын
ጤና ይስጥልኝ ዳኙ ብተአሚ እንፈተወካ እንካን ደሀን መጻካ ብዙህ ኢናንጽበይ ብናፍኮት
ያ ኩፍሉየ ዓቢ ሰብ ከማካ የለን ያኣክክክ አንታይ ክወጻ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ናይ ናፍቆት ብምካና ደስ ትብለካ ስለዚ ንስካስ ኣይ ትጥፋኣና ድኣ ኩፍሉየ ሽኮር!💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💗💗💗💗💗💗💟💟💟😚😚😚💗🎵🎶🎶🎶🎶🎤🔊😍😙😙😚😚😚..... Ynafkeki enber kemey deyinafik ewe yak kbretey💔💘💔💘👈
Who stil watch in 2020??
Zeytmno derfi 😢😢
ኩፉሉ ኣታ መቅሰን ንፉዕ ኢካ ብዝሕ ምትብባዕ ዘድሊካ ኣይኮነን ተባዕ ኢካ
@feruzshwedenawity1410
6 жыл бұрын
really
ክፍሉ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ዩ ብሓቂ ነዓኻ ዝኸውን፡መተባብዒ የብለይን ብቀደምካ ተባዕ ኢኻ ቀጽሎ ጥራይ #ይናፍቀኪ ይናፍቀኪ ኢንበር ይናፍቀኪ ኢንበር ከመይ ዘይናፍቅ ኣቲ ምርጽትን ብልጽትን ልኡለይ ነዓይ ክብል፡ዝሰርሓኪ ምንጪ ደስታይን ሓጎስን ምንጪ ባህታን ትዕድልትን ትናፍቀኛለሽ ትናፍቀኛለሽ እንዴታት ናፊቅኚ ኣንቺ ምርጥየ ቆንጅየ ልኡሌ ለመዚልዎይ ለሰራሽን ስታይ የሃሳብ ደስታ ነሽ ካባኺ የፍል ምንጪ ናይ ሓጎሰይ ኣኽሊለይ እንዲኺ ኩልላት ናይ ርእሰይ ነዛ ኸብደይ ጽጋብ ንልበት እፎይታ ኣብ ጥቃይ እንተለኺ ትፈጥረይ ሰላምታ ሰብ ኔርክኒ ሰብ ኔርክኒ ሰብ ብሰቡ ካብ ሰብ ፍሊቲ ድራር ዓይነይ ልዋም፡ለይተይ በኣኺ ይውዕል ሰናይ መዓልተይ ኪኖ ርሑቅ ኪኖ ርሑቅ ዋላ ታሃለኹ ይናፍቀኪ ኢንበር ይናፍቀኪ ኢንበር ዋላ ሕጂ ናፊቀኪ ኣለኹ፡ ይድቅስ መታን ክሓልመኪ ዓይነይ ይዕምቶ ይትስእ መታን ክርኤኪ ተመሊሰ ይኸፍቶ ልበይ እኳ ልበይ እኮ ብናፍቆት ዝኣክል እንክዝክረኪ የሕምማ የሕማ ዩ ስቂላ ትሸቀል 2፡ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ክንዲ መቃልሕ ኮይኑ ክበጽሓኪ ናይ ልበይ ጻውዒት ናብ ልዑል ፈጣሪ ናብቲ ክቡር ኣምላኽ ልመናይ ከዕርጎ ሓሳበይ ክፈዲ ኣብ ልብኺ ክቅመጥ ቲ ኣነ ዝብህጎ ዝሓለፍናዮ፡ኩሉ ጥዑም ዝሓለፍናዮ ኩሉ ዘዘኪረ ንድሕሪት ገጸይ ይመልሰኒ ናብ ዝነበረ ወኻዕካዕ ዕላል፡ጸወታና ወኻዕካዕ ዕላል፡ጸወታና ቲ ኹሉ ጽቡቅ ናፊቀኪ ጽብቅተየ ናፊቀዮ ኢንበር ጅብዕተይ ንፍቅ ንፍቅፍቅ ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ክንዲ፡መቃልሕ ኮይኑ ክበጽሓኪ ናይ ልበይ ጻውዒት ናብ ልዑል ፈጣሪ ናብቲ ክቡር ኣምላኽ ልመናይ ከዕርጎ ሓሳበ ክፈዲ ኣብ ልብኺ ክቅመጥ ቲ ኣነ ዝብህጎ ዝሓለፍናዮ ኩሉ ጥዑም ዝሓለፍናዮ ኩሉ ጽቡቅ ዘዘኪረ ንድሕሪት ገጸይ ይመልሰኒ ንድሕሪት ገጹ ይመልሰኒ ናብ ዝነበረ ወኻዕካዕ ዕላል፡ጸወታና ወኻዕካዕ ዕላል ጸወታና ቲ ኹሉ ጽቡቅ ናፊቀዮ ኢንበር መዓረየ ናፊቀኪ ኢንበር ጅብዕተየ ንፍቅ ንፍቅፍቅ ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ ንፍቅ ንፍቅፍቅ ሽዱዱዱድ ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ ንፍቅ ንፍቅፍቅ ሽዱዱዱዱ ንፍቅ ንፍቅፍቅ ካብ ሓውኻ (#ሮቤል)ሮቢ #ዕድመን--ጥዕናን-+ይሃብካ
@gueshweldemichael6462
6 жыл бұрын
ፍቅሪ ኤርትራን ኢት ዮጵያን Ribi ተኽልያ Tv
@yordanoskidan333
6 жыл бұрын
ፍቅሪ ኤርትራን ኢትዮጵያን Ribi ተኽልያ Tv 6
@user-vp3yh5lu8z
6 жыл бұрын
Yordanos KIDAN ታይ ዩ 6
@eritreamusic3045
6 жыл бұрын
ፍቅሪ ኤርትራን ኢትዮጵያን Ribi ተኽልያ Tv bzuh agudilkala aleka
@user-vp3yh5lu8z
6 жыл бұрын
Alem Fiyori መልኣሉ ዓቅሙ ጌሩ ኣሎ ዝሓወይ ዝሓፍተይ
Wow 😯 amazing 😉
Eza derfi ab hiwetey fluy zkrie alewa,liki kemza abza klib zelo Life eye yehlife btami thank you so mach kflu Asli gelixkani
ዋው ካናሪ ገለ ኣይነት ይበል ኣይተራኣየን ኣንበሳ ኢለካ ኣለኩ .....
በዓል ጥኡም ድምጺ ኢንቃዕ መጻካ ኣጆካ በል like fey neblo
I love this Song.
ካባና ምትብባዕ ገለመለ ኣየድልየካንዩ ተባዕ መንእሰይ ኢኻኖ ክፍሉ ሓወይ ንስኻ ድኣ ናተይ እንዲኻ ወላ ሓንቲ ኣበር ዘይተውጻላ ውድእቲ ሽቁል።
Gele aeynet derfi wela eti clip entay kewexo bejakum yehwat neayen nekuflun like habuna ❤❤
@serekeake9663
6 жыл бұрын
ፊስ ኣነስ ገርካላ ውውውው ከፍ ኣለካ መክሰን ከፋሊ ወዲ
@danweldmariam9407
6 жыл бұрын
RG 18 Wwawww
ክፍሉ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ድምጺ ሙሲቃ ህርመት እንታይ እሞ ክወጾ like like ደቂ ኤሪ ርሑስ ሓዲሽ ዓምት ዝተናፋፈቀ ዝተፈላላለየ ዝራከበሉ ዓመት ይግበረልና
ክድቅስ መታን ክሓልመኪ ዓይነይ ይዕምቶ ክትስእ መታን ክሪኤኪ ተመሊሰ ዪኸፍቶ... kflu wededey nay habibi aytitfeana eba nice nice nice job
can't get enough of this song much love and respect to u Kflu
Kufley natey nbereley eske mekseb adunya natna eika kab hijis hagosey meglexi sienelu mizi tebaetay dkone dmxiki ktefiena keep it going plz Continue nou!!!!!!
ክፍሉ ማለት ኩሉ ዝርከቦ ማዕድናዊ መሬት ማለት እዩ ክፍሉ ኣዝየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን በሊሕ ሰብ ኢኻ ድሕሪ ነዊሕ ነዛ ተናፋቒት ትብል ብክልተ ቃንቃ ዝደረፍካያ ሒዝካልና ብምምጻኻ ኣዝየ እየ ዘመስግነካ ክርስቶስ የሱስ ዝተረፈ ዘመን ዕድሜኻ ይባርኽ
@amanuelbeyene5275
6 жыл бұрын
Wow. Nic. Music
ኩፍሉ ሰራቂ ልቢ ናይ በሓቂ አየ ዝሕብየካ ካብ ኩሉ ስርሓትካ ኣዚዩ ጹፉፍ አዩ እሞ ከምቲ ጥበብ ዋና ኣለዎ በብኢድካ ኣይኮነን ዝበልዎ ኣቦ ጥበብ ኢካ አሞ ከም በዓል የማነ ባርያ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ክትኮነለይ ናይ ወትሩ ትምኒተይ አዩ በዚ እጋጣሚ ደማ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመትን በዓል ልደትን ምኒዮተይ ይገልጽ።
Aseyyyyyy kiflu konjo Enkae bselam mexaka Btaemi tiemti derfin des zbl kilibn kae Bhiji kae AB zhaxere kabzi nlaeli kitserih nxbeyeka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሓደ ላይክ ከይሃበኒ ከይሓልፍ ስጅንየ ዘለኹ
@sasiteykonjo8644
6 жыл бұрын
love owed bejaka keytwexi kabti zelkayo abu yehishieka genganey lol
@erythrofights4114
6 жыл бұрын
Sasitey Konjo entay giereka wedey
@user-es4rb4ig9j
6 жыл бұрын
love owed መዋፅኦ ይፍጠረልካ መዓረይ
@erythrofights4114
6 жыл бұрын
YRGALEM GAL DERA tnx ኣሜን ደርዓ its my orginal village ኣሕዋት ከይንኸውን ጥራይ
@muluebrhanangosom4580
6 жыл бұрын
Kolokuyo kemxalka eye habibna
Kiflu nateyyy kulu 100% eu entay kwexo nateka derfi 😚👈💋👈❤👈
ክፉሉየ ክፍልሉተ ጅግና ጥዑም ድምጺ ጽቡቕ ስራሕ ኣታ እዛ ቆልዓ ተዋሳኢት ክኣ እሞ ክትነፍዕ ትግርኛ ጥራይ እያ ትኣብያ እንበር ክክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወገናተይ
Hasikani pente mukanka, derfika nafikeyo pls temeles nab alemka❤❤
Ata neta harim fesila chenwa wela chenyni foo. So Nice Kflu zfetu like abzi
Ata tenafaki ata tenafaki ata tenafaki ata tenafaki kflu 💯 💯 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯 the wait is over the king is back in action
@solomonteketse1828
6 жыл бұрын
Dejen !
U r z one .kifluye Keep it up. God is always with you 👍🏿👍🏿👍🏿
ይበል ደርፊ ክፍሉ ሓወይ።ደሓር ከኣ እዚ ድኣ ይናፈቕ ጥራሕ ሓንቲ ግዜ ኢዳ ዝጠወኽዋ ጎርዞ ከማን ብናፍቖታ ጣዕ ኢለ ኣለኹ። brave as always keep it until last.
ዋውው😍....... ነዛ ቪድዮ ክርኢ ዝኽሽኖ ዝነበርኩ ጸብሐይ ኣሕሪረ ኣኽ😭😭😭!....... ግን ድሓን አንቓዕ ከማን ናይ ክፍሉ ኮነት!!!😂😂
@user-xg8vj3bq2s
6 жыл бұрын
Berie Gile 😂😂😂😂😂
@eribluerevolution
6 жыл бұрын
ፍሪ ጋል 70 እንደርታ kkk ashikki do 😂😂😂 anes enber hrr eye ele🙄🙄
@user-xg8vj3bq2s
6 жыл бұрын
ናዓ ገዛና ተደረር 😂😂ታደአ ክገብር ኣሕዚካኒ ግን ብሓቂ እዛደርፊ ክትሰምዕ ድዩ ዋላስ ትዝታ ገለ ኣቲካ😉😉
@iloveuluwameymiki9567
6 жыл бұрын
Berie Gile 😂😂😂Dehan Like hibeka Aleku nesa sheytka temesah
@eribluerevolution
6 жыл бұрын
I Love u Luwamy Miki tewali kbretey enkolay kursi ktkoneley gn subscribe toabi nsa legseley😂😂
ጃዮ ትሩዝ አንቃዕ በሰላም መጥጻኩምና ክፍሉ ዳኘው ናይበሃኪ ጽቡቅ ስራሕ i hope at the short time milionat kenebxha deki EREY and HAPPY NEW YEAR FOR US senay nay mzngae gzie nkulna
Men alo neza derfi kemzi kemay ab 2021 zsemiea😌
Ane zgermeni Ente halyu kab Nay eritrea music zteam zeyele knsu hzbi eritrea music zeystemaqr mukanu eyu zgermeni ember ezi si bspanin wey benglish kkewn neruwo Alem mulue mes texelelelu neru wey ka like mhabuna yo emo ab nay Alem wdder ms atewet nera
@dawitbahta9482
6 жыл бұрын
Alem Fiyori oo
ዋውውውውው
መርሓባእ ክፍሉ በዓል ምሉእ ተስፋ እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ
Abzi leka derfi malet kiflu bal sihul gorero, abeyet kitem. Ajoka bertie kale ena nixsibe kabaka❤️🌹
Ufff u r best of the best really nic song & nic juote kflu konjo mara des behalit song💖💖🎵🎵🖒🖒🖒🖒😉😉😉
ያ ንባዕልካ ከማን ተናፋቂ ኢካ ክፍሉ ኣንበሳ መሳጢት ደርፊ ንድሕሪት ትመልስ በጃካ ኣይትጥፍኣና
@berhanekifle7360
6 жыл бұрын
Sami Brhane ኣታ honey ንስካ ከማን ኣይትጥፋእ
@judeochristiankarneshimay8044
6 жыл бұрын
Samawi hgawi natka dya derfi kkkk
Bienvenue Kfulu shkor teum dmxi nay behaki xbuk srah like like like keep it up bro
ፈጣርስ ጥበብ ጥራይ ኣይኮነን ዓዲልካ ወላ ስሑል ድምጺ ዩ ሂብካ ስርሓትካ መሬት ደይወድቅ ዩ ጹቡቅ ስራሕ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ኣይትጥፍኣና ከኣ ንሕና ኮላይ ሸር ዳበልና ንሓግዞም ናይቲ ደውጽዎ ቁሩብ ተረከቡ
ዋውውው ክፍሉ ኩሉ ዝርከቦ ማራ ደስ ትብለኒ ደራፋይ ኢካ ንዓይ ብኡት ካብ ኩሉ ኢንተርቪው ናትካ ስሓቢ ኢዩ ቀጽሎ ጅግና
ኣብ 4፡15 ክፍሉ ፈስዩ ክክክክክክክ ሶ ጽቡቅ ስራሕ ክፍሊተይ ካባኻ ንጽበዮ ስራሕ'ዩ ሰጉመልና ኮኾብና
Kiflu asli nay mudey entay kifxo natka dia long life and HAppy NEW Year all Gays
@dkg4657
6 жыл бұрын
Please please Happy New Year all Guys🖊
Very Emotional Song kflu hawey tnx so much!!!! Happy New year n M-Xmass for all Eri n Ethio ppl!!!
I come from Japan, but i like Eritrea music 😘😘.
kflu nay himameyyy ybale ata shokorrrrrr wedi ajoka 7❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘❤❤❤❤❤
gtmi 100% zema 100% dmxi 102% kuflu blux Tomas Alazar kiros Asfaha Alewu kemzi kemaka ember mewedadrti Albo ika
Kflu ajoka derftatka aziye eye zfetwom zsemomn hji ewn ajoka dmxka azu des zbl maraki nay bahaqi nfue eika slezi ka hadeshti natka derfi bmulue tesfa nxbe .god bless you brother 😍😇
Lovely Song.
እንቓዕ ብሰላም መጻካና ኩፍሉ ጂግና so nic song ቀጽሎ
Kiflu shkorrrr miss u habibi nice song 👌 kexlo bro 😍 ✌ ❤
Wwww it’s fantastic music keep up it GBU 👍❤️🔑🇪🇷🇬🇧
Kiflu filuy fitret, nisika ni musica Eritrea kiteberarbir zitefeterka eka…dihir beal Abraham Afeworki. I can listen to your music all day never get tired of it. I hope to see more of your work.
ዋውው እንኳን በሰላም መጣ ሑቢ ከማን በጣም በጣም ደሰ ይላል ሓቢቢ👌👌👌😚😚😚💗💗💗💕💕💕1000Like Like
@hayas6419
6 жыл бұрын
Fans Gal Tgray Fans Gal Tgray 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷
Qedamay rieya bejakum like habuni lomi keyhamim
@merkebeylovegirmay4683
6 жыл бұрын
Wwwwwww Nice one song kiflu shikorr gelé aynte derfi
@temufeqar3219
6 жыл бұрын
Konjo gal
@muzityemane172
6 жыл бұрын
TEMU Feqar fuck u
Really nice Song.
Welcome kflu smart man you know what am in love with your voice and song . Merry Christmas and Happy new year☝️👏.
wawwww kiflu abi seb keep it up des behalit mucic 😍😍😍
Nmegemerta gze comment yxhf aleku,,nic song,,
Eza darfi ketatslelani eye kay semkewa ai welin eya so nice job keflu bro just keep going we waiting u more nd more
More than I expected just wow.
Wow Kiflu Shkor Des tbl Derfi 👍👍👍👍
Yen konjo arefi zefen l love you Eritrea & Ethiopian gobez
Alway Great kiflu. Easy lyrics with melody.
ዋው ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ክፍሎመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
Iam from ethio buti like somuch more eritrea music evenif ican't understand what u are said ifell happy when attend &look video !!!thio&eritrea will be come as one with apeace b/c we were son one accester!!!my plannnnnnnnnnnnnnnn
Kefelu and Tomas are my hero’s at this time they’re talents really we miss u good job
I am Ethiopian I love your music and now with mission of your music. continue...........
ዎዎዎ ብጠዕሚ ጽብቅቲ ከፋሊ የግዳ እታ ቀመፈር ኣይፈተክዋን ምትሕውዋስ ብሕጀጂ ኣይተኤቱ እነዳበልኩ ኣብ ሞያካ ዘለኒ ኣድንቆት ግ ዝያዳሎሚ ይዓቢ ኣጆካ