New Eritrean interview Part 1 Artist Ermias Kidane 2020 ኤርምያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) interviewed by Tesfaldet

Комедия

#Eritreaninterview #eritrean #Ermile
New Eritrean interview Artist Ermias Kidane 2020 Part 1 ኤርምያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) interviewed by Tesfaldet Mebrahtu
MEGARYA Entertainment -ኣዘናጋዒ ዕላል ምስ ተዋሳኢ/ኮሜድያን ኤርምያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) Part 1
Ermile Interview 2020 MEGARYA Entertainment
• New Eritrean interview...
• Winta Mekonen Dendani ...
• Winta Mekonen Final In...
• MEGARYA - ይሓልም'የ ዘለኹ y...
ሰላም ንዓኹም ተኸታተልቲ MEGARYA Entertainment & ደገፍቲ ስነጥበባዊ ኤርሚያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) ብመጀመርታ ንእትገብሩልና ደገፍን ምትብባዕን፣ ንእትሁብና ሃናጺ ርእይቶን ብልቢ እንዳ ኣመስገና፣ ሕጂ ውን ንዝጠለብኩሞ ጠለብ ማለት ቁጽሪ ቴለፎን ናይ ስነጥበባዊ ኤርሚያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) ብፍቃዱ መሰረት ናባኩም ነብሎ።
ቁጽሪ ቴለፎን፣ #07201920 #
(002917201920)
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ.
© Copyright: MEGARYA ENTERTAINMENT ንቐጻሊ ትሕዝቶና ንምክትታል ሳብስክራብ ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
Subscribe us:
/ @megaryaentertainment
• Winta Mekonen Final In...
MEGARYA Entertainment Presents;
Brand New Hot Tigrinia Interview Ermile Video
- • Winta Mekonen Dendani ...
Winta Mekonen Dendani /ደንዳኒ New Eritrean music
"New Eritrean Music" "New Eritrean Music 2020
Copyright © MEGARYA Entertainment 2020

Пікірлер: 619

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy19973 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክ ንኤርሚለ ዝፎቱ ኣብዛ ናተይ ብ #like ይግለጸሉ ኤርሚለ ቡሉጽ ኮሜድያን ኣጆኻ በትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለና

  • @Daerona_production

    @Daerona_production

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dron/ftDOOUX9UyVTBFfodBES8Q.html

  • @eri-kid1779
    @eri-kid17793 жыл бұрын

    ንጋzeጠኛ ቶፖ ዝሕቢ እስከ 👍

  • @angosomyigzaw6062

    @angosomyigzaw6062

    3 жыл бұрын

    ☝️ Gazetena Tesfaldet Hawna tewasay Tedros Brhane aqrbelna bthtna Thanks

  • @esayasneguse7005

    @esayasneguse7005

    3 жыл бұрын

    Naysbort zena kitgebier tray formaka

  • @eritreaeyakibrtey2129

    @eritreaeyakibrtey2129

    3 жыл бұрын

    Marra eye zifetwo ezi Gaztena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌❤❤❤💪

  • @wediabraham9624

    @wediabraham9624

    3 жыл бұрын

    I am like because I give number 500 like

  • @fevenfeven5193
    @fevenfeven51933 жыл бұрын

    ንኤርሚለ ትፈቱ ትራይ እስከ ኢድካ ንላዕሊ❤

  • @levis5636
    @levis56363 жыл бұрын

    ናይ ቶፓ ኣሳሃቃ ዝፊቱ♥️♥️?

  • @missyoumom8697
    @missyoumom86973 жыл бұрын

    Ermi hawey Amlak edmen tienan yihabak ካብ ናይ ኤርትራ ጋዘይጠኛ እንተሃልዩ መን ከም ተስፋልደት መብራህቱ♥️♥️♥️♥️♥️👈

  • @tesfitabrahale9267

    @tesfitabrahale9267

    3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ

  • @rutaadhanom4574

    @rutaadhanom4574

    3 жыл бұрын

    Nay behaki

  • @michaelwoldeab7425

    @michaelwoldeab7425

    3 жыл бұрын

    እንታይ ጋዜጠኛ ደኣ መዋረዲ ክብረት ሰብ ዘይብሉ

  • @hanexdave5026

    @hanexdave5026

    3 жыл бұрын

    @@michaelwoldeab7425 እሉኽ ኔርካ ዲዩ ? ሰብ ኣይተጸልም ፡እንታይ አዩ ሞ ሕማቅ ኮ ዘይተዛረበ ዓገብ መጠን ነብሰኻ ኢኻ ትኸብርን ትሓስርን

  • @nyatkidane4019

    @nyatkidane4019

    3 жыл бұрын

    Ya. zfetwo gazetecha tesfaldet👌👍💜

  • @loemessikongofffootball7461
    @loemessikongofffootball74613 жыл бұрын

    ኤርሚለ ናይበሓቂ በሊሕ ሰብ ኢኻ ጆኬር ኩሉ መሊኡ ዝጋበካ አዩ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ቶፖ ኣንበሳ ን ሞሞናን ወዲ ነገደ ሳምሶም ተኪኤን ባ ኣቅርበልና ዝጥዕመካ ተኾይኑ

  • @LuLu-gn3rs

    @LuLu-gn3rs

    3 жыл бұрын

    Wedi Negede

  • @kebesazabeye9547

    @kebesazabeye9547

    3 жыл бұрын

    Mommona ila rebribna ina

  • @milliongebrebrhan519

    @milliongebrebrhan519

    3 жыл бұрын

    Bravo momona amexulena please

  • @user-zx1kv7qz4i
    @user-zx1kv7qz4i3 жыл бұрын

    *ቶፖ ዓርከይ ተኸይፍካ ምስ ኤርሚ ብሳሓቅ ተሕልፎ ኣለኻ*

  • @dukatv8762
    @dukatv87623 жыл бұрын

    እንቓዕ ብዳሓን መጻኻ ኤሩየ: እስከ ንኤሩ ድፈቱ like ይሰልመኒ🙈? 👇👇,! Subscribe ከኣ ምስኣ

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa73363 жыл бұрын

    ኤርሚለ መጽዩ ወዲ ሹቕ ኣዝማሪኖ እስከ ላይክ ጌርና ነሐጉሶ ደቂ ኤረይይይይይ

  • @yonatanabraham412
    @yonatanabraham4123 жыл бұрын

    ኤርሚለ ምስጢር ፍቅሪ ኢለካ አለኩ በቃ❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤🖐🖐

  • @robelyemane8881
    @robelyemane88813 жыл бұрын

    ኢርሚለ ኣስሊ ኣንታ መሐጎስ እንካዕ ብሰላም መጻካ

  • @hail549
    @hail5493 жыл бұрын

    ኢዛ ኢንተርቪው ከይ ሰማዕኩዋ ስነኣምራዊ ባህ ኢሉኒ

  • @tesfomyemane4474
    @tesfomyemane44743 жыл бұрын

    ዋው ኤርሚለ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሕክያ 26 ደቂቅ ከይተርዳኒ ተወዲኣ ብዝኮነ ኣብ ካልኣይ ክፋል ብዘሰፍሐ ኪንጽበ ኢና ።

  • @megaryaentertainment
    @megaryaentertainment3 жыл бұрын

    ሰላም ንዓኹም ተኸታተልቲ MEGARYA Entertainment & ደገፍቲ ስነጥበባዊ ኤርሚያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) ብመጀመርታ ንእትገብሩልና ደገፍን ምትብባዕን፣ ንእትሁብና ሃናጺ ርእይቶን ብልቢ እንዳ ኣመስገና፣ ሕጂ ውን ንዝጠለብኩሞ ጠለብ ማለት ቁጽሪ ቴለፎን ናይ ስነጥበባዊ ኤርሚያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) ብፍቃዱ መሰረት ናባኩም ነብሎ። ቁጽሪ ቴለፎን፣ 07201920 (002917201920)

  • @sebkbur6019

    @sebkbur6019

    3 жыл бұрын

    ተለፎኑ ስለዝገደፍካ የቀንየልና

  • @robiestef4906
    @robiestef49063 жыл бұрын

    Men alo ne tesfldet zeftu like yeslmeni

  • @mathualemey3631
    @mathualemey36313 жыл бұрын

    ተስፋልደት ከምታ ናይ መብሬ interview ዝገበርኩማ ጌርኩም ማዓልታዊ ኣካታቲልኩም ከተውርዱልና ተስፋ ንገብር & ጽቡቕ ዕላል,ዩ ቀጽልዎ ክብለኩም ይፈቱ።

  • @yohannesghebreluul5824
    @yohannesghebreluul58243 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ሜጋሪያ ኢንተርትሜን ጽብብቅ መደብ ብሉጽ ስነጥበበኛ ኤርሚለ ብሉጽ ሐታቲ ጋዜጠኛ ተስፋልደት ደስ ዝብል አዛናግዕን ማሃርን ብምቅራብኩም ብልቢ የመስግነኩምን የድቀኩምን ንክትቅጽልዎ ይላወበኩም አብ ጎንኩም አለና ጻማኩም ይሃብኩም ንኪድ ጥራይ ደቂ ኤረይ ብርሃን እዩ ቅድሜና ።

  • @merhawikidane4586
    @merhawikidane45863 жыл бұрын

    ክልተ ዝፈትዎምን ዝኾርዓሎምን ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።

  • @fanidan1426
    @fanidan14263 жыл бұрын

    ቶፖ ዓርከይ ኣብዛ ሲዝን ዋን ጽቡቅ ዕላል ጽቡቅ ኢንትርቪው ኣብዝመጽእ ዉን ርግጸኛ እየ ካብዚ ዝበልጽ ዕላል ኢንትርቪው ሒዝኻልና ከም ትመጽእ ዕውት እየ ኣጆኻ መን ከማኻ ቶፑ ዓርከይ፡፡ 'ኤርሚለ ኢለ ሱቅ ምባል ይሕሸኒ ቃላት ኣይረኽበልኻን እየ ንዓኻ ዝኸውን' እንታይ ሞ ክወጽእካ ጎበዘይ ወለሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @saronsari3321
    @saronsari33213 жыл бұрын

    Cant waite part,2 topo asli nic job

  • @merrygt1956
    @merrygt19563 жыл бұрын

    እውይ ኤርሚለ ሓወይ መማህርተይ ኣብ ምይ ነፍሕ ወድ ኽላሰይ ወድ ዙረይ እንኮዕ ዳሓን መጻእካ ኤርሚለ ኣብ ማይ ነፍሕ ወድ ኽላሰይ ነርካ ሓቢቢ ሰላም ሰላም welkam Habibi ኤርሚለ ያኸ

  • @selamkokob675

    @selamkokob675

    3 жыл бұрын

    Ja walhi nahy eyi

  • @ayneyweditesfie4197
    @ayneyweditesfie41973 жыл бұрын

    Welcome ermile meqisen🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🤙

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya3 жыл бұрын

    ግዜ ሓጺርና ኤርሚለ ሓወይ ብሓቂ ስሓቅ ካብ ዘይ ስሕቅ ዓመተይ ደሪሱ ሎሚ ስሒቀ ኣብ ዝመጽእ ክፋል ግዜ ተሓባበረና ዋና chanel

  • @tesfie7903
    @tesfie79033 жыл бұрын

    that's what I'm talking about and good job Tobo wedi. Ermile kea so open eka I garentee that you are living a good life 😃😃😃 everyday smile, hello to everyone, that's how it works in our culture and our society keep going the way you are. We love you 😍😍😍😍😍😍😍

  • @efiteykm3832
    @efiteykm38323 жыл бұрын

    Thanks so much ermile & ToBo I like the way u interview tobo hawey ✌👍🏻👌👏🙏🤝.

  • @nebiataraya9998
    @nebiataraya99983 жыл бұрын

    ኢርሚለ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ ኣቦ ጥበብ መጋሪያ ኢንተርሚንት ክብረት ይሃብኩም ንዝተረፉ ስነጥበብያውያን ሃገርና በብሃደ ኣምጹኡልና

  • @E1991.
    @E1991.3 жыл бұрын

    Welcome Deki ERi shikorat 💞 Ermi hawey one of my favourite nay Hagerna Artists keep it up edmen tihenan yehabka 🙏🌹

  • @freweininegash765
    @freweininegash7653 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዝድነቕ ጽቡቕ ጠባይ ኣለካ። ንህዝቡ ዘኽብር ክቡር እዩ። ክብሪ ይሃብካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ቀጽሎ።

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes87893 жыл бұрын

    Erimile shekor ni bahqy tseda libu agoka hizbi Eritrea kia ab gonika eu love you my favourite actor ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ኤርሚለ መሰታ ካተድራለ ኣብ ጎደና ሓርነት ማሽታን ቀጻሊ እዪ ኤርሚለ ዝርከብ ኩሉ ሰብ ኤርሚለ ይብሎ ሞ ኢዱ ንላዕሊ ጌሩ ኬፍ ያ ጀምዓ ይብል ዘይርስዓኒ

  • @robi7719
    @robi77193 жыл бұрын

    ኤርሚለ ሓደ ካብቶም ኣብ ግዜ መሳጋጋሪ ካብ ቁልዕነተይ ናብ ንእስነተይ ዘሎ ግዜ ዝተፈጠረ ብሉጽ ተዋሳኣይ እዩ ብዚ ድማ ሕጉስ እየ መክንያቱ ከምዚ ሎሚ ስደት ካይወጻና ምስ ደቂ ገዛዉትና ጀምዕና ፍልምታት ባዓል ኤርሚለ ከም ሑሱም ሪእናን ስሕቅናን እና ካብቲ ዘይምኖ ኣዛናጋዕ ቃላቱ ድማ ብዙሕ ድግምና ንሱ ዝበሎ ክንደግም ንዉዕል ኔርናን እና ታንክስ ኤርሚለ ሽኮርርርር ገለ ካብቲ ኤርሚያስ ዝተዋሰአለን ፍልምታት 1)ሃይስኩል 2)ባህራን 3)ድንጋጸ እቲ ጨካን 4)እቶም መናቱ 5)ወዲ ነገደ(ኣፍሮ) 6) ደም ትቡል ናይ ስልሕ ርዝቀይ ስራሓት።

  • @hadgutekie679gmail

    @hadgutekie679gmail

    3 жыл бұрын

    Hanti resiekalu tmali tbl film kea

  • @sihameylove7236
    @sihameylove72363 жыл бұрын

    ኤርሚለ ሓቢቢ ሰሓቅኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ♥

  • @user-vx2qv7gy5i
    @user-vx2qv7gy5i3 жыл бұрын

    Erimile selemawi seb niberelna and Tes bro thanks more

  • @tesfalemyikalo6599
    @tesfalemyikalo65993 жыл бұрын

    Wawwww ata nskumsi enjera ezgi blou, nezi nay ermile interview semiou zeyshk wey kea zeyhgos entelyu xemam tray kkewn alewo, btami des zebl kexlwo gazetena kea btami eka tehguseni zeleka, so thanks more , keep it up!!!

  • @yoniyohannes3806
    @yoniyohannes38063 жыл бұрын

    ብልቢ ! ቶቦ ሓወይ አተቅርቦም ዘለካ ,ሰባት ብጣዕሚ አና ነመስግነካ ....!

  • @merrygt1956

    @merrygt1956

    3 жыл бұрын

    ባሓቅ ቶቦ ሓወይ ናተይ ኣዝማሪኖ ቶቦ በል ክትድረር ቶቦ ኣይትጥፋና ነዞም ጹቡቃት ተቀድሖም ዘይጽገቡ ዘይውዱኡ ተምጻልና ስለ ዘለካ ቶቦ ዓርኸይ ሳሓቅ ናይ ኩላትና ኣብ ስደት ፋሕ እልና ዘለና መንእሰያት ሰላምታ ናፍቆት ተቀበል ቶቦ ሓወይ ን ደቅካን ንሰበይትካን ሰላም ሳዓመለይ ን ኤርሚለ ካኣ ክንሕግዞ እና ኣጆካ።

  • @habtomtsegaytsegay9288
    @habtomtsegaytsegay92883 жыл бұрын

    ቶቦ ናይ ሕማመይ ሕቶታትካ ማራ እዩ መሳጢ ኤርሚለ ብማዕዶ ዝልለ መሰታ ካቴድራለ ተዓዘብቱ ዘጸለለ ንሃቦ like ከምቲ ዝድለ

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai92373 жыл бұрын

    We love u guys keep it up.

  • @mussiefitsumwedifache1139
    @mussiefitsumwedifache11393 жыл бұрын

    ናይ ብሃቂ ጥዑማትን ዘይምነዉን ሰባት ተስፌ ብ ጋዚጥነቱ ኤርሚለ ብኮመዲታቱ ማራ የ ዘድንቆም ከምዚ ከማይ ብሳሃቅ ጥራህ ዝወዳ እንተሎ like

  • @simonhaile6088
    @simonhaile60883 жыл бұрын

    jeganu deki Eri tsbuk Interview ✌✌👍👍

  • @lidyaokbamicheal17
    @lidyaokbamicheal173 жыл бұрын

    ኤርሚለ ቆንጆ ክትስቅ ንበር ዝያዳይይይ And ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🙏🇪🇷

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab11203 жыл бұрын

    ዋውውውውውውውውውውውውውውውውውውው ናይ ብሓቂ ናይ ልበይ ስሒቀ ለማዓንቲ። ኤርሚለን ስነ-ጥበባቱን ሕያቱን ወዛታቱን ተመኽሮ ናይ ኽሉ ሂወቱን ኣዚዩ ጥዑም አሞ'ኻ አንዳሳሓቀ'ስ ማሃሪ ናይ ብሓቂ ማንም ሰብ ኽረክቦ ዘይኽአል ፍሉይ ተዉህቦ አዩ። ከምኡ ድማ አቲ ዉልዶ ጋዜጠኛና ተስፌ መብሬ ምስ ፉሉይ ኽአለቱን ትምህርቱን ኣቃራርባ ሕተታቱን ስርሑን ኣዝዩ ንቲ Interview ምቃሬት ወስኽሉን። የቀንየልና ኽንጽበ አያ ኻልኣይ interview።

  • @abrahampeace8083
    @abrahampeace80833 жыл бұрын

    13:18 5000 ቀዳሞት ተማሃሮ ማይ ነፍሒ 2004 ፣ ፈጺሙ ክድገም ዘይክእል፣ ሂወት የሕሊፍና ሓቅካ ፣ ኤርሜለ። 💝💝💝

  • @lidyakifle9161
    @lidyakifle91613 жыл бұрын

    Toben Erimilen enike bidihan mexakum :: nay bihaki mesati elal ,,, Azanayin ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lemlemluulay6707
    @lemlemluulay67073 жыл бұрын

    ዋውው ኤርሚለ መከየፍ መቅሰን ኩሉ ዕላሉ ኬፍ ኣለዎ ይበል መስሓቅ ቃል መሕትት ናይ ብሓቂ ቅኑዕን ሕጉስን መንእሰይ ሞራል ንሃቦ ኣጆካ ምባል ዝክፈሎ የብሉን ኤርሚለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!ተስፋልደት መብራህቱ/ቶፖ ፍቱው ንፉዕን ጋዜጠኛ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷

  • @teklitberhane7412
    @teklitberhane74123 жыл бұрын

    Very good point..

  • @esakgurja8229
    @esakgurja82293 жыл бұрын

    Wellcome

  • @nemarbrhane1612
    @nemarbrhane16123 жыл бұрын

    ኣየ ኤርሚለ መስሓቅ ቀቲልካና እኮ በቲ ሓደ ወገን ከኣ ኣደንጊጽካኒ ብዝኮነ ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ነዴካ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን

  • @dawitteklzghi5326
    @dawitteklzghi53263 жыл бұрын

    Ermine and topu god bless 🙏

  • @hecan9500
    @hecan95003 жыл бұрын

    Kulu nebska shikor ika. Jrmirka ksab twdie bsehak ayeirefkun. Thanks

  • @LuLu-gn3rs
    @LuLu-gn3rs3 жыл бұрын

    Ermile wedi Asmera Ertrawi wedi hizbi good explanation 🥰🥰🥰

  • @tedrosmelake7118
    @tedrosmelake71183 жыл бұрын

    Beherfan zesebeya zeneberku Interview❤❤

  • @nfaqerksabzelen6850
    @nfaqerksabzelen68503 жыл бұрын

    ኤርሚለ ቅኑዕ ሰብ ኣጆካ እስከ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ። ንስካ ሓደ ካብቶም ንፉዓት ኮሚድያን ኢካ።

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e3 жыл бұрын

    ኣዝማሪኖታት ኬፍ ኣለኩም መስተዉዓልቲ!! ደቂ ኤረይ💪ህግደፍ👈ወይ ሞት!!✊።

  • @beckhamtsegaibeckham7434

    @beckhamtsegaibeckham7434

    3 жыл бұрын

    @hani aslii haniEntay zerakb alowo ezi ms hgdef ????? 😨

  • @user-zb8cn5uv5e

    @user-zb8cn5uv5e

    3 жыл бұрын

    @@beckhamtsegaibeckham7434 ቆማል ድቓላ ዓጋመ ኪድ ናብ የሕዋትካ ቻይነል ኣምሓራን እምኒ ኦሮሞን😜 ክክክ ሸንካ ደቅስ ዛወደይ ጎረባብቲ ትርብሽ ኣለኻ ክክክ

  • @beckhamtsegaibeckham7434

    @beckhamtsegaibeckham7434

    3 жыл бұрын

    @@user-zb8cn5uv5e .hahaha ezi eu eti dnkurnaka kea keyfeltika tferdeni aleka beka . Nkgermeka ane ERITREAwi wedi kbur swui aboy weladiyey and wedi dubarwa .

  • @user-zb8cn5uv5e

    @user-zb8cn5uv5e

    3 жыл бұрын

    @@beckhamtsegaibeckham7434 ሰነፍ ከማኻ ሰነፍ ድባርዋ የብሎምን ጀጋኑ ተባዓት💪 ምስ ጸላኢ ሕዉነት ጸገም የብሎምን ብ ሃገር ድሞጾም ግን ቅንጥብ ደብሉ ኣሰብኡት ኢዮም ወዶም ጎሎም💪✊።

  • @beckhamtsegaibeckham7434

    @beckhamtsegaibeckham7434

    3 жыл бұрын

    @@user-zb8cn5uv5e . Men eka nsika n mului seb wekilka tzareb? Kedimka hangolka asrahyo kedimka !!!

  • @user-ff9dz3sh8c
    @user-ff9dz3sh8c3 жыл бұрын

    ኤሪምለ መሕጎል እንቃዕ ብሰላም መጻካ ን ቶቤ ከምዚ ከማይ ዶ ትፈትውዎ ትኮኑ

  • @user-pp6uj1tn8s
    @user-pp6uj1tn8s3 жыл бұрын

    ዋውው ኤርሚ and ቶፖ welcome. ውዲ ነገደ ባ ኣቅርበልና ኣብዝቅጽል

  • @milliongebrebrhan519
    @milliongebrebrhan5193 жыл бұрын

    Erimile shkore mexeleley, please Megareya Entertainment ne momona amuxulena please 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😪😪😪

  • @luwammichale7020
    @luwammichale70203 жыл бұрын

    Good work

  • @behonest7199
    @behonest71993 жыл бұрын

    We love you Ermile shikor!! Blbi jok trah zeykone zerebaka werkawi eyu! Hzbu zekbr kbur seb!! You make me lough and give me joy at the same time I learn from you a lot!!♥️♥️

  • @user-zp4nc3ik7e
    @user-zp4nc3ik7e3 жыл бұрын

    Erimele shikor nice to see you really we enjoy it 🥰 thank you toby hawy👏

  • @salemteklit8112
    @salemteklit81123 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ቶፖ፡pls ን ኣማን ባድሻ እባ ኣምጻልና ።

  • @edentsegay8467
    @edentsegay84673 жыл бұрын

    Ermi shikor ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aronhabtay3068
    @aronhabtay30683 жыл бұрын

    Erimle yeak ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditghebrekidan6624
    @yoditghebrekidan66243 жыл бұрын

    Erimle shikor sinexeebawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haylezgikflay1411
    @haylezgikflay14113 жыл бұрын

    ጽቡቕ ዕላል ሓባይቭ so ቀጽልዎ

  • @SuperMgkiller
    @SuperMgkiller3 жыл бұрын

    God bless u bro good job

  • @angsetearaya8705
    @angsetearaya87053 жыл бұрын

    He is just full of life and love👏🏽👏🏽

  • @yonatanyoni6711
    @yonatanyoni67113 жыл бұрын

    ኤርሚለ ሙቑሉል ሰብ ኣነስ ማራ እየ ዘድንቐካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @shemaineshweldai7561
    @shemaineshweldai75613 жыл бұрын

    ደስ ክትብሉ ዕድመ ይሀብኩም ኣምላክ

  • @haregusharegu7474
    @haregusharegu74743 жыл бұрын

    ዋውው ተስፋልደት ጋዘጠኛ ብሓቂ ብኩልንትንኡ ሙሉእ ክስለም ይግብኦ መሳጢ ኣጆካ ቀጽሎ ተስፋ ኣለካ

  • @user-yf6zl3xl8l
    @user-yf6zl3xl8l3 жыл бұрын

    ሰላም ንኩሉኩሙ ✋

  • @habtommehari8138
    @habtommehari81383 жыл бұрын

    ኤርሚለ ካሪሜለ 💯🇪🇷👏❤💯❤

  • @Yy-uw9zd
    @Yy-uw9zd3 жыл бұрын

    ንኤርሚለ ዝፈቱ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hyabfkri3790
    @hyabfkri37903 жыл бұрын

    Armile edmen tenan yhabka berte ❤️🇪🇷🇪🇷❤️

  • @fekaduestifanos2293
    @fekaduestifanos22933 жыл бұрын

    God jobb nic

  • @luwamberhane7781
    @luwamberhane77813 жыл бұрын

    Welcam ermi wedi hthbi🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @kibreabtesfaslasie835
    @kibreabtesfaslasie8353 жыл бұрын

    Merhabe

  • @henogmichael6233
    @henogmichael62333 жыл бұрын

    ❤️🙏

  • @delinatv5001
    @delinatv50013 жыл бұрын

    Robi shikor natika Chanel ketekeft alka betami nefo eka god belss you

  • @kisanetmistrilibey8754
    @kisanetmistrilibey87543 жыл бұрын

    Ans betam eye Zeftewo ne tsfeldet and erml ❤️

  • @mielamedia8697
    @mielamedia86973 жыл бұрын

    ኤርሚለ መተዓቢተይ ዓርከይ መሳሕብቲ ሽጋራ ኣብ ሆቴል ሬምቦው ማይተመናይ እስኪ ሰላም በለለይ ንሆቴል ሬምቦው ናፊቐዮም የዕሩኽትና ኣሕ ስደድት ስዲ ካብ በዓል አርሚለ'ባ ፈላሊና

  • @abduadem3279
    @abduadem32793 жыл бұрын

    Chombie yahooo great job

  • @yohanesitbarek9404
    @yohanesitbarek94043 жыл бұрын

    Bienvenue xebukat edmn ten yehabkum fetri ❤️💯❤️💯❤️💯❤️❤️💯❤️💯❤️💯❤️💯❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanuke3584
    @brhanuke35843 жыл бұрын

    Deqi eri betami zeftwo tewsya mimxkum betami thagose aleku pls nwedi ngedi ketqrbulna nefto congratulations Ermile meksen

  • @merrygoelyesus3218
    @merrygoelyesus32183 жыл бұрын

    እውይ ኤርሚለ ሓወይ መጋድልተይ መማህርተይ ኣብ ምይ ነፍሕ ሰላም ሰላም ከመይ ኣለከ እንኮዕ ዳሓን መጻኻ

  • @matistudio596
    @matistudio5963 жыл бұрын

    ♥♥♥

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro89183 жыл бұрын

    Merhab 💜👈

  • @Aki-dj2dj
    @Aki-dj2dj3 жыл бұрын

    Wawwwww armile hawey God bless you

  • @eritreanlove905
    @eritreanlove9053 жыл бұрын

    Ntobi zfetu eske 👍👍👍👍deki ereyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷xada bir kitblu tehagosuley

  • @yohannesberhane1098
    @yohannesberhane10983 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቃል መሕተት። ተስ ን መምህርን ተዋሳኣይን መም የማነ ሓጎስ ባ ኣቅርበልና። የቀንየለይ

  • @abihaile1658
    @abihaile16583 жыл бұрын

    Welcome deki ereyy ❤❤❤

  • @user-hy2pt3tr1d
    @user-hy2pt3tr1d3 жыл бұрын

    ኤርመይ ዘድንቀካ ዝፈትወካ ሓቢቢ እቆዕ ዳሓን መፀካና 💋💕💌ni ኤርመይ ዝፉቱ ላይክ ቶቢ ዓርከይ ንኩሎም ኣርቲስቲ ንስካ እተርቪው እተትገብሮሎም ሲ ክደይ ምጣዓመ

  • @erieritrea6645

    @erieritrea6645

    3 жыл бұрын

    yes

  • @user-zb8cn5uv5e

    @user-zb8cn5uv5e

    3 жыл бұрын

    ክክክክ ቆማል ዓጋመ ዉጻእ ሎቑመጽመጽ በቃ ከም ስራሕ ወሲድኩሞ ዉጻእ ኪድ ተኸታተል ናይ የሕዋትካ ኣምሓራ ብ ኦሮሞ😜 ተዳሂልኩም ክሳብ ሕጂ ወኻሩ 🐒ክክክክ😜

  • @user-hy2pt3tr1d

    @user-hy2pt3tr1d

    3 жыл бұрын

    @@user-zb8cn5uv5e ፀዊዒካ ፅልኢ ክዲ ፅቡቅ ዝተዛረብኩ ደዩ ክድዚ ኤርትራውያን ዳኣ ይፈልጥ እድየ ክብረት ከም ዘየፍትወልኩም ሙኳኑ ዳሓን ደስ ዝበለካ ክትዛረብ ትክእል ኢካ ጊን ክትፈልጥ ሓደ ድርባይ ዘይትረብሕ ሰብ ኢካ፡፡

  • @erieritrea6645

    @erieritrea6645

    3 жыл бұрын

    @@user-zb8cn5uv5e kid senef

  • @user-zb8cn5uv5e

    @user-zb8cn5uv5e

    3 жыл бұрын

    @@user-hy2pt3tr1d ክክክ ፈቲኻ ጸሊእካ ኪድ ዉጻእ ካብ መሬትና ድሕሪኡ ነርክበሉ እዚ ለመጭመጭ🐍 ናትኩም። ኪድ ዉጻእ ኣብ ናይ የሕዋትካ ኣምሓራን ኦሮሞን ተኸታተል ከም ተመን ዕዳጋ ብእምኒ ክጭፍሉኹም ወኻሩ😜🐒😂🐒😂

  • @delinashow6443
    @delinashow64433 жыл бұрын

    Nice job ቶፖ ሓወይ!!!

  • @welduhaile3007
    @welduhaile30073 жыл бұрын

    Welcome

  • @tirhashabtemariam7204
    @tirhashabtemariam72043 жыл бұрын

    👌👍🏽💕💥😇👨‍🎓🌻Ermile asliiii

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes12123 жыл бұрын

    We really appreciate for TOPO GOOD JOB 👍

  • @keyreayezeamenebxueeyu6316
    @keyreayezeamenebxueeyu63163 жыл бұрын

    Ermile kef aleka bro keep it up your mind for the best of all good luck

  • @lovelove-nu6jm
    @lovelove-nu6jm3 жыл бұрын

    Edmen tienan yhabkum yehwatna🥰🥰🥰

  • @luwammichale7020
    @luwammichale70203 жыл бұрын

    Wawwwwwww

  • @yonassolomon9615
    @yonassolomon96153 жыл бұрын

    Erimi shikorrrrrr 😂😂😂😂😂🙂😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪

  • @teshomewedi3794
    @teshomewedi37943 жыл бұрын

    Wellcome Armile & tpu

Келесі