New Amazing Video III ልዑል ጸቅጢ ደም III about High Blood pressure
#highbloodpressure #eritrea #tigrinja
email- dr.tes.medical7@gmail.com
facebook- Doc Tes,
profile.php?...
ሰላም ከመይ ትኾኑ ኩሉኹም ተኸታተልቲ፡ ንሎሚ ክንዘራረበሉ ሓሰበ ዘለኹ ኣርእስቲ፡ ብዛዕባ ጸቅጢ ደም እዩ። እዚ ብብዝሒ ኣብ ሕክምና ዝመጸና ተደጋጋሚ ተርእዮታትን ሕቶታትን ኣብ ግምት ብምእታው እየ፡ ብ ሓባር ንኩሉ ሰብ ዝኸዉን ሓበሬታ ኣብ ዮቱብ ክዝርግሖ መሪጸ።
እዚ ብሙሉኡ ኣብዚ ቪደዮ ተጠቂሱ ዘሎ ሓበሬታታት ምንጩ ካብቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝወሰደ ናይ ሕክምና ትምህርተይ ን መዓልታዊ ኣብ ስራሕ ዘጋጥመንን ከምኡ ዉን ካብ ዓበይቲ መወከሲ ሕክምናዊ መጻሕፍቲ ምርኩስ ብምግባር ን ዝተዳለወ እዩ።
ኣብዛ ቪደዮ ዘይተገልጸ ነገር፡ ኮነ ኢለ ዝገደፍኩዎ ነገር እንትሃልዩ ብዛዕባ መድሃኒታት ን ኣገባብ ኣተሓኻኽማ ልዑል ጸቅጢ ደም እዩ። እዚ ድማ ንነፍስ ወከፍ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ዝኾነ ኣገባብ ኣተሓኻኽማ ስለዘለዎ፡ ን ኩሉ ብ ሓፈሻ ክዉክል ስለዘይክእል፡ ኣዚዩ ሰፊሕ ን ኣድካምን፡ካብ ምዃኑ ዝተላዕለ፡ ኣሰልቻዊ ምእንቲ ከይከዉን ብምባል ዝገደፍኩዎ እዩ።
ዘለኩም ኩሉ ሕቶታት፡ ወይ ሃናጺ ርእይቶታት ክቅበል ድልዉ እየ፡ ኣብ ታሕቲ ጸሓፉዎ ን ኹሉ ድማ መልሲ ክህበሉ ቃል ይኣትወልኩም።
ብዝተረፈ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ሓውኹም
ዶር ተስፋኣለም
Пікірлер: 44
Thank you very much Dr. Tesfit for a useful lesson in my life
@drtestiuyhiwet635
2 жыл бұрын
U r most welcome brother! I wish u Well!
Good
@drtestiuyhiwet635
4 ай бұрын
የቀንየለይ።
Thank you so much. Egzabeher edmen tenan tseguen yebzehalka.
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
Amen 🙏 Niaki wun Halefay!
Tack absirheytt abi hagazi 🙏🙏🙏💝mashalahh yekeniyelna
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
Genzebka. Enqua tekamit koyina rekibkaya. Share mibal Ayitiresie… Kaliot wun kitikemmmuuu
@kerenmariamdearit7733
Жыл бұрын
@@drtestiuyhiwet635 tewalli ❤️💕💕💕💖💖💖💝💝
Thank You from Boston
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
U r welcome. I am glad that u Find This video Useful.
Thank you Dr sbhi ab xelam kebdna ente gemira mlkt nay mntay yu
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
ሕማም ስብሒ ዘለዎ ጸላም ከብዲ ማለት ኣብ ጸላም ከብድኻ ተወሳኺ ስብሒ ኣሎካ ማለት እዩ።ብዙሕ ምስታይ ስብሒ ዘለዎ ጸላም ከብዲ ናይ ምርካብ ተኽእሎኻ ዝለዓለ እዩ። ምስ ግዜ፡ ብዙሕ ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ውሽጢ ዋህዮታት ጸላም ከብድኻ ስብሒ ከም ዝእከብ ይገብር። እዚ ድማ ጸላም ከብድኻ ንኽትሰርሕ ዝያዳ የጸግማ። ኣልኮላዊ መስተ ዘይብሉ ስብሒ ዘለዎ ሕማም ጸላም ከብዲ እውን ክኸውን ይኽእል። ኤሮቢክ ምውስዋስ ኣካላት ብሓቂ ኣብ ጸላም ከብድኻ ንዘሎ መጠን ስብሒ ክቖርጾ ይኽእል። ከም ምልዓል ክብደት ዝኣመሰለ ናይ ተጻዋርነት ወይ ናይ ሓይሊ ልምምድ ምውስዋስ ኣካላት እውን ንሕማም ስብሒ ጸላም ከብዲ ከማሓይሽ ይኽእል።
Thankyou
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
U r most welcome.
First of all I wish you success in your work and peace in your life dear Dr. Tesfit and next I want to ask you I feel constant battles this from what thank you
@drtestiuyhiwet635
2 жыл бұрын
Constant battles ? What do u mean? U can write to me in Tigrigna If u want.
God gob docter tesfay
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
Thanks sister 👍
ብሉጽ መብርሂ Thankyou❤️🙏 አነ ሓደ ካብቶም ግዳይ ኢየ። ሕቶ አለኒ ጸቅጢ ደም ብሕክምና ክሓዊ ይኽእል ዶ? ናይ ፀቅጢ ደም መድሃንት ቀፃሊን ብብዝሒን ምውሳድ ካልእ ሳዕቤን ?ወይ ወልፊ ?ወይ ድማ ለምድካዮ ከምዘይሰርሕ ይገብር ዶ Thankyou bedegamye🙏🙏
Thank🎉
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
Ur welcome.
ሰላም ሰላም ዶክተር የቐንየልና ❤💫
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
Kibret yihabeley! Zihaftey
Hi Dr. Could you please explain about Stroke? Thanks
@drtestiuyhiwet635
27 күн бұрын
I Will Try. Thank You for ur comment
💕🙏🙏🙏
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
Great Name i must say. ”Inspire and love all” Waw! 👌
@alemitu973
Жыл бұрын
@@drtestiuyhiwet635 💕💕🙏
አደራሻ ተሓባበሩኒ
ሰላም ዶክተር ናተይ ፀቅጢ ደም ንሓንሳብ ክሳብ ካብ 141 - 97 ይከውን ነይረ ነይረ አየ ዝልካዓ ንሓንሳብ ድማ 120 - 80 ይኸው ዕድመይ 28 አዩ ወልፊ ዝባሃል ይብለይን መስተ አንተኮነ ውን ቡዝሕ ኣይሰትን አየ ስፖርት ከብ ቀደመይ አየ ዝሰርሕ ብዛዓባ ውርሻ እኳ ኣይፈለጥኩን ስለዝ ኣነ አንታይ ክገብር ኣለኒ..... ንትበኒ ሪኢቶ ኣቀዲመ የመስገን 🙏
ቡን ፣ምዝውታር ከመይዩ ።ማይ አሰታትያኸ
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
ጽቡቕ ሕቶ። ቡን ካፈይን ዘለዎ ኮይኑ ምስ ነፍሲ ወከፍ ኩባያ ጸቕጢ ደም ይውስኽ። ግን ምስ ትሰትዮ ጥራይ እዩ። እቲ ሓደጋ ድሮ ልዑል ጸቕጢ ደም ምስ ዝህልወካን ሓያል ቡን ምስ እትሰትን ሓያል ምውሳኽ ዋሕዚ ደም ክህልወካ ይኽእል እዩ። ባህላዊ ቡን ኣለና ንሱ ድማ ሓያል እዩ፣ በጃኹም ልዑል ጸቕጢ ደም እንተሃልዩኩም ኣብ መዓልቲ ሓንቲ ኩባያ ጥራይ ውሰዱ። ልዑል ጸቕጢ ደም እንተዘይብልካ ግን ልዑል ጸቕጢ ደም ክትከላኸል እንተደሊኻ ንሓንቲ መዓልቲ 2-3 ኩባያ ጥራይ ስተ። ማይ ምስታይ ኩሉ ግዜ ንጥዕናኻ ጽቡቕ እዩ። ከምኡ’ውን ብዙሕ ማይ እንተሰቲኻ ልዑል ጸቕጢ ደም ክትረክብ ኢኻ ማለት ኣይኮነን፣ ካብ ምስታይ ማይ ልዑል ጸቕጢ ደም ኣይትረክብን ኢኻ። ውሑድ ማይ እንተሰቲኻ ግን ካልእ ብዙሕ ጸገማት ከስዕብ ይኽእል እዩ።
@yesusgoyta7249
Жыл бұрын
@@drtestiuyhiwet635 waw! nixur zikone melsi. thanks dr.
Akedime yemesgneka, kexile ane ab srah hlf hlf ele teakine akebabi 110/55 mexiau, kemey ymesleka ( kurb Low blod tryck aloni mesleni) entay kgebr ykal weys Normal eyu? Degime yemesgneka
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
110/55 ጸገም የብሉን። ስፖርተኛታት ዝኾኑ ሰባት ከምዚ ዓይነት ጸቕጢ ደም ኣለዎም። ዝያዳ ክትሰቲ እላቦ። ምድንዛዝ፡ ድኻም፡ ሕበጥ እግሪ፡ ሕጽረት ትንፋስ፡ ሕማም ርእሲ እንተሃልዩካ በጃኻ ምስ ሓኪም ተወከስ።
@solomonaman6234
Жыл бұрын
@@drtestiuyhiwet635 ደጊመ የመስግነካ፡ ብመስረት ህክምና I have diagnos for Myalgi and diskbråk in lumbar spine and thoracic spine and and also chronic pain in the right skulderblad and shoulder ኣሎኒ፡ስለዚ አዚ ዝበልካዮ ምልክታት ዳርጋ ኩሉ ኣሎኒ ከም ሳዕበን ናይቲ ዝተከስኩልካ ሽግራት ብምርኣይ ግን ሃሲበሉ ወይ ተዛሪበሉ ኣይፈልትንየ ። ብድኮነ የከንየለይ ከማኡ ክገብርየ
@solomonaman6234
Жыл бұрын
@@drtestiuyhiwet635 ማለተይ ሕበጥ እግሪ ትራይ እዩ ዘይብለይ
@yesusgoyta7249
Жыл бұрын
@@solomonaman6234 ohhh Sorry to hear that... kemzi kebid himam yimesil. Ajoka zihawey.
@solomonaman6234
Жыл бұрын
@@yesusgoyta7249 Thank you kbur haw, Chronic pain and tiredness kelil ay konen mszi nayzi adi stress and gulbetawi srahn gn amlak ymesgen akmey eyu, I am doing my best.
Kbur hawey 140/90 normal eyu kbdet trah kensi elu medhanit ayazezeleyn hji ksab 148 tbexh ala
@drtestiuyhiwet635
Жыл бұрын
Selamat. Yirideani hitoki. Etti nay dem Aken tirah zeyikones, etti milikitat wun ab gimit kenetiwo alona, kemiu wun edmieki, xigiyat nay addietatna tetew zibeleki entekoyinu ab xekti demki lewuti kigebir yikiel eyyu. kibdet mikinas dima kemti abzi video eleyo zeleku ... tikimi alewo, sibihi entegodilu etto shambiko yigefih, etto xekti dem yigodil. medhanit keltifka mijimar nibaelu gudiat silezelewo... Ayititehaweki nab kenina eyyu mikirey.
@freweynikidane4943
Жыл бұрын
@@drtestiuyhiwet635 thx broo edmeysi abeu aybexahkun nay adtatey wun werhi sreu alo bzkone sle mgdaska yamesgneka GBU ❤️🙏